Gere emun Part 58

Комедия

ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና

Пікірлер: 794

  • @user-jy1iq6kj7w
    @user-jy1iq6kj7w3 жыл бұрын

    እንካዕ ናብ ብስራታዊ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብሪኤል ኣብፀሐና ብሩኽ ሰንበት ይግበሩልና

  • @lamlamlamlam3792

    @lamlamlamlam3792

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @betesfaeyezenber4915

    @betesfaeyezenber4915

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @user-jy1iq6kj7w

    @user-jy1iq6kj7w

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይይይይ

  • @user-gx9nz8dx9t

    @user-gx9nz8dx9t

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዓድና ቅዱስ ገብሪኤል ይሓልውልና

  • @user-jy1iq6kj7w

    @user-jy1iq6kj7w

    3 жыл бұрын

    @@user-gx9nz8dx9t ኣሜን ምቅርተይይ

  • @danieldesale5294
    @danieldesale52943 жыл бұрын

    ክክክክክክክ እዋይ ኣደይ ትሙት እዛ ተኽስተ ዝብልዋ ሰብኣይ ኬፍ ዘለዋ ነዛ ፊልም ኮ ኣመቂርዋ እስከ ነኣያ ተኽስተ ዝፈቱ እስኪ ላይክ ይሃበኒ

  • @awethadish6643

    @awethadish6643

    3 жыл бұрын

    gdef gdef kkkkkk nay bahaki amekirwa tekeste

  • @user-di5pe5nf4g
    @user-di5pe5nf4g3 жыл бұрын

    ብሩክ ሰምበተ ኪዳን ይግበረልና ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ ይሓሉና ኣኣብ ዘለናዮ ይሕዋተይ።

  • @yordanostsfay5201

    @yordanostsfay5201

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @natnamedia4661

    @natnamedia4661

    3 жыл бұрын

    ሳብስክራ፡ kzread.info/dash/bejne/k6hqyqSLpMydpNI.html

  • @kalushow7487

    @kalushow7487

    3 жыл бұрын

    Amen

  • @bbbbg395

    @bbbbg395

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @titiayeritrean8095

    @titiayeritrean8095

    3 жыл бұрын

    ኣሜን (3)

  • @user-ly7di2fb2b
    @user-ly7di2fb2b3 жыл бұрын

    አረ ከለ ኣነ እየ ምዉላድ ደስ ይብለኒ ዘሎ😋😋 እስቲ አድነቅቲ ቤቲ ሃይላይ ኢድኩም ልላዕሊ ኣቱም ተጋሩዋኒ ካብ ከክፉ ነገር ኩሉ ኣቦና ቁዱስ ገብርኤል ይሓልዉኩም ስደት የሕፅረልና

  • @user-bk4dx1oi9z

    @user-bk4dx1oi9z

    3 жыл бұрын

    ናተይ ስባይ ካኣ ዕላማኪ ውድኢ እንበለ እዩ ዝሕርርኒ ቆላዓ ድለይ ኣለኩ ክክክ

  • @user-bw8up9pp6j

    @user-bw8up9pp6j

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @selamtube-vr8sz

    @selamtube-vr8sz

    3 жыл бұрын

    ኮሀ ኣነ

  • @mussiegidey9178
    @mussiegidey91783 жыл бұрын

    ግደፍ ዝተሞቸወቶ ላይክ 😂🤣

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa74363 жыл бұрын

    ኣብ ዛሃለኩም ሃሊኹም ቁዱስ ገብርኣኤል ይሓለኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ብሰላም መጻኹም ሙቁራት

  • @selamnaybzih1373
    @selamnaybzih13733 жыл бұрын

    ኣክበርቲ ባህሎም፡ ኣብ ስራህኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥአና ኣብ ዓድኩም ክብረት ኣብ ህዝብኩም ሃልዮት ይመልኣልኩም ኣምላክ ስራኤል

  • @fa4r269

    @fa4r269

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen marr 🙏❣

  • @Hrfanentrtainment

    @Hrfanentrtainment

    3 жыл бұрын

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @iloveyoumama7755

    @iloveyoumama7755

    3 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም

  • @theonly3409

    @theonly3409

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x3 жыл бұрын

    ተዋሳእት ገሬ እሙን አንካዕ አብፅሕኩም ንቅዱስ ገብርኤል ዓመታዊ ክብር በዕል አብፅሕኩም አብፅሕና ነይ ቅዱስ ገብርኤል አቦና ፅሎት በረከት አይፈለየና አሜን

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t3 жыл бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ትግራይ የሕዋተይ መክበርቲ ባህሎምን መንነቶምን ሓውኩም ካብ መንደፈራ

  • @drogba200
    @drogba2003 жыл бұрын

    " ዋእ ግደፍ" ኣያ ተኸስተ መቅሰን ✔

  • @borntodie6459
    @borntodie64593 жыл бұрын

    😂😂😂😂😂 ኣታ ግደፍ ዝብሉ ሰብኣይስ ኬፍ ኣለዎም ናይ ብሓቂ እንዳ ገሬ እሙን ልፈትወኩም መኣት እዮ ካብ ትግራይ ሓውኩም ተወላዲ ኣዲስ ኣበባ ከይፈልጠኪ ንፍቅፍቅ ዘብለኪ ትግራይ ኣደይ ሰላምኪ ይብዛሀለይ

