gere emun part 105 | ገሬ እሙን ክፋል 105
Комедия
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment KZread Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
Пікірлер: 755
ገሬ እሙን TIKTOK👇👇👇 tiktok.com/@gereemunofficial
@tigrayey_demey_21
Жыл бұрын
Done✅️
አንካዕ ብዳሓን መፃአኹም አንዳ ገርየ አሙን🙏🥰ኣብርሃም ዝፈቱ👍😉
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ብርዋይ ሳብኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
@user-zy1lm5bo4c
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v አሽ ማዓረይ🥰♥️
@galtigray1398
Жыл бұрын
ዋይ ኣብርሃም መሕረር 😂ዋላ ኣነ እየ ዝፈትዎ💖💘💘💖💖💖💖💘💘💘💘💘💖💖💖
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@user-zy1lm5bo4c ብርዋይ እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤
@user-zy1lm5bo4c
Жыл бұрын
@@galtigray1398 😅😅
#ሰናይ_ሰንበት 🙏💖💛 * ልደት ማርያም * ባሕቲ ሰላም ባሕቲ ፍቅሪ * ባሕቲ ሓጎስ ባሕቲ ደስታ *ባሕቲ ፍስሃ ባሕቲ ቅሳነት * ዝተአስረ ዝፍተሐሉ * ዝጠመየ ዝዕንገለሉ * አብ ፀገምን ፀበባን ዘሎ ራህዋ ዝኾነሉ * ዝሓዘነ ዝሕጎስሉ * ዝተፈላለዩ ዝራኸብሉ * ፀፅብቁ ብስራት ንስምዓሉ * ድምፂ ወለድና ንስምዓሉ * ወረ ውግእ ካብ ምድሪ ገፅ ዝጠፍአሉ * ንሃገርናን ህዝብናን ምሕረትን ሰላምን ዝወርደሉ * ትንሳኤ ትግራይ እንሪአሉ ዘመን ይግበረልና * ዮም ፍስሃ ኾነ በእንተ ልደታ ለማርያም
@user-bv4tb3mq3z
Жыл бұрын
አሜን ምዓራይይይ
@gjbj1996
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
@AsAs-rk1ou
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
መን አሎ ማአዝ እያ ሰንበት ትከውን እሉ ከማይ ዝፅበ♥️🤟 እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩካተይ♥️💛♥️
@rufta12.
Жыл бұрын
ሳብስክራይ በልኒ ክብረተይ
እንኳዕ ብሰላም መፀአኩሙ እንዳ ገረ እሙን አምላክ ትግራይ ዓድና ሰላም ይግበረልና
@gjbj1996
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🥰
@SaSa-sr6tp
Жыл бұрын
👍👍👍👍💖💖💖💖💪💪💪💪
@mebrahtikiros2304
Жыл бұрын
አሜን. አሜን. አሜን
@user-vj9ld4ni2v
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-vy2nm1hn1u
Жыл бұрын
አሜን 🥰🥰
ሓቂ በልኪ ፀዱቀይ እንካዕ ታ ፀሓይ ውን ናቶም ዘይኮነት ❤️🙏
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
My fevriot program , keep up the good job, from your Eritrean sister 🇪🇷 . God bless xx
እንዳ ገሬ እሙን ኣብዚ ፈታኒ እዋን 105 ምብፃሕ ኣቱም ጀጋኑ ትግራይና ከዓ ሙሉእ ሰላም ይግበሮ ♥
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
@user-mq1vi6rm6j
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ኣነ ገርልኪ ኣለኹ ምቅርተይ ❤️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@user-mq1vi6rm6j ሳምሪየይ እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤❤👏
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና✝️🕊🙏💚 ኣምላክ ካኣ ምሳኩም ይኩን🙏ይፈትወኩም እየ ድምጺ ስድራና ደይሰማዕና ካኣ ጽቡቅ ዜና ስድራና የስመዐና ቲ ሉዑል ኣምላክና🙏💚
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ
@tdf8359
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ዱሙቃት 💥❤️💛🙏
ትግሩም ባይገባኝም ድራማው ደስ ብሎኛል 🥲🤩😁🤲
@AlamAlam-ot4ji
Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-wt5gh5ub2l
Жыл бұрын
ኣይዞሽ ትችያለሽ በደብ ከሰማሽ ትችያለሽ 💝
@samssm111
Жыл бұрын
@@user-wt5gh5ub2l ትግራይን ሰላም ያርጋት 🫡
@ngstihaylay6002
Жыл бұрын
@@samssm111 amen 😍😍
@mebrihat5349
Жыл бұрын
ኣዞሽ 🥰
እንኳን ብስላም መፃእኹም ደቂ ሃገረ ትግራይ ስላምን ቅሳንተን ልህዝብና ኣብርህመይ ምቁር💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍🙏🙏🙏🙏
