gere emun part 104 | ገሬ እሙን ክፋል 104

Комедия

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 912

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment Жыл бұрын

    Gere emun Tiktok ፎለው ግበሩና 👇👇 tiktok.com/@gereemunofficial

  • @user-sr5hg8nc3u

    @user-sr5hg8nc3u

    Жыл бұрын

    እሺ ❤🙏

  • @lemlemmirach7838

    @lemlemmirach7838

    Жыл бұрын

    Hiray enda Gere emun❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @meriabdella6118

    @meriabdella6118

    Жыл бұрын

    @@user-sr5hg8nc3u d

  • @BrhanBrhan-wc4zu

    @BrhanBrhan-wc4zu

    Жыл бұрын

    ዕልልልልልልታኩም ይብዛሕ ምንጪይ ሰሓቅ 🥰🥰🥰

  • @gechgech3868

    @gechgech3868

    Жыл бұрын

    እሺ

  • @habenhadish938
    @habenhadish938 Жыл бұрын

    ምቁራት ተጋሩ ኣባላት ገሬ እሙን ፡ ኤርትራዊ ሓውኩም የ ፡ ሰላምን ሰናይን ንህዝቢ ትግራይ ይኩን ። ሰላምና ይምለሶ ፈጣሪ፡ ንተሓቋቆፈሉ ግዜ ይሃበና ።

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    አሜን ለባመይ

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    Жыл бұрын

    Amen💕🙏

  • @mkm4736

    @mkm4736

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኹቡር ሓው💛🕊🌟🙏

  • @meraalem1460

    @meraalem1460

    Жыл бұрын

    ገጽካ ትርሓቅ ወድዛ ጁንታ ትግራዋይ ሲ ካብ መኋስ ዩ ሓዊ ኤርትራዊ ዝኮነ

  • @user-ut2ri6xp6v

    @user-ut2ri6xp6v

    Жыл бұрын

    ኣሜን ዝሓወይ ❤

  • @RaKi-ri2ks
    @RaKi-ri2ks Жыл бұрын

    ብትግራዉነቱ ዝሕበን like 👍❤💛🙏

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    መን አሎ ከምዚ ከማይ ሰላም ናይ ሃገርና ዝናፈቐ😥💔

  • @user-yd4ly1dh4r

    @user-yd4ly1dh4r

    Жыл бұрын

    ኩሉ ትግራዊይ 😥

  • @tgakterentertainment3855

    @tgakterentertainment3855

    Жыл бұрын

    አነ ማአረይ❤😍

  • @WegahtaChanel27

    @WegahtaChanel27

    Жыл бұрын

    ኩሉ ህዝቢ ትግራይ😥

  • @sameramohamed1571

    @sameramohamed1571

    Жыл бұрын

    ኣለና ኣብዚ እፍፍ ግን ማዓልቲ ነውሑ😥😥😥👏😥😥

  • @user-np6ud3ej3j

    @user-np6ud3ej3j

    Жыл бұрын

    ኣለና🤲😭💔

  • @Erenahagerejeganu
    @Erenahagerejeganu Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ክትለቁ ከለኹምስ ማህሌት ትበሃል ዓርከይ ትዝ ትብለኒ ምኽንያቱ ኩሉ ግዜ ሰንበት ዩ ዕረፍታ ብሓደ ኮይና ኣብ መቀለ ንሪኣ ነርና ሕጂ ግን ምስዛ ኩነታት ዕሸል ፍቅርና ፋሕፋሕ ኣቢሎምልና ኩፉኣት መራሕቲ ብዘይካ ማህሌት ጓል ዘላ ከይኑ ኣይስመዓንን ግርህናኣ ሪኡ ይሓልዋ ፈጣሪ