  • @zttgy7054

    @zttgy7054

    3 жыл бұрын

    ዋውውው ታዓዲልካ አብ እእ ተወሊድካስ ትግርኛ ትክእል ገበዝ ዘሓወይ ካበካ ለ ወለድካ ኣድኒቀየም ናይ ባሓቂ

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen lebamey 💕💕💕👏👏👏

  • @borntodie6459

    @borntodie6459

    3 жыл бұрын

    @@zttgy7054 የቕንየለይ መኣረይ ደመይ እዎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዬ ተወሊደ ኣቢዬ ንትግራይ ኣደይ ሪዕያ አይፈፋጥን ግን ወለደይ ትግርኛ ምንባብ ምፅሐፍ ምዝራብ ኣምሒሮምኒ እዮም ካብ ቆልዕነት ጊዜ ኣቲሒዙ

  • @zttgy7054

    @zttgy7054

    3 жыл бұрын

    @@borntodie6459 ብጣዕሚ ፅብቅ ዝያዳይ ንትግራይ ለ ውሰድኒ በሎም ወይ አነ ባዕለይ ወሲደ ከሻራሽርካ ማዓረይ

  • @hubihayati

    @hubihayati

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/nXibusdsYdSomcY.html subscribe gberu yhawet

  • @sasing2281
    @sasing22813 жыл бұрын

    ስድርኡ ዝናፈቀ ከምዚ ከማይ እንተሎ እስኪ ብላይክ ኣለና ኣጆኪ በሉኒ ! ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋተይ ሰላም ኣኣብ ዘለኩሞ።

  • @hamerhamar1635

    @hamerhamar1635

    3 жыл бұрын

    አለና እሞ አሁን ምን ይጠበስ?

  • @iloveyoumama7755

    @iloveyoumama7755

    3 жыл бұрын

    እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም

  • @user-ud7ub9zx4s

    @user-ud7ub9zx4s

    3 жыл бұрын

    በቆሎ

  • @user-ud7ub9zx4s

    @user-ud7ub9zx4s

    3 жыл бұрын

    ኣለወገን ልገባነውሀገሬ

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen nkulatna 💕💕💕👏👏👏

  • @ummita8730
    @ummita87303 жыл бұрын

    በረከት ናይ ቅዱስ ገብርኤል ምስ ኩልና ይኩን

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @hahhah8928

    @hahhah8928

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-vs6tj6kp7d
    @user-vs6tj6kp7d3 жыл бұрын

    እዛ ድራማ ክሳብ ዛ ሕጂ 6:3k ዝኣክሉ ሪኦማ እቲ ላይክ ግን 627ጥራሕ ዩ ዘሎ ሶ ኣቱም ላይክ ከይገበርኩም ትሪኡ "ግደፉ" ምስሓቕ ጥራሕ ኣይኮነን ላይክ ግበሩ እንዳ ገሬ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ ጽቡቓተይ።።።

  • @sebeyumekseb8979

    @sebeyumekseb8979

    3 жыл бұрын

    ኣነ ከማን ላይክ ከይገበርኩ ሓለፍ ጸንሐይ ገለ ታት ገለታት ዳሓሪትለይስ አካ ፈሊጠ ዊ፡ ኣጆኩም ንፉዓት ሓውኩም eritrawi eye

  • @user-ju2yp6we4t

    @user-ju2yp6we4t

    3 жыл бұрын

    ዝረየለይ ፍቅሪ , ናይ ዩቲብ ምሓዛይ ክብለኪ ካብ ሎምስ ኣብ ጂ ድራር ቀጻሊ የ ኮመንትኪ ዘንብቦ ኣወንታዊት ብሙካንኪ ክኣ ዝያዳ ኣድኒቀኪ ።

  • @user-ju2yp6we4t

    @user-ju2yp6we4t

    3 жыл бұрын

    ዝረየለይ ፍቅሪ , ናይ ዩቲብ ምሓዛይ ክብለኪ ካብ ሎምስ ኣብ ጂ ድራር ቀጻሊ የ ኮመንትኪ ዘንብቦ ኣወንታዊት ብሙካንኪ ክኣ ዝያዳ ኣድኒቀኪ ።

  • @udrinkmorewater6488
    @udrinkmorewater64883 жыл бұрын

    🤳አንብቡኒይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም አብ ኡሱርቤት ወይ አብ ሆስቢታል ሓሚምኩም መፍተሒ ትጽበዩ ንዘለኩም ከአ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ሓዳግን መሓርን ኢዩሞ ሎሚሰንበት ምሕረቱ የብጸሓልኩም* መጻኢት ስምበት ዓባይ ክጽበ እምበር ተሃዊከ ሓቂ ኢዩባ ትግርኛ'ስ ንሓልዬት ንፍቅሪ ንሓጎስ ንደስታ ንምዕባለ ጥራሕዩ ዝጠቅም ዝባሃል ዝነበረ በሉ ሃየሓደራ ኩላትና ሓቢርና ግዜኡዩ ሕጂ ንጠቀመሎም ቃላት ፍቅሪ ትግርኛ አብ ምድሪ ልክዕ ከም ኣርበጂ ብረት ካላሽን ሽጉጥ ንዕጠቆም አብ መላእ ነብስና ብሓጎስ ራህዋ ቅሳነት ክነብሩ ናይ መጻኢ ወሎዶታትና, ነዚይ ፍቅሪ ሓልዬት ዕጥቅና ዝጻበኡ ግን ክንመክሮም ኢና እምቢተሎም ግን ግዲ የለን ኣይክንምሕሮምን ኢና ዝፈትወኩም ወዲይ EriTigray💍 ሕጉስኮይነ ክውዕል ላይክlike ግበሩለይ

