Part 5 -ደሃይ ሓረጎትን ብሂወት ዘየለዉ ተሓገዝቲ ወገናትናን

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Пікірлер: 905

  • @dejenweldemichael9158
    @dejenweldemichael91583 жыл бұрын

    እዋይ ሓረጎት ሓወይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ሙለይ ንዓኻ ድማ ፅንዓት ይሃብካ ኸቢድ ሓዘን 😢😢😢

  • @abcertabcert4170

    @abcertabcert4170

    3 жыл бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @asteraster1838

    @asteraster1838

    3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ኢዩ ግን ፍቃድ አምላኽ ኮይኑ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዓኻ ከአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-pk6zs3vt9i

    @user-pk6zs3vt9i

    3 жыл бұрын

    😢😢😢

  • @hebenmhreteab5345

    @hebenmhreteab5345

    3 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @tgggg4355

    @tgggg4355

    3 жыл бұрын

    😂😂😂

  • @user-qe6ub1wt4i
    @user-qe6ub1wt4i3 жыл бұрын

    በቶም ዝተጸገሙ ንነብዕ ባኣኻ ንኾርዕ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ ንዓኻ ካኣ መምህረይ ጸጋኻ ደረት ኣልቦ ይግበሮ እግዚኣብሄር

  • @mohaabdu2774

    @mohaabdu2774

    3 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭

  • @jerrykayson9198

    @jerrykayson9198

    3 жыл бұрын

    You probably dont give a damn but does anyone know of a method to get back into an instagram account? I stupidly forgot my password. I would love any help you can give me!

  • @samibara4640
    @samibara46403 жыл бұрын

    እዋይ ዓለም ጨናዊት በል እስከ ኣምላኽ እስራኤል ባዕሉ ይሓግዝካ ኣጆኹም ንሕና ውን ኣብ ጎንኹም ኣለና እዞም ደቀይ

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ ዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንህዝቢ ትግራይ እውን ምሕረት ኣምላክ የውርደልና እፍፍፍ ሙሉዋይ ኣምላክ ክፉእ ኣይንካእካ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw85503 жыл бұрын

    ኣጆኻ መምህረይ ውይይይ ኣምላኸይ ምሕረትኻ ለኣኸልና 😰😰😰😰😰😰😰😰😰😰😰 ኣሽዑ ዝነባዕኻዮ ኸይኣኽለኻስ ሐዚ ውን ተወሲኽዎም መምህረይ ኣጆኻ

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn3 жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሙሉዋይ እግዚአብሔር አብ ጎንካ ይኩን አምላክ ምሕረቱ ይልአከልና ዋይ ህዝበይ 😭ልብና ዝድብስ አምላክ ምሕረት ይልአከልና😭😭 ሙሉዋይ ጎይታዋይ ፀላኢካ ይንባዕ ንፅጉማት ከርተት ክትብል ከፊኡከ አምላኽ አብ ጎንካ ይኩን ዝፉፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭 ክወግሕዩ ንኩሉ ግዜ አለዎ ከዚ ንነብዕ ራህዋና ቀሪቡ እዩ ደምና ፈሲሱ አይቀርን 😭😭😭😭

  • @user-pk8ns6km8s
    @user-pk8ns6km8s3 жыл бұрын

    ዋይ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ💔😭😭😭😭😭ሎምሰ ንብዓተይ ኣብዪኒ ምቁራፅ እምበር ዋይ ሓመድ ትብለዐኒ😭😭😭😭😭😭 ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብሮም እንተ ንመምህር ሙሉ ቃላት ኣይብለይን ኣምላክ ናብ ዝከድካዮ ይከተልካ🙏🙏💔

  • @user-er2ff9cq7b
    @user-er2ff9cq7b3 жыл бұрын

    ህዝበይ ፅንዓት ይሃብ ዓደይ አጆካ ሙሉየ አባይካ ይባዕ አቦ ዉፁዓት ሰሰናዩ የብዝሐልካ ክቡሪ ሓዉ

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu23993 жыл бұрын

    እንኳዕ መጻካና መምህረይ ኣቦ ውጹዓት ኣባይካ ንስካስ'ባ ኣይትንባዕ 😢 እግዚአብሔር ጽንዓት ይሃበና ተጋሩ😭 ንዝሞቱ ወገናትና ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም 🤲

