አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
ኡፍፍፍፍ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ሕውስዋስ ዝብሎ ሓጎስን ናፍቆትን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስን ስደትና ኣሕፂሩ ነዚ ቅዱስ ቦታ ኣፍደገ ሰላም ንምስላም የብቀዐና በረከት ናይ ኣባ ሰላማ ይሕደረና ንሃገርና ትግራይ ሰላሙ ይለኣከልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ነዚ ዘቅረቡኩምልና ክቡራት ኣሕዋትና ደኪሙና እንተይበልኩም ገንዘብኩም ኩሉ ኣጥፊእኩም ዓስብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ይክፈልኩም ኣባ ሰላም ኩሉ ግዘ ኣብ ጎንኩም ይኩን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉ ዞምሓተይ ነዚ ክርኢ ዝተሰመዐኒ ሓጎስን ናፍቆትን ክግለፅ ዘይከኣል እዩ እግዚአብሔር የክብረለና ዞምሓተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አብና ሰላም አብና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ናዚ ዘርአካና
አሰይይይ ክንደይ ደስ ይብል ስደትና አብቂዑ ናብ ደገ ሰላሙ የብቀናዐና ፈጣሪ ኩሉ አለም አሜን
በረከት ኣቡነ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ይሕደረና ኣሜን።
አብነ ሰላማ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ገዳም ልምስላም የብቀዐና ብጣሚ ደስ ዘብል ሰደትና የፅረልና ኣብ ስደት ዘለና
ያቀንየልና ቢጣእም እዩደስልቢል ቃፂሉሉ እዲመን ጥእናን ይሀበልና ❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ትግራይና ስላም የውርደልና 💛❤🙏
ክንደይ ደስ ይብል ስደትና አሐፅሩ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ኣፍደገ ብፁእ ወቅዱስ ኣቦና ሰላማ ንምስላም የብቀዐና🙏 ናይ ቅዱስ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ቅዱስ አቡነ ስላማ ክሳቴ ብርሃን ፀሎት በረከት ረድኤት አይፈለየና ህዝብ ክርስቲያን🙏💗 ክንደይ ደስ ይበል ብሓቀይ🙏
ኡፍፍፍ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስደትና ኣሕፂሩ ናብቲ ቁዱስ ቦታ የብቅዐና
ኣሜን
አሜን አሜን አሜን❤
ተመስገን ኣምላክ አቦይ ናዚ ዘርአካኒ ንምስላም አፈደጉኡ የብቀዐና ኣምላክ አብና ሰላም አባይ ባዓል ውዕለታ ተመስገን ሰለ ኩሉ ናገር ተመስገን ተመስገን ተመስገን💓💓💒🙏🙏👐👏
Amen amen amen 🙏🙏🙏
ቀፅለሉ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ❤❤❤❤
አሜን ብሓቂ ፍሳሃ ወሰላም ንሃገርና ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ዓዲ ቅዱሳን እስኪ ብሓቂ ተመስገን
እግዚአብሔር ኣምላኽ ናብኡ ንምርጋጽ ይብቀዕና
በረከታቸው ለኛም ይድረሰን
እግዚአብሄር አምላክ ዓድና ይባርክ ናይ ኣባ ሰላማ ከሴቴ ብርሃን በረከቶም ኣይፈለየና ሰላም ንህዝብናን ዓድናን የውርደልና ትንሳኤ ሃገርና የሪእየና💖👏💊
ቅዱስ ቦታ ቅዱስ ሕዝብ 🙏
Ruhus hadush amet yigberelna, nay Abona Abune Kesateberhan bereket, xelot mis kuluna yikun, Amen.
It Is Beautiful, And Thank You So Much For Sharing!!!
