ፎቶ ደስታ | ታሪካዊት ፎቶ ስዪም መስፍን ኣነ እየ ሲኢለዮ ፡ ወያነ ኢሉ ኣሲሩኒ ፡ ወዲ 16 ፍቃድ መግንሒ መኪና ኣውፅየ ፡ ኣቶ ደስታ ብዙኣየህ | Aura
Музыка
#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea #culture #photo
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ፎቶ ደስታ | ታሪካዊት ፎቶ ስዪም መስፍን ኣነ እየ ሲኢለዮ ፡ ወያነ ኢሉ ኣሲሩኒ ፡ ወዲ 16 ፍቃድ መግንሒ መኪና ኣውፅየ ፡ ኣቶ ደስታ ብዙኣየህ | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
Пікірлер: 242
እዞም ሰድራ ብስድሮኦም ቱሑታት እዮም ኣብ ሽረ ዘሎ ሓው ውን ብጣሚ ቱሑት እዩ ኣብ ኣስመራ ድማ ፎቶ ደስታ ብጣዓሚ ተፈላጢ እዩ ድሕሪኡ ፎቶ ዙላ ውን ተኸፉቱ ጡዑም ግዜ ሓሊፉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንኣቶ ደስታ. ዕላሎም ውን ብጣዓሚ ጡዑም.
ፎቶ ደስታ is amazing. ምቑሉልን ሕያዋይን ሰብ። God Bless You 🙏
እዎይ አዘኪርካና ፎቶ ደስታ አስመራ ንድሕሪ መሊስካና ጥዑያት ቤተሰብ ናይ ስራሕ ሰባት ኢኩም ካብ ቀደምኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@habteyehdego8372
Ай бұрын
አበይ ከባብ አስመራ ኔሩ ፎቶ ደስታ አፍልጦ አለካ ድዩ
@habtemichaelabraham6340
Ай бұрын
Goni bar gazela dergi,nay kebele zeray deras gezakrai.
ባባ ደስታ ብሩክ ትሑት ፈቃር ጻዕራም ሰብ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤🙏🏼👏
Interesting life experiences ! I wish you all happy and long life. Thanks all.
Foto Desta nice to see you and wish you longevity.You are the pioneer in modernization of the Photo industry . You have also very pretty kids . I heard that you were in exile in US during the Tigray Genocide war.
ፎቶ ደስታ ክቡር ሐውና ናይ ስራሕ ሰብ ጀግና ስለዝረአናካ ደስ ይብል ❤🎉
ጀግና አቦ እዮም ፍቶ ደስታ ነዉሕ ዕድመ ንመነዮሎም ንኣቦና
When Eritrea was part of Ethiopia, there were many hard Working Adigrat ( Agame) people there. After independence, they were deported and moved to different part of Ethiopia. They played key role in commerce and modernization of Ethiopia. This is the fact. Agame( Adigrat) and Gurage are hustlers.
He was a gentle man 🧍♂️while he was in Asmara. More over his “print” the then phrase, was supper astonishing photo . I think he also touch up with pencil. Beside he was my father’s friend too . And then me with his son Negasi .
I have a photo taken by him in asmera wow back in good old days ❤❤❤….war separating us let us work for a peace
@user-bo7pi9ks4e
Ай бұрын
ለመንቲ ንዑቃት ጨዉ እግሮም ከምትግራዋይ ሐሳድ አብ ዐለም የለን ቁሩሐት ኑዑቃት
@hailewolde1816
Ай бұрын
@@user-bo7pi9ks4e ኣዴኻ ከዳሚት ናይ ጥልያን እያ ነይራ ብርግጽ ፤ ብሰድነት ዝዓበኻ ዑዋላ ድርባይ ።
@habteyehdego8372
Ай бұрын
አታ አይትጻረፍ ክብረትካ ሕዝካ ሱቅ ዘይትብል
@ruthbfser1052
Ай бұрын
@@user-bo7pi9ks4eentay amxeo mixrah entay hmaq tezaribom
@weldenegodguad4974
Ай бұрын
@@user-bo7pi9ks4eኣታ ሓሳድ ናይዞም ኩቡር ሰብ ምዕባለ ድዩ ብሕስድና ከዕብደካ ደልዩ:: ንስኻን እቲ ኢትዮጵያዊ ጎይታኻን ኢሳያስ መምሃራን ናይ ሕስድና ኢኹም። ግን ከኣ ደቂ ሊብያ ዘጎምቡሑኻ ዝነበሩ እንዳተዘከረካ ኢኻ ንጭዋታት ተጋሩ ክትርእይ ከለኻ ዕብድብድ ዘብለካ ዘሎ።
I use to take family photos at Photo Lukas Azmara ❤
Foto desta ❤❤
Desta hawey I missed you. You are such a good man
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መሕትት።
Wisest man!
