"ትግራይ 2ተ መሓውርኪ ወፊኽልይ ኢኺ’ሞ ደው ኢለ እግሪ ክኾነልኪ እየ" ክትብልኒ ይፅበ ኣለኹ
Ойын-сауық
መደብ ብፆት
#hagere_tigray, #dedebit_media, #microphone_media, #dasna_extra, #mereja_today, #tigray_tv_amharic, #rufta, #ebc, #fana_tv, #tigray_tv_news_today, #tigray_media_house, #tmh_tv, #eskndr_nega, #Tigray, #ወቅታዊጉዳዮች, #kramat, #tigray, #tigraynews, #tigray_tv, #tigraymusic, #tigrayconflict, #tigrai, #tigrai_tv, #tigrai, #tigraionline, #tigraimediahouse, #tigrai_media_house, #tigraitv, #tigraivoice, #ethiopia, #ethiopian, #ethiopianews, #ethiopiannews, #ethiopianmusic, #ethiopianbroadcastingcorporation, #ethio, #ethioforum, #ethio360, #eritrea #eritrean, #eritreanmusic, #eritreanews, #eritreancomedy, #eritreannews, #eritreanmovie, #zena_tigrigna, #zenatigrigna, #zenatube, #tigrigna, #tigrigna_music, #tigrignamusic, #tigrignacomedy, #tigrignamusic2019, #tmh, #tdf, #ola #dw, #kokebmedia, #ebc, #ebstv, #ebs. #zehabeshaofficial, #ትግራይ,
#EBC, #DEDEBIT, #TIG, #WALTA, #FANA, #MEREJA, #ETHIO FORUM, #ESAT, #TMH, #TPM, #ADWA, #TIGRAY, #ETHIOPIA, #AXUMAWYAN, #AXUMITE, #ATRANOS, #OMEGA, #OMN, #OBS, #OBN, #ASENA, #ERI, #EOTC, #HARA, #EBS, #tigray, #tdf ,#trending ,#TIGRAYNEWS, #TDF, #AMHARICNEWS, #ETHIOPIANNEWS, #TIGRNGANEWS, #WBO, #OLA, #OLF, #TMH, #TIGRAYTV, #ETHIOPIANMOVIE, #GEREEMUN, #TIGRNGAMUSIC, #DIMTSIWEYANE, #DEDEBITMEDIA, #ኣዳኙካሜራ, #Habesha, #Ethio_Forum, #ኢትዮ_ፎረም, #tmh_tigray_media_house, #KyanaEntertainment, #sebleentertainment, #Merkebbonitua, #kokebmediaኮኾብሚዲያ, #MicrophoneMedia, #Jstudio, #BANAINFOTAINMENT, #LihamMelody, #ESATtv, #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera, #SEMAYENT, #Hopemusicethiopia, #EthioInfo, #Omn, #NeshneshTv, #Raiena, #TEFETAWITALKSHOW, #HabeshaBroadcast, #TMH, #merkebbonitua, #hopemusicethiopia, #ethiopiannews, #tigrainews , #eritrea, #eritrean, #Assena, #ATVasena , #EthiopianslnSaudiArabia, #kramat, #EthiopianNationalDialogue, #Ethiopiaprevails, #Sergegna, #Wegoch, #GEBEYANU, #Debretsion, #Gebremichael, #AbiyAhmedAli, #OlusegunObasanjo, #JoeBiden, #UAE, #USAID, #Eskinder, #Nega, #Ethio pianPolitics, #EthiopianDagDaylogue, #GERD, #Xne , #7LN, #አባይ #ግድብ, #የአማራልዩሃይል, #ነጭሀውስ, #ሶማሌፋሚን ,#ፋኖ, #ENDF, #አፋር, #ሶማሌ , #ኤርትራ , #ወልወጋ, #ቶክሾው , #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች ,#Ethiopian #Orthodox, #ኢሳያስ #አፈወርቂ, #ሻይ #ቡና , #የኢትዮጵያፖለቲካ , #እናትፓርቲ , #የብልፅግናፓርቲ , #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ, #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ, #Ethiopian, #SolomonShumiye, #ZehabeshaOfficial, #ETV, #FanaTV, #ArtTVWorld, #ZehabeshaOfficial , #EBC, #ጌታቸውረዳ , #ኦላ, #አቤልብርሃኑ, #ወይዘሮ, #ባልደራስ, #ብርቱካን, #ሚደቅሳ, #አሚናመሀመድ, #የተባበሩትመንግስታት, #UNSC , #Ethiopia, #asharamedia , #mido, #fetaDaileynews , #tigraynews, #tigrai_tv, #tmhtigraymediahouse, #tigray_media_house, #tigray_tv, #tigray_music ,#hagere_tigray, #tigray_news, #tigray_music_2022, #dw_tv_tigray, #tmhtigraymediahousenewstoday, #tigray_war, #tigraymusic_2021, #tigraymediahousetoday, #tigrayvoice, #tigraytvnewstoday, #tmhtigraymediahousetoday, #tigray_song, #tigray_tiktok, #tmh_tv_tigray, #tmhtigraymediahouselive, #cyberpower_of_tigray, #microphone_media_tigray, #dw_tigray_tv, #tigray_news_today, #dimtsi_weyane, #tigray_tv, #tigray_media, #tdf_tigray, #tigray_comedy, #tigray_music_new, #tigray_online, #newtigraymusic2022 , #zena_tigrigna , #menfesawi_film, #tigrigna_orthodox , #ethiopian_music_tigrigna, #tigrigna_mezmur_orthodox, #voa_tigrigna, #kbzena_tigrigna, #tigrigna_classical , #music_collection, #tigrigna, #ethiopian_tigrigna_music , #xelot_orthodox_tigrigna, #fidelat_tigrigna, #newtigrignamusic2022thisweek, #guayla_tigrigna, #tigrigna_alphabets, #tigrigna_mezmur_protestant, #orthodox_film_tigrigna, #jesus_film_tigrigna , #tselot_tigrigna, #happybirthdaysongtigrigna, #mexhaf_kidus_tigrigna, #jesus_tigrigna_movie, #music_tigrigna, #bible_tigrigna, #mezmur_tigrigna, #orthodox_eritrea, #pope_shenouda_tigrigna , #bibleaudio_tigrigna, #tigrigna_bible_audio , #bible_tigrigna_audio, #tigrigna_music, #shrektigrignafullmovie, #mezmurorthodoxethiopia, #ethiopianews, #gmntvethiopia
Пікірлер: 745
ክብርን ሞጎስን ንምእንተ ህዝቡኹምን ሃገርኩምን ክቡር ሂወትኩምን ኣካልኩም ዝኸፈልኩም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ🙏💔😭 ንእስተይ😭
@user-cz1zz2gk2g
Жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ንህዝባዊ ግንባር ሃርነት ኤርትራ ።።።ግምጥል አቢልካ ሚሽ ።።።ጭርሆ ተጋደልቲ ኤርትረ ።።።ወያኔ ብጀካ ስርቂ ካልእ ዜሮ 😮😅😊😅😮
@africaethio
Жыл бұрын
ANITE BA AMAREGNE ASITALALIFE INIJE MINE
@africaethio
Жыл бұрын
WORAGNANESHE KIBERE LAGETACHEN LAMADANITACHEN WURIDATENA MOTE LATIGIRAYE
ኣነ ንኽነብር ንስኺ ክልት እግርኺ ኣወፊኺለይ ኢኺ ሞ የቀንየለይ ዋዕሮ🙏🙏🙏:: ክብርን ሞገስን ነታ ዘይትትካእ ሂወቶም ዝኸፈሉልና ሰማእታት::
@freweynikidane4943
Жыл бұрын
Kkkkkn entay yabsa hagziya amhriya
@user-xz3ut5zi3g
Жыл бұрын
@@freweynikidane4943 ዛሓፍተይ ንስኺ ኸ ዝገበርክዮ ነገር ኣሎ ኾይኑ ድዩ ናይ ሕጫጨ ሰሓቅ ትስሕቂ ዘለኺ? ካልኣይ ከዓ ናይ ባዕልኺ ግበሪ. እንታይ ከምዝገበርኩላን ወይ ድማ እንታይ ክገብረላ ከምዝሓሰብኩን ትፈልጥዮ ነገር ኣለኪ ድዩ ኾይኑ???
@user-xz3ut5zi3g
Жыл бұрын
ዛሓፍተይ ንስኺ ኸ ዝገበርክዮ ነገር ኣሎ ኾይኑ ድዩ ናይ ሕጫጨ ሰሓቅ ትስሕቂ ዘለኺ? ካልኣይ ከዓ ናይ ባዕልኺ ግበሪ. እንታይ ከምዝገበርኩላን ወይ ድማ እንታይ ክገብረላ ከምዝሓሰብኩን ትፈልጥዮ ነገር ኣለኪ ድዩ ኾይኑ???
@mikeledawit1976
Жыл бұрын
መጸጸጽ
@aledwake
Жыл бұрын
This IS the result of " Bado Gura " of Banda and snake 🪱 TPLF 💊❌, IT IS Not finished, there still the next and the final to punish the Most and Last Time and to give Lessons for the next 7 , 8, 9, or 10 ... geberations.
