♦️ትራፊክ ኮይነ ብ ግዲ ሳዕስዑ ወይ ጉቦ ሃቡኒ ፕራንክ | መዘንግዕ ካሜራ

ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት) ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሳላኹም እየ ኣብዚ በፂሐ 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
#prank ፕራንክ
#trafic police
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea #prank #ethiopia

Пікірлер: 493

  • @yadaprank
    @yadaprank2 ай бұрын

    ናብ ኩሉ ክበፅሕ share & like ብምግባር ሓግዙኒ 🙏

  • @hiwetgrimy7857

    @hiwetgrimy7857

    2 ай бұрын

    Prank Amehaysh ena belnakas like tbl prank Amehaysh bejaka hzbi aytechenk

  • @TsritGoytom-ro8nm

    @TsritGoytom-ro8nm

    2 ай бұрын

    ❤❤

  • @yonastesfay9705

    @yonastesfay9705

    2 ай бұрын

    @Yada bitame yehizineka niska satim kitlekim binayisebi binay mesakin gizen biyewahinetom tisawet aleka yehezin😭😭😭😭 Filey zibele neger tekirbo shinika dika ezuy enitay ke yemehir enitay ke eu kindey sebi hazinulika mehizeni eu😢😢😢😢😢😢

  • @elaSeifu

    @elaSeifu

    2 ай бұрын

    stuf

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment38552 ай бұрын

    ዝባዓል አድጊ ማራ አሕዝንኒ 😢ምስክናይ ያዳ ፖልስ ንዚ ባዓል አድጊ ሓደ ነገር ግበረሉ ክትፀድቅ እካ😢

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1j2 ай бұрын

    😢😢😢ዋይ ኣታ ወድ ስነ ስራዓትይዶ ህዝብና መንከራኡ ይኾኖ😅😅😅😮😮😮😂 ፅናሕ ካግንየካ እየ

  • @Almi589
    @Almi5892 ай бұрын

    ኣረ ደስ ኣይብልን ሰረሑ ዝበልዕ ሰብ ኣይተጋላትዕ ታይ ገበሩ😢

  • @GoGo-hn3bj
    @GoGo-hn3bj2 ай бұрын

    ዋእ በስማኣ ዞምሰባኣይ ኣሕዚነሙኒ ኣበዋይ ንዓበይቲ ብራክ ኣይትግበር 😢😊

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i2 ай бұрын

    ዛም ዓብይ ሰብኣ ታይ ገበርካ ዋይ 😢ንመናእሰይ ኢኩም ትገብሩ እንበይ ካብደይ ከም ገለ ኢሉኒ 😢❤

  • @banategray

    @banategray

    2 ай бұрын

    Yes

  • @Samsunga04-wj9qw

    @Samsunga04-wj9qw

    2 ай бұрын

    yes

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd2 ай бұрын

    ያዳየ ከብደይ ቆሲለ 😂😂 ገሊኦም ድማ ከሕዝኑካ ንዓበይቲ ፕራንክ ኣይትግበር እዞም በዓል ጋሪ ኣሕዝኖምኒ 😁

  • @HyatHyat-kv4jz

    @HyatHyat-kv4jz

    2 ай бұрын

    ዋላ ኣነ ኣሒዚኖምኔ😢😢

  • @Arsulove-ke6xd

    @Arsulove-ke6xd

    2 ай бұрын

    @@HyatHyat-kv4jz ብጣዕሚ 😔

  • @meazamehari109
    @meazamehari1092 ай бұрын

    ካብ ስራሕ ደው ኣቢልካስ ቀልዲ ደስ ኣይብልን ኣስተኻኽል

  • @BreFekr
    @BreFekr2 ай бұрын

    አድነቅቲ ያዳ መሕረር👉👍👍👍👍😘💊💊😘

  • @user-ei8ne9je1i
    @user-ei8ne9je1i2 ай бұрын

    እሞሲ ንዓበይቲ ግደፍ ማዓረይ በጃኻ😢ንመናእሰይ ከም ድልየትካ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf92632 ай бұрын

    ኣየ ህዝብና ግን ትዕግስቱ ሰላምኻ ይመልሰልኻ ኣምላክ ❤️🙏

  • @Sgdyf
    @Sgdyf2 ай бұрын

    ነቶም ወለድና ብዕድመ ዓበይቲ ዝኾኑ ኣይትግበሮም😢ደሞኣብ ኣስቸኳይ ስራሕ እናሃለዉ ጠጠዉ ኣይተብሎም ምስ ይቅርታ እምበር የድንቐካ እየ ያዳ መሕረር🥰