  • @efsf9587

    @efsf9587

    Жыл бұрын

    ክወግሕ አዩ🙏

  • @WegahtaChanel27

    @WegahtaChanel27

    Жыл бұрын

    ኣጆካ መዓረይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ

  • @Erenahagerejeganu

    @Erenahagerejeganu

    Жыл бұрын

    @@WegahtaChanel27 ከም ኣፈፍኪ ይግበረልና ማህሌተይ ከኣ ፈጣሪ ይሓልወልና

  • @rgbebrhan3648

    @rgbebrhan3648

    Жыл бұрын

    ኣጆካ ኣምላክ ከውግሖ ኢዩ ብሰላም ትራከቡ ተስፋ ይገብር ❤

  • @Erenahagerejeganu

    @Erenahagerejeganu

    Жыл бұрын

    @@rgbebrhan3648 ኣሜን ክብረተይ

  • @wahshon9598
    @wahshon9598 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መጻእኩም ቱጋሩ🇪🇷🇪🇷 🟨🟥የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ። ፈጣሪ ከኣ ሰላም የውርደልና

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @amlkiyhoymechrshaynasemrli79

    @amlkiyhoymechrshaynasemrli79

    Жыл бұрын

    Amen & thanks

  • @user-fd3db4jv4m

    @user-fd3db4jv4m

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ደላየ ሰላም ሰላም የውርደልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩሉ ሰላም ይግበረልና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏✝️✝️🌿🌿❤️❤️❤️💛💛💛😘😘

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 Жыл бұрын

    ጎረቤትና ጥዑማት እንዃዕ ብሰላም መጻኹም😘😘

  • @ggghgg7041

    @ggghgg7041

    Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @sameramohamed1571

    @sameramohamed1571

    Жыл бұрын

    ♥️❤🔥

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @WegahtaTube
    @WegahtaTube Жыл бұрын

    ካብ ስድራይ ቀፂለ ዝናፍቀኩም ዳገሬ እሙን እንካዕ ደሓን መፃኩም 🥰🥰🥰🙏

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ስድራና💊🥰🥰🥰__#ሠናይ_ሰንበተ_ክርስትያን_ይኹነልና_ደቂ_ዓደይ__🌿🥀😘😘😘_

  • @igb820
    @igb820 Жыл бұрын

    ሰላም ንኩሉ ፍጡር♥️🙏

  • @josihaile3182

    @josihaile3182

    Жыл бұрын

    Selam kemey tkenu ada gere emun kemza mezanagiet comedy bmsrakum lual msgana nakum kawy ka abrham nfelema gze anbesa tebahlu

  • @yoniEri92

    @yoniEri92

    Жыл бұрын

    ህግደፍ ፍጡራት እዮም ግን ናይ ሰብ ፍጥረት የብሎምን፡ሶ ኣይትለክምዮም

  • @selamzemen1730

    @selamzemen1730

    Жыл бұрын

    Amen

  • @user-qn2vq4rv3p

    @user-qn2vq4rv3p

    Жыл бұрын

    @@yoniEri92 ❤❤❤❤ትክክል ልቦና ይሃቦም ታይሞ እና ክንብል

  • @fffff9450

    @fffff9450

    Жыл бұрын

    Mmmm

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 Жыл бұрын

    አንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ዳ ጌረ እሙን ዝፈትወኩምን ዘድንቐኩምን😍😍like 👍share, ንግበረሎም ደቂ ዓበይቲ *ብሩኽ ሰንበት*🙏

  • @user-xn5rr1tn3w

    @user-xn5rr1tn3w

    Жыл бұрын

    ኤርትራዊ ኮይኑ ከምዚ ዝፅሕፍ እንተሪአስ ብጣዕሚ ይግረም ቀቢፀዮም ግዲ ኮይነስ ሓደ ንስካ ብሩክ ተረኪብካ😍

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 Жыл бұрын

    እንኩዓ ብሰላም መፃእኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ልህዝብና ኣሳልጦ ልስራሕና ይግበሮ ፈጣሪ👏👏👏👏

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    @akebrtgaletewhedogalesehul5135

    Жыл бұрын

    Engilshe Wan Day Neverbtamiy Des Kebleka

  • @zahramahmad3946

    @zahramahmad3946

    Жыл бұрын

    እንዃዕብሰላም ፃ ኪ

  • @user-ee6xm2ei2y
    @user-ee6xm2ei2y Жыл бұрын

    አድነቅቲ አያ ዘርአብሩክ አለኩም ዶ❤😂😂😂

  • @galtigray9301

    @galtigray9301

    Жыл бұрын

    ኣለና ጋል ዓደይ ሸካር❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ደቂ ሃገር ትግራይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    welcome ደቂ ሪመይ ተናፈቕቲ🥰 ለምለም ዓይነይ ምሰሊ ወላዲተይ😥🥰 ቸር ሰንበት ያውለን

