DW TV ገዳም ኣብራሃ ወኣፅባሃ

Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.com/
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
Instagram / dimtsiweyane

Пікірлер: 55

  • @simonsimon6482
    @simonsimon64824 жыл бұрын

    🙏🙏🙏 ኩሎም ገዳማት ከምዚ ጌርኩም ኣቅርቡልና 🙏🙏🙏

  • @samera7043
    @samera70433 жыл бұрын

    ፀለት አበረሃ ወኣፅባሃ ኣይፈለየና ኣሜን

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x4 жыл бұрын

    ነይ አባታትና ኣብርሃ ኣፅብሃ በረከት ፀሎት ረድኤት አይፈለይና ለዘላለም አሜን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን ኦርቶዶክስ

  • @ajmalaj2125
    @ajmalaj21254 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ናይ ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣይፈለየና

  • @gffrfg832
    @gffrfg8323 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከት አብርሃ ወአፂበሃ አይፈለየና🙏🙏🙏🙏

  • @fddd3703
    @fddd37034 жыл бұрын

    ፀለትአበረሃወኣፅባሃኣይፈለየና

  • @lloveyoutigray4348
    @lloveyoutigray43483 жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን በረከቶምን ረዲአቶም ይሕደረና

  • @oasd7432
    @oasd7432 Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን🙏😔

  • @slamslam766
    @slamslam7662 жыл бұрын

    ነገስተኣለም የሓልውና አሜን አሜን አሜን👏👏👏👏👏👏👏

  • @shoshosho5438
    @shoshosho5438 Жыл бұрын

    ፆሎቶምን ፀጋ በረከቶምን ረዲአቶምን ናይ ነገስታት ኣብርሃ ወኣፅብሃ ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይሕደረና ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ደገ ሰላሙ የብቀዐና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 📚📚✝️✝️✝️

  • @weyzendroagertefa1178
    @weyzendroagertefa11784 жыл бұрын

    በጣም ደስ ይላል

  • @user-pi8jz9hr8p
    @user-pi8jz9hr8p Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፅሎቶምን በረከቶም ኣይፈለየና

  • @gebreyesussolomon6357
    @gebreyesussolomon63573 жыл бұрын

    Amen amen amen 💒💒💒✝️✝️✝️✝️

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo85654 жыл бұрын

    አዛንያ ሳይዛንያ ይባሃሉ ክልተ አሕዋተ ነገስታት እዮም ዝባሃሉ ነይሮም አብ አክሱም ምስ ተጠመቁ እዮም ኡብራሃ ወአፂብሃ ተባህሎም በረከት ረድኤቶም አይፈለየና

  • @isaacchannel2818

    @isaacchannel2818

    Жыл бұрын

    Eznka ayserhn diu ab debresina yom tetemikom

  • @FwerFerd-hq1lb

    @FwerFerd-hq1lb

    Жыл бұрын

    ​@@isaacchannel2818ኣይኮኑን ሽዑ ደብረ ሲና ኣይነበረን። ሓማሴን ድሕሪ ኩናት ዓድዋ ዝተሸጠ መሬት ህዝቢ ትግራይ እዩ ነይሩ። ናይ ኤርትራ ታሪክ መፅሓፍቲ ሓዉሲ ፅንፅዋይ እዮም። ፅልኢ እዮም ዝሰብኩ።

  • @isaacchannel2818

    @isaacchannel2818

    Жыл бұрын

    @@FwerFerd-hq1lb ኣንታ ሓወይ ሃበ ተረኽበ ኢልካ ካብ ትዛረብ ዘይትመሃር መን ዩ መሬት ትግራይ ኔሩ ዝበለካ ከ ጽውጽዋይ መጽሓፍ ኣምቢብካ መጺኻስ ነቲ ኤርትራ ጽውጽዋይ ኢልካዮ thanks bel