  • @teklemahari9821
    @teklemahari98213 жыл бұрын

    መምህር ሓውና ሃወርያ ዶ ክብለካ ከም ንብዓት ራሄል ይውሕዝ ንብዓትካ ከም ማርያም ዝርህርህ ልብካ ከም ካህን ያረድ ዝጥዕም ቃላትካ ከም ካህን እልያስ ዘበርክት መቀርሶምተካ ኣብ ዛ ጸባብ ግዜ ዝዕነት ጨው ዶ ኾንካ ኣባ ሰላማ ከሳተ ብርሃን ኢዱ የንብረልካ መጽዓ ኣለኒ ክስዕም ብርክካ ምዕግርትካ ቅድስ ምክኤል ዕድዋ የስካዓለይ ክረክብ ንዓካ

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn2 жыл бұрын

    _ኣጀካ መምህረይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ህያበይ ንዓካ ዝሃበና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን አሜን / ፫ /_

  • @geni3064
    @geni30643 жыл бұрын

    እዊይ ሓረጎት ምስክናይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢 መምህር ሙሉ ፅንዓት ይሃብካ ኡፍፍ ብጣዕሚ ልብካ ዝሰብ እዩ 😢💔

  • @joniermi
    @joniermi3 жыл бұрын

    ኣቤት ኣንታ መድሓኔኣለም ኣቦና እዚ ኩሉ ኣብኢድካ ከሎስ ዘይተውግሓልና በጃካ ህዝብካ ኣድሕን።መም.ሙሉየ ከኣ ሕማቕ ተረኺቡ ጽንዓት ይሃብኩም ንዝሓለፉ ከኣ ኣብታ ዘልኣለማዊት ገነቱ ይቀበሎም።

  • @embaygab9949
    @embaygab99493 жыл бұрын

    ባባዋኒ ሙሉዋኒዬ እግዚአብሔር ይሓልውካ

  • @selamzeray3248
    @selamzeray32483 жыл бұрын

    ዋይ ዓለም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቅፍኡ የንብሮም ኣይዞካ መምህረይ ፅንዓት ይሃብካንደቁ ውን እመቤታችን ከለላ ትኩኖም

  • @rigbetube1077
    @rigbetube10773 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ ህዝበይ ኣነስ ኣይክኣልኩን ትግራይ ዓደይ እግዚአብሔር መዋፅኦ ይፍጠረልኪ። መምህረይ ኣቦ ውፁዓት መዘና ዘይብልካ ብሩኽ ፍጥረት ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ።

  • @user-tw9gq2ys8h
    @user-tw9gq2ys8h3 жыл бұрын

    እህህህህ አነስ ኩሉ ግዜ ይሓስብ ዞም መ/ር ሙሉ ዘሕልፎም ነበረስ ከመይ ኮን ክህልው እንዳልኩ ይሓስብ ነይረ ግን ምንም ክግበር አይካአልይ ናይ አምላኽ ሓይሊ እዩ አጆኻ አባይኻ ይንባዕ 🙏

  • @user-gi5nr4bk9c
    @user-gi5nr4bk9c3 жыл бұрын

    ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😭😭😭😭😭ንአካውን እግዚአብሔር ይሓልውካ 😭😭😭😭💔💔💔💔💔👈

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j2 жыл бұрын

    መንግሰተ ሰማያት የዋርሶም 😥ኣጆካ ኣይትንባዕ መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት ዕድመ ይሃብካ❤❤

  • @user-kt3wd2jx3x
    @user-kt3wd2jx3x3 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ መግስተ ሰማያት የዋርሶም ንዝመቱ ኣሕዋትና ክብር ሓውናን መምህርናን መምህር ሙሉ ደማ ኣዘካ እመብርሃን ትሓንዝካ አሜን አሜን አሜን

  • @Seb15
    @Seb153 жыл бұрын

    😥ንዝተፈለዮ እግዚኣቢሄር ኣብ ገነት ይቀበሎም!።ሰላም ንዓካን ንኩሉ ሕብረተስብናን የውርድ ኣምላክ!።

  • @user-wy6co5cq6k
    @user-wy6co5cq6k3 жыл бұрын

    ሙሉዋይ ኣትንባዕ ንዝሞቱ መንግስተ ሸማይ የዉርሰልና ኣብ ህቁፊ ኣብርሃም ይስሃቅ ያቆብ የንብረልና ኣሜን😭😭😭😭😭

  • @user-sy5bh4um9p
    @user-sy5bh4um9p3 жыл бұрын

    ኣቦ ውፅዓት መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕና ይሃብክ ኣምላክ አብ ዘለካዮ