  • @nahomdawit6265
    @nahomdawit62653 жыл бұрын

    Tegaru natye love u 😘🌍🗝kab Hawkume 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-jr8kg5ej1m

    @user-jr8kg5ej1m

    3 жыл бұрын

    i love you too mkurey ❤❤❤

  • @Henokghrimay
    @Henokghrimay3 жыл бұрын

    በጃኾም ኣድንቅቲ ገረ እሙን like ሃቡኒ

  • @SaraSara-wn1iz

    @SaraSara-wn1iz

    3 жыл бұрын

    አነ

  • @yerusabay6018

    @yerusabay6018

    3 жыл бұрын

    Btami u zfetwekum xubuq srah u

  • @user-ff8zm1eq1j
    @user-ff8zm1eq1j3 жыл бұрын

    ብሰላም ምጹና ሑቡታታ ትግራይ ዓደይ ሰላም ኩንለይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍🌹♥️🇻🇳

  • @Hrfanentrtainment

    @Hrfanentrtainment

    3 жыл бұрын

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @Naomi-Momi

    @Naomi-Momi

    3 жыл бұрын

    Eza bandera nay china dya?

  • @tgraytgraytgray8814

    @tgraytgraytgray8814

    3 жыл бұрын

    @@Naomi-Momi nay hog Kong eya

  • @user-dt8og2du4q

    @user-dt8og2du4q

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mikiyatlove9608

    @mikiyatlove9608

    3 жыл бұрын

    @@tgraytgraytgray8814 ናይ ቬትናም ኢያ ሰበይ ብዘይ ናትካ ወለል ክፈትውዋ ማዓት ኢዮም

  • @fretesfayy6615
    @fretesfayy66153 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ትግራይይይ ማዕረይይይ Love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesgenfetari1535

    @temesgenfetari1535

    3 жыл бұрын

    We love you too wedi erey

  • @nahomshow3066
    @nahomshow30663 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ ኪፍ ኣልኩም ኩሉኩም ንፉዓት ኣጁኩም ቀጽልዎ ።

  • @ableldebesay
    @ableldebesay3 жыл бұрын

    ኡንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ ትግርኛ ፡ ቡሩኽ ሰንበት ይግብረልና ኡንቃዕ ናብ ኩቡር ባዓል ቁዱስ ገብረኤል ኣብጻሓና ፡ ህዝቢ ትግራይ ኡንቃዕ ናትና ኮንኩም ካብ ሓዉኹም ተዛራቢ ትግርኛ

  • @Hrfanentrtainment

    @Hrfanentrtainment

    3 жыл бұрын

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @temesgenfetari1535

    @temesgenfetari1535

    3 жыл бұрын

    Thanks 🙏🏻 Bro lomi Gebriel mikaunu zezekerkani.

  • @ableldebesay

    @ableldebesay

    3 жыл бұрын

    @@temesgenfetari1535welcam bro ማዓልትና ይግበሮ ቡሩኽ ሰንበት

  • @ableldebesay

    @ableldebesay

    3 жыл бұрын

    @@Hrfanentrtainment ክክክክክ ዝበለጸት ትግርኛ ፊሊም & ኮሚድያን 2020

  • @temesgenfetari1535

    @temesgenfetari1535

    3 жыл бұрын

    Amen Nikulana Habibi

  • @yorisalemhagereselam7586
    @yorisalemhagereselam75863 жыл бұрын

    ኢንካዕ ናብዚ ኩቡር በዓል ኣብቀዓና ተጋሩን ኤርትራዊያንን የሕዋተይ ፍቅርን ስላምን ኣብ ደለክሞ።

  • @dahlak3739
    @dahlak37393 жыл бұрын

    ክክክክክክክ ኣኽሰተ እንቋዕ ሰላም፡መጻኻ ን ግደፍ ዝፈቱ ኣብዚኣ ላይክ ጌሩ ይሕለፍ ክክክክክክክክ ኢዋይ ብስሓቅ ሞይተ ብጣዕሚ መቐረት ኮይኑ ግደፍ ክክክክክክ

  • @Hrfanentrtainment

    @Hrfanentrtainment

    3 жыл бұрын

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @dahlak3739

    @dahlak3739

    3 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ

  • @user-xz9ch8fy2k

    @user-xz9ch8fy2k

    3 жыл бұрын

    እንታይ እስከ ኣስሒቁኒ መድብ ክብሎ ከሎ ሞይተ የ በቃ ክክክክክ

  • @dahlak3739

    @dahlak3739

    3 жыл бұрын

    ክክክክክክ ግድፍ ንዒ ዙሪ ኢልዋ ታይ ዙሪ ኢልዋ ካብ ፈለማ ክህሉ ኔርዎ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou12103 жыл бұрын