When you hear this type of program is really good and the host is very decent
I had a photo taken at Photo Desta Asmara when I was about 7 years old.
ሐፊተይ አብ ኣስመራ ፎቶ ደስታ ትሰሪሕ ነይራ ብጣዕሚ ዐቢ ሰብ እኻ
መርሓባ ኩቡር ሓዉና ፎቶ ደስታ ን ኣቅረብትን ❤❤❤❤ዘ ዘሑጉስ ጊዜ ኔሩ ሚስ ኣዚየ ዝፈትዎ ዓርከይ ሮቢል ባኣፍደገ ፎቶ ደስታ እንዳሓለፍና ጹቡቅ ብዉሕልነት ዘተሳእለ ስእሊ ሚስ ረኣዮ ሮቤል ዓርከይ ንዓስከ ፓውልሻ ዓርከይ ካልእ ይትረፍሲ ንመቓብር እካ ስእሊ ዘይብልና ንዓ ንሰኣል ኢሉ ሚስ ተሳኣልና ናይ ከምታ ቃሉ ንመቕቡሩ ኮይና እታ ስእሊ ዘይሃሲስ ተዘኩሮ ፎቶ ደስታ ን ሙስ ሮቢ ዓረከይን ሓመዱ ይቕልለሉ ብሰላም ይዕረፍ የቐኔልና ንደሕሪት መሊስኩሙና
@genocidalstate
Ай бұрын
ነሮቤል ነብሲ ይምሓር ንፓውሎ ፅንዓት ይሃብ
እንቋዕ ናብ መረበትካን ኽብረትካን ስድራካን ተመለስካ ደስታ ሓወይ ለባምን ሃርኳትን ፈታዉ ዓዱን !!🤝👌👏❤💖💝
We wish you all the best!!
Destino ጊታር ክፃወት ከሎ እንተትርእዮ? ብጣዕሚ ለባም ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን እዩ።
ደስታ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ድካ ኢካ ንበረልና
Eritreans to the feid you and other tigrians like you to conema Empero😢😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤
Nice program Please make sure about sound quality to make standard.