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏😊

  • @HrSg-zm1uz
    @HrSg-zm1uz2 ай бұрын

    ሰራሕካ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ግን ኣብ ልዕሊ ሰብ ግፍዒ ግን ፅቡቅ ኣይኾነን😢🎉

  • @hdghff8349
    @hdghff83492 ай бұрын

    አረ ብሰሩ ደሰ አይብልን ታይ ዝገበሩ እዮም 😢😢😢😢

  • @user-ik7or4wd3t
    @user-ik7or4wd3t2 ай бұрын

    ያዳ ሓወይ ንዓበይቲ ሰባት ግድፍ pls እዚ ህዝቢ ግን ክንደይ ይግራህ ዩ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😂❤

  • @Yes-of7rf
    @Yes-of7rf2 ай бұрын

    ዋይ ታይ ማለት እዩ ካብ ስራሕ ጠጠው ናበልካከ ናቆልዑ ስርሖም ኮኢኻ ተብድልዮም እለኻ ገራሚ😢😢

  • @KhanKhan-em1ju

    @KhanKhan-em1ju

    10 күн бұрын

    በትክክል ❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti5182 ай бұрын

    ያዳዋይ ብሳሓቅ ቆሲለዋይ😂😂😂ዙባዓል ጋሪ ኣሕዝንኒ😢😢ክዳን ካዓ ይበልያዳ ዓይነይ❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19972 ай бұрын

    ያዳ ሓወይ የድንቐካ እንድየ ኔረ ሎሚ ግን ኣሕሪቃኒ ነቲ ባዓል ኣድጊ ዶው ኣቢልካ ግዙኡ ክተቃጽለሉ ኣይነበረካን እንታይ ገበረ ጽብቕቲ ኣይገበርካን ንመን ፕራንክ ትገብር ምፍላጥ ጹቡቕ እዩ

  • @user-vv4es5xf9x
    @user-vv4es5xf9x2 ай бұрын

    ዋይ ያዳ ንዓበይቲ ግደፍ እና ግዜ ወርቂ እዩ ንስኪ ስራሕካ ናሰራሕካ ገትርካዮም ኣይትዋዓል ቅልጥፍ እልካ ስደዶም እና ዋላ ካርዲ ሸልሞም ዋይ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Eshini🙏

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 ай бұрын

    ያዳዋይ መሕረር ምንጪ ስሓቅ ❤❤❤❤ ቀደማኩም ከ ተገሩዋኒ ሓላላት ❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ብሩኽ ሕማማት ይግበረልና ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጸሐና ❤❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏 amen

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha77162 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ናይ ሳሓቅ ምንጭና😂ዝህዝብና ግን ምይዋሁ❤

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j2 ай бұрын

    ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ደስስ ዝብል ስራሕ🙏❤💛

  • @user-rb4nr1kf8m
    @user-rb4nr1kf8m2 ай бұрын

    ያዳየ ንፈትወካ ኢና ግን ንዓበይቲ ፕራክ አይትግበር ኢካብዝተረፈ ቀፅለሉ❤

  • @user-cg5kn7en4j
    @user-cg5kn7en4j2 ай бұрын

    ኣረ ስራሕ ኣይተማናግዮም ኣብርእሲ ፀገሞምሲ😢ሕደግ ያዳዋይ ከሙዙይ ደስ ኣይብልይዋ

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ይመቸካ ወድኖ😂 ብስም ያዳ ለይክ ግጨውኒ😮

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😊

  • @user-wh2hl2vr6n
    @user-wh2hl2vr6n2 ай бұрын

    ይመችካ🎉🎉

  • @user-ku7ur2mh6u
    @user-ku7ur2mh6u2 ай бұрын

    እንኳዕ ንበዓልሆሳእና ኣብፅሐና ያዳይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Mebratselemun
    @Mebratselemun2 ай бұрын

    ቀፅለሉ ኣብ መሬት ዘሎ ግቦታት ክቀሪ ኣለዎ መዳየ ጅግና🎉🎉🎉🎉👍👍👍

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏

  • @shalom5798
    @shalom57982 ай бұрын

    እዋይ ትሕትናን ደቂ ትግራይን❤❤!!