  • @kahsayluel4146

    @kahsayluel4146

    Жыл бұрын

    በቃ ኣብዝኸድኽዎ እየ ዝረኽበኺ ሕጂ እውን ትግርኛ ጽሓፊ ማዓርይ

  • @user-ds4tc5dv1p
    @user-ds4tc5dv1p Жыл бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መጺኩም እንዳ ገሬ ሽኮራት ሰላም ንትግራይና ቅሳነት ንህዝብና🌷💝💙

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @ffgcfchtd6997
    @ffgcfchtd6997 Жыл бұрын

    ዳገሬ እሙን ደስ ባሃልቲ እንግሊዝኛ ብእግራ ከይዳ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና ፈጣሪ 🙏🥰

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti Жыл бұрын

    ደቂ ሓላል መሬት ሙሉእ ሰላም ያሃበና ክርስቶስ አምላክና!ትንሳኤ ትግራይና የርእየና💊💘

  • @QALMEDIA12
    @QALMEDIA12 Жыл бұрын

    ብ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኹቡራት ኣሕዋተይ ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም🙏❤

  • @Galbirhanu

    @Galbirhanu

    Жыл бұрын

    እሺ

  • @gdd2917
    @gdd2917 Жыл бұрын

    አነ ዳገሬ እሙን❤😘❤😘 ክሪኤኩም ጥራሕ ደስ ስለ ትውልኒ ሳሓቂ ሰሓቂ እዩ ዝብለኒ 😂😂😂😂😂😂😂ለአሑም ብምርአይ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝርዮ ዘለኹ እዩ ዝስመዓኒ እዙ ትሰርሕዋ ዋዛ ምስቁምነገር እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ 👌👌👌👌👌👌👌❤😘❤😘👍👍👍👍👍👍✌️✌️✌️✌️ዳገሬ እሙን ዝፎቲ ላይክ ግጩው ተጋሩ ዋኒ 🙏🙏🥰🥰😊😊

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @tekiesibhatu5597
    @tekiesibhatu5597 Жыл бұрын

    ክክክክክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ዘድንቀኹምን ዝፈትወኩምን ተከታታሊኩም ኤርትራዊ እየ

  • @user-vy2nm1hn1u
    @user-vy2nm1hn1u Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ድምፂ ወለድኹም ዝሰማዕኹም እንኳዕ ደስ በለኩም❤️💛🥰💊💊

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ጓል ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 Жыл бұрын

    መንጪ ሰሓቀይ እንዳ ገሬ እሙን እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም 💙💙💙💛💛💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ👏

  • @Erenahagerejeganu
    @Erenahagerejeganu Жыл бұрын

    ሰላምካ ይመልሰላካ ኣታ ለዋህ ህዝቢ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    አሜን ለባመይ

  • @user-yd4ly1dh4r

    @user-yd4ly1dh4r

    Жыл бұрын

    አሜን 💘

  • @user-xn5rr1tn3w

    @user-xn5rr1tn3w

    Жыл бұрын

    ፕሮፋይልካ ረአ ከምዚ ዓይነት ፅሑፉ ኣይተፀበኩን ብዝኮነ ኣሜን😍

  • @Erenahagerejeganu

    @Erenahagerejeganu

    Жыл бұрын

    @@user-xn5rr1tn3w ዝበላዕኻዮ ምኽሓድ ይሓንቅ ዩ ዝብል ጹሑፍ ኣንቢበየ ኮ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    @@Erenahagerejeganu መስተወዐሊ 👍

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ እንድ ገሬ እሙን ፅሩያት🤲🤲❤❤❤

  • @bluerevolutionists
    @bluerevolutionists Жыл бұрын

    ኣቤት ደራሲ! 100% ንፉዕ፣ ቀጽሎ

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @rgbebrhan3648
    @rgbebrhan3648 Жыл бұрын

