#2)gedam abune ymaeta guh ገዳም ኣቡነ ይማእታ ጉሕ ትግራይ (2020)

ገዳም ኣቡነ ይማእታ ኣብ ጎቦታት ገርዓልታ ኣፀብሪቁ ዝርከብ ዓብይ ገዳም እዩ።እዚ ገዳም ንዓይኒ ሰሓባይ ዝኾነ ተፈጥራዊ ምስሊ ዘለዎ ቦታ እዩ።

Пікірлер: 25

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd6 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን በረከቶም ይሕደረና💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-di2gt7hr9j
    @user-di2gt7hr9j3 жыл бұрын

    ናይ አቡነ ይማእታ በረከት ረድኤት ይሕደረና ፀሎቶም ኣይፈለየና በቃልኪዳኖም ሀገርና ይዕቀቡልና✝✝✝

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13596 ай бұрын

    Egziabher. yemasgen. Nekulu.✝️☝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿💛🌿🕊️

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn7 ай бұрын

    በረከት ናይ ኣቦና ይምዓታ ይሕደረና አሜን /3/_

  • @user-is4nj8wm2f
    @user-is4nj8wm2f3 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሀገርንና ስላም ይገበርልና🙏🙏

  • @Embaynesh1083
    @Embaynesh10832 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር ሓዉና በረከቶም ይሕደረና /ካ ብሓቂ ቀፅለሉ በርትዕ ታሪክና ክንፈልጥ ኣሕዋትኩም

  • @user-wr1pg1ky7l
    @user-wr1pg1ky7l17 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaabrham149
    @tsegaabrham1493 жыл бұрын

    ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስይብል ትግራይ ዓዲ ታሪኽ እያ

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @tirhasadane8906
    @tirhasadane89062 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ሰለ ቅዱሳን ቃል ኪዳን አብ መከራ ዘሎ ህዝብና ይታዓረቀልና መዳሃኒአለም🙏💛❤️💔

  • @mebriabreha7836
    @mebriabreha78364 жыл бұрын

    Bereketkum ymelalana ahwatey mearey nay bahaki kenia 😥😥 teadilkum

  • @user-od8rk4nv1m
    @user-od8rk4nv1m3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ገድሊ ትአምራቶም በረከቶም ይሕደረና በጸሎቶም ይምሓረና አሜን

  • @Embaynesh1083

    @Embaynesh1083

    2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣደ ዓይነዋ🍃🕊

  • @Embaynesh1083

    @Embaynesh1083

    2 жыл бұрын

    ናብዚ የብጸሐና ብሓቂ ኣነለ ሲዒበኪ ካልአተይ 😘

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y2 жыл бұрын

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ አቦታትና በረከትኹም ይሕደረና⛪🎚🍀

  • @tttfff4025
    @tttfff40252 жыл бұрын

    berth hawey natey

  • @zemari_frezer_semere
    @zemari_frezer_semere6 ай бұрын

  • @user-cs1sp3zt7b
    @user-cs1sp3zt7b3 жыл бұрын

    berekotom Yhderena

  • @mashogermedihin2055
    @mashogermedihin20552 жыл бұрын

    አቤት ሃይማኖተይ ኦርቶድክስ ንዝላኣለም ትንበር አሜን አሜን አሜን

  • @user-hj5tt9pz3p
    @user-hj5tt9pz3p5 ай бұрын

    ከምኡ ናበልኩም እስከ ገዳማትና ኣፋልጥወን ኣሕዋት

  • @mashogermedihin2055
    @mashogermedihin20552 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @kiflemariamwoldu4524
    @kiflemariamwoldu4524 Жыл бұрын

    ኣቢነ ይማጣዕ'ዩ ዝድመጽን ዝጸሓፍን ብግግእዝን ትግርይናን ኣብቲ ገድሊ ከምዝተጻሕፈ

  • @elsabettadesse8066
    @elsabettadesse80662 жыл бұрын

    ውዴ በአማርኛም አቅርበው መዝሙሩ እጅግ በጣም ደስ ይላል።

  • @rgbeabrha4221

    @rgbeabrha4221

    2 жыл бұрын

    አምላክ ይመስገን ክብር ሓውና። በረከተም ይሕደረልና ቀፅለሉ🙏🙏🙏

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti2 жыл бұрын

    ❤❤❤

Келесі