ክብር ናዓኩም ጀጋኑና 😭😢😭😭😭♥♥💛💛💊💊💊ስለክ እዩ ትግራይ ዓደይ😭😭😭♥♥💛💛
የኔ ቆንጆ አይዞሽ እድሜ ለአቺ እና ጏዶችሽ እኛ ነፃ ወጣን አይዞሽ እግርሽ ተሰርቶልሽ ቆመሽ ትሄጃለሽ እናመሰግናለን
@abiiabraham9096
Жыл бұрын
❤❤❤ትግራይ
@alemefem5459
Жыл бұрын
እወ ብርግጽ ቲግራይ ክልተ እግሪ ክትኾነልኪ እያ። ዓሕ ብርቱዃን ብርግጽ ብርቱዃን ብሰላም ያራኽበና ኣብ ዓድና ክብርን ሞጎስን ንሰለ ኣደይን ዓደይ ጽሩይ ደምኩምን ጻዕዳ ዓዕጽምትኹም ዘርገፍኩምላ ዓደይ። ኣይክንፍለየኩምን ጎደናኹም ኣጽሪና ክንሕብሕበኩም ገና ኣለና ደምኩም ፈሲሱ ኣይተርፍን ብጾት።
@user-qs1wf1bl3w
Жыл бұрын
@@alemefem5459 ትክክል ከምንም በላይ ሊከበሩ ይገባል ከነሱ እሚበልጥብን ነገር የለም
@aruaki4454
Жыл бұрын
መን ክገዝኣኩም ምስበለ ኢኩም ነጻ ዝወጸኩም😂 ኣቱም ህዝቢ ከም ሰብ እንዶ ሕሰቡ ን ስርወ መግስቲ ዓድዋ ስልጣንን ዝሰረቅዋ ቅዕቅቡ ክብሉ እዞም ህጻናት እዚኦም ግዳይ ኮይኖም ተጋሩ ነብስኩም ኣይተታልሉ ስንኩላትኩም ሓግዙ
@hlnamedia1111
Жыл бұрын
@@user-qs1wf1bl3w ጉማማ ብትግርኛ ሓሳብኪ ዘይትገልጺ ድኽምቲ 😡
ጽብቕቲ ጅግና!❤❤🇪🇷🇪🇷
@fnotgetachew9180
Жыл бұрын
Entay eyu ezi bandera 🤮🤮🤮🤮
ንእሰተይ ምእንታና ምእንቲ ዓድና ኢልኪ ዝከፈልክዬ መስዋእቲ ፍፁም ኣይንርስዖን ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና ኣጆኪ ኣብ ጎንኩም ኣለና❤😢😢
ዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ንዓይ ንዓደይን ክትብሊ ኢኺ ሞ ኣጆኪ እግዛቢሄር ምሳኪ ይኩን ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን ጀጋኑና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
❤ኣጀኪ ዛ ሓፍተይ ዋዕሮ ቃላት ስኢነልኪ😢
@selam2735
Жыл бұрын
❤ኣጀኪ ዋዕሮ ቃላት ይበይን❤
ክብርን መጎስን ንስሊና ሂወትኩም ዝከፈልኩም ጀጋኑ ይሕዋተይ❤😢😢✊✊✊
ክብርን ምጎስን ናዓኩም ምእንተ ህዝብኩምን ዓድኩምን ዝተሰዋእኩም ኣሕዋትና 😭🙏 ኣጆኪ ሓፍተይ ማዓረይ ጅግና እኪ ብሓቂ🙏
@user-on3uj6jk1j
Жыл бұрын
😢😢😢ግን ሕቶኻ ኣስታኻል ወይለክ ታይማ ክግበር ካብ ሓደ ገዛ 3ተ እወን ህይወት ኣሕዋትና ስእና የአና ውግእ እኮ ትጎድለለ ታሓልፈ እየ 😢😢😢😊
@tsadkangebru6765
Жыл бұрын
አበይ ኮይንካ ዲካ ከምዚ ትብል ምሳና የለካን አብትግራይና እ
ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑና ኩሉ ዝከፈልኩምዎ መስዋእትን መቁሰልትን ንስለ ህዝብኩምን ንመሬት ዓድኩምን እዩ ሞ ኣጆኪ ንእስቲ ዋዕሮ ሓፍትና ኣብ ጎንኩም ኣለና💔❤✊💊🙏
ማዓረይ ኣጆኺ ቃላት ስእነልኺ መግለፅ ጀግና ሓፍተይ ጋል ህዝብ ትግራይ ዋዑሮና 💛♥💛💪✊
ኣጆኺ ጅግናና ትግራይ ካባኺ ትፅበዮ ገይርኺ ኢኺ ❤❤ ስሱዕ መሪሕነት እቲ ቃልሲ ጨውይዎ እምበር
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ፅቡቅ መደብ ቀፅልዎ ።❤TDF ❤ ሓቦ ትግራዋይ ኮ 🤔 ይገርም ዩ ። ባግባቡ ኳ ክትገልፅ ዘይትኽእል ዕሸል ፈጣሪ እታ ንደልያ ሃገር ክትኮን ንምነ ።