ፎቶ ደስታ ኽብሪ አያና ሰላምን ጥዕናን ይሃበልና የቐይንየልና ኦራ ሚዳ
❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ደስታ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ደስታ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቶ ደስታ ፅቡቅ ትምህርቲ ሂብካና ።
Meraya tsnat(jegna ayana)
ህዱእ ርጡብ ኣዘናትዋ ተዘክሮ ዘሐድስ ናይ ቀደም ሰብ፡ እቶም ጸሓፍቲ ዩቲበራት ግና ክሳብ መዓስ ከም ማዕጺድ ጎቢጥኩም ክትነብሩ ኢኹም ትገርሙ ሰባት! ናይ ኣስመራ መስርሒ ገዛ ወሲደሞ ኢልካ ኣርእስቲ ይጸሓፍ? ናይ ብሓቂ ተጋሩስ ብኽፍኣት ተጸሊልኩም ኢኹም።
@semerebeyene7167
Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ምስቲ ቃለ ምልልስ ዘይከይድ ኣርእስቲ
Ato desta tsbuq tezekro n dhrit temelisna asmera shikor
Entay eyom kulom hade idiology kedem tegray eritera zebehal aineberen foto desta kea bexbuk zeneber zenbere eyu i dont know nai nebese Methat zeleom kulom
Welcome
መታዓብተይ ድስታ አዚካ ጽቡቅ ኣልካ ፍቶ ሉቃስ ኣንዳባይ ተክስተ ገዛ ተካርዩ ጻዕዳ ብሽክሌታ ጌሩ ክዳን ይፍቱ ነይሩ ድስሊፕን ኔይሩ አዚዩ መስጢኑ ባሐንሳብ ነይርና ክም ዳስታ ጥንቁቅ ነይሩ
ፅቡቕ ትምህርቲ ወሃቢ ኔሩ። ደስትሽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
አምላኽ ወዱ ጎይታ ይግለጸልካ
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹 KAB WEDI ERITREA
@Sillysanriofan
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
Eti nay Ertraweyan Abe Ethiopia zenebru zeneberu gezaweti dukanat mekanikat....... zewereskumo hezbi zebasabeskum Abe zeyhemamu zebxahkum ke dea aytezekeruwon dikum, kendey milionat deka zegeberkum
Sereqite nibiret Eritreawiyan zizerefikimo Tegaru ekum
ለባም ትግራዋይ ድሕሪ ነዊሕ ይርኢን ይሰምዕን ኣለኹ። ኣምላኽ ድማ ከምትምኒትካ ክኾነልካ ይሓግዝካ ኣቶ ፎቶ ደስታ።
እዚ ኣብ ኣርእስቲ ዘሎን ምስቲ ቃለ መሕተት ዘይሳነ ንምንታይ ኢኩም ግን ገዛይ ወሲዶምለይ ብምባል ትጽሕፍዎ ኣይ ተጋሩ እዛ ምትሓት ነብሲ ካብቶም መራሕትኩም ንስኩም ገዲድኩም ናይ ቀቤለ ገዛ ከመይ ኣቢሉ እዩ ናተይ ክበሃል ተካኢሉ 😅😅😅😅😅
@solomonissak1877
Ай бұрын
ደሐር ምስማዕበለ መንበሪ ገዛ ካምቦበሎ ገዚኡ ኔሩ ናይ እንዳ ሃብቱ ዝበሃል ገዛ ሐቁ እዩ ገዛ ኔርዎ አሕዋቱ በዓል ገሬን ደቁን ሐዳሩን ገዛውትና እዩ ኔሩ ጥዑም ሰብ እዩ ከምሰብ ካፖለቲካ ወጻኢ❤❤❤❤❤።
@jeirejeire8992
26 күн бұрын
አነ ትግራወይቲ እየ ግን ዛጋዜጠኛ ሕምምቲ እያ እበር ደስታ ሕማቅ አይተዛረበን
እዞም ተጋሩ ከይ ሓሰው ክዛረቡ ኣይክእሉን ዲዮም
አቶ ደስታ እንኻዕ ድሕሪ ሳላሳን አርባዕተን ዓመት ረአኹካ እቲ አርእስቲ ግን አይመረጸትን እቲ ቦታ ናይ አስመራ ገዛ ናብ ዋናታቱ ስለዝተመለሰ እዩ የሕዲጎምኻ አይኮኑን ንብዙሓት ሰባት ዘጋጠመ እዩ
@habtemichaelabraham6340
16 күн бұрын
Haka tezarika,nkulu ab eritra zelo zegateme iyu.
