ስልክካ ግደፈለይ ሓወይ ደልየካ እየዋ❤
እግዝኣብህር ኣምላክ ይመስገን በረከቶም ይሕደረና
❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሀገርንና ስላም ይገበርልና🙏🙏
ከምኡ ናበልኩም እስከ ገዳማትና ኣፋልጥወን ኣሕዋት
❤
Egziabher. yemasgen. Nekulu.✝️☝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿💛🌿🕊️
እግዚአብሔር ይመስገን በረከቶም ይሕደረና💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤
በረከት ናይ ኣቦና ይምዓታ ይሕደረና አሜን /3/_
❤❤❤❤❤
ኣቢነ ይማጣዕ'ዩ ዝድመጽን ዝጸሓፍን ብግግእዝን ትግርይናን ኣብቲ ገድሊ ከምዝተጻሕፈ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ አቦታትና በረከትኹም ይሕደረና⛪🎚🍀
❤❤❤
እግዚአብሔር ሰለ ቅዱሳን ቃል ኪዳን አብ መከራ ዘሎ ህዝብና ይታዓረቀልና መዳሃኒአለም🙏💛❤️💔
አቤት ሃይማኖተይ ኦርቶድክስ ንዝላኣለም ትንበር አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
ውዴ በአማርኛም አቅርበው መዝሙሩ እጅግ በጣም ደስ ይላል።
አምላክ ይመስገን ክብር ሓውና። በረከተም ይሕደረልና ቀፅለሉ🙏🙏🙏
berth hawey natey
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር ሓዉና በረከቶም ይሕደረና /ካ ብሓቂ ቀፅለሉ በርትዕ ታሪክና ክንፈልጥ ኣሕዋትኩም
berekotom Yhderena
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ገድሊ ትአምራቶም በረከቶም ይሕደረና በጸሎቶም ይምሓረና አሜን
ኣሜን ኣደ ዓይነዋ🍃🕊
ናብዚ የብጸሐና ብሓቂ ኣነለ ሲዒበኪ ካልአተይ 😘
ናይ አቡነ ይማእታ በረከት ረድኤት ይሕደረና ፀሎቶም ኣይፈለየና በቃልኪዳኖም ሀገርና ይዕቀቡልና✝✝✝
በረከት አቡነ እስጢፋኖስ ወደቂቀ እስጢፋኖስ ይሕደረና ኣዚና እበር ሕቡናት ናይ ሰማይ ጎይታ እበር ናይ ምድሪ ንጉስ ከይነሰግድ ጉብሕ ጥልዕ ከይንብል ነጊሮምና እቶም መናፍቅ ዝብልዎም ሐዚ ክሓፍሩ እዮም እቱ ሓቂ ምስ ወፀ በጃኹም ገዳማውያን አቦታትና ኣፍልጡና በተለይ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ሸዋውያን ማሕበረ ቅርሱሳን ዝበሃሉ ናይ ሰይጣን ስብስብ ለቅዱሳን አቦታትና መናፍቅ እንዳበሉ ልብዙሕ ዘመናት ሰቢኾም እዮም ኣንሕና ከኣ ምንም ንፈልጦ ነገር ስለዘይብልና እሺ ኣልና ተቀቢልና ፀኒሕና ሐዚ ግን ገድሎም ስለዘሎ እንግዲህ ሓቂ ምቅባር ኣይከኣልን ጎይታና ናይ ሰማእታት ፃማ ኣይሰወረን።ዘይግለፅ ክዱን የለን ይብል መፅሐፍ "እለ በዓል ይርጋ አበጋዝ "እለ ታቦር ተሾመ" ናይ ደቂቀ እስጢፋኖስ ቅድስና እንተቀበርዎ ጎይታ ግን በጊዜኡ ኣውፂእሞ። ፍትዋተይ በጃኹም ምሉእ ትሕዝቶ ሒዝኩም ንዑ ህዝብና ይንቃሕ በተለይ ናይ ሐዚ ወለዶ ዘርአይ ያእቆብ ዝብሃል ንጉስ ቅዱሳን ኣቦታትና ዝቀተለ ዘብፀሐሎም ስቃይን መከራን ኣዝዩ ነብስኻ ዘጓሳቅል ክትናገሩ ቀሊል ዘይኮነ ስቃይ እዩ።
ኣበይ ክንረክቦ ብክእል እዚ ኢንተርቪው።
ኣብዚ ቻነን ኣብከረባ እዋን ክስደድ እዩ
@@fnanpictures940 እሺ ኣይትደንጉዩና በሉ ደቂ ዓበይቲ
ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ደስይብል ትግራይ ዓዲ ታሪኽ እያ
የራያ ባህል አታባላሹ የራያ ልጅ በተፈጥረው የምትኮራ ነች ከመስራታቹ በፍት የባህል ራያ ተማሩ ናይ ራያ ባህል አታባላሽዋ ጓል ራያ ብናይ ተፈጥሮ መልኮዓ ድትኾርዕ ያአ ቅድም ምስራሓትኽን ናይ ራያ ባህል ትማሃራ ናይ ደቅ ራያ ድማ ክለብ ትሰርሕለኹም ናይ ራያ ተልህት ብሕት ግበርዎ ጓል ራያ ሃምዝ ብላ አይትለሀይይ ኣነ ትወልድ ድዓበኹላ ራያ ያኣ ኩኩፉቶ ጨርጨር ዳዩ ሞኾን አላማጣ ባፅሕ ግን ሃምዝ ቆለ ድየቡሉ ተልህት ኣይረአኹይ ካብ እነይ እስካብ ሐዝ ንምንታይ ባህልና ይብረዝ እስታኻኹሉ እዝ ባህል ናይ ኹላትና ይኡ እኔም ሀላፍነት አለብኝ
Bereketkum ymelalana ahwatey mearey nay bahaki kenia 😥😥 teadilkum
ተመችዩካ ኣሎ bro 😁😁😁 keep it up!
Well done !! Brother ሖይ ግን ታይ ማለት ይኡ ?
ኣጉርዕ ዘብለካ ሕቶ 😁
mkad tray eyu zedli bro ajoka
abelachen yilal telyalachu hena negin bya bethel yichamesh bya
King zzzz
yocheykum yeaki lgerm eyu
harif srah eyu ahwatey abi miki
Good job my dears so proud of you!
Пікірлер