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
አሜን(3)ክብረተይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንካዕ ናብ እመቤታችን ኣዴና ጋል ሰለስተ ዓመት ኮዬና ናብ ቤተ መቅደስ ዝኣተወትሉ ዕለት ኣብፃሐና ኣሕዋተይ ፆሎታን ምሕረታን በረከታን ኣይፈለየና ኣሜን🤲🙏ዳገሬ እሙን ምቁራት🤣❤♥️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ኣዙየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
ተመስገን አምላኬ አቲ ፀሓይ እዉን እንቋዕ ብመንግስቲ ዘይተወነንኪ ።
ዝተባረክን ዝተቀደሰን ብሩክ ሰንበት ይግበረልና🙏🥀🙏
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ
ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላም ንትግራይ ዓድና ✊❤❤💛❤❤❤
ብሩኽ ሰንበተ-ቺዳን 🙏🏿 #ንፅልንቕድሚት😁
@user-qk9kx2ft5w
Жыл бұрын
ዳብል ንቅድሚት Kkkk
@Paris-sh3qm
Жыл бұрын
ኣሜን😹😹😹😹🙏
@kahsayemaryamlij199
Жыл бұрын
ብንፅልካ እኒኤካ ክሳብ ከዚ እዋይ ሓወይ ክክክክክክክ
@slamslam8991
Жыл бұрын
@@kahsayemaryamlij199 ኣቲ ነፃ ጽልወን ይኾንስ 😁😁🥰🤣🤣
@lmiss-youmom
Жыл бұрын
ዋ ጥይት ነፅልኻ 3ተ ዓመት ምሉእ ንፅል ንምዃኑ እታ ክስታዩ ትሰርሕ ድያ በጃኹም ቤተሰብ ዘለኹም መርምሪዎ
ሙሉእ ሰላም ይግበረልኺ ትግራይ ዓደይ❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
ብ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኹቡራት ኣሕዋተይ🙏❤
@midomido4778
Жыл бұрын
ገይረልኪ
@nigusmear9649
Жыл бұрын
ኣምላክ ሰላም ትግራይ ዓደይ
@safsaf715
Жыл бұрын
ገይረልካ ኣለኩ ሓዉኒ
@mkm4736
Жыл бұрын
ገይረልኺ💘
@tseganettube5698
Жыл бұрын
@@safsaf715 ንዓይ ውን😍
ደቅ ትግራይ ኣሕዋተይ ማዓረተይ ኣብ ዘለክምዎ ሰላም ኣምላክ ምሰካትኩም ይኩን
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
@mahleyt7694
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v እሺኒ ህያበይ ገይረልኩ አለኩ
welcome back ደቂ ሪመይ ተናፈቕቲ እግዚአብሔር ንሃገርናን ንኹሉ ዓለምን ምሉእ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደና
እንኮዕ ደሓን መፃኩም ሙቁራተይ ፀሓይ ገፆም ከምዚ ከማይ ክጎዩ ከለው ዝሰሓቀ😁 እስኪ 👍
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
@herilove7188
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ኡሺ ❤
@user-zt3yc9or9m
Жыл бұрын
ናይ ሎምስ ንበይኑ እዩ ፍሽክ አቢሎምና ብጣዕሚ
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@herilove7188 እመብርሃን እሺ ተበልኪ ክብረተይ❤ ❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@user-zt3yc9or9m ብሓቂ ክብረተይ ሳብሰኪራብ ገበሪ ክብረተይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኹም እንዳ ገሬየ ሽኮራት ኣነ ዓዲ ምስ ኮድኩ ተጋሩዋኒ ተዋሳኢት ክከውን እየ ዝደሊ😁ዝተመነኽዮ ይግበረልኪ በልኒ🥰♥️💛♥️💛💝
@monaliza3835
Жыл бұрын
Hasab lbki yesmrelki
@user-gd3zl6ne5j
Жыл бұрын
ዝተመነኽዮ ኣይኽላእኺ ፈጣሪ ምቅርተይ
@merigaltewahdo1460
Жыл бұрын
ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ💝
ብሩኽ ሰንበት ሰላም ልትግራይና 🙏💛❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንኳዕ በሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ተመስገን ካብ ሰንበት ናብ ሰንበት ብሰላም ዘብፀሐና 👏🍁🌸
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምንጪ ሳሓቀይ ደቂ እታ ሓላል ትግራይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ ይላኣከልና 🏖🏖🏖❤❤❤👏
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ራሄለይ መኣረይ ሳብሰኪራብ ገበረለይ ኽብረተይ
@user-yt9zo9sx6n
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v እሽኒ ክብረተይ👏❤
ለምለም ዓይነይ. ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጽብቅ ትምህርቲ እዩ.