Teka gezawetey kaza dele etalyano fhoto desta edemen tenan yemeneyelka betame eka tefeltene
እዋእ ኣንሕና ብዙሓት ተጋሩ ነሮም ኔረት ዝተረፋ ከማን ኣለዋ ስጋብ ሒጂ ብጽቡቅ ኣፋኒናዮም ብፍላይ ሓንቲ ንዓና ሰይቲ ወታደር እያ ብሓቂ ተጋፍዓና ነራ ሻዕብያ እንዳበለት ትነግሮም ብቦምቢ ከነጥፋኣኩም ኢና ይብሉና ኔሮም ግን ብሰላም ኣፋኒናያ ምስ ደቃ ካል ኦት ከማን ዘእሰሩ ዘረሽኑ ነሮም ተጋሩ ምናላባ ንሳቶ ከምትዘጋፍዕዎም ዝነበሩ ኣንጋላቲዕምም ይኮኑ እንዳበከየ ኩሉ እዩ ተፋንዪ ( እንታይ ከምዝገበሩ ተጋሩ ኣይርሳዕን እዩ ናይ እዝኒ እንዳኮኑ ብዝኮነን ዘይኮነን ኣጋፊዕምና እዮም ) ብሓቂ ዘይርሳዕ
Brother Desta is very kind ,patient and generous person person I know him in Asmara all people loves him .I wish him long long life with the whole family!!!!!!!! very kind, patient and generous person
ትኽክል ዝኾኑ ሰባት ተቕርቢ ብጣዓሚ ፈትየኪ ህይወት ተዘክሮ አለኒ ንአብነት መቐለ ን አስመራ ስለ ዝፈልጦ ፎቶ ደስታ ውን ስለ ዝፈልጦ ሎሚ ዘለዉ ሰባት መቐለ አይፈልጥዋን ዓዘር ቆዘር ኢዩ ተስፉ የገብር ምስ መጻአኹ ክትሓትኒ የቐንየለይ ቻው
msgana zeyfeltu adi. Ab Ertra moya seniqu. Abiyu msgana zeyblu
አብ አሰመራ ይፈልጦ እየ
ዋይ አብ ኩሉ ዲኺ ትርከቢ ሰረት ሚድያ፣ኦራ ሚድያለ
Tgraway hasot naabom iyu ,geza bgubo zrekebo iyu abgze dergi ,nab wanu dma temelisu.hasawi nhzbi asmara msgana zgbo.
@habteyehdego8372
Ай бұрын
አይትጻረፍ ባዶ ምኻንካ እኻ ተርእ ዘለኻ
ብ1973 ናይ ቀበሌ ገዛ ክራይ ብ48ቅርሺ እንተነይሩ ብጣዕሚ ክባር ኢዩ።ክሳብ 1996 ኣብ ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ብ5-7 ቅርሺ ኢዩ ነይሩ።
@yonasandemariam2110
Ай бұрын
መምበሪ ተኾይኑ አብ አስመራ ውን ሕሱር ዩ ኔሩ ናይ ትካል ግን ክብር ይብል ዩ
nay Mangeste geza Ab Ethiopia 🇪🇹 mangeste belu eu zwasdo neske gn kem areste gerke zxahfkyos geza hezkayo ked kebhal nerwo nebrtom shaytom kaydom ,etom habtom zmantelkumom Eritreawen benatkum keyrkomo kulu tegraway bkayh meskel eu keydu akuhutu shaytu nmentay bhasot tenaru tetreku btame eu zgarmane
studio astekakilu una yimesil kurub decor migibar fetnu, wechi feeihaka business delikan. nigasha may akribu. studyo mekali. dimsti sebat alewo
BIRO (PEN) BZEY WEREKET? EMBERDO KIBRET NAY SEB ALEKUM?
ኦኦ እዚ ደዩ ፎቶ ደስታ
Bejaki entay kthati kem zeleki bdenbi astweli. Ndhrit aytmkesio
You said you came to Eritrea at young age and made a fortune there. Why did you leave Eritrea soon after Eritrea's independence? It sounds suspicious.
@sammichael5065
Ай бұрын
Why is this suspicious many Ethiopians who was living in Eritrea was treated badly by shaibia and forced to go back to their country with out their possession. So don't be surprised
ፎቶ እንደርታ ውን
Tgraway nay eritra himak, trah iyom ztmnoyu.asmara hzbi asmara kemesgn igbo gn tgraway??
Eway foto desta edmen tienan yihabelna ❤❤❤
ሻዕብያ ናይ ኣሻሓት ተጋሩ ገዛውቲ እዮም ወሲዶም...