    በጃኩም like ሃቡኒ ኣይክፍለኩምን ዋ ደቂ ዓደይ 👇💖💖💖❤

  • @hubihayati

    @hubihayati

    3 жыл бұрын

    kzread.info/dash/bejne/nXibusdsYdSomcY.html

  • @eslamkhaled8827

    @eslamkhaled8827

    3 жыл бұрын

    ሳብስክራይ ግበርለይ ጋል ትግራይ ሽኮር

  • @lloveyou1210

    @lloveyou1210

    3 жыл бұрын

    @@eslamkhaled8827 ❤

  • @mhretabtesfay9297

    @mhretabtesfay9297

    3 жыл бұрын

    @@hubihayati 8j

  • @AsdAsd-ke5vf

    @AsdAsd-ke5vf

    3 жыл бұрын

    @@hubihayati ፡

  • @evanosramyek6445
    @evanosramyek64453 жыл бұрын

    Aya jocker&aya kesete kefi zehabkum abzi like gberu I am from Eritrean I love you tigrina comady

  • @tesfutekleab7357
    @tesfutekleab73573 жыл бұрын

    ማዓንጣይ ቆሲለ ብሰሓቅ 😂😂😂......

  • @malhabib357
    @malhabib3573 жыл бұрын

    ኣድነቅቲ ዘርኣብሩኽ እስከ ላይክ ኣለኩም ዶ

  • @user-wt1kh5ul6l
    @user-wt1kh5ul6l3 жыл бұрын

    ኣብርሃም ሽኮር, 🤣🤣🤣😂 ሳሙና ቀይረኒ ከኒፈ 😁😁😁🙄

  • @user-uu1sg8gh4j
    @user-uu1sg8gh4j3 жыл бұрын

    ኣያ ጀኬር መሕረር ዋይ ኣያ ተኽስተ በኻዪ ኣይትሰኣኑ kkkkkkk ቆሲልና እኮ ብሰሓቕ የሕዋተይ መዓረይ ሓውኹም ካብ ኤርትራ

  • @tomasgermay677
    @tomasgermay6773 жыл бұрын

    ዳ ገሬ እሙን ሓላላት።❤❤❤

  • @user-ct5wt1hi8p
    @user-ct5wt1hi8p3 жыл бұрын

    ክክክክክክክ ወዲ ጠንቓሊ ክክክክክ መሽረፈተይይይይ

  • @user-kp3ok7wh6i
    @user-kp3ok7wh6i3 жыл бұрын

    😍😍😍😍💖💖💘💝🥰🤰👩‍❤️‍👩ዝተቀደሰ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና ብሩካተይ

  • @user-vd6wr1kd1v

    @user-vd6wr1kd1v

    3 жыл бұрын

    Amen ፫

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele3 жыл бұрын

    😜😂😜😂 ገርየ መሕረር ሳላ ኣብራሃም ንስሕቕ ኣለና ዛረ ዓይነይ ነዛ ድራማ ሂወት'ዩ ዝዘርኣላ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላምና ወሓዚ ይግበሮ ❤️❤️❤️

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @theonly3409

    @theonly3409

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💞💞💐

  • @ekwqwowa8916

    @ekwqwowa8916

    3 жыл бұрын

    amen amen amen🙏🙏🙏

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya773 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ ክክክክክ ሞይተ ኩሎም ካራክተር ኬፍ ኣለዎም

  • @user-bk4dx1oi9z

    @user-bk4dx1oi9z

    3 жыл бұрын

    እዙይ እንካዕ ምሳይ ኣይውዕል ምሕርር ግድፈ ናበሉ ክክ

  • @alemxaerieya77

    @alemxaerieya77

    3 жыл бұрын

    @@user-bk4dx1oi9z kkkkkkkkkk ግደፊ እዋኣ ክደፊ ክክክ

  • @Solodamedia
    @Solodamedia3 жыл бұрын

    አነስ ሰንበት ምኳኑ እውን ረሲዐዬ ነይረ እየ ስደት ሕሱም ርእስና እባ አዘርካና ናይ ኢድካ አይትስአን እንዳ ገሬ እሙን ከዓ ምዝንጋዕ ጥራሕ ዘይኮነስ ማዓልቲ እውን ስለዘፍለጥኩምና የቕንየልና😊

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w3 жыл бұрын

    ክክክ ኣብራሃም ኣታ መስሓቄን ዝኮነ ቆልዓ ተጠቂሙስያ ቀይረለይ ያ ገሬ ዓይነይ እኮ ሓሚሙ

  • @Ethiorango
    @Ethiorango3 жыл бұрын

    አታ ብስሩስ ተሓጋስ፤ብሰሓቕ ፍንጭሕ ከይብል ፈርሕለኹ ዓድማቴ። ቤቲ ሃይላይ ዓርክ ገሬ ሽኮር...

