መርዓት ተኣብየ ደሪፈ ተመርዕየያ ፡ ነፀላ ገልቢጠ እንዳ ሐዘን በፂሐ ፡ ፀላኢ ንሜጀር ጀነራል ሓየሎም ዝፈትወሉ ምኽንያት | ተጋ. አርቲስት መፃኢ ገብረኺዳን

Музыка

#habesha #aura #tigrignafilm #ኦራ #drama #tigray #ethiopia #tigrignamusic #eritrea
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
መርዓት ተኣብየ ደሪፈ ተመርዕየያ ፡ ነፀላ ገልቢጠ እንዳ ሐዘን በፂሐ ፡ ፀላኢ ንሜጀር ጀነራል ሓየሎም ዝፈትወሉ ምኽንያት | ተጋ. አርቲስት መፃኢ ገብረኺዳን | Aura multimedia
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
Copyright ©2024: aura ኦራ multimedia; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 21

  • @YalemDirar
    @YalemDirar17 күн бұрын

    መፃኢ ሓወይ እንካዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ናብዚ አብፀሓካ ክቡር ሓወይን መተዓብተይን አጆኻ ። ድሕሪ ንእሽተይ ግዜ ክንተሓጋገዝ ኢና። ሰላምን ጥዕናን ምሳኻ ይኹን።።።።

  • @user-qw6fp3ee4c
    @user-qw6fp3ee4c11 күн бұрын

    መፃኢ ሓወይ 👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋😘😘😘😘😘😘😘👑👑👑👑👑👑👑👑👑💐💐💐💐💐💐💐💐💐💪💪💪💪💪😘😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha85914 күн бұрын

    ቁኑዕ ፣ ለዋህ ፣ ወዲ ህዝቢ ኣርቲስት ተጋዳላይ መጻኢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።

  • @lidiafisha1262
    @lidiafisha126217 күн бұрын

    እዋይ ሃወይ እንካእ ብሰላም መጻካ ጀግና ጀግና ሃውና ምስጠፍአ ብጣእሚ ይሃዝን ኔረ ዘሎ አይመስለንን ኔሩ እንካእ እግዚሔር አውፀአካ😂😂😂❤

  • @giotomgebremedhin1664
    @giotomgebremedhin166418 күн бұрын

    ጅግና ተጋዳላይ መፃኢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zt2ik3zz8d
    @user-zt2ik3zz8d17 күн бұрын

    ተጋሩ ብውሑዱ መምህር ኣርትስትን ምሁራትን ጋዘጠማን እቲ ቃላትኩም እርም ኣብልዎ ወጣታት መንእሰያት ዘይትብሎም እታ ትግርኛ ጠቕልላ ጠፍኣ ያ ካብ ትግራይ

  • @user-fj5mc9jo2j
    @user-fj5mc9jo2j15 күн бұрын

    ውይ ተመስገን እዝወዲ ኣበይ ኣሎ ኢለ ይሓትት ኔረ ተሰዊኡ ማለት ኢዩ ኢለ ኔረ ኡፍፍፍፍ ምክንያቱ ኣይዶል ዳኛ ኮኑ ኢዩ ዝሰርሕ ኔሩ ግን ተመስገን

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego480220 күн бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu147520 күн бұрын

    🙏🙏🙏❤️❤️

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha985914 күн бұрын

    እt ዘረባ ምስ አመክንዮ ከይዋቃዕ ምጥንቃቅ የድሊ

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos539118 күн бұрын

    Nice to see you my tidf 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳 ❤️ 😘 😊 💕 💐 🥳

  • @desalegngebrezabeher9336
    @desalegngebrezabeher933612 күн бұрын

    አንታ ናይ ወዲ ሳጅንስ ንንግሲቲ ሓየሎም ሂብካያ:

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns675720 күн бұрын

    ታይ ኢዩ ኮይኑ ብጥዕንኡ ዲዩ፣ ዝዓመፀ ይረሸን ዝቐተለ ይቕተል ኢልካ ምዝራብ።እቶም ወታደራት ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ ኸ ይቀተሉ ዘይትብል ፣ ወንጀል ዝፈፀመ ዝኾነ ይኹን ክሕተት ኣብ ፍርዲ ቤት ክኽሰስ ኣለዎ።ይቀተል ይረሸን ግን ኣይቅበሎን።

  • @user-zt2ik3zz8d

    @user-zt2ik3zz8d

    17 күн бұрын

    ዓማጺ ስለ ዝኮንካ እኻ ኮ እምበር ዝሰረቐት እድ ክትቁረጽ ኣለዋ ዝቐተለ ክቕተል ኣለዎ

  • @azebweldu7852
    @azebweldu785220 күн бұрын

    እንታይ ዩ ክሳዱ ተሓኒቁ ዝመጸ ይምጻእ ኣብሕሪ ሰውራ ሃራሪ ኣታ ቀዳሂ ነዚኣ ከምገለ ጌሩ ደጊምዋ ነቶም ካልኦት ደረፍቲ ግን ኣንታይ ኢኹም ዘዘኪልኩም ናብ ኤርትራ ደርፊ ትደርፉ ኢሉ ሓንካስ 😂😂😂

  • @Wedizom123

    @Wedizom123

    18 күн бұрын

    ትኽክል ገይርካ ፃሓፍ በደው

  • @user-yk2xs3vn4v

    @user-yk2xs3vn4v

    17 күн бұрын

    እንታይ ክትብል ግልጽ አይኮነን

Келесі