@gmercy6144
Ай бұрын
TEGARU nay Eritreawiyan nibiret ziserewikmo ke Sereqite dihire hiji nab Eritrea getsikum Keytihasibu no more
@habtemichaelabraham6340
16 күн бұрын
Hasawi,metaleli.
Hassadt inQuaE kab Adina teseredkum. Intay fedikomuna? In 1998 Hibri Aynom des aybellan ilkum mesakin Eritreans zerifkum kab Ethiopia abarirkumwom.
“ይዝናነ” ማለትሲ እ ንታይ ኮን ትኸውን?
@urbanhymns6757
Ай бұрын
ምዝንጋዕ ማለት ኢዩ።ካብ ኣምሓረኛ መዝናናት ዝብል ዝመፀ ኢዩ።ወጣት ማለት ድማ መንእሰይ ማለት ኢዩ።
Eti mesrhi geza nay qebele endhr neru kemey gerkum mesrhi geziu mentilemo tblu??
@genocidalstate
Ай бұрын
ገዛ ጥርሑ እንታይ ይሰርሕ? ምስ ኣቑሑቱ ገዲፉሎም ወፂኡ።
Mechem misgana fitsum aytitikemulan ekum Tegaru kitbehalu
leba banda
ንስይም መስፍን ድዩ ወላዲና ትብልዎ
Weigin denakwr serekti hasewti ensesatat
Eway Foto Desta foto natkum zesalkumni alatni zefetwa foto
ኣንቱም ኣቦ: ኣነ ብጽበቕ እየ ተፋንየ: ካልኦት ትግራዎት ግን ጸገም ረኺቦም ኣብ ኤርትራ ተንገላቲዖም ትብሉና ኣለኹም:: እንታይ እዩ ነይሩ እቲ ምግልታዕ ???? ህዝቢ ትግራይ ካብ ኤርትራ ብሰላም ንብረቱ ሸይጡ: ገዝኡ ሸይጡ: ገንዘቡ ሒዙ እዩ ናብ ትግራይ ከይዱ:: እርደኣኩም እንተኾይኑ: ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ከተባርሩዎም እንከለኹም: ፒጃማ ጥራይ ለቢሶም: ቤቶም ብመራሕቲ ወያነ ተወሲዱ: ገንዘቦም ተሃጊሩ: ብጸሓይን ብበረኻን እዮም ኣባሪሮሞም:: ኣንቱም ኣቦ: እዝግሄርኩም ፍርሑ:: ብዙሕ ጽቡቕ ብዛዕባ ኤርትራውያን እንከሎ: ሓሶት ፈጢርኩም ሰብ ኣይተታልሉ:: ከምዚ እንዳገበርኩም: ናይ ቤተክርስትያን ሰብ እየ ኣይትበሉ:: እዚ ስራሕ ተመን እዩ::
@yonatanw2283
Ай бұрын
ብናትካ ዓይኒ ጥራይ ኣይትርኣዮ። መራሕቲ ክልቲኡ ሃገራት ንጹህ ህዝቢ በዲሎም ኢዮም። ንብረቶም ገዛውቶም ተሓዲጎም ከካብ ዝነብርሉ ዝነበሩ ሃገር ተሰጊጎም ኢዮም።
@profit-zf7dg
27 күн бұрын