    ሰላማዊ ኣምላክ ሰላምና ይመለስ ተጋሩዋይ ንኩሉ ፉጡር ሰላም ይሃብ ❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፅአኩም እንዳ ገሬየ እሙን ንቤቲ ዝፈቱ 👍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @user-ih3ks1iz4j

    @user-ih3ks1iz4j

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሺ ዚያዲይ🙏🥰

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    ገዛና ተጋሩዋይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ምሕረትን ሰላምን ይሃበና♥️♥️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @kbromaddis9124
    @kbromaddis9124 Жыл бұрын

    ሰምሃለይ10000ዓመት ንበርልና❤🙏❤❤❤

  • @melat3221
    @melat3221 Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ፈውሲ ጭንቀትና ደሃይ ቤተሰብ ስኢንና ናፍቆት በርቲዑና ፈጣሪ ይኣክለኩም ይበለና ኣሕዋተይ ፅቡቅ ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x Жыл бұрын

    *_ሰላምና ፍቅር ለአለም በሙሉ ይላክልን ቸሩ መድኃኔዓለም መልካም እለተ ሰንበት ይሁንልን_*

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 Жыл бұрын

    Here I’m, back to watching this enjoyable & entertaining comedy series. ሓቂ እንተደኣ ኾይኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ መርድእ ሞት ትዕበ ሓፍቲ ኣያ ጆኬር ብለምለም ዓይነይ ክንገር ሓቂ'ዶ ይኽውን 😢😢

  • @user-gi7zk6sy3p
    @user-gi7zk6sy3p Жыл бұрын

    ባለይ ቃዳሚቲ እንኳዕ በሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ቡሩክ ሰንበት

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ጓል ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @meserettigraweyt7541
    @meserettigraweyt7541 Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ዳ ገሬ እሙን ምጭዋት💛❤️👏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын

    ኣያ ዘብረኣብርክ እዪምኮ ልዛ ደራማ ግርምኣ ኩሊኩም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም 😍🥰🥰🥰

  • @BrhanBrhan-wc4zu

    @BrhanBrhan-wc4zu

    Жыл бұрын

    ከም ሎምዓንቲይ ሲሐቀ ኣይፍልጥን 😁😁😁😁😁😁⛱⛱⛱⛱⛱⛱⛱🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g Жыл бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤️ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓድናን ህዝብናን ሰላም የዉርደልና 🙏❤️

  • @salamnew5823
    @salamnew5823 Жыл бұрын

    ልፈትወኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ደመይ 💖💖💖

  • @er7792

    @er7792

    Жыл бұрын

    Kkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ክልል ትግራይ

  • @peacelove5570

    @peacelove5570

    Жыл бұрын

    Deki Ethiopia eyom kkk

  • @user-ds1bt1of4g

    @user-ds1bt1of4g

    Жыл бұрын

    @@er7792 ክላ ካበይ ኣምፅካያ ድዮም ዝበሉ መን በለካ ሕማቅ 😏

  • @user-ds1bt1of4g

    @user-ds1bt1of4g

    Жыл бұрын

    @@peacelove5570 ክላ ድሁል እንታይ ይምልከተካ ሰክት 🤐

  • @user-qn2vq4rv3p

    @user-qn2vq4rv3p

    Жыл бұрын

    @@er7792 ንምንታይ እኹም ግን ድልየትና ትፀልእዎ መሰልና ኣይኮነን ድዩ ዝደለናዮ ንውስን ንዛረብ ኣነ ከማኹም ሓሳድ ርእየ ኣይፈልጥን መስምኣብ

  • @user-mg8hs6im9g
    @user-mg8hs6im9g Жыл бұрын

    ንትዕበ እባ ኣምፅእልና 💔

  • @user-fi7os3lz2u

    @user-fi7os3lz2u

    Жыл бұрын

    ኣብ ደገ እያ ዘላ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    ቋዕ ዳሓን መጻእኩም ብሩኽ ሠንበተ-ኪዳን ጆከኝ ሓኚፍ የዓኸ 🔥 #ንፅልንቕድሚት😁

