ኤርትራዊ እየ - ኣብ ገዛኹም ኣፀጉዑኒ ፕራንክ - ኣብ ትግራይ - ዘይተፀበናዮ መልሲ 🔥🔥

ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
#tigray #eritrea #TigrgnaPrank #prank #prankvideo
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 771

  • @mylovelyfamilygg4000
    @mylovelyfamilygg40004 ай бұрын

    ብሓቂ ጥዑማት ኢዮም። ኣነ ንባዕለይ ኤርትራዊት ኢየ ኣብ 2014 ናብ ኢትዮጵያ ብራማ ኢየ ኣትየ። ካብ ወተሃደራቶም ጀሚርካ ክሳብ ቆልዑቶም ጽቡቅ ኣቀባብላ ኢዮም ጌሮሙልና። ከምቲ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕማቅ ዕላላት ብኣንጻሩ ኢዩ ጸኒሑኒ። ኣምላኽ ንክልቲኡ ህዝቢ ሰላምን ፍቅርን የውርድ። ካብ ውግእን ፍረ ውግእን የድሕነና። ❤❤❤❤

  • @wediEri_9

    @wediEri_9

    2 ай бұрын

    ምሽ'ዶ፡ ትግራውይነትኪ ኣሕፊርኪ ምሽ

  • @WedeGebre

    @WedeGebre

    2 ай бұрын

    እሞ ታይ ዋጋ ለለዎ ንስኻትኩም ኤርትራዊያን ዝበላዕኽሙሉ ፃሕሊ እትሰብሩ ነውራማት እንዶ ኮይንኩም

  • @mylovelyfamilygg4000

    @mylovelyfamilygg4000

    2 ай бұрын

    ​​@@wediEri_9 እንታይ ዘሕፍር ኣለዎ፧ ሓወይ ኣምላኽ ዝሃበካ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ኢዩ። ተፈጠር/ተወለድ ኣብ ዝበለካ ኢኻ ትኸውን። ብዝሃበካ ጸጋ ምቅባል። መሪጸ ኣይተወለድኩን። ግን እንካዕ ኣነ ንስኻ ወይ ንዓኻ መሲለ/ ኮይነ ኣይተወለድኩ እግዚኣብሔር ይመስገን። ኤርትራዊ ክኸውን ኢየ ኢልካ መሪጽካ ኣይተወለድካን እዚ ተቃውሞ ምስ ኣምላኽ ኢዩ። ቀዳምነት ምስ ነብስኻ ተዓረቅ ምስ ወዲ ኣዳም ብሰላም ክትነብር❤። ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ፍቁር ሓወይ።

  • @bxbbx7087
    @bxbbx70875 ай бұрын

    ሳልሰይቲ ባዕለይ 👍 ጥንስቲ እየዋ ከይሓመኩም ❤️❤️❤️

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @mylovelyfamilygg4000

    @mylovelyfamilygg4000

    4 ай бұрын

    Dngl Maryam bselam tmxaeki zhaftey.

  • @tekleweinihaile9608
    @tekleweinihaile96084 ай бұрын

    ኣነ አሪትራዊ፡አየ ኩሉ ጊዘ ጊን ኒ ቲግራወት እህዋትና፡ብጻሚ ኣብ ላሊኣኦም ኪብረት ኣለኒ ሃደ ሂዝቢ አና ኣህዋት አና

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g5 ай бұрын

    ህዝብ ትግራይ ኮ ሰብ ብምዃኑ ዛኽብር ንሰብ እዩ ካበይ መፀእካ ኣይግድሶን ሓንት ክልል ዳኣ ንሾመንተ ሃገራት ሃምትዋገአት እግዚአብሔር ሓገዝዩ እንበር❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    5 ай бұрын

    😊

  • @emnetberhe

    @emnetberhe

    5 ай бұрын

    ብሓቂ 👌

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    5 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ​@@emnetberheሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @Ngsti518
    @Ngsti5184 ай бұрын

    ህዝበይ የዋህ ብልዉህነትካ ኩሉ ዝቀትለካ ንስካ ደማ ኢድካ ዘይትህብ ጅግና ህዝበይ ክብሪ ይሃብካ❤እንኳዕ ትግራወቲ ከንኩ ተመስገን ያዳዋይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዙሓወይ

  • @henokdesale8