ግደፍ አይትሀሱ ህዝባዊ ግንባር ንአስመራ ምስተረከባ ንኩሎም ኢትዮጵያውያን ንተጋሩ ሀዊሱ አቢ ንብረት ይትረፍሞ ወርቂ ስኖም ነቂሉ አጥሚዩ ወቂኡ ቀቲሉ አባሪርዎም አብ አዲስ አበባ ሳሪስ ሀዱሽ ሰፈር መንግስቲ መጠለያ ሰሪሁ ተቃቢልዎም ኩሉ ይፈልጥ እዩ መለስ ዜናዊ ፈታዊ ሻእቢያ ስለዝነበረ ንብረቶም ክምለስ አይተገብረን አፍታ ናይ ባድመ ጦርነት ግን ኤርትራውያን ተጋፊኦም ተባሪሮም እዮም ደሀር ግን መለስ ብህይወት እናሀለወ በፓርላማ አወሲኑ ንብረቶም ብፍላይ ገዛ ዝነበሮም ተመሊሱሎም እስካእ ህጂ ይነብሩሉ አለው እዙይ ማለት ብዙኃት አይተጎድዑን ልማለት ግን አይኮነን አይተሀሱ አቶ ደስታ ካብ አፎም ክፋእ አይወፅአን
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ ፀቡቅ ሐበሪታ ግን ንምንታይ ሰብኳ ባዖሉ እዩ ነብሳ ዘክብራን ናይርእስ ምሕታትሰ ፀገም ናይ ባዑሉ ሸግራት ምዝራብ አይግድንን ክሉ ጌዜ ንፀህ ልቦና የድሊ ሕርክርክ ዝብል ነገር ዘለዎም ይመሰሉ ንፀቡቅ ፀብቅ ማለት አምላኽ እዉ ስላም ይህብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ቀጣፊ ልኾነ ሰብ እዩ። ንኤርትራ ፅቡቕ ካብዘይሰርሑ እናሀለኻ ብዛዕባ ኤርትራ ምንጋር ታኡ ።መሕፈር ልኾነ።
ኣስመራ ሪአዮ ነይረ ከሙኡ ኢሎም ነጊሮምኒ።
Pohto Desta nay serah seb neru ab Asmara
Photo Desta. Betaemi tsebok seli ekom teselo nerkom.
Ab Foto Desti Zeteketlet Menesey Ke Tezekera do? Telam Aregit.
@genocidalstate
Ай бұрын
ብፅሕያ ኣብ መቓብራ
@nebiatmehari9838
Ай бұрын
@@genocidalstate😂nSeium bexhkayo deka
@user-ei4sg9vg9w
Ай бұрын
@@genocidalstate Seket Wedi Fetuhat Serre, Serekti Modis.
እንዳ ስእሊ ምስራቅ ደኣ normal እንድዩ ሞደስ ናይ ሰበይትን ማንካን ፋርከታን ክሰርቁ ሰይሓፈሩ.
@fanaisaak-haggi5094
27 күн бұрын
Mangan frketan da aber tfeltiya kedamit wahid hasewti iti gudkum nsemo allena eritreawi eisrkin iyu izi Sebastian ifelto iyu hzibi eritrea khsu intaday koynu
እዋይ ባባ ሰዮም ፎቶ ሉቃሰ ፎቶ ደሰታ መን ዘይተሰኣለ ንድሕሪት መሊሰኹምና ዕድመን ጥዕናን 🙏 ይሃብኹም እዚውን ክሓልፍዮ ናይ ክንደይ ገዛውቲ ዘይወሰዱ ወላ እንዳ ታረቀ ወርቂ ዝነበሮም ብቀረባ ዝፈልጦም መዓት እዮም እዚውን ክሓልፍዮ ኣጆኹም ክምለሰዮ ንብረትኹም 🙏 ጥዕና ጥራይ የቀንየልና 🙏ኣዳለውቲ ቁሩብ ድምጺ ico ኣለዎ ናይ ጥርሑ ገዛ ብዝተረፈ 🤩✨👍
Zgerm iyu,ab ertra zhabteme tgraway ayemegnn iyu,hji,ntenke yakl grynet, tgaru ngerhi seb asha iyom zblu.