  • @user-xn5nt7mt5h

    @user-xn5nt7mt5h

    Ай бұрын

    ብሓቂ

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n2 ай бұрын

    ብትክክል ኮሞት ክርኢ ፀኒሐ በዛሓ ስራሕካ ኣተባለሺ ነዚኣ ይቅሬታ ሓቲትካ ኣማሓይሽ ክቡሮይ ❤

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29102 ай бұрын

    መንእሰይና ልፖሊስ ዘለዎ ክብረት ይፍለ ብሐቂ 🥰 ያዳ መሕረር 😊 ስርሖም አይተብኩሮም ግደፍ 😂😂😂 ጉቦ ዝበሃል ክጠፍእ አለዎ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏😍

  • @angeup
    @angeup2 ай бұрын

    😂😂❤❤

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray22332 ай бұрын

    ዋውውው ብጣሚ ቆጆ ስራሕ ያዳዋይ❤❤❤❤❤

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe2 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕዩ👍👍👍👍

  • @user-wf4or5kx9s
    @user-wf4or5kx9s2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ❤❤❤

  • @alexanderalexander7126

    @alexanderalexander7126

    2 ай бұрын

    Nay bhaqi mehrer😅

  • @HyatHyat-kv4jz
    @HyatHyat-kv4jz2 ай бұрын

    ያዳ ዓይነይ ፅቡቅ እንደዮ ስራሕካ ግን ንዓበይቲ በራንክ ኣይትግበር 2/ነገር ለ ዝኮነ ሸልሞም እካ ዋላ ከርዲ ምሳይ ትስማምዑ ላይክ ሃቡኒ❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😊

  • @user-dv8ov8bs9q
    @user-dv8ov8bs9qАй бұрын

    ኡፍፍ ትግራዋይ ማለት ዓቅላም ናይ ስራሕ ሰብ😊❤🎉

  • @gghhh7682
    @gghhh76822 ай бұрын

    ሰሪሑ ንዝበልዕ ግዚኡ ኣይተጥፈአሉ ሓወይ ነዞም ስራሕ ዘይብሎም ይሐሽ

  • @Alukahsu
    @Alukahsu2 ай бұрын

    መበል23 እየ ኮሜንት likeስኪ❤ ያዳለ ምንጪ ሰሓቕና 😂welcome❤

  • @user-pc5hk9ng8v
    @user-pc5hk9ng8v2 ай бұрын

    ቀፅለሉ

  • @samueltadese3834
    @samueltadese38342 ай бұрын

    ጽቡቅ ኣይኮነን ብሮ ኣደንቅጸሙኒ ናዓይስ 😢😢

  • @user-nq3vh1nw1k
    @user-nq3vh1nw1k2 ай бұрын

    Bejakum kulatkum tegaru ni hawna yada neberetatio yada meksen seb❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏🙏❤

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb2 ай бұрын

    ዓበይቲ ብራንክ ኣይትግር ብክያት ናመፀንስ 😢 ብዝኮነ መሕረር ኢካ ምንጪ ስሓቀይ ❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

  • @user-gp6jn2jp5u
    @user-gp6jn2jp5u2 ай бұрын

    Prank astekakil bro respect yihaliweka

  • @Samiafro362
    @Samiafro3622 ай бұрын

    ቀፅለሉ ብትዕሚ መምሃሪ እዩ

  • @akilove3701
    @akilove37012 ай бұрын

    ያዳ አነለ ፕራንክ ከገብረካ እየ ዓደይ ምሰ አተኩ😂😂😂😂😂😂

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😂😋

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran4682 ай бұрын

    😂😂😂😂kkkkk prod of you my dear brother ❤️❤️❤️❤️👍🙏

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏🙏 brother

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv2 ай бұрын

    ፁቡቅ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @KibromArefayne-
    @KibromArefayne-2 ай бұрын

    Go ahead 👌

  • @solomonguosh6081
    @solomonguosh60812 ай бұрын

    ያዳ ፕሮግራምካ ብጣእሚ ፅቡቕ እዩ ቐፅለሉ። 😂

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s2 ай бұрын

    ያዳ ኩሉ መዛናጊዒ ትለቆ ብጣዓሚ እዩ ምጪ ሳሓቅና ኢካ ያዳ ሓወይ ግን ንዓበይቲ ኣይትግበር ብጣዕሚ የሕዙንካ ንቲ መንእሰይ ይሐሽ ምክንያቱ ኩሉ ይርደኦ እዩ ምስ ይቅርታ🙏🙏❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏eshini

  • @brijap5171
    @brijap51712 ай бұрын

    ሓዚነለ ስሒቀለ ሕዉስዋ ስሚዒት ዩ ያዳ መሕረረ😂😂😂😂😂

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam92582 ай бұрын

    አብ ዓለም ከም ህዝቢ ትግራይ ለዋህ የለን 🙏🙏🙏 ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 😍😍😍😍😍💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

  • @user-jb1zs7no4x
    @user-jb1zs7no4x2 ай бұрын

    ያዳ ዓበይቲ ሰባት ፕራንክ ኣይትግበሮም ነውሪ ኣቦዋይ😭

  • @ekidonasnappy3704
    @ekidonasnappy37042 ай бұрын

    Ata jegna 😂😂😂natey keyiakilisi 😂😂😂😂😂am proud of u yadaye 👏 👏

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Eku haftey ❤ thank you 🙏

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb2 ай бұрын

    Ahaha.......besehak kosele Yada betami gobez eka😂😂😂😂😂😂😂

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏😂

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et2 ай бұрын

    ኣስረሐዮ ም ዋይ ❤❤😂😂😂

  • @SamerawitTsegaye
    @SamerawitTsegaye2 ай бұрын

    አረ ይመችካ

  • @yggfrrhuytt7632
    @yggfrrhuytt76322 ай бұрын

    Betami ahezenomne 😢

  • @titg7829
    @titg78292 ай бұрын

    ኣብየት ትሕትና ❤ደቂዓደይ ፍቅርታትትት❤🎉

  • @TomasGmichael
    @TomasGmichael2 ай бұрын

    አረ ይመቸኻ ያዳ❤❤❤❤

  • @user-kj6ne1fm5u
    @user-kj6ne1fm5uАй бұрын

    ህዝበይ የዋህ❤

  • @hdjf4
    @hdjf42 ай бұрын

    ያዳ እረ ብስሩ ይመችካ❤

  • @selomekassahun6126
    @selomekassahun61262 ай бұрын

    Ezea fuly zebeleyt eya ❤😂

  • @BebBdb-yd8ui
    @BebBdb-yd8ui9 күн бұрын

    ዋ ዲንቅ great Mane

  • @britgraweyti
    @britgraweyti2 ай бұрын

    ያዳ ናይ ሰሓቅ ምንጪ እካ ብሰሩ 😂🥰

  • @user-by6vs7eb4c
    @user-by6vs7eb4c2 ай бұрын

    ዋላ ሓደ ሰብ ዝፎልጦ የለን ኣብ ትክቶክ ገለ ያዱ መሕረር 😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😂

  • @megdelawittesfay-zr7zp
    @megdelawittesfay-zr7zp2 ай бұрын

    😂😂😂😂😂Ere yada hideg gin

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😋

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g2 ай бұрын

    ናእድኻ ኣይትሳኣን ወደይ 😂😂❤❤❤

  • @user-we5tj6ct1r
    @user-we5tj6ct1r2 ай бұрын

    Are yada aytekaalkan😂😂😂😂

  • @meritubemeri
    @meritubemeri2 ай бұрын

    አጥዒሙልካባ ቀፅለሉ ትራፊክነት😅😅😅😅😅😅

  • @merrymim2583
    @merrymim2583Ай бұрын

    ያዓኪ መንእሰያት አይትረብሽ ያዳ😂😂

  • @user-rx4gp4mq6e
    @user-rx4gp4mq6e2 ай бұрын

    ሕግና ይባላሸዉ ኣሎ. ብግቦ ሎሚዶም.