  • @FwerFerd-hq1lb

    @FwerFerd-hq1lb

    Жыл бұрын

    @@isaacchannel2818 እዎ ናይ ኤርትራ ብፅልኢ ዝዓወረን ሓሶትን እዮም እቲ መሬት ከኣ ድሕሪ ኪናት ዓድዋ ዝተሸጠነ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ። እቲ ገዳም እዉን ሽዑኡ ኣይነበረን። ፅንፅዋይ ምኳኑ መፅሓፍ ቁዱስና ገማን ሓሚስክምዎ ኤርትራ ዝብል ሽም ሽዑኡ ዘይነበረ ኤርትራ ኢልኩም ፂሒፍክም። እንታይ ታሪክ እንዶ ኣቸኩም እዩ። ኣብ ቤተመቅደስኩም እትጥቀምዎ ዜማስ ናይ ኣቦይ ቁዱስ ያሬድ እንድኩም እትጥቀሙ ንመጀመንያ ግዘ ኣብ ምድሪ ሓብሻ ቁዱስ ጥምቀት ዝጀመሩስ ኣቦታተይ እንድዮም ኢዛና ወሳይዛና ካብና ዝከደ ፅቡቅ ነገር እምበር ናባና ዝመፀ የልቦን።

  • @user-rv4jx6to9r
    @user-rv4jx6to9r3 жыл бұрын

    ቋንቋዉን ባላዉቅም በጣም ደሶ አለኝ እባካችሁ ሌሎቹንም ገዳማት በደንብ አቅርቡልን እናት ተዋህዶ ቤተክርስቲያናችን ለዘለዓለም ኑሪልን የቅዱሳን አባቶቻችን በረከታቸዉ ይደርብን አሜን

  • @user-nu8qz1wm6v
    @user-nu8qz1wm6v2 жыл бұрын

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ ደስ ክብል ናይ ኣቦና ኣብርሃ ወኣፅብሃ በረከትን ረደኢት ኣይፈለየና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦታትና 👏✝️

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r10 ай бұрын

    ናይ ቅዱስን ወለድና ፀሎት በረከት አይፈለየና ግን እዚ ንብረት ብጥንቃቀ ክዳሐዚ አለዎ ብፀረት እውን ክዳሓዚ አለዎ🙏💗

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg4 жыл бұрын

    Thanks a lot for sharing👏👏👏 Besides that, please renovate all over Tigray churches ⛪️ in order to transfer our Civilization for the new generations 🇪🇹🇪🇹🇪🇹💪💪💪💪🌳

  • @user-od8rk4nv1m
    @user-od8rk4nv1m3 жыл бұрын

    መስተንክር እዩ! በረከቶም ይሕደረና

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣቀራርባ ኩሎም ገዳማት ትግራይና ከምዙይ ኣቢልኩም እንተትቕርቡልና ፅቡቅ እዩ ናይ ኣብርሃ ውኣፅብሃ ፀሎቶምን በርከቶምን ምስኩላትና ተጋሩን ፎተውቲ ተጋሩን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo85654 жыл бұрын

    አሕዋተይ አብራሃ ወአብፃሃ አብ እክሱም ድዮም ተወልዶም ???

  • @garmshgg6101

    @garmshgg6101

    3 жыл бұрын

    እወ ማዓረይ

  • @abusharedaei7801

    @abusharedaei7801

    3 жыл бұрын

    የአብራሃ ወአፅባሃ በረከቶም ይደርብን አሜን

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube128 ай бұрын

    ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነገስት ዓለም ናብ ቤትካ ክረግፅ ኣብቀዐኒ ኣብ ሂወተይ ንክበፅሖም ካብዝምነዮም ሓደ ገዳም እዩ🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro89183 жыл бұрын

    Merhab tigray adey 💜💜💜👈

  • @helentsehaieyasdzzxc3250
    @helentsehaieyasdzzxc32502 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 Жыл бұрын

    አይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ😢💊

  • @Jaredk-x5n
    @Jaredk-x5n Жыл бұрын

    🙏🙏🙏❤😍

  • @binyam1578
    @binyam1578 Жыл бұрын

    ሕጂ ከ ከመይ ይህሉ❤😢 ኣብ ዘመነ ኢዛና ሳይዛና ኢት / ዝብል ሃገር ኣይነበረትን። ይቅሬታ ናይ ሃገር ትግርኛ ኣብ መሬት ትግራይ💙✝️⛪️☔️🥰👏🕊👑💐💯🕊🕊🕊

  • @user-vz3uk5nc2q
    @user-vz3uk5nc2q3 жыл бұрын

    ዕጹብ ድንቅ

  • @brhanenegede7898
    @brhanenegede78983 жыл бұрын

    Nay abotatna abraha we atsbaha Bereketom redeatom ayfeleyena amen amen amen

  • @teweldekidane5409
    @teweldekidane54094 жыл бұрын

    ታሪክ አቃራርባ ግን ጌጋ ይረአ አሎ

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 Жыл бұрын

    ናይ አቦታቲና አብሪሃ ወ አፂብሃ በረክቶም ረዲአቶም አይፈለየና ኦሪቶዶክሰ ተዋህዶ ትግራይ ንዘለአለም ትንበሪ አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🕊