ፃዕዳይ አጆኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንትግራይ ንስኪ እግርኪ ወፊክላ ንሕና ካአ ብአኪ ሕቡናት ኢና ዝሓፍተይ ❤❤❤ኩሉ ገዜ አብ ልብና ኢኪ ኢኩም ንኩሉኩም የሕዋትና::ትግራይ ብደቃ መመሊሳ ትደምቅ
እዋይ ንእሰተይ እንታይ እየ እሞ ክብል ሎሙስ ንብሎ ጨኒቅና 😭😭😭😭😭😭😭
ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ጀጋኑና ❤
tpm ቐፅልሉ ኣብ ጎድኒ ጀጋኑና ክንኸውን ኣለና ንዓና ክብሉ እዬም መስዋእቲ ኸፊሎም ዘለው😢🙏
ኣጆኪ ጅግና ኢኪ ናይ ብሓቂ ማዓረይ ኣብ ጎንኪ ኣለና
ውጺኢት ኩናት እዚ እዪ ትርፉ። መራሕቲ ኣፍሪቃ ክሳብ መኣስ እዮም ብሂወት መንእሰያት ክጻወቱ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዪ 😢😢😢
እኔ ቃል የለኝም ለናንተ ክብረ ሞገስ ለእናንተ ባለ ብዙ እዳ ነን የእናት እዳ አለብን ከፍለን የማንጨርሰው የህይወት እዳ የህይወት ባለዕዳ🙏🙏
የሕዝን እዋይ ዕሸለይ ኣጆኽ ህያበይ 😥❤️
ዓሕሕሕሕ ክብርን ሞጉስን ንስማአታትና😢😢😢😢😢😢😢 አይክይ ጅግና ዋዓሮና አብ ጉንክይ አለና እዚይ ጉድአት ናይ ኩላትና እዪ ናይ በይንክይ አይኮነን😢😢❤
ጀጋኑና ፣ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ትግራይ ሰማእትነት መስዋእቲ ዝገበርኩም ኣሕዋተይ😢💔😢💔😢💔😥💔😢💔💔💔
መዓረይ ቃላት የብለይ ንዓኪ ዘጽናዕንዕ እመብርኃን አብ ጎንኪ ትኩን ንሳ እያ ጽግዒናይ ኩላትና
ብርቱዋይ አጆኪ ጋልነይ እንካዕ ተረፍክልና ብሂወት😢😢😢
ጀጋኑና ምእንቲ ህዝብኹምን ዓድኹምን ዝኸፍልክዎ ክውር ዋጋ ንዘልዓለም አክንርሰዖን የቐንየልና 🙏🙏🙏ድያስፖራ ብቀጥታ አሕዋትና ንምሕጋስ ኩላትና ካብ ዝዓበየ ክሳብ ዝነአስና ንዳሎ thank you🙏🌺🌺🌼🌼🌺🌺👏
It is heartbroken to see a young and loveliness girl being like this. This is the outcome of the deadliest war. May God be with her and the people of Tigray.
ጀግና ሓፍተይ እምበር ቡርቱኳን ኣጆኺ ኣካልኪ ኣብ ሀገረ ትግራይ ጋህዲ ክትከውን እያ❤
@aledwake
Жыл бұрын
😂😂😂😀 aye Agame, your ratsel IS amazing
@SesinaGedle
Жыл бұрын
ሬድዋን ኣያኺ ካብ ኣራት ኪሎ ዝበለኪ ኣይሰማዕክም፡ዲኺ በካው መዓረይ
@user-nh1oe5pe3u
Жыл бұрын
@@SesinaGedleንመንነተይ ክብል ብ360 ድግሪ ተከብበ ምስ 7 ሀገራት ገጥመ ዓለም ብዓለማ ጫውጫው ዘብል እምበር መዓዝሞ ኣነ ከማኺ ኢሳያስ አምላካ ኮይነ ሃላይ ናይ ህግደፍ ባዞ
@user-nh1oe5pe3u
Жыл бұрын
@@aledwake ፎጤ ኣይዞህ 12ኛ ክፍል ሰርትፍከት ካለህ ሁመራ ለኣረምና ለኣጨዳ ሰልጥ እድንትመጣ እጠልብሃለሁና እስከዛ ፓስፖርትህን ኣዘጋጅ።
@user-qz2my3zd4q
Жыл бұрын
@@SesinaGedle 🤣🤣🤣🤣 ዘመኔ ውቤ ጸመሜ ውቤ ክብል ነበሬ,ዩ ናይ ዓጋሜ ነገር።
ፅቡቅተይ አጆኪ❤❤❤
መዓረይ አጆኪ አንበሲተይ አብ ጎንኪ አለና ክብረተይ ፁቡቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ......