ዝፈትወኩምን ዘፍቅረኩምን ዳ ገረ እሙን አንቃዕ ብድሓን መጻእኩም😍 ላይኪ👍 ኣይንሕመቕ ደቂ ዓበይቲ *ብሩኽ ሰንበት*
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ
@yoniEri92
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ኣነስ ጋል 😀😀😀
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@yoniEri92 ዮኒየይ መኣረይይ ይቅርታ ክብረይ❤
@yoniEri92
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ሄሩየ ጸገም የብሉን ፡ ርኸቢ ኣይትስኣኒ ጌርለኪ ኣለኹ❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@yoniEri92 እሸኒ ዝሓወይ እግዚአብሔር የክብረለይ, ክብረተይ ❤
ናይ ኣብራሃም ዉሳነ ፎትየያ❤❤❤😘😘😘😘 ብዝኾነ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም😘😘😘
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
@lmiss-youmom
Жыл бұрын
ብርጭቆ ብደው ክሰዳ ከሎ ማራ አስሕቑን😂
ተገርዋን እካዒ ሰላም መፀእኹም 💞💞💞💞💞👍👍👍🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍🤔ኸዝውን መብራህት የለን ኣየ ህዝበይ ኣጆና ክሓልፊ እዩ 👍👍👍
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ
@slamslam8991
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v አሺ
ኣብርሃም መቅስን ንኣብርሃም ዝፎቱ ላይክ ደቅ ዓበይቲ🤣🤣🤣🥀❤️❤️
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ደቅዛ ሓላል መሬት🇻🇳 ዝተባረከን ዝተቀደስን ሰንበት ይከነልና 👏ድምፂ ወለድና እንሰመዐሉ ዓድና ሙሉእ ሰላም ዘወርደና ይግበረልና👏😍
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
አሜን(3)ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
ናይ መጀመርያ ኮማቲት እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ፈውሲ ጭንቀትና ፈጣሪ ዓድና ሰላም ይግበረልና ጭንቀት በርቲዑና ሎምስ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
አሜን(3)ክብረተይ እና ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ክብረተይ ጓል ዓደይ ❤
@melat3221
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v እሽኒ ምዓረይ ገይረኪ ኣለኩ ❤❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@melat3221 እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤
ኣየ አብርሃም ወትሮ ቆልዓ ለለ ብርጭቆ ሸይሩ😂
@yordigalltigray
Жыл бұрын
😂😂😂😂
@mkm4736
Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
ኣንቋዕ ብሰላም መጺአኩም ኣንደ ግሬ ኣሙን ኣምላክ ሰላም ራህዋ ንህዝብና ይሃብን ❤💕👏
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ተጋሩዋይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣምላክ ካኣ ምሳኩም ይኩን ስድራና ዘይሰማዕና ካዓ ፅቡቅ ድምፂ ስድራና የስመዐና ቲ ሉዑል ኣምላክና🙏 28
ተጋሩዋኒይ ፅሩያት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ክቡራት ኣሕዋተይ ዓዱን ሰላም ይግበረልና እግዚአብሔር ❤❤❤
😂😂😂😂 ተጋሩ ጥራይ ❤❤❤ 20:20
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ወጋሕታ ትግራይ ዓድና የርእየና 😘😘😘
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ንዓድና ን ንህዝብናን ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
እንዳ ገሬዋይ ፈውሲ ጭንቀትና ተስፋና ድምቀት ትግራይና ንበሩልና💛❤️🥰
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ጓል ዓደ መኣረይ ሳብሰካራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤💛👑🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ
እንካዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ❤ ኣያ ተከስተ ዝናፈቅኩም ከምዝከማይ እስኪ👊👈😍
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ብክረተይ
@tekichowe
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ገረልክዋ ኣጠቃቅማ ትነግርንስ ብምንታይ ክረክበኪ