  • @Hrfanentrtainment
    @Hrfanentrtainment3 жыл бұрын

    Gere emun ጉዳም መሰኻኽር gudam mesekakr ኣያ ዘብረኣብሩኽ ፊልሚ new Tigrigna film 2020

  • @sahbekinfe7517
    @sahbekinfe75173 жыл бұрын

    ንኹሉኹም ኣምላክ ኣብ ትኸድዎ ሰላሚ ይሃብኩም እሾኽ ኣይጋኣኩም የሕማተይ ከይራእኽዋ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ምርቃ ደስ ኢልኒ እሞ ክምርቀኒ ዝደሊ ይመርቀኒ

  • @er2531

    @er2531

    3 жыл бұрын

    *Edman tenan yehabka*

  • @yodityacob3839

    @yodityacob3839

    3 жыл бұрын

    Be ktbl tehagos Wenani mlue tena ybelka fetari Ztemereket tbtsahka. Kileyo do 😜

  • @sahbekinfe7517

    @sahbekinfe7517

    3 жыл бұрын

    @@yodityacob3839 ewe kelkyo naki ka zytmet sbay ybxhaki

  • @yodityacob3839

    @yodityacob3839

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen tack

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen nkulatna edmen tienan yhabka fetari 💕💕💕👏👏👏

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas32493 жыл бұрын

    አያ ተኽስተ 🤣🤣🤣🤣🤣 ሞይተተተ🤣🤣👍 እንዳ ገሬ ምቁራትትት👍

  • @user-pd3bc3kj5k
    @user-pd3bc3kj5k3 жыл бұрын

    ኣየ ቤቲ ሽኮር ቆልዓ ዝኮነ ስብኣይ እንዶ ሂቡኒ ሞይተ ደየ ገለ

  • @amasedetna2035
    @amasedetna20353 жыл бұрын

    Ata bejekum ete gedef zebl sebay aytefewo km Lome sehkqe ayfelten kab hawkum Eri🇪🇷❤

  • @wwicxxcx805
    @wwicxxcx8053 жыл бұрын

    Welcom Welcom Deki abeyti fkrkum Ybzah🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹 Gebrelibanos bzil sim tmhrti Misjemerku kileya azekirkumuni keman😂

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w3 жыл бұрын

    ኣቦ ተከስተ ካማይ ዝፈትዎም ኣነስ ክስሑቅኒ ማዓት ሃሃሃሃሃ ጎቦዛት

  • @binyjr.5652

    @binyjr.5652

    3 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ

  • @mistirfkri3971

    @mistirfkri3971

    3 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ 😂😂😂

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    3 жыл бұрын

    @@binyjr.5652 ክክክ

  • @user-js8td2ls5w

    @user-js8td2ls5w

    3 жыл бұрын

    @@mistirfkri3971 ክክክክ

  • @azmerayikalo8244

    @azmerayikalo8244

    3 жыл бұрын

    Gedefff 😆😆

  • @kalushow7487
    @kalushow74873 жыл бұрын

    Welcom ቡሩክ ሰንበት ይግብረልና ፈጣሪ

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya66913 жыл бұрын

    Kemti Lumud Gele Aynet Enda GERYE EMUN eta Hadash Qolea Kea Kef Alewa 🥰

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l3 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ ግደፋ lake አይፎቱን አሕዋት

  • @user-uc3fv4qi5l

    @user-uc3fv4qi5l

    3 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkk😂😂

  • @user-kf7oz5tu2h
    @user-kf7oz5tu2h3 жыл бұрын

    Welcome back 👉🇪🇷✌️✌️✌️

  • @alexhawmercy1715
    @alexhawmercy17153 жыл бұрын

    ጀኮረይ መቅሰን ግደፍ ግደፍ ግደፍ ምባል ክሳዕ ዝገድፋ ገርካዮ ንሰኽተተ ክክክ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mekereyemane6106

    @mekereyemane6106

    3 жыл бұрын

    Ane felihe endye bsehak zeygedefelu

  • @alexhawmercy1715

    @alexhawmercy1715

    3 жыл бұрын

    @@mekereyemane6106 😂😂😂🙏🙏🙏

  • @mekereyemane6106

    @mekereyemane6106

    3 жыл бұрын

    Gdef gdef

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari15353 жыл бұрын

    ኣብራሃም ግደፍ፣ ኣብ ክንዲ ሞኩሮ ኣምሓርኛ ፈትኖ በል ብ ትግርኛ፣ ብዝተረፈ ብፍቕርኹም ክጽለል ኢለ ብፍላይ ኣያ ዘርኣብሩኽ ኣጸሊሉኒ ። 💕 ❤️ 💕 love you from Switzerland 🇨🇭 .

  • @user-tc6yz6en7s
    @user-tc6yz6en7s3 жыл бұрын

    ኣክባረክ ቤቲ ሺኮር ናይ ብሓቂ acter ኣነስ ንፍቅ ኣቢለያ ቀኒይ፡

  • @user-gt2zk1xy1r
    @user-gt2zk1xy1r3 жыл бұрын

    ፅቡቕ ስራሕ ገርየ እሙን

  • @user-js8td2ls5w
    @user-js8td2ls5w3 жыл бұрын

    ምርጋሞም ዞም ኣያ ጀኮር ወደይ ዋይይ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan3 жыл бұрын

    እንኳዕ ልዓመታዊ ክብረ በዓል ብስራታዊ ቅዱስ #ገብርኤል ኣብፀሐኹም ሰናይ ሰምበት ይግበረልና❤️❤️❤️

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen enkae ahbiru abtsehena 💕💕💕👏👏👏

  • @sanitube6795
    @sanitube67953 жыл бұрын

    ደቂ ሐላል መሬት ሰብስክራይብ ግበሩለይ ስለ ቅዱስ ገብርኤል

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Geyrelki haftewa

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v3 жыл бұрын

    ሸኮሪናታት እንዳ ገሬ እሙን ስላም ቅሳነት ናዓኹም ።።።።።። አነስ ክፈትዮኩም ማዓረይ እየ@♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡

  • @hiwotnig3112
    @hiwotnig31123 жыл бұрын

    ግደፍ ከምዚ ዓይነት ለቶሪ የለን መሕንቂ ክሳድ እምበር haha 😂 ኣያ ተከስተ!!!

