ገድልን በዓልን_ ደኩመንታሪ ምድላው ምስ ሰራዊት ትግራይ _ 1ይ ክፋል
Ойын-сауық
ሰጉደም ሚድያ ባርዕ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝወለዶ ቅያ፣ ያታን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ዝዕቅብን ዝነጥፍን ሚድያ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ መዋእል 21 ክ/ዘመን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተፈፀሙ "ዓቐን ዝሓለፎም" ግፍዕታት ብኪነት፣ ብሰነዳዊ ምድላውን ካልኦት ሜላታታት ዕቀባን እናዓቀበ ናብ ተመልከቲ ይርዝግሕ። ሳብስክራይብን ሼርን ብምግባር ኣባላት ኩኑ። ሰጉደም ሚድያ!!
Пікірлер: 65
ልአኩም ዝከውን ቃላት መግለፂ የብለይ ጆጋኑ ኢኩም ካብ ጀጋኑ ጀጋኑ 👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤
ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወት ንስራዊት ትግራይ💛❤✊
@gk-ez3bc
2 жыл бұрын
እሰይ ጄጋኑ ሰራዊት ትግራይ ኣየኹም ናይና ንሕና ንስእር ።
🤲💊✝️✅💊🤱🤱😥💔ኣይ ማእዝ እዩ ስላም ልርእና ፈጣሪ😥
ናይ እግዚአብሔር ምሕረትን ቸርነትን ናይ እመብርሃን አደይ ፆሎታን አማላድነታን ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከቱን ረዲኤቱን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ፆሎምን በረከቶምን አይፈለይኩም እዞም ናተይ 👍👍👍
ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ዋሕስ ህዝብ ትግራይ TDF😍 ካሴ ድሕር እቲ ቃለ መሕትቲ ፍትወት ገድሊን ህዝብን ብዝፈትዉዎ ሙዝቃ ንእሽተን ቑርፅ እናበልካ ኣሰተማቕረሎም ካብዝተረፈ ቐፅለሉ የቐንየልይና ተጋዳላይ ካሕሳይ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካቱም ይኩን ደቂ ትግረይ ❤❤❤❤👏👏👏👏👏
Admen. Tsenan yhabkum. Fetsar. Deki. Tgray. Adey 🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🇻🇳🇻🇳
ተጋሩዋይ ብዓወት ተመለሱ 😥❤❤❤💊
❤️💛❤️💛❤️✊❤️💛✊❤️💛✊🥰🥰🥰👏👏👏 ስላም ንዓኩም ጀጋኑና👌👌👌👌👌 ❌🇪🇷❌🇪🇹❌
ብዓወት ተመለሱ መላምል ደቂ ውለድ ትግራይ።ደቂ ሪመይ
እንቱም ጀግኑና እግዚአብሔር አምላክ ሓይሉን ጥበብን ይሃብኩም
ፁሩያት ዓለም ምስ ውፅዕቲ ወላዲትኩም ኣዶ ትግራይ ብሰላም የራክብኩም 💊💊🌹💊💊💊❤️
ዓወት ሓዚልኩም እተውና እመብርሃን ፅላል ትኩንኩም ዞም ደቀይ ብሳለኩምን ብሳላ እግዚአብሔር ኢኒኩ ብአኩም ይሕበን 👍👍👍
ጀጋኑ❤❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ምሰኩም ይክን ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊
ጀጋኑ አምላክ ይምሳኹም ይኩን🥰
ወላዲተ ኣምላክ ምሳኹም ትኩን ጀጋኑና😍😍😍😍😍
እመቤታችን ትሓልኩም
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም👍👍👍
የቅንየልና😘❤💛
Tigray people stay strong 💪🏾 ❤️💛❤️💛❤️💛💪🏾
ጀጋኑና ዋሕስ ትግራይና❤💛❤
ቅዱስ ሚካኤል ብክንፈ ረዲኤቱ ይከልልኩም ይሓልኩም አሕዋተይ
ኣምላክ ምሳካቱም ይኩን ደቅነይ
ጀጋኑ ተጋሩ💖💛💖💛🐅♥️💥
ኣጀኩሙ ጀጋንኑ ኣምላክ ምሳኩሙ ይኹኑ ብዓወት የምልሰኩሙ ኣብ ዝኸድኩም ይሓልኩሙ ብጣዕም ኣሐጉስኩሙና ሓጎሰ ይሃብኩ ምሰ ወለድኩሙ የራኹብኩሙ
Jeganuna 💛💛❤️❤️💯 Egziabher msakum ykun jeganuna
Ajokum eski kulu khalife eu 🥰🥰🥰🥰
ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና
ኣምየን ኣምየን።
ሓየትተጋዳሊት ጋል ትግራይ ኣግንዒ ክንዲ ሽህ ኢኺ💪💪💪
Good job guys god bless Tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏
Sewodey mejemriya lay yezefenew lij tv lay akiribu tgray tashenfaleci amilak ke nanite gar yihun 🙏🙏🙏🙏
ጅግንነት ደቂ ደቂ ዮውሃንስን ፥ ኣሉላን ፥ ሓየሎምን ፥ ማርታን መሊኡ ፈሲሱ። ዓለም ብጅግንነቱ 44 ግዜ ኣዛሪብዋ።
❤❤❤❤❤
ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ
Allah mesakum ykun will pray 🙏 for you
ዛትግራይ ዕድለኛ ,ያ።
❤❤❤❤😊
God bless 🙏🙏 proud being from the hero People of #Tigray Ayokum Nai Naa weyane Tigray Yesier 💪💪💪
ናይ አምሓራይ ወታደር ዝብኢ ዳአኾነይ ልበልዕሎ😂😂😂😂😂ዋዕሮ ትግራይ💛❤️❤️💛
Kibrin mogesin ni TDF, peace loving and unique, intelligent Tigraway 💖 ❤ 💕
🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Tigray adi tegadalay ajokum ab godnukum alena
🧡🧡🧡💓💓💓💪💪💪👈🙏🙏🙏
ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ዓወትንሰራዊት ትግራይ ትግራይ ትሰዕር ❤💛❤💛❤💛👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️👏👏
Agokum
Bhagosymleskumjeganu
sey wedey sey wedey TDF kidefiru ,hiziby Tigray kidefiru
ወልቃይት ራያ ቆቦ የኛ የአማራዎች ነው
Jgenn dkay uezbay edmne tenn yubkume tigeray tewet aykume nyne kelu khlfe eyu dkezome jgen beselme ymelskume
Tdf
ድል ለጀግናው ፋኖ
አብይ እድሜው ይጠር እንጅ አቃቃረን ቢሆንም ግን እ♥♥♥♥♥♥ኑሩልን አንድ ሁነን ብንወጋው አይሻልም ይህን ደደብ መንግስት
ተበዱ ተበዱተበዱ ትግሬዎች ተበዱ