  • @gjbj1996

    @gjbj1996

    Жыл бұрын

    ኩሉ ግዘ ንፅል ልቅድምት 😂😂

  • @AA-kt5zj

    @AA-kt5zj

    Жыл бұрын

    Amen meary💕🙏

  • @mreliass9449

    @mreliass9449

    Жыл бұрын

    ኣብዚኣ ኒሆ ወዲ ኬፍ ዘለዎ ሓሙሽተ ዓመተይ ኣብ ስደት ንፅል ንቕድሚት ምስ በለ

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    ኣሜን( 3)🙏🙏🙏

  • @asmeraeri4805
    @asmeraeri4805 Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 💗💗💗

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-bh5zv8jz6c
    @user-bh5zv8jz6c Жыл бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃኹም ተናፈቅቲ ምንጪ ሰሓቅና🌹❤🌹❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ጓል ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @manasli4015
    @manasli4015 Жыл бұрын

    Wow 🥰 ከፍ ኣለኩም አንዳ ገረ ኡሙን ጎረቤትና 💞

  • @slamslam8991

    @slamslam8991

    Жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k Жыл бұрын

    ሙሉእ ስላም የወሪደልና ዓዲና እንኳዕ ብስላም መፃኩም እና ገሬ እሙን🙏❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሸዊተይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @filigunners2268
    @filigunners2268 Жыл бұрын

    ንሰንበት ድምቀት ትውስኹላ፣፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፤፤ ትግራይኩም ሰላም ይግበረልኩም፤፤፤ ❤❤❤❤❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሉፃት ናትና❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736 Жыл бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም ❤❤❤❤ኣባኹም ዘለና ክብርን ናእዳን ወሰን የብሉን

  • @brhangaltigray7221
    @brhangaltigray7221 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋይ ኣያ ጆኮርን ለምለም ዓይነይ ዝፈቱ👍

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ጓል ትግራይ ዓደይ❤

  • @user-bv4tb3mq3z
    @user-bv4tb3mq3z Жыл бұрын

    ዕልልታኩም ይጥዕም ደገሬ እሙን 🍃💐🍃💐💐🍃🍃

  • @user-eo5rp7ih5u
    @user-eo5rp7ih5u Жыл бұрын

    ተጋሩዋኒ ተናፈቅቲ ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ብሩኽ ሰንበተ ክርስትያን ይግበረና ሰላምና ይመልሰና ትንሳኤ ሃገርና የሪአና🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ጓል ትግራይ ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤#

  • @user-eo5rp7ih5u

    @user-eo5rp7ih5u

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሽኒ ጋል ሪመይ🥰

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ትናፈቕቲ 💛❤️💛❤️🕊🕊🕊 ሰናይ ዕለተ ሰንበት ህዝቢና'ለ ሙሉእ ፉፁም ሰላም የውርደሉ🙏🙏🙏💛❤️💛❤️🕊🕊🕊

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @user-sx6iv2uc2p
    @user-sx6iv2uc2p Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኡኩም እንዳ ገሬየ 🥀

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ኣቡዋይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ ❤👏

  • @user-rj3oz5eg3d
    @user-rj3oz5eg3d Жыл бұрын

    እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ❤️❤️❤️❤️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 Жыл бұрын

    ጀጋኑና ንበሩልና 🙏🙏🙏💛❤💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊ሰላም ትግራይና የርእየና❤🕊💛🕊❤

  • @meraalem1460

    @meraalem1460

    Жыл бұрын

    kkkkkkkk

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 Жыл бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤❤💛💛💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s Жыл бұрын

    እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ 💛❤🥰🤩

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-tv9yo2rc8j
    @user-tv9yo2rc8j Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኹም ይኩን ሰናይ ሰንበት ክርስቲያን ይግበረልና

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @user-tv9yo2rc8j

    @user-tv9yo2rc8j

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ገይረልኪ ዝያዳይ

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    @@user-tv9yo2rc8j እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤👏

  • @hayet9123
    @hayet9123 Жыл бұрын

    ዕልልታ ሓጎስ ይግበረልኩም ተጋርዋይ❤❤❤🙏

  • @kibromberahi7231
    @kibromberahi7231 Жыл бұрын

    ኣያ ዘራብሩክ ዝፈቱ ላይክ

  • @danitigraway653
    @danitigraway653 Жыл бұрын

    ተናፈቅቲ ለባም ሰባት❤😍

  • @Hello2112.
    @Hello2112. Жыл бұрын

    I can’t stop laugh😂 I like this film, I see for the first time but am so proud! My country Tigray