ክብርን ምጎስን ናዓኩም ምእንተ ህዝብኩምን ዓድኩምን ዝተሰዋኩም ኣሕዋትና 💔😭 ኣጆኪ ሓፍተይ ማዓረይ🥰💔
ኣጆኪ ዋዕሮና ኩሉ ግዜ አብ ልብና ኣለኪ ኡፍፍፍ 😭😭😭😭😭
አጆኪ ዘሀፍትና ልህዝብኪ ዝከፈልኪዮ ዋጋ እዩ ትምኒትኪ ጋህዲ ክኮውን ❤❤❤
ናይ ብሕቂ ብርቱካን ኣሕ ትሕቲ ዕድመ እንዲኪ ሱቅ ኢልካ ኣብትርጉም ዘይብሉ ቃልሲ እስኪ ትመስሊ ዕንበባሲ የሕዝን ዘይበሰልኪ ከማን ኣብ ዘረባኪ ጌና ነርኪ ዕሸል
ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና ምቅርቲ ሓፍተይ አጆኺ ንስሌና እንድዩ እዚ ኹሉ ላዕልን ታሕትን
ጋለይ ኢኪ ትኮኒ ማዐረይይይይይ ቅድመኪ ይስጠሐኒ ጅግና ኢኪ
@YourLocalCamera1229
Жыл бұрын
❤❤❤
@dadadadadada9100
Жыл бұрын
እወ ንእሽተይ እያ ማዓረይ ዝፍተይ😢😢😢😢
@jonnyl9119
Жыл бұрын
@@dadadadadada9100 btami 😭😭
ንእስተይ አምላክ ይደግፍኪ ክብርን ሞጎስን ነዓኩም 🥰
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኡፍፍፍፍ😢
@simonmengstab2620
Жыл бұрын
Entay kabsela ajoki hooo endabelkum tigray tser endabelkum ba hxawunti koleu atfekumom abey alewu 600.000 menesey tigray merahti weyane zhasb resi yeblomn nsltanom kblu kunat awujom hzbi tigray kabzi huluf kunat kmhar ygbo mskineyti kolea ab kunat keetwuwa yehzn eyu 😅
አጆኪ ብርቱካን ሐፍተይ መዓረይ ጀግና we love you 😍 We respect ✊ you our hero
ዋይ ዋይ ዋይ ጎይኩም ዘይፀገብኩምስ ኣሕዋተይ ናተይ ኣምላክ ይደግፍኩም ስለ ሃገርኩም ሂወትኪም ወፊኩም እና ኣጀኩም❤❤❤
ህፃነይይይ ምዓረይይይ መፃኢኺ ሓጎስ ዝመልኦ ይኹነልኺ ምዓረይ😢
ብሓቂ ኮሪዕናልኪ ንዓኺ ዝኾን ቃላት ይሓፅረና ኣይዞኺ ቀፃላይ ሂወትኪ ብሩህ ክኾን እዩ ❤❤❤💛💛💛😍😍😍😍😍
ዋይ ዋይ እዚ ሓታታይ ግን ታይ ረኪብዎ ዓሕ ልዕሊ እቲ ጉድኣት እኮ ጎዲእዋ 😢😢
እምበይተዋይ 😥 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኒና❤
ብሓቂይ ጅግና ዋዓሮና ግን ንምንታይ እባ ቡዙሕ ግዜ ተስተማስልይ ትብላ ምክንያቱ ሳባት ኢና ንግዝኡ ክምኡ እንተበልና ሃሙራ ዝበልዞም ዓዶም ዘይአትዎ ርእ እያ ቐዳማይ ንሃገረይ እላ ዝተ መላለስት ጅግና ትግራዉይቲ እያ ሕቶ አይች።ተብዙሑ ማራ እላዝተመላለስትጅግናትግራዉይቲእያሕቶአይች።ተብዙሑማራይስማዓንይ 😢😢😢😢😢😢 እዉ ብፅይካ እምብር ንስካ እማ ልምንታይ ኢና ስብ ክነጋግይ ንሞኮር😢😢😢😢
ትግራይ ሃገር ክትከነለይ እየ ዝደሊ 😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ብፆተይ ክብርን ሞጎስን ይግበኣኩም እዩ ትግራይ ትስዕር💛❤️
@selam2735
Жыл бұрын
ክብርን ምጎሰን ናተም ጀጋን ሰወኣተ ❤❤❤❤
ኣባይኪ ብእስተይ ብምንታይ ቃል ክገልፀኪ እንበተዋይ ኣጆኪ ኣሕዋትካ ኣለና❤
ከብ ቁስለስ ናትኻ ሕቶይ ናትኻ ዘረባይ ቆስሊ ይከናሎ እንካንዶ ናዓስ ናዓናውን ሕቶኻይ ዘረባኻይ የደንፅወናሎ ቆስሎም ዝጎድእ አይትሕቶም በጃኻ ዋይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ያሃህኺ ህያበይ ኣይ ❤💛ክብሪ ናዓኹም ጀጋኑና😭😭😭😭😭😮
ማዓረይ ❤😢
Thanks for your great service you made me proud ❤
አጆኪ ንከንቱ አይኮንክን ሰንኪልኪ ምእንቲ ህዝብኪ ኢኪ🙏💪