  • @samisenay
    @samisenay3 жыл бұрын

    ነዛ ኮሜንት ለንበብካ ኣብ ዘለካዬ ሰላምካ ይብዛሕ ልብካ ብደስታ ይምላእ ብሰላም ዓድኻ የእትይካ ወፂኻ ካብ ምትራፍ ይሓልይካ ኣሜን በሉ🙏 ላይክ ምስ ሰብስክራይብ ብምግባር ሞራልኩም ሃቡኒ

  • @user-ku9wy4zj8x

    @user-ku9wy4zj8x

    3 жыл бұрын

    Amennnnnnnnnn

  • @user-bk4dx1oi9z

    @user-bk4dx1oi9z

    3 жыл бұрын

    ታይ ትልቅቅ ድካ ኣነ ገይረልካ እየ ግን ምንም እትልቅቅን ኢካ ግድፍፍፍፍ

  • @user-bw8up9pp6j

    @user-bw8up9pp6j

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen nkulatna lebamey 💕💕💕👏👏👏

  • @user-ku7if7bj2q

    @user-ku7if7bj2q

    3 жыл бұрын

    Aman

  • @samiandemariam3859
    @samiandemariam38593 жыл бұрын

    I am from Eritrea bat i love tigrayy films 🎥

  • @tdf3074
    @tdf30743 жыл бұрын

    ዌል አንዳ ገሬ አሙን አንኮዕ ብሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሓባይብ ብርኩ ሰምበት ይግበረልና ሕቡያት💞💞💞💞💞💞☑☑👍👍👍👍👈💪💪💪💪👏👏👏👏👏👍

  • @destateklay2825
    @destateklay28253 жыл бұрын

    ኣየ ኣያ ጆኮር ስራሕ ዘይትስእኑ

  • @user-he4zk6fm8z
    @user-he4zk6fm8z3 жыл бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍትውትው እየ ዘብለኩም 💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕💕💕🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕❤❤❤👊👊👊👊👊💪💪💪💪👊👊👊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @user-mb6pl3di8n
    @user-mb6pl3di8n3 жыл бұрын