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @selu5346
    @selu5346 Жыл бұрын

    ክፅበየኩም ቀንየ እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ 🙏✝️💛💛💛

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @selu5346

    @selu5346

    Жыл бұрын

    @@user-ys9yj7en6v እሽኒ ገይረልኪ ዛምበይተይ♥️♦️♥️♥️

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    @@selu5346 እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤👏

  • @LiLiYouTube444
    @LiLiYouTube444 Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃኣኩም ተናፈቅቲ❤🌹🌹

  • @tsegaytesfay1382
    @tsegaytesfay1382 Жыл бұрын

    ንዳ ገሬ እሙን ዝፈቱ ላይክ ይግበር 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍

  • @selamselam2549
    @selamselam2549 Жыл бұрын

    ምንጪ ሳሓቅና ደቂ ዓደይ❤❤

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j Жыл бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳ ገሬ እሙነይ🥰 ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ሙሉእ ሰላም የምጸአልና❤

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

  • @adibooo6460
    @adibooo6460 Жыл бұрын

    Edemen tinan ymneylku hawkim kab eritra ❤️selam ywrdelna aaab zelnayo yhwatey✌️✌️

  • @Iwillcallyoulater1991
    @Iwillcallyoulater1991 Жыл бұрын

    ዘይናኢዶም ዝረኸቡ ጎረቤታና ሰላም የውርደልና

  • @user-fk8mc6fb9k
    @user-fk8mc6fb9k Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም እንዳ ገሬ 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @user-kl2yt3bs4x
    @user-kl2yt3bs4x Жыл бұрын

    ደቂ ትግራይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፈቅቲቲቲቲ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 Жыл бұрын

    My favorit💖 ናይ ሰምበት-ሰምበት ሽውሃይና ኢኹም። ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም። ናይናታት።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @netsanetkahese1194
    @netsanetkahese1194 Жыл бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት🥰🥰🥰🥰🥰

  • @edltgaltigray9127
    @edltgaltigray9127 Жыл бұрын

    ሰላም ንኩላትኩም ኣባላት እንዳ ገሬ እሙን ደገፍቲን ♥️ ፈተዉቲ ጆኮር ኣለኩም ዶ♥️ ከመይ ዝብል ዓንቃፅ ዶ በለ ጆኮር😁

  • @abelteklit4321
    @abelteklit4321 Жыл бұрын

    Enda gerie emun mchuwat selamn rahwan nhzbi tgray ykun kab hawkum Eritrea 🇪🇷

  • @medilove9633
    @medilove9633 Жыл бұрын

    ተጋሩዋ የኔ መልካማት♥️♥️💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤️❤️❤️😘😘

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ኣርሱዋይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኺ ክብረተይ

  • @user-uz4qi8qd9s
    @user-uz4qi8qd9s Жыл бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋ💛❤💛🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-om6wo3mh9j
    @user-om6wo3mh9j Жыл бұрын

    ሰንበት ትድንጒየኒ ናዓይ ሲ ናኹም ከ ትድንጒየኩም ዶ ደገፍቲ ጆንኬር ክክክክክክ

  • @aximtube6963
    @aximtube6963 Жыл бұрын

    ኣንበስ ኣብርሻ ፓውውው 😆😆😁😂😂😂 well come ናይ ገሬ እሙን ደስስስስስ ክትብሉ እግዚአብሔር ኣምላክና ስላሙ ይላኣከልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna7787 Жыл бұрын