እግዚአብሔር አምላክ አክእሎ ይሃብሂ ምቅርተይ ውግእን ወረ ውግእን ዝጀመርስ እንታይ ኮይ ክርክብ እዩ አጀኪ ክብርተይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ጀግኒተይ የቀንየልና እዚ ዋጋ እዚ ምእንታና ዝኸፈልክልና ❤❤❤❤
Korax merax geremukum nab Shiwa keydom ygonabuhu alewu....tegelbitom Tigray hager aykonetin & TDF aynifelton elom ferimom nebsom kedhinu....kemu eya alem 😢
ብፂተይ💛❤️✊😢🙏
Oh haftey please GOd give us mercy 😢 I can’t stop 😢
እዋይ ወያነስ ደቃ ትበልዕ ከም ደማሙሙ ትሕቲ ዕድመ ንኹይናት ተሕዝን ብጣዕሚ 😭😭😭😭
I have the utmost respect and love for you, TDFA and the people of Tigray. Thank you for putting yourself in the line of fire to defend your country and people. Your sacrifices aren’t in vain. Your selfless sacrifices have freed the people of Tigray. You truly have accomplished what you set out to do. And hopefully your dreams and wishes will be fulfilled very soon. God bless you, my heroine ❤️🙏🏾
Mearey waero mente hzba meswaetnet etkefel tigray hager ketkoneley eye zdeli do belet 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣንቲ ጅግና መዘና ኣልቦ ገዛይ መፂኦም ከም ኣሕዋተይ ከይደፍሩኒ እንዳ ተፋለምኩ ምስ ፀላኢ ምስዋእ ይሕሸኒ ንሃገረኪ ትግራይ ዋሓስ ኾንክላ ኢኪ ። ጅግና አይገልፀኪን ! ባኣኹም ፍናን ይስዐና ግን ንሕና ዕዳኹም በዚሕና ንስኹም ህይወትኩም እኾኩም ሂብኹሙና!!! ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑና✊✊✊
Thank u our hero ❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻💪💪💪✊️✊️✊️💊💊💊♥️♥️♥️🙏🙏🙏👊👊👊💪💪💪
ዓኽ ኲናት ሕማቕ ረሳሕ ክንደይ ዕሸላት ኣሕዋትና ሃሊቖምን፣ኣካሎም ስኢኖምን እህህህ ናይዘለኣለም ቃንዛ
ዋዕሮ ❤️❤️
ብርዋይ ብርትኳነይ ሕንቅቕተይ ንእስተይ ጋል ሓታቦይ ውቃዕኪ ንእሽተይ እዩ መሲልኒ ነይሩ ላካ ክልተ እግርኪ ስእንኪ ብጣዓሚ ሓዚነይ ታሞ ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ ኣሕዋትኪ ብፆትኪ ዝበፀሖም እዩ በፂሕኪ ሞ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ምስ ብፆትኪ ዝሓፍተይ ጅግና ኣጆኺ ምእንተ ህዝብኺ ኢልኪ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ዝኸፈልኪ ዝኸፈልኩም ዞም ኣሕዋተይ ❤❤❤ 😢😢😢😢😢😢❤❤❤
I don’t have no words for her she’s so smart strong girl god bless you sweet heart ❤❤💛💛 🙏✊🤝🤟🤘
from Eritra Kuluna nhagz
ክብር ንዓኽን ንብፆትክን ይኹን ንስኹም ትግራይ ብአኹም ነፃ ወፅአ ውዕለታኹም ብኸመይ ትኽፈሉ ትኾኑ አየ ፈጣሪ እዱ ይዘርግሐልኹም