  • @amleshamuruts1313
    @amleshamuruts13133 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ ወይ ህዝብና ክብድካ ዝብልዕ ግዜ ኣጆካ መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና ፅንዓት ይሃብኩም😭😭😭😭💔💔

  • @luliya6032
    @luliya60323 жыл бұрын

    መምሕረይ ብመጀመርታ እንቖዕ ብሰላም መፃኻ ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር እዩ ሐረጎት ሐውና ኻለዎትም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ናዐኻውን ፅንዐት ይሀብኻ !!!!!!

  • @user-dz9hh4ht7d
    @user-dz9hh4ht7d3 жыл бұрын

    ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም! !ሙሉ ኣቦ ውፁዓት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ክፍእ ኣይርከብካ ሙሉ ሓውና

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s3 жыл бұрын

    ኣምላኽ ኒ የሕዋትና ብህልውነኦም ክነማዕቁብ የዕንተ ልቦናና ይክፈተልና ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም መምህር ሙሉ ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ 😭

  • @binyam1578
    @binyam15783 жыл бұрын

    ኣጆካ ክንሕግዘካ ኢና 🔑🛎⛪️✝️💞🌿🙏🏼

  • @fregaltgray9663
    @fregaltgray96633 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭እፍፍፍፍፍ ዓለም ከዳዕ እማነት ዘይብላ😭😭😭መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም 😭😭😭ንመላእ ቤተሰብ ድማ ፅንዓት ይሃቦም

  • @roza7068
    @roza70683 жыл бұрын

    ውይይይይ ኣሕዋተይ ማዓረይ 😭😭😭🙏🙏🙏ኣብ ገነት የንብሮም 😭ፅንዓት ይሃብካ ሙሉ ኣቦ ውፅዓት ዓሕሕሕሕ 😭

  • @user-qp5xf5fb9x
    @user-qp5xf5fb9x3 жыл бұрын

    ነዞም ዝመቱ እግዚአብሔር አምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቃበሎም ናዓኻውን ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሓልካ ህያው አምላኽና ንሃገርና ሰላሙ የውርደልና አሜን አሜን አሜን

  • @user-rg4vb2pw2e
    @user-rg4vb2pw2e3 жыл бұрын

    ኣጆና ተጋሩ ኣብ ዓለም ዝተበደለ ኣብ ስማይ እግዚአብሔር አምላክ ይፈድዮ እዩ ንዝመቱ ወለድናን ኣሕዋትናን ዶሞ እግዚአብሔር ናብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ እፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢

  • @heriheri369
    @heriheri3693 жыл бұрын

    ኣጆኻ መምህርይ ነቢዕኻ ኣንቢዕኻኒ😭😭😭 እግዚአብሔር ንዝሞቱ መንግስት ሰማይ የዋርሰለና

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr3 жыл бұрын

    ብሐቂ ዘሐዝን ንስድራቤት ፅንኣት ይሀቦም

  • @negishtube3519
    @negishtube35193 жыл бұрын

    መንግስተ ሰማይ የዋሪሳም አሕሕሕሕ ፅናዓት ያሃብኪ ትግራይ አጆካ ሙሉ ሐውና ንዝተረፉ ማሪያም ፅዮን ታሐልወልና ሰላም ትግራይና ትመልሰልና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @freweynidesta
    @freweynidesta Жыл бұрын

    ኣይ ይገርም ኣታ ፈጣሪ እዚ ኩሉ ፅንዓት ይሃብካ ይሃበኹም ይሃበና መ/ር ሙሉ ከይረኣክዎ ሓሊፍኒ ነይሩ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hdjgei9837
    @hdjgei98373 жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኣካ ሙሉ ኣቦ ዉፁዑ ህዝብ ብጣዓሚ ዘሐዝን እዩ ነብዒካ ኣንብዒካና ሙሉየይ