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@tekichowe እግዚአብሔር የክብረተይ ክብረተይ ኣብፈቱ ናይ ባዕለይ ኣቲካ ፃሓፈለይ ክብረይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራት
ናይ ኣያ ጆኮር ቅጥፈት ግን ብጣዕሚ ተብዝሕዎለኩም ብኩዕ ክሰርቁ🙄 ገሬ ሽኮር ሰዓል ድዩ ሒዙካ ድዩ ድምፅካ ተቀይሩ የቅለልካ♥♥
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራት❤
እንካዕ ሰላም መፃኩም ዝፈትወኩም ሓላላተይ❤💛 ሰላም ንትግራይና ይሃበና እግዚኣብሔር💛❤❤👏
እንቃዕ ብሰላም መጽእኩም ተጋሩዋይ ምዓራይ❤❤👏👏
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ጓል ዓደይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ገሬ እሙን ሰላም ንቅድስቲ ሃገርና ትግራይ ❤️🧡🧡🧡
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንዳ ገሬ እሙን ስለ ሰላም ፍቅር አንደነት ዘሙሩ እርሰበርስ ጦርነት ዋጋ የለወም ዘረኝነት ይጥፋ ፍቅር ለህዝባችን ሰላም ለሀገራችን ኢትዮጵያ ንኩሉ ዓለም የውርደልና ልዑል ፈጣሪና
እንዃዕ ዳሓን መፅኩም እዳ ገሬ እሙን ትንሳኤ ትግራይና የረእየና ክርስቶስ አምላክና
እንካዕ ብሰላም መፃኩሙ ተጋርዋይ 💊❤️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
ጆኮር ዝፎቱዉ liki
ተማላጠጥ ኮይና ምድሪ ኣይትሳኣኑ ኣስሒቕኩምና 😂❤❤💛❤💛❤❤❤❤❤❤💛💛💛❤💛
ወው ደስ ባሃልይ ድቅ ሓላል መርት ትግራይ💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ዳ ገሬ እሙን እግዚአብሔር ኣምላክ ወጋሕታ ትግራይ የሪአና🤲💔
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ቅሱዋይ ሳብሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
@user-dq1xr6gn7k
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ገይረልኪ ጓልእነይ❤️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@user-dq1xr6gn7k ቅሱየይ እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ ጓል ዓደይ ።❤❤✅
@rufta12.
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልኒ ጋል ሪመይ
@rufta12.
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v ገይረልኪ ኣነ እውን ንተሓጋገዝ
ኣብርሃመይ መቅሰን ይኣክ ይሞችካ ፅብቅቲ ሓሳብ😁♥️♥️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሚሊየይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ክብረተይ
ተጋሩዋይ ላይክ ኣይተውሕዱ ከይገበርኩም ላይክ ከይትወፁ 🙏🙏❤❤❤💊💊👌👌👌🔥🔥🔥🔥💥💥💥
እንኳዕ ብዳሓን መፃኣኩም ሓላለተይ ኣሰይ🙏🥀🥀🥀❤❤❤❤❤😍😍😍😍
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ 😘😘😘💕💕💕😍😍😍
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሰሉዋይ መኣረይ ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን❤💛👌
welcome back again ደቅ ዐባይ ትግራይ 🥰🥰🙏🙏
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ዝፎትወኩም እንዳ ገሬ እሙን ሃገረና ሰላም ይግበረልና🥰😘
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን💛❤️❤️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብኪይራብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ክብረተይ❤
ተጋሩዋይ❤️💛
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ዝተባረከን ዝተቀደሰ ሰንበት ይግበረልና
እንካዕ ብሰላም ምጻኩምና ደቂ ሓላል መሬት👏♥️♥️♥️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤😍
እንኻእ ብሰላም መጽኹም ደቂ ሪመይ ሽኮሪናታት💊😘❤️ ንበሩልና እስኪ ኣስሕኩምና 😀
ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ተጋሩዋይ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ 🙏😘😘😘😘😘
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋኒ ፁሩያት😘🙏💖💖💖