ጋዜጠኛ ግን ☝👈👉 ኩሎም ሕቶታትካ ሞራላ ዝሃንፁ ዘይኮኑስ ????👉 ብጣዕሚ ሞራል ዝትንኩፉ ዮም ኔሮም :: ➡ እሳ ክትጥዮቖ ዘይግብኣ ➡ እኳ ድኣስ 👉 ክኽልከሉ ክትጥዮቖም ዘይግብኣ ሕቶታት ኢኻ ተቕርብ ኔርካ :: እንተ ንሳ☝ ግን ➡ ዝገርምን ዘኹርዕን ስነ-ልቦና ➡ ሰማይ ዝበፅሕ ዓርሰ እምነትን 🙏 ➡ዘኹርዑ ስርዓቶም ዝሓለው ድሙቓት ቓላት ➡ ብ ጡዑም ድምፂ የዕፋት ወገሕታ ትግራየ ዝዝምራሉ ዜማ ዝመስል ድምፃ እንኳንዶ ጉድእትስ ክትመስልስ 😢 ኩሉ ንውሽጣ ጌራ በቲ ፀባ ዝመስል ኣስናና ፍሽክ እናበለት ቃንዝኣ ንኸይትሪኦ ተሓባቢራትካ 👈👉ብፍሽኽታ ዛ ምጭውቲ ንግስቲ ትግራይ 😢 ዝገርም ዩ ተጋሩ የሕዋተይ➡ ብኽያተይ ብፅንዓታ ብሰከንድታት ካብ ገፀይ ከይፀንሐ ሃፊፉ ሙሉእ ብመሉእ ፍሽኽታ ዓሲሉኒ ከምዚ ኢለ ቃል ድማ የእተያ ንነብሰይ " እስኺ ትግራይ ባዓባያ አኺ ሞ ኩሉ ትግራዋይ ፆታ ሃይማኖት ከይፈለየ ኣብ ጎንኺ ኣሎ ሞ ኣጆኺ " ኢለ ቃል ኣተላ :: ዝገርም ዩ 😢 :: ንዓና ኳ ተመሊሳ ሞራል ሂባትና በቃ እዚኣ ንግስቲ ነፃነት ትግራይ ኢለያ ኣለኹ :: ክብረት ይሃበልና ንግስቲ ትግራይ ❤🙏❤🙏❤🙏 ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና !!! ✌👉 Be our family Like and Subscribe Segar Entrtainment 🙏
@mewaelmehari1861
Жыл бұрын
Bitaemi mestwali eika
ፅሪተይ ናዓኺ ዝኮን ቃላት ሓፂሩኒ ❤❤ኣጆኺ ክብረተይ❤😢
@rahwagebru8015
Жыл бұрын
ማዓረይ😥
ዋዕሮና እንካዕ ብሰላም መፃእክ ኣጆኽ ❤❤❤❤❤ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና❤❤❤❤💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💗💗ከይርሳዓ ይፀሓፍ ይሰነድ ኣጆኽ ንእስተይ
ኣጆኺ ጽብቕቲ ፍጥረት ስንክልናኺ ሰለማዊት ትግራይ ኣውሒሱ እዩ ክትማሃሪ ኢኺ ኣብቲ ትደልዮ ደረጃ ክት በጽሒ ኢኺ ትግራይ ስዒራ 🙏🙏🙏
ትግራይ። ዝኩሉ ፃገም የአኽለኪ ይበለና ፈጣሪ /
ፅብቅቲ ጋለይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን የሀብኪ❤
❤️💛 ሓፍተይ ማዓረይ አጀኪ እስኪ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኮን ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና
አሳይይይይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ 😢😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💘💘💘😭😭💔💔💔💔💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💔💔💔💊💊💊💊ኣጆኺ ክብረተይ 😢😢😢😢
አሰይይ ዛናተይ ጅግና ❤❤
ማዕረይ ፅብቅተይ አጆኪ አብጎንኪ አለና ጎልዞም ጀጋኒ❤
@user-ob2rs5rg5w
Жыл бұрын
አታ እንታይ ዓይነት ገርናው እዩ እዚ ጋዜጠኛ መሳሊ ብዕድመን ዘይበሰለት ዕሸል ሓደጋ ካብ ዝበፅሓ ዓመት ዘይመልአ ጉድእቲ ምስ ክብራን ልቦናአን ዘየሳኒ ሕቶ ይሓታ
ኣይይይ ጓል እነይ ሓመድ ተበልዐኒ 😭❤❤ኣጀኪ ዛ ሓፍተይ ኣምላክ ይሐግዝኪ ❤
ሃገር ሃገር ክኸውን ኣጆኪ ብጺት ጅግና ኣቱም ሃገራት ካይንርስዕ ሓዳራ
This is heartbreaking, why all these for nothing. Please no more war no matter what.
@situationroom3090
Жыл бұрын
What do you mean this is for nothing????? She went to war because the fascists went to her land to eradicate her and her people therefore she chose to defend her country and the people of Tigray.
@ereyeritrea7707
Жыл бұрын
የወንበር ጥማት ለ5 ሰው ስንት ህዝብ ኣለቀ
@mulubelay5119
Жыл бұрын
@@situationroom3090 Defend who?