    ዝተባረከ ቀደማን ሰንበትን ይኩነልና ፈጣሪ ኩሉ አለም ሰላም ንህዝብናን ንዓድናን የውርደልናን👏🔥😍

  • @user-de5cc2fe3c
    @user-de5cc2fe3c Жыл бұрын

    ናተይ ከሞንቲ እባ ላበይ ያኣቲ ሰብ ኣይርኡ ድዩ 😁🤣❤️

  • @user-de5cc2fe3c

    @user-de5cc2fe3c

    Жыл бұрын

    @@lloveyoutigray4648 ኣፍሬ ደሞ ክፅሕፉ😁

  • @user-pi7gu4gk1l

    @user-pi7gu4gk1l

    Жыл бұрын

    @@user-de5cc2fe3c ካብዚ ንላዕሊ ክክክክክ

  • @yoniEri92

    @yoniEri92

    Жыл бұрын

    @@user-de5cc2fe3c ኣብ ላዕሊ ሕኖቑኒ📌 ብልዮም ዋ😂😂

  • @user-il8kq2yw3c

    @user-il8kq2yw3c

    Жыл бұрын

    😁😁😁

  • @user-dy1vk4ir6o
    @user-dy1vk4ir6o Жыл бұрын

    መይተየ ስሓቅ በኡነት 😂ገዛና ምቁራት ይመችኹም💛♥

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ👏

  • @user-wo7zw5hk8l
    @user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓለል መሬት🥰🥰🥰🥰

  • @Brey8984
    @Brey8984 Жыл бұрын

    ኣንኳዕ ዳሓን መፃኩ ተጋርዋኒ ደቅ ሃገረይ ❤🌹🌹❤🌹🌹💚💚💚🥰🥰🥰

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ

  • @user-qt3re6jo7j
    @user-qt3re6jo7j Жыл бұрын

    እንዃዕ ብስላም መፃኹም እንዳ ግሬ እሙን ስላም ናዓዲና ይውረደለና ፈጣሪ❤🙏

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 Жыл бұрын

    ብሓቂ ብዛዕባ ንስሓ ናብመንፈሳዊ ሕይወት ናኣተኩም ትምህርትኩም ሰናይ ቀፅልሉ

  • @user-ug3gm3tp8b
    @user-ug3gm3tp8b Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ዓይኒ ትግራይና ፅቡቅ አለኩ ቀፅልሉ እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ምሕረት የውርዳልና ትግራይ ትስዕር❤❤

  • @tsedihabshawit3375
    @tsedihabshawit3375 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩክ ቀሰንበት ይኩነልና 👏

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ስብረተይ

  • @fghbhg7454
    @fghbhg7454 Жыл бұрын

    ዳዘርኣብሩክ ፅቡቅ ተዓጢቆም

  • @Paris-sh3qm
    @Paris-sh3qm Жыл бұрын

    💛❤💛❤☪️✝️🙏ተጋሩዋይ

  • @noorsaeed9398
    @noorsaeed9398 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገርየ እሙን❤💛

  • @nihan35
    @nihan35 Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላላተይ 💋💋😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @user-hd7jm3zt9p
    @user-hd7jm3zt9p Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላላ መሬት💘💘💘💘

  • @gechgech3868
    @gechgech3868 Жыл бұрын

    ዋው ብጣዕሚይ ፁቡቁ ዝኾነ ትምህርቲይ እዩ

  • @alemtekeste919
    @alemtekeste919 Жыл бұрын

    አንዳ ገሬ አሙን አንቁዓ ብሰላም መጻአኩም ተጋሩ ኣሕዋትና

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын

    ደቂ ሓላል መሬት❤💛

  • @user-hb2lt8yv7r
    @user-hb2lt8yv7r Жыл бұрын

    እንካዓ ዳሕና መፃኩም ደቅይ ሓላል መርየት❤❤❤❤

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom Жыл бұрын

    እምብአኝ ብሽከይ እኛ ብምውኛቕ ትወጭእኛ😂አያ ጀኮር መቕሰን😂 ተጋሩ አጀኹም ንበሎም ❤🕊💊🕊💊🕊💊ሰላም ንህዝበይ ዓወት ንሃገረይ💊🙏

  • @lets.7860
    @lets.7860 Жыл бұрын

    Thank you enda Gere Emun!!! Amazing episode ❤🎉

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን♥♥💛💛♥♥💛💛💊💊💊💪💪💙

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 Жыл бұрын

    እንዳ ገሬ እሙን እቲ ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ግፍዒ ተተቃልዑ ፅቡቅ ነይሩ እዚ ፀወታ ይፅነሐልኩም።

  • @user-ys9yj7en6v

    @user-ys9yj7en6v

    Жыл бұрын

    ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ ❤👏

Келесі