እልልል እስይ እልልል እስይ እልልል እስይ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላ ሰደትና አሕፂሩ ናብ ዓድና ይምለሰና ናይ አቦና ቅዱሰ አባሰላማ ከሳቴ ብርሃን ብረከቶም ይሕደረና ❤❤❤🙏
አየ ዓደይ ማዓረይ
እንቋዕ ካብ ዘመነ ማርቆስ 2014 ዓ.ም ናብ ዘመነ ሉቃስ 2015 ዓ.ም ብሰላም ብጥዒና አብጸሐኹም ኣብፀሐና ናይ ህዝብናን ዓድናን ሰላም እንርኤሉ ሠናይ ዘመን ይኹነልና። ዘመንኹም ኹሉ ብሩክ ይኹን።💛❤️💝💝💘💘💖🌼🌼🌼🌼🌸🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌺🥀🌸🌻ኣሜን ኣሜን አሜን🙏❤💛🕊🕊🕊🕊
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ጎበዛት ኢኩም ቀፅልሉ ኩሉ ታሪካን ባህልታትን ትግራይ ከምዚ ገይርኩም ኣቅርቡልና ጀጋኑና
አባ ሰላም አቦአይ
ኢግዛብሔር ዝባረኻ ብርኺት መረየት አደይ ሃገረ ትግራይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን
እግዚአብሔር የመስጋን ትግራይና ላብ ልዕልናአ ተመሊሳትልና መሊአውን ትመለስ እያ ናይአባ ሰላማ ፆሎትን በረከትን ምስህዝብናና ትግራይናን ይሕደር🙏🙏🙏💛💛❤❤ሀገረ ትግራይ የባርክ💊💊🌻🌻🌻
Thank u TPM
አምላኬ ሰላምህ ላክልን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ከምዚ ገይርኹም ሃይማኖትናን መንነትናን ኣፍልጡና
እግዚኣብሄር ይሃበልና ግዱሳት ሰብ ሞያ ትግራይ ኣዚና ነመስግን፡ኣብኣ እንከላ ግና ገለ ናይ ትረኻን ናይ ቐረፃ ምምሕያሽ እንተትግበረሉ ፅቡቕ እዩ፡camera speedly is more
ቃለ ህይወት የስምአልና
በረከት ኣቡነ ሰላማ ኣይፈለየነ ምድያ ህዝቢ ትግራይ ካኣ ትባረኩ የቀንየልና ከምዚ ሃይማኖትናን ታሪካዊ ገዳማትናይ ከተቅርቡልና ንላቦ
Amen Amen Amen
Tnx TPm
Damernaska Ahewate Sab Falowe Baluny
Y
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ናይ ዓድናንን ህዝብናንን ይመልሳልና ስሚዒተይ ተሓዋውሱ ምካኣል አብዪኒ ኦ አምላክና ስላምካ መልሰልና ስለ እቶም ቅድሳን ደቅካ እልካ 💔🙏
🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Wwww Btamey Dasbhaly
ትግራይ ዓዲ ታሪክ ደስ ይብል ኣነ ግን ገደል ርእሰይ እዩ ዝዘረኒ ፈራሕ እየ
ትግራይ ዓይኒ ቢሌን ዓደይ ነዚ ዩ መከራኪ በዚሑ ታሪኪ ከጥፏኡ ሕጂ ግን ናይ ዘል ኣለም ዕረፍትኪ ዩ
God bless u all
Egziabher. yemasgen. 😢👏😢👏😢👏😢👏😢👏😢👏😢❤️💛❤️🌄🕊️🌿🦁🤝🌷🌿🌷🌿
ህዝቢና እንኳዕ ኣብፅሓካ ትግራይ ዓድና
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ
❤️🧡🙏🙏🤲🙏🙏🧡❤️💔💔💔
ገዳማትና ክተፋልጡና ምልዓልኩም ነመስግን ግን ሓደ ነገር ክትእረምሉ ዝግብአኩም ናብ ገዳማት ናይ ሃማኖት መሰረት ክሳብ ዝኮነ መዝሙር ወይ ክላሲካል መዝሙር እምበር ደርፊ ክትገብርሉ ኣይግባእን ትጥቀምሉ ክላሲካል መዝሙር ክኸውን ኣለዎ።
💚❤🙏💚❤🙏💚❤🙏💚❤💪👌
ትግርይ ህዝብይ ስለም
ትግራይ መንበር አባ ሰላማ አቋቋማቹ ? ክህደት አይታክታቹ አትማሩም ትጠፋላቹ
ዓብዪ ስሕተትኩም ደርፊ ኣይትግበርሉ ናይ ሃይማኖት ሕጊ ክተማልኡ ይግባእ ደርፊ ብሃይማኖትና ክልኩል እዩ
Пікірлер: 58

@user-dv8fw2jb9i
Жыл бұрын

@jonathanissayas7631
Жыл бұрын
Y
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ናይ ዓድናንን ህዝብናንን ይመልሳልና ስሚዒተይ ተሓዋውሱ ምካኣል አብዪኒ ኦ አምላክና ስላምካ መልሰልና ስለ እቶም ቅድሳን ደቅካ እልካ 💔🙏
🥰🥰🥰🙏🙏🙏
Wwww Btamey Dasbhaly
@tsruytibrhanu8879