    ዛ ሓዳሽ ቆልዓ መን ሎ ከማይ ዝፎትዋ ሹኮር ነገር

  • @user-zb7mq9ri3c
    @user-zb7mq9ri3c3 жыл бұрын

    ኣንታ ዝጆከር ዝበሃልስ ንግደፍ ግደፍ እውን በሊዕዎ እውይ ዝስብኣይ ገራሚ እዩ

  • @mosesaser9144
    @mosesaser91443 жыл бұрын

    ተኸስተ በቃ ብጣዕሚ ጎበዝ😂😂😂😂

  • @meradedeart9949
    @meradedeart99493 жыл бұрын

    ቤቲ ሎሞ ኣንቢዓትኒ ኣይተንብዕዋ እስከ ከይንበኣስ ብሩክ ዘመን ይግበሮ ዘመንና ንለምለመይ ዝፈቱ ከኣ like ገልድሙኒ

  • @samiangosom6789
    @samiangosom67893 жыл бұрын

    ክክክክክክ ኣቦይ ተከስተ ሲሒናታ ሎሚ

  • @abitimikiye4551
    @abitimikiye45513 жыл бұрын

    Aza galhadi kef zelewa kola mara des tbleka

  • @abitimikiye4551

    @abitimikiye4551

    3 жыл бұрын

    Adrash nayza galhadi habna

  • @user-fj4sw9hi8c
    @user-fj4sw9hi8c3 жыл бұрын

    ቀዳመይቲ እየ ላይክ ርገፁኒ በጃኩም ብሩክ ሰንበት ከኣ ሓባይበይይይይይይይይይይ

  • @Mulue844
    @Mulue8443 жыл бұрын

    "መሕደር መን ኢኻ?" ህይወትና ብሓቂን ቅንዕናን ዲያ እትነብር? እቲ ሰባት ዝመስሎምን ዝርደኦምን ዝሓስብዎን ሓንሳብ ገዲፈና ...እቲ ፈጣሪ ዝፈልጦ ህይወትና ደኣ. .እየ ዝብል። ምኽንያቱ ንህይወትና መወዳእትኡ ኣጥዕዩ ዝፈልጣን ዝምርምራን ንሱ'ዩ። ንነብሰይ ዝሓታ መሕደር መን'የ? ኢዩ። ንሕና ደቂ ሰባት ክቡራት ፍጥረት ኢና ኢልና እንተኣሚና መሕደር ክቡር ነገራት ክንከውን ውን ኣለና ኢለ'የ ዝኣምን። እቲ ነገራት...ክቡር ሓሳባት፡ ቅንዕና፡ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ፡ ሓቂ፡ ፍቕሪ፡ ዲስፕሊን፡ ቅዱስ ራኢ፡ እምነት፡ ለውሃት፡ ሰናይ ትምኒት፡ ኣኽብሮት፡ ተስፋ፡ ልግሲ፡ ምሕረት....ብዙሕ'ዩ። ብዙሕ ኣምላኻዊ ነገራት። ነዞም ክቡራት ናይ ህይወት ጽባቐ እንተደኣ ከነሕድር ኪኢልና ብሓቂ ግሩምት ፍጥረት ኢና ። ንህይወትና ብሰላምን ርግኣትን ከተንብር እትብህግ በሊሕቲ ሰባት ኢና ። ወላ'ኳ ከም ሰብ ምስ ብዙሕ ድኻምን ውድቀትን ትንሳኤን እናነበርና ። ብኣንጻሩ ሓሶት፡ ዘይንስኻ ምምሳል፡ 'ቅንኢ መንቀኝነት'፡ ጸርፊ፡ ክፍኣት፡ ተንኮል፡ ጭካነ፡ ጸለመ፡ ጽልኢ፡ በለጽ...ካልእ ብዙሕ ክፉእ ነገራት ክሓድሩልና እንተደኣ ኣፍቂድና ብኡ መጠን ምንባርና ይኸፍእ። ምንባርና ግን ኩሉ ግዜ ብመን ንልክዖ ዓቢ ሕቶ'ዩ። ምኽንያቱ ገለ ሰባት ምንባሮም ብሰባት ጥራይ ስለዝልክዕዎ። ሰባት እንተደኣ "ጽቡቕ ኣሎ/ኣላ" ኢሎሞም ንሳቶም ውን ንነብሶም ይጋግይዋ'ሞ ናብ ጸላም የምርሑ። ስለዚ መሕደር መን ምዃንካ ንምፍላጥ ነብስኻ ምፍላጥ ጥራይ'ዩ ዘድሊ። ሓዳስ ዓመት መጸት ጥራይ ዘይኮነስ ሓዳስ መዓልቲ ክትመጽእ ከላ ውን ምስ ነብስኻ ምግምጋምን ምዝታይን ኣገዳሲ'ዩ። ልዕሌኻ ንነብስኻ ዝፈልጣ ስለዘየለ እቲ ካብ ሰባት ዝመጻካ ርእይቶ ካልኣዊ'ዩ። ኣብ ህይወትካ ንመን ኢኻ ክነብርን ከናብረካን ኣፍቂድካሉ ዘለኻ ኣጥዒኻ ምፍላጥ'ዩ ምሉእ ጥዕና ዝህበካ በሃሊ, የ :: ሮሜ 12 (Romans) 16፤ ንሓድሕድኩም ሓንቲ ሓሳብ ሕሰቡ። ምስቶም ታሕቶት ትሕት በሉ እምበር፡ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ነገር ሓሳብኩም ኣይተውድቑ። ጠቢባን ኢና ኢልኩም ብርእስኹም ኣይትሕሰቡ። 17፤ ነቲ ኣብ ቅድሚ ዂሉ ሰብ ጽቡቕ ዚኸውን ደኣ ሕሰቡ እምበር፡ ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ። 18፤ ዚከኣል እንተ ዀይኑስ፡ ብኣኻትኩም ዝመጸ፡ ምስ ኲሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ። Happy sunday guys.

  • @sahbekinfe7517

    @sahbekinfe7517

    3 жыл бұрын

    amlak ybrka bruk hawey lbam

  • @Mulue844

    @Mulue844

    3 жыл бұрын

    @@sahbekinfe7517 amen amen amen

  • @alganeshtekie2859

    @alganeshtekie2859

    3 жыл бұрын

    Muller bravo

  • @user-kv3cz6hi1s

    @user-kv3cz6hi1s

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ

  • @Mulue844

    @Mulue844

    3 жыл бұрын

    @@user-kv3cz6hi1s amen amen amen selu haftey

  • @Mulue844
    @Mulue8443 жыл бұрын

    ምርቓ ደስ እልኒ እባ መርቁኒ guys

  • @user-jr8kg5ej1m

    @user-jr8kg5ej1m

    3 жыл бұрын

    እድመን ጥዕናንን ይሃብካ 🙏🙏🙏👈 ሓሳብ ልብካ የስምረልካ /ኪ ምስ እትፈትውዮም /ዎም ስድራካ /ኪ የራክብኪ /ካ 😍😍

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Edmen tienan yhabka fetari 💕💕💕👏👏👏

  • @brhaneabrha8830

    @brhaneabrha8830

    3 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ

  • @Mulue844

    @Mulue844

    3 жыл бұрын

    @@brhaneabrha8830 ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Mulue844

    @Mulue844

    3 жыл бұрын

    @@mdinaal7283 ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @saronjohn9948
    @saronjohn99483 жыл бұрын