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t3 жыл бұрын

    ነብሳቶም ብዓፀደ ገነት ያንብሮም ድወለዶም ድኻልአ ዕድመ ድደቆም ይተክአሎም ያሕዝን 😥😥😥💔💔💔

  • @user-ok7rb1tj5d
    @user-ok7rb1tj5d3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ እዛ ዓድናንዶ ሰላማ ምለሰልናን ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ንመወትቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም

  • @user-yc4mf5ye4q
    @user-yc4mf5ye4q3 жыл бұрын

    ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንመላእ ቤተስብን ህዝቢ ትግራይን ጽንዓት ይሃብኩም መምህር ሙሉ ሓውና እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣብ ዝከድካዮ ክፍእ ኣይንካእካ ክቡር ሓውና

  • @Menke_24_gut
    @Menke_24_gut3 жыл бұрын

    አምላክ ምሕረት ይውርደና እንታይ እሞ ክንብል ኢና ወሪድና ዘሎ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @heilleeyobhaadiseba3838
    @heilleeyobhaadiseba38383 жыл бұрын

    መምህር ሃወይ እምላክ ኣብ( ንህዝቢ) ትግራይ ሰላም ቅሳነት ይግበረልኩም /ይግበረልናን ነቲ ሕሱማት ስርዓት ኩሉም ኣምላክ ከም( ህዝቢ ሰዶም ጎሞራን) ብዲንን ሓዊን የጥፋዮም ካብ ሓዉኹም ካብ ኤርትራዊ ኢየ።

  • @user-ko2bb4fr1x
    @user-ko2bb4fr1x3 жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭 ፀላኢኻ ይምባዕ መምህረይ አጆኻ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ንዝመቱ ኣሕዋትና መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም እምላክ ይኣክል ይበለና

  • @user-bt4cq6og9h
    @user-bt4cq6og9h3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ሃሌሰላስየ ነዓኻ ዘገለጸ ቃላት የበለይን ኣመላኽ በዓሉ ዓሰበካ ይከፈለካ አደመን ጤናን የሃበካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @shewithabeshawit6721
    @shewithabeshawit67213 жыл бұрын

    You are an angel, you have pure heart. Thank you so much

  • @user-lo8yn5us7g
    @user-lo8yn5us7g3 жыл бұрын

    አጆኻ ሙሉ ሓወይ ፀላኢኻ ይንባዕ 😭😭😭መንግስተ ሰማያት የዋርሶ

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam97393 жыл бұрын

    ዓኽኽኽ ብሓቂ ከብደይ በሊዕካኒ መምህር ሙሉ ኣባይካ ይንባዕ ኣጆኻ ዝሓወይ ንዝሞቱ ኣሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ነቲ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ድማ ሰላምን ቅሳነትን ይፍጠረሉ ናጤባ ወሪዱዋ ሃገር ዓኽ

  • @user-ev8gs7tj1b
    @user-ev8gs7tj1b3 жыл бұрын

    እፍፍፍፍ አነስ ናበይ ከከድ ዋይ ደቀይ ብዘይ አዶን አባን ተሪፍኩም እፍፍፍፍ ዋይ ዛዓለም ጨካን ንብሳም አብ ገነት ይንበረልና ናዓኻ እውን ቁዱስ ሚካኤል ምሳኻ ይኹን አሜን

  • @MahderHtsanat
    @MahderHtsanat3 жыл бұрын

    Eahh, ezgiabiah mengste semay ywarsom.

  • @selamnkulu4863
    @selamnkulu48633 жыл бұрын

    ድንግል ማርያም ጽላላ ተምብረልካ ሙሉአ ሃወይ ኣቦ ውጽዕ ጽን ዓት ያህብኩም

  • @tekluaraya4722
    @tekluaraya47223 жыл бұрын

    ብቐዳምነት ነቶም ብሞት ዝተፈልዩ የሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፡ እንደገና ነዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ በሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ !!!!