@semerebeyene7167
Ай бұрын
ሰሪሕካ ሃብተረም
በስመአብ ከማኻ ዝኸበረ አሎ ድዩ ደስታ ከምኡ ድዩ መረስተፈላለኻ ደሐር ገዛይ ወሲዶሞ ዝበልካዮ መንግስቲ ብስርዓት ተቀሚጡ አሎ ናይወለሐደ ትግራዋይ ዝተወሰደ ገዛ የለን
Ato Desta xibuq qale mehtit photo Desta brgix ab Asmara kabten zbelexa eya neyra tesfa ygebr ka selam koynu klitu hzbi habiru kiabi. Neqefietay gn abza media eyu kem meiremta kitkewn ydelya photo desta tewesida zeykonets baelom kemzgedefuwa ynegruna alewu Ato desta gn abti title kemztewesedet tgelx bzikone aqerarbakum des zbl eyu
It is amezing .All tririans eat and drink from Eritrea but you didnt want eritreans to prospir in Etiopia "Tegaru hasaadat " 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
MISTOM TIFOZO GANTA WELWALON MERAHTI ETA GANTA ZNEBERU HAFTAMAT TGRWOT C DEKERARIB ZEYBLKA. N ASMARAS KEM MENGSTE SEMAYAT MIGELETSEWA NEYROM (YFELTOM SLE ZNEBERKU). MESELCHEWI KOYNU...AB 31::: GEDEFEYO MISMAE: SELAM AB ZELEKHAYO.
ሰላምን ጥዕናነ እምነየልካ ከመሰብ አጸብቅና ንፍለጥ እና ናተይ መርዓ ውን ብአኩም ማለት ብፎቶ ደስታ ዝተሰነደ እዩ አኽብሮት አሎኒ አባኩም ግን ንምንታይ ኢኻ ብነብሰ ምትሓት ትሳቀ ትባዕ እየ ዝብለካ ካለኤይቲ ሕቶ ክሐተካ ገዛኻ ኮነ ስራሕካ አጸብቀ ሰለዝፈልጠካ ተነሳሕ ገዛ ናይ ቀበሌ እዩ ናይ መፈትሕ ዘይምሻጥካ ድኻ ከምኡ አብ ግዜ ደርጊ እዩ ሰለዚ አብ ሓተታ ቀሪብካ አርማ ዘረባኻ መስ ምሉ አኽብሮተይ።
Aye desta abotatna xubuk geromlka men mihrka da sealay konka shmom tefika ata telam nsom temotu dekom alena adina ka kale hibkana telamat imber nsomsi hegizomka kisab Lassen keman kemtwaheb geromka nsom tehelefu nhna dokom alena
" Gezaay wesidomuley" Agaaaameee .you are sill not satifed. No one taken you house it was kebeles house why you are daying they took my house😢😢😢😢😢😢😢
WAY FOTO DEESETA NEKA BESELAME MEXAKHA
Abona photo desta edmen tienan ymneyelkum b taemi xbuq ekum tezaribkum selam temenikum kemafkum ygberelna n kulna kihshena gaul asmera amilkum zineberku eye hanti neger gin n adalewti eza medeb ab aresti teteqimkumulu zelekum sle mntay gezaw wesidomley tbl qala keman ayewxun b kibri hizbi endabekeye afanyuni elom eI dima b tebayom b srhom kubur sle zikonu kibri ygbeam gin zeybelwo emo dma ab aresti teteqimkumlu zelekum hisebulu n zimexie
😂😂😂..ኣብ ኤርትራ ርስሓትካ ኣራጊፍካ ሰብ ኮንካ ገንዘብካ ጠርኒፍካ ንብረትካ ሸያይጥካ ..ኣብ ኣስመራ ኾንካ እንዳተመላለስካ ናብ ክልልትግራይ ይኹን ኣብ ኢትዮጵያ ጨናፍር ከፊትካ ድሓር ካብ ኤርትራ ብሰላም ተፋኒኻ ነገር ደቂ ማይ ጠላሚት ከይተርፍ ግን ን ኤርትራ ከየጸለምካ ኣይኮነልኩምን እዩ....እቶም ዝመንጠሉኻ ኣሕዋትካ ..እቲ ኣርእስቲ ዝብል ኣብ ኤርትራ መንጢሎምኒ...??ቁሩብ ፈሪሀ እግዚኣብሄር የብልኹምይ???????????