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19972 ай бұрын

    ቤተሰብ ኣለካ ድዩ ትራፊክ ያ በለ 😂😂😂😂 ሳሓቕ ሞይተ ኣብ ትረይን እየ ኔረ ኣብ ከባብየይ ዝነበሩ ሰባት ኩሎም ናባይ ክሳብ ዝጥምቱ😂😂😂

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😂😂😂❤

  • @Amen499
    @Amen4992 ай бұрын

    Love you my beautiful people ❤❤❤😘😘😘😘

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi33352 ай бұрын

    ፅቡቅ መዛናግዕ ኢና ረኪብና ❤❤❤❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu18252 ай бұрын

    Hahahaha Abreha ya 😂😂😂😂

  • @user-pu2pz5lr2n
    @user-pu2pz5lr2nАй бұрын

    💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁👍👍👍👍👍👍👍ፁሩያተ ይመቸኩም

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o2 ай бұрын

    ንዓበይቲ ኣይተደናግር ያዳ😥😥🙏 ብዝተረፈ ቀፅል😍🙏

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏

  • @asmerashikor9254
    @asmerashikor92542 ай бұрын

    Nayza wedi mara eyu zesihkeni

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam92582 ай бұрын

    ያዳየ ህዝብና ከሕዝነና ግን ሕሙሞ መሰልካ ሳዕሰዑ ምሳይ እንዳበልካ አዛናጋዓልና 🎉🎉🎉

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    eshini kdmi hzi zserehkwa ala atiki ktrieyo gabizeki aleku

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😂😂የተመታህ❤❤❤❤❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q2 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ❤❤😂😂😂😂

  • @KirosAtsbha-hx3nm
    @KirosAtsbha-hx3nm18 күн бұрын

    ጎይታይ መዓረይ ኣነስ ታ ክብል ዋ ካብ ያዳ ይምሓረኒ ይምሓርኩም.😂😂😂

  • @user-wk8yl7fo9v
    @user-wk8yl7fo9v2 ай бұрын

    ዋ ግን ደስ ኣይብልን ክንዳካን ልዕለካን ስቅል ጥብስ ተብሎም ትምስነገርካዮምከ ዘይውቅጥኳ ዋ

  • @wawwww5364
    @wawwww53642 ай бұрын

    ይመቸካ ያዳዋይ ♥️♥️🤣🤣

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp2 ай бұрын

    ኣይ ቂዲሚኩም ይሕዝነሙኒ😢😢 ኣይ ያዳ መሕረር😂

  • @melataskal9201
    @melataskal92012 ай бұрын

    ማኣዳ ሓወይ ከም ሎኦሚኢ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ከብደይ ቆሲለ ክክክክክክክክክክ ይመችኻ ማዳ ሓወዮ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🥰🥰 ymechki meluye

  • @nolawi30com88
    @nolawi30com882 ай бұрын

    ወይ ግቦ!ክክክክ ጽቡቅ ገርካ

  • @Lili1476
    @Lili14762 ай бұрын

    Yada nehrer😂😂😂😂😂ሳብስክራይ ታሓባበሩኒ ፕሮፋይለይ ነኪእኩም🎉

  • @user-dj1bi6ml7o

    @user-dj1bi6ml7o

    2 ай бұрын

    እሽኒ

  • @user-tk9ye1fg2u
    @user-tk9ye1fg2u2 ай бұрын

    ያድዳ ትግርኛ ተጠቀም ፦ መግንሒ ፍቓድ....... 😂😂😂👍💖

  • @titiabraha5015
    @titiabraha50152 ай бұрын

    ያዳ ያዳ መሕረርርርር😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez67782 ай бұрын

    Waooo i l Love it😂😂😂 you make my day😂❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😊

  • @kibromSemere-gh6wz
    @kibromSemere-gh6wz2 ай бұрын

    Yada Yada meshaq ata mhrer qexlo eske netebabayo ajoka yada hawey

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu2 ай бұрын

    አነ ዝገርመኒ እቲ ክዳን ከጥዕሞሉ 😂😂😂

  • @mghsw3508
    @mghsw3508Ай бұрын

    ዋይ መሕረር ዝኮንካ ወዲ😂😂😂😂😂😂ዙ ኣዲ ልሓዘ ግን ማራ ኣሕዚንኒ😢

  • @Almaz916
    @Almaz9162 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😂

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5hАй бұрын

    ያዳ ናዓበይቲ ብራክ😢ኣይትገበር ህዝብና ጎይታ ዓቅሊ

  • @user-gp6bu3nh5z
    @user-gp6bu3nh5z2 ай бұрын

    እረ ተጠንቀቅ ከይወቅዕካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Eshni🙏

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j2 ай бұрын

    ንያዳ ከምዚ ኸማይ ብሃንቀውታ ዝፅበዮ ደሎ😁😁

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    🙏🙏

Келесі