    ኣብ ንብረቶም ኣብ ባህሎም ኣብ ቁማሮም ኣብ ሂወቶም ኣብ ገንዘቦም ንጡፋት ተዋሳእቲ

  • @user-ob4qk3om6s
    @user-ob4qk3om6s3 жыл бұрын

    ኩቡራት እሕዋተይ ሰናይ ቅንያት ይግበረልና ናፍቆት ዓደይን ስድራይን አይከአልኩን 😭

  • @temrigoyetom6075
    @temrigoyetom60753 жыл бұрын

    ኡይይይይይ መዓንጣይ ቆሲለ ብሰሓቅ ሞትኩ ክክክክክክ

  • @sooqusabya8565
    @sooqusabya85653 жыл бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ብሩክ ሰንበት ክኣ ይግበረልና ደቂ ዓደይ ኣብ ስደትን ኣብ ጭንቀትን ዘለው የሕዋትና ቅድስ ገብርኤል መዋፅእቲ ይፍጠረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @febenandemeskel8301
    @febenandemeskel83013 жыл бұрын

    Welcome eda gere emun n zeriabruk n lemlem ayiney tfetwu like habuni

  • @weditigray312
    @weditigray3123 жыл бұрын

    ዋውውውው እንዳ ገሬ እሙን ኣቱም ጀጋኑ ብጣዕሚ ኢኹም ቀልቢ ሰብ ትስሕብ ኩሉ ሰብ ብሃንቆብታ'ዩ።ዝፅበየኩም!!❤❤❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe3143 жыл бұрын

    Atoum brkuat fetret enka dehan mezakum. Betame des teblu. Gobezat. Betame senbet be hankewta nezbeya. 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾❤🌷

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe3 жыл бұрын

    Like habuni kenihe kria eya ahwatey bruk senbet ygberelna

  • @Londonuk2285
    @Londonuk22853 жыл бұрын

    You made my Sunday laugh 😂 bless you

  • @yut9623
    @yut96233 жыл бұрын

    አየ አንዳ ጌሬ ሽካር ሳሓቅ ቃቲልክምና ንበሩና ወይ አያ ተክሰተ ሰሓቅ ቃትለምና💋💋💋💋🇻🇳🇻🇳💪💪

  • @yohanneskesete9993
    @yohanneskesete99933 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ ምርቃ ን ላይክ ምልማን ዲዩ 😎

  • @helloafrica412
    @helloafrica4123 жыл бұрын

    እንዳ ገራየ ዊልካም ኣንቱሙ ብሩካት

  • @user-zl5kg7in5r
    @user-zl5kg7in5r3 жыл бұрын

    ቅድስ ገብርኤል ይጠብቃቹ

  • @danieldesale5294
    @danieldesale52943 жыл бұрын

    እወይይይይይ ክክክክ ኣያ ተኽስተ ኣስሚረሉ ኣለኹ

  • @eoeoeowo5048
    @eoeoeowo50483 жыл бұрын

    ግደፍ😀😀😀😀

  • @Habeshapodcast
    @Habeshapodcast3 жыл бұрын

    Welcome ገሬ እሙን፡ የሕዋት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና፡ ንእግረ መንገድኩም ድማ ሳብስክራይብ ጫዕ

  • @user-zl5kg7in5r
    @user-zl5kg7in5r3 жыл бұрын

    ቤቲ ሽኮር ፀላእኺ ይንባዕ ቆልዓ ዝኾነ ስብኣይ

  • @munahaile9824
    @munahaile98243 жыл бұрын

    Gedef Gedef Gedef🤣🤣🤣🤣🤣

  • @danifreeboy3449
    @danifreeboy34493 жыл бұрын

    እንዳ ገሬ-እሙን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣይትጥፍኡና ድማ ደላይ ሰላምኩም from Eri.....

  • @user-zk8mc4lj3l
    @user-zk8mc4lj3l3 жыл бұрын

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና አሕዋት

  • @mdinaal7283

    @mdinaal7283

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏

  • @kibreabgebremdhin4945
    @kibreabgebremdhin49453 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkk ሳሓቕ ሞይተ ማራ ደስባሃሊት ተዋስኦ እያ።

  • @user-lu5ro2bf4n
    @user-lu5ro2bf4n3 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t3 жыл бұрын

    ኣያ ተኽስተ😂😂😂😂

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama77553 жыл бұрын

    ስላም ደቂ ትግራይ. ማዓረይ

  • @teshomenguse4241
    @teshomenguse42413 жыл бұрын

    Wawwww kexlwa btami konjo

  • @user-bo2pl1vf9o
    @user-bo2pl1vf9o3 жыл бұрын

    ግደፍ ግደፍ ክክክክ እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም እንዳ ገሬ ንፉዓት♥

  • @yakiem9116
    @yakiem91163 жыл бұрын

    ክክክክክ ጆኬር ማፍያ😂

  • @wwicxxcx805

    @wwicxxcx805

    3 жыл бұрын

    Gidefo ba😂😂 seb ymerix

  • @wwicxxcx805

    @wwicxxcx805

    3 жыл бұрын

    Gidefo ba seb ymerix😂

  • @love.9390
    @love.93903 жыл бұрын

    ክክክክክክክክ ከምለማዓንቲ ኣይሳሓቅኩን ተባረኩ ደቅ ዓደይ ሽኮርናታት love

  • @njeimcelladma6362
    @njeimcelladma63623 жыл бұрын

    Wowwwww kemey dikm mekesnat mukrat 💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋♥♥

Келесі