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ጓል ዓደይ ሳቤሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን♥♥♥♥❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
አብርሃም ርእስ ጣውላ😂ብርጭቆ ፋሕ አብልዋ😂 አረ አያ ተኸስተን ዕልል እዩ እምበይን አምፅኡልና እዛ ሽኮር ሓፍቲ #ለምለም ዓይነይ ከይተውፅእዋ።
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ሰላም ምሕረት ፍቅሪ የዉርደልና💊🙏
አንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ❤
እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ምቅራት ስላም ንዓድና❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ዳሕና መፀእኩም ገሬ እሙን ዓድና ሰላም ይግበረልና እግዚአብሔር ባሕት ሓጎስ ይግወረልና ሰላም ድህዝብና ኣሜን🙏💛❤️🥰🥰
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም አንዳ ገሬ እሙን ብሉፃተይ ንዳኒ ጆኬር ዝፈቱ👍👈💓💛💓💛💓💓💋💊💊💊💊
እንካዕ ብዳሓን መፃእኹም ፅርይት እንዳ ገሬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣትም ጀጋኑ💄💄💄💄🌿🌿🌿🌿💋💋💋💋💋🌿🌿🌿🌿🌿💋💋💋💋☘️☘️☘️☘️☘️☘️💄💄💄💄🌿🌿🌿💋💋💋💋💋🥰🥰🥰🥰🌿🌿🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋☘️☘️☘️☘️💋💋💋💋💋🌿🌿🌿
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ሳሓቕና ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ንበርሉና💛❤💛❤💛❤❤❤💛❤💛❤💛❤👏
ተጋርዎኒ ሙሉ ሰላም ይግበረልና💓💛💓🙏
ብሩኻተይ ሳላም ሰንበት ኣውዒልኩምና ብስሓቕ ፈሊሕና🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ክብረተይ
ዋይ ህዝበይ እናሐዘንና ንስህቕ አለና አይትሰአኑታ እግዚአበሔር አቦና ካብዙ ኹሉ ፀገምይ ጥምየትይ ናፖለቲካ ጥውይዋይን አአምላኽ የላቕቐልና።
ተጋሩዋይ ሰላምኹም ይመለስ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገርየ እሙን💝💝😍😍ኣታ ኣየ ዘብረኣሩኽኮ ሰሓቅ ቀተለና መቀረት ገዛ በቃ ዓብይ ሰብኣይኮ መስልካ ዋው ይበል ንኹሉኹም ይፈትወኩምን የድንቀኩሙን እየ ግን አዝየ ከድንቆ ዝደል አየ ዘብረኣሩኹና አብራሃም ዋው ኣድናቅትኹም እየ😍😍😍😍😍💛💛💖💖💖💖ናፍቅናኩም ነይርና😂😂😂
እንኻዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን ናይ ሳሓቅ ምንጨይ👏🥰
Wawww betami xebuk serh kexeluwo ny hezbena Tigrina selamen fqren yehabena fetari ny alemna wen kemu Ane kab 1 part eye zekatatelekum zelku so kexeluwo ajokum teray xegem halafay eyu ❤
እንቋዕ ዳሕና መጻኹም እንዳ ገሬ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
ዌልካም እንዳ ገሬ ፅሪያት 🙏♥️❤️
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንደ ገረ እሙን ፅቡቅ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋኒ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሪየ እሙን❤😘❤😘❤😘❤😘❤😘😘😘😘😘❤❤ እግዚአብሔር ሰላም የውረደልና🤲🤲❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤
እንኳዕ ብሰላም መፀኩም ጌታ ሆይ ብጥሜትን ራሓብን ኣይትፈትነና ይኣክለኩም በለና ህዝብካ ብምሕረት ዓይኒካ ጠምተና እህህህ
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
ሳብሰኪራብ ገበረለይ ክብረተይ
@MaryamMaryam-xj7rb
Жыл бұрын
@@user-ys9yj7en6v እሺ ገይረኪ ኣለኩ
@user-ys9yj7en6v
Жыл бұрын
@@MaryamMaryam-xj7rb እግዚአብሔር የክብረለይ ክብረተይ❤
እንቋዕ ብዳሓን መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን ሙቁራተይይይ❤️❤️ፈውሲ ጭንቀትና💙💘💘💛💛💛❤️❤️❤️🙏🙏
ዘርኣብሩኽ ብኣብርሃም ተዋሪዱ ክክክ ቡኽዒ/ቢሑቕ
Tigaru🥰 Like👍💚
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ገዛና ተናፈቅቲ💛♥
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን💛❤
ብድሕሬኻ ዝተወልዱ ቆልዑ ኣፍ ኣጽርዮም መዓስ ኢኻ ኣፍ እተጽሪ' ዶ በለ ገሬ ጆኬር ዓቢ ዘረባ እዩ ተዛሪቡ ብሓቂ ናይ ጥሜት ስቓይ እቲ ዝኸፍኤ አዩ ስቓይካ መወዳእታ ይግበረሉ ፈጣሪ ::
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ እሙን ሓላላት እንኳዕ ብሰላም መጻእኹምና ፍቁራተይይይ