@situationroom3090
Жыл бұрын
@@mulubelay5119 Go pick on someone else!!!! Bully
@fkr834
Жыл бұрын
@@ereyeritrea7707 ተካላት ፍጥረታት ኣብ ዓለም ከማኩም ሓሳድ የለም ንሰብ ክትሕስዱ ድሕሪት ተሪፍኩም 😢
ናሕና እንደሃለና እሕዋትና አይነብዓን አጀኺ ብሪቲ ሓፍተይ 😭😭ትግራይ ሰብ አለው 💊💊💊
So sad 😭😭😭haftey fetarey hayl. Moges . Ykunkey. Mearey🙏🙏🙏😭😭😭😭😭kebren mogesn. Nesweat. 🙏🙏🙏
ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ንዓኹም ኢና ንጥምት ኣብ ጎንኹም ኢና።
🥰🥰🥰🥰🥰ክብርይ ናእኩም ጀጋኑና 🙏
ክብር ሞጎስን ናዓኹም ይኹን ጀጋኑ አጀኺ ክብረተይ
ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑና!! ትግራይ ሃገር እያ!! ሓታታይ- ናይ መጀመርታኻ እዩ, ግን ቁሩብ ምድላው የድልይካ:: ቃልሲ ከመይ ከምዝነበረትን እንታ ዘሕጉስን ዘሕዝንን ነገራት ከምዝረኣዩን, ገድሊ ብምዉራዶም እንታ ተማሂሮምን እንታይ መሰረታዊ ናይ ሂወት መንገዲ ዓሲዕቡሎም... ዝመሳሰሉ ሕቶታ ተትሓቶም more interesting ምኾነ ኢለ ይኣምን:: ኣብዚ ዘሎ ስምምዕ እውን ብውልቆም ታይ ከምዝስምዖም ተንፈልጥ ፅቡቕ ትንህርቲ ምኾነና:: Thank you for your service!!
@humedthekeren1161
Жыл бұрын
Kilil dea meas eya hager koyna? Merahtika nebsom kedhinu ziferemwo hitetom.
❤❤❤❤❤ፅብቅተይክብርን ሞጎስን ኣይካኣልን እምበር ኣብቅድሚ ኣምላኽ ኣነ ናዓኪ 2ኤን የእግረየይ መረከብኩኪ ኔረ ግን ኣጆኪ ዋዕሮዋይ 🤴🤴🤴🤴👑👑👑👑ንግስተይ
ክብርን ሞጎስን ናዓኩም ጀጋኑ ብፆት መስዋእቲ ዝከፈልኹም ምእንቲ ህዝብኹም ምእንቲ ሃገርኩም ኣቶም ኣናብስ❤❤
God bless you my hero sister ❤🎉👏🙏🏻🙏🏻🙏🏻
አጀኪ አለና አብ ትሔት ፈጣሪ አብገንኺ😢
ዓሕ ዛእምበይተይ😢😢😢😢😢ክብሪ ንዓካ ዛምቅርተይ😢 አይዞኪ ዝያዳይ አለና አብጎንኪ
ፅብቅተይ ኣጆኪ ❤❤
ክብሪን መጎስን ንዒኪ ይኩን ዋዕሮ ጋል እነዋይ ንኩላትኩም ስለ ዓድኩም ዘተቃለስኩም ሂወትኩም ዝከፈልኩም ክብሪ ንዓኩም 😓🥺✊ኣጆኪ ብፈጣሪ ሓይሊ ትግራይ ዓድና ሃገር ክትከውን እየ ትጽቢትክን ሕልምክን ክጋሃድ እዩ🤲♥️
አጆኪ አብ ጎንኪ ኢና ንህዝቢ ትግራይ እኪ መስዋእቲ ከፊልኪ እኪ እሞ ህዝቢ ትግራይ ከምህረኪ እዩ ክንከባበኪ እዩ ንኒ እምብዛ 😢 እኳ አሚሂርዎም ህዝቢ ትግራይ ሶ አጆኪ ብህዝቢ ትግራይ ተሓጊስኪ ቀሲንኪ ክትነብሪ ኢኪ አጀኪ ንበላ ዛሓፍትና ፅብቅተይ 😢😢 ንስኪ ዶ ንድሮን ግን ታይ ይኩን አምላክ ዝበሎ እዩ ዝኮን ዓኽ ዓለም ጎደሎ 😢❤ ትግራይ ትስዕር ኢልና ሲዒራ ኣላ አጀኪ አጆና ትግራይ ሃገር ትኩነልና 💪🙏
❤️❤️❤️❤️ I wish you all the best
አጆኽ እዛ ሓፍታይ ክብርን መጎስን ነጀጋኑ አሕዋትና አቦታትና አዴታትና
I cant stop cry my sis
ምቅርተይ ፃሓይ ገፃ ጎይኺ እዃ ዘይፀገብኺ😢😢😢ክብሪ ንዓኻትኹም ጀገኑ ናይና መኽሰባተይ l Love you ብጣዕሚ ኢና ንፈትኹም❤❤😢🙏