  • @user-kf6fm2mr6z

    @user-kf6fm2mr6z

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንዃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ናይ ኣቦና ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ጸሎቶምን በረከቶም ምሕረቶምን ኣማልድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ♥️♥️👏

  • @user-kk8xr1pw9c
    @user-kk8xr1pw9c2 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ደስ ክብለካ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @teweldekidane5409
    @teweldekidane54094 жыл бұрын

    እቱም ሓለፍቲ ሓላፍነትኩም ተዋፁኡ ብታሪክ ተወቀሲቲ ኡኩም ክሳብ ዝፈርሰ ሰቁ አይትበሉ

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay90284 жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤💖❤

  • @user-qi7de1hp2h
    @user-qi7de1hp2h Жыл бұрын

    እስይይይይ ኣታ እዚይ ገዳማት እዚ አብ ትግራይ ዓደይ ዱዩ ወይስ ናይ ካልእ ሃገር እዩ❤️💛

  • @oasd7432
    @oasd7432 Жыл бұрын

    🌅🌅🌅💊💊💊🙏🙏😔😔😔

  • @konjokonjo8565
    @konjokonjo85654 жыл бұрын

    አሕዋተይ ግን እቲ መብራሃቲ ብከመይ ይጠቀሙሉ ነይረሮም አሕዋተ ቀደም ሰላሪ ይፍለጥ ነይሩ ድዩ ወይስ መብራህቲ ሃይል ስሕቦም እዮም ዝጥቀሙ ነሮም አብራሃ ወአፂባሃ ንቤተክርስትያን ቡዙሕ ዘበሪከቱ እዮም ብአንት ግዜ ብወርቅ እና ብናሕስ ብሩር ገይረሮም አሰረተ ክልተ 12 ቤትክርስትያን ሰረሖም ብሕዳሪ 12 ዘመረቁ እዮም ካልእ ግዜ እውን ቡዙሕ ቤተክርስትያን ከም ዝሰሩሑ ታሪክ ይነግር እዩ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    4 жыл бұрын

    ናይ ኣምላክ ጥበብ ተዓዲሎም ምቅርተይ ሶላር ዘይነበረ ቀደም

  • @konjokonjo8565

    @konjokonjo8565

    4 жыл бұрын

    @@nwnjwwnwnjwwjnw8550 አነ እውን እኮ ከም ዘነበረ ይፈጥ ግን መብራህቱ ዶሞ ገዳም ይቅር እተን ህዝ ከተማ ኮይነን ዝንሄዋ እካ አይነበረንን እና ጥረቡ ምንም ክፈልጦ ስለ ዘይካአልኩ እየ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    4 жыл бұрын

    @@konjokonjo8565 ጥረቡ ማለት እንታይ ማለት ዩ

  • @konjokonjo8565

    @konjokonjo8565

    4 жыл бұрын

    @@nwnjwwnwnjwwjnw8550 ክክክክክ አነ እውን እንታይ ማለት ምካኑ አይፈጦን ስልኬ ፊደል ይቀያይር እዩ ክፂሕፍ እናሃለኩ ግን ዝገረመንስ እቲ ኣንፒል ብከመይ ይጥቀምዎ ነረም መብራልቲ እንተዘይ ነሩ ይቅርታ ግን ፍደል አብ ምፃሓፍ ችግር አለን እዩ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    @nwnjwwnwnjwwjnw8550

    4 жыл бұрын

    @@konjokonjo8565 ብዝኮነ ረድኤቶምን በረከቶምን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64512 жыл бұрын

    እቲ ታሪክ ቅዱሳት ኣብራሃ ወኣጽባሃ ብኣምሓርኛ ተጻሒፍዶ ይሪኦ ኣለኹ ዘሕፍር እዩ ቓንቓኻ ገዲፍካስ ብኣምሓርኛ ኣብየት ወርደት ኣንታ እዛ ትግራይናስ ስብዶ ሲኢና ናይኒ ማሕበረ እርኩሳን ናይኒ ዳኒኤል ልብረት መጻወቲ ኮይና ኣብየት ሕምቀት

  • @helentsehaieyasdzzxc3250
    @helentsehaieyasdzzxc32502 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @helentsehaieyasdzzxc3250
    @helentsehaieyasdzzxc32502 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

Келесі