@frehiwotgetachew2665
Ай бұрын
ሐሳዳት ጸርፊ ደአ አይባሕሉኹምንድዩ መስራሕ ጥራሕ ኢኹም ዘይትኽእሉ ነዉራማት
@eritreaalandofpromise971
Ай бұрын
ብትኽክል ገሊጽክያ እታ በዓልቲ ቪድዮ እያ ግን ጌራቶ ትኸውን፡ ናይ መንግስቲ ገዛ ደኣ እንታይ ክገብርዎ ተጸብዮም
Ane Weddi Asmera iye Foto Desta Foto Eritrea foto Cinelux foto Asmarina foto Muruz Neren
@Yacob-bn1jw
Ай бұрын
SELAM. KALAYKA ALEKHU ABZIA. KEMEY ALEKHA? GANTA WELWALO TIBHAL ARKIBKALA DIKHA? WANA AMBASSADER ZENEBERET AWETASH...DERGI WERISOMO...?
ፍቶ ስፓርት ውን ኔሩ
ተጋሩ ኤሪትራ ኤውሮፖኹም ኢያ ኔራ ፡ ብገንዘብና ፊዕፊዕ ኢልኩም ጸጊብኩም ፡ምስጋና ዘይብልኩም ካሕዳማት
@Sam-ws3cy
Ай бұрын
ጉሐፍ ሞዶሽቶ ብነፃ ገንዘብ ዝሀብካ አይመስልን ንነገሩ ንስኻ ናይ ገንዘብ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ አእምሮ ድኻ መደኽደኽ ሙኻንካ ኢኻ ክዕዘብ ኪኢለ
@sewitghabremichael3132
Ай бұрын
Natka tsuyuf zey ernub zereba naana Eritrawiyan aywekelenan yu.
@user-ei4sg9vg9w
Ай бұрын
@@sewitghabremichael3132 Eritrea Ne WEGIN Dubaykum eya Nera. Lementi, Serekti, Hasewti, Defaeti Arebya, Listor, Konenti, Barusta, Beselefen Zehadra, Guzaee Muzaee.
@genocidalstate
Ай бұрын
እሞ ኣብኡ'ላትኩም ፉንፉናት ቡሽቲ
@user-ei4sg9vg9w
Ай бұрын
@@genocidalstate 90% Dekenstyo Kelel Axebo Sherok Tigray Beselefen Zehadra, Tewegirna, Teamixna, Tedefirna, Genocide, Guzaee Muzaee. 🤓🤓🤓🤓🤓🤓
ኣንታ ቆማጥ ዓጋመ ገዛይ ብ 150 ሽሕ ሽይጠዮ መጺኤ እናበልካስ ገዛይ ወሲደሞ ዝብል ኣርእስቲ ጺሒፍኩምሉ። ሰብ ከተዳናግሩ 120 ሽሕ ኤርትራዉያ ልዕሊ 15 ቢልዮን ዶላር ኣብ ዝባንኩም ኣሎ
@genocidalstate
Ай бұрын
ኣንታ ባንዳ ወዲ ባንዳ መንበሪኡ ሸይጡ መስረሒኡ ምስ ንብረቱ ተሓዲጊ። ብዓረብ ድዩ ዝርድኣካ? ብጥልያንስ ነቦኻ 😂😂😂
Aura media ኣሰተካኽሊ ወረዳ ብዘት ኢልኪ ዘይትእርመይ ኣብ ንሱ ዝመሃረላ ግዜ ወረዳ ብዘት ከተማ ዕዳጋ ዳዕሮ ትባሃል ኣማሓዳሪ ደጃት ጎርፉ:: ኔሮም ጥንታዊ ወረዳ እዩ ብዘት እዙይ በካዕ ለኸባጥ ረሳሕ እዙይ ንማሕብር ረሳሓት ዓጋመ ኸሐጉስ ኢሉ ንምምሕዳር ወረዳ ብዘት ጥሒሱዎ ኣሎ ወዲዛ በካዕ ረሳሕ
Kkkkkk agame eway agame