  • @berhe4910
    @berhe49103 жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ንኹሎም ነፍስ ይመሓር ንዓኻ እውን ጽንዓት ይሃብካ ።

  • @tsegenetbrhane8696
    @tsegenetbrhane86963 жыл бұрын

    Ewiyyyy anes ay kealkun mengste semay yewarsom 😭😭😭😭😭😭

  • @Abbay_special_recipe
    @Abbay_special_recipe3 жыл бұрын

    R.I.P our brothers and sisters The little girl passed away guess they called it a “ Brocken heart ❤️ syndrome” Thanks brother for your hard work God bless you

  • @user-dg9uj2tw1k
    @user-dg9uj2tw1k3 жыл бұрын

    መምህረይ ባቢተይ ንስኻስ ኣይትንበዐልናባ ንዝሞቱ እዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና ኹላትና ሳዓብቲ ኢና

  • @filadosvic5269
    @filadosvic52693 жыл бұрын

    ማቴዎስ 5 (Matthew) 4፤ ዚጕህዩ፡ ምጽንናዕ ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም።🙏🏻🙏🏼🙏🏼✝️

  • @hermondawit1305

    @hermondawit1305

    3 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @eteghemenentafere1582
    @eteghemenentafere15823 жыл бұрын

    sorry for everything. I feel bad.

  • @romanberhane4010
    @romanberhane40103 жыл бұрын

    Mengste semay yewarsom 😭🙏

  • @user-un8lg8ms6o
    @user-un8lg8ms6o3 жыл бұрын

    ኣየ እዛዓለም እዚኣ ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዞም ዕሸላት ቆልዑ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መምህር ደሞ ዓስብካ ብፈጣሪ ርከቦ ሰላም ንትግራይ ዓድና የውርደልና ፈጣሪ

  • @user-wm4wt9ge3d
    @user-wm4wt9ge3d3 жыл бұрын

    እዋይ እዋይ ሓረጎት ደቅካከ ምስመን ድርኡ ሽንፍልል በዚሑ ኩሉ ግዜ ካብ ዓይነይ ኣይፍለይይ ነይሩ ብጣሚ ዝጭነቅ ነይረ ኣበይ ይህሉዉ ይኮኑ ይብልነይረ እዋይይ እቶም ደቅካ የዝኒ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን እንበይ ሽኮን ኣቦካ ኣዴካ ምሳን ከቢድ እዩ እታ ድክትምነት ሪአያ ግድስ ብጣዕሚ ከብደይ ኣብይኒ ሙሉዋይ ሓደራ እቶም ቆልዒ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓረጎተይ መሰማይ የዋርስካ ኣሜን

  • @elenitsegu9116
    @elenitsegu91163 жыл бұрын

    😭😭😭😭 mengste semayat yewarsom.

  • @rigatbahlbi8582
    @rigatbahlbi85823 жыл бұрын

    Ewayy haweyy Meareyy Azyu yhzenn

  • @danielkahsay4034
    @danielkahsay40343 жыл бұрын

    ኦ እግዚኣብሄር ኣቦይ ድኽነትናን ዝኽትምናናን ይኣኽለና ንስኻ ስለ ዘሎኻና እውን ብሓቂ ዘኽታማት ኣይኮናን ናፍቆት ወለድና ተዘይኮይኑ: ንስኻእውን ንኣለኣዛር ነቢዕካሉ ኢኻ ስለዚ ኦ ጎይታ ሰለምካ ሃበና ይኣኸለኩም በለና

  • @fitawkassa2423
    @fitawkassa24233 жыл бұрын

    እውይ ብጣዕሚ ከብድካ ይበልዕ ሙሉ እግዚአብሔር ዘበንካ ይባረክ የዋህ ሩህሩህ

  • @godisabel8636
    @godisabel86363 жыл бұрын

    Eway hawey kedengxeka asiromo hadimom 😭😭😭😭

  • @zebibhagos1922

    @zebibhagos1922

    3 жыл бұрын

    Edlom keymalewosi ewy hawey😭😭😩🙆

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v3 жыл бұрын

    ኣሕ ስራሕ ስደት ዘይኻበደካዶ ኩነታት ህዝብካ ይካብደካ ኣሕ ስደት ሕሱም ሎሚስ ምስ ህዝበይ ከሞትኩ ይሕሸን ነይሩ

  • @user-fj1ry9lc7s
    @user-fj1ry9lc7s3 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ አቦ ፅጉማት እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ንዝመቱ መግስቲ ሰማይ የዋርሶም እፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎዶሎ

  • @medihintadese7390
    @medihintadese73903 жыл бұрын

    ዝመቱ መንግስተ ሰማያት የወሮሶም ንሰካም ፅንዓት የሃብካ አይዘካ አብዚ ዓለም ዘነበር የለን ንቶም ቆልዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም👏😭😭😭

  • @user-gd2qr8ct6z
    @user-gd2qr8ct6z3 жыл бұрын

    Eway hawey mengste semayat yewarsom😭😭😭

  • @user-nl3mg2sb6u
    @user-nl3mg2sb6u3 жыл бұрын

    ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም መምህር ሙሉ ከዓ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅንዓት ይሃብካ ንኩሉ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም።

  • @rihshatekle669
    @rihshatekle6693 жыл бұрын

    😭😭😭😭መንግስተሰማይ የዋርሶም ነዓኻ ከኣ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏

  • @user-so5li9yd1w
    @user-so5li9yd1w3 жыл бұрын

    ብዝኸድካዮ ክፉእ ኣይርከብካ ዓይኒ ፀላእትኻ ይደፈን ዘርእኻ ይባረኽ መምህረይ

  • @semharwoldu8157
    @semharwoldu81573 жыл бұрын

    ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ መምህር እግዛቢሀር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @tsegshgaletegray2250
    @tsegshgaletegray22503 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @tirhashadgu9222
    @tirhashadgu92223 жыл бұрын

    እዋይ መምህር ሙሉ ጸላኢኻ ይንባዕ ኣቦ ውጽዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝመቱ የሕዋት መንግስተ ሰማይ ነዞም ዘኽታማት ድማ ተኽለ ወይኑ ይኹንሎም ዕድመኦምን ዕድመ ወለዶምን ይሃቦም ፈጣሪ

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom3 жыл бұрын

    ዋይዋይ ካብኮነስ አብ ሕቑፎኡ የንብሮም ዓለም ጎዶሎ 😭😭😭😭😭😭ዲየን ዕድመ እዩ አብ ስደት ከርተት ዝብለና እፉፉፉፉፉ አጀኻ መ/ረይ ፅንዓት ይሃብኻ 😭😭😭🙏

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 Жыл бұрын

    ንሓረጎት ሓውና ነዞም ዝሞቱን ኩሎም መንግስተ ሰማያት የዋርሶም እዞም ቆልዑ ከኣ ኣብ ዝብጻሕ ክበጽሑልና ተስፋ ንገብር ነዓኻ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o3 жыл бұрын

    💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭 መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🙏እንኳዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ኩፉእ ኣይትርከብ ሰላምካ ይብዛሕ ጽንዓት ይሕስብካ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ 💔💔💔😭😭😭😭😭😭ልብካ ዝሰብር 😭😭ኣጆኻ 🙏

  • @user-fs2dj3nt6o
    @user-fs2dj3nt6o3 жыл бұрын

    እፉፉፉፉፉፉ ፅንዓት ይሃብኩም ንሓውና እውን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 መምህር ሙሉ ፈረ ፃማካ ካብ እግዚአብሔር ኣምላክ ርከቦ

  • @semhareylove3503
    @semhareylove35033 жыл бұрын

    Egziabher amlak msaka ykun Bahki xegiu yebzhalkum 🙏✝️🙏✝️🙏✝️💜🙏

  • @user-yi6gp5ws4i
    @user-yi6gp5ws4i3 жыл бұрын

    አብ ገነት የንብርካ ሓረጓት ሓውና መምህር ሙሉ ኣምላኽ ምስ ካ ይኮን ፅንዓት ንኩሉ ህዝበይ ትግራይ😭😭😭

  • @tigrayadey3700
    @tigrayadey37003 жыл бұрын

    ዋይ ሙሉዋይ አይካልኩይ እግዚአብሔር ፍረድ እንዶ እዋይይይ ጊዜ አባይካ ሙለይ አይትንባዕ እስኪ ነቢካ አንቢካና እዋይ ሓወይ ስለ ትኩሉ ነገር ትገብሮ ዘለካ እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብካ

  • @goitomgebremicael991
    @goitomgebremicael9913 жыл бұрын

    Eway hmak msmae Egziabher amlak mengste semay yewarsom ntom terifom zelewu eda edmen tenan yhabeley fetari

  • @user-hc6py7yl2r
    @user-hc6py7yl2r3 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዝሕዝን ዘጉሁይን ኢዩ መምህር ከምዞም ሰድራ ጌሩ ዘንብዓኒ የለን ምስኪናይ ኣምላክ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ንዓካ ካኣ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ይሰስን ጽንዓት ይሃብኩም

  • @user-ev2ol3yt5z
    @user-ev2ol3yt5z3 жыл бұрын

    መምህሸይ ዓስብካ ኣምላክ ይክፈልካ ዠባየ ሰናይ እቶም ዝመቱውን መገስተ ሰማያት የዋርሶም መምህረይ በኪካ ስ😭😭😭ኣብኪካኒ ሓረጎት ሓውና ምስ ጋልካ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሓላለይ🙏

  • @elsamebrahtu8495
    @elsamebrahtu84953 жыл бұрын

    አይ እዛ ዓለም እዚኣ ከርፉሕ ዝኾነት 😭😭😭 መምህር ሙሉ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብካ ወላዲትካ ኣብ ገነት የንብረን ኸምኣኡውን ነቶም ዝትረድኦም ዝነበርካ ወገናት ፈጣሪ ኣብ ገነት የንብሮም። 😭🙏🏽😭🙏🏽😭🙏🏽

  • @nessermeru1043
    @nessermeru10433 жыл бұрын

    መምህር ሙሉ ሓውና አቦ ውፅዓት ሰላምከ ይብዛሕ ንዝሞቱ እሕዊት መንግሰተ ሰማት የዉርሰም

  • @furtunaghrmay54
    @furtunaghrmay543 жыл бұрын

    Amlak yhagzka MEMHR MULU🙏🙏🙏

  • @greatstar5111
    @greatstar51113 жыл бұрын

    Eway kehzneka btaemi lewah eka btaemi. Egziabhaer yhagzka nmeweti kea mengste semay yewarsm

  • @lwamgidey1658
    @lwamgidey16583 жыл бұрын

    Ahhhh btami zehezn u nzmetu mengsti yewarsom 😭😭🙏🙏🙏

  • @user-fc8kj3rm5u
    @user-fc8kj3rm5u3 жыл бұрын

    ዋይ ደቂነይ ማዓረይ ኣጆኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ እቲ ኽሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣሎ😢😢😢 መምህር ሙሉዋይ እውን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ንመዋቲ እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😥😥😥

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina92683 жыл бұрын

    ርህርህተ ሂልና እስኪ ትሓልውካ እፍፍፍፍፍ አታ አምላኽ አይትጨክነልና እባ ንወገኑ ዝድግፍ እምበር ዘንገፍግፍ ህዝቢ እኳ ዘይብልና አምላከይ ተዓረቐና ደግፈና እስኪ ስቓይ በዚሑና 😭😭😭😭😭

  • @mulutesfay7219
    @mulutesfay72193 жыл бұрын

    Ahhhhh Betami yehezen Mengeste semay yewrsom

  • @tsigheredahabtemariam5695
    @tsigheredahabtemariam56953 жыл бұрын

    Egziabihier ybarkka nzmetu kea mengste semay

  • @yohannaasefaw220
    @yohannaasefaw2203 жыл бұрын

    Egzabhear ybarika hawey zimotu kea egzabhear mengste Semay yewarisom netom zelewu kea tsinat yihab

  • @eyerumezgebo7764
    @eyerumezgebo77643 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ብኣካ ንኮርዕ

  • @user-vn6lh5co8f
    @user-vn6lh5co8f3 жыл бұрын

    እህህህህህ ዋይይይ አሕዋተይ ማዓረይ እግዝአብሔር የዕብኩም ማርያም ፅዮን አዶ ትኩኑኩም ንዘሞቱ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም

  • @richoyeyosefmist6685
    @richoyeyosefmist66853 жыл бұрын

    Entay Eye mo Kebleka Mulu Hawey Egzabiher Misaka yekun😭😭😭🙏🙏🙏 Etom Ahwatey Ka Egzabiher Yebeyom🙏🙏🙏

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah45843 жыл бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ጎይታ ታዓረቀና ኣቦና ሙሉ ሓዉና ኣጆካ ነፍስ ይማሓር

  • @teametube8509
    @teametube85093 жыл бұрын

    መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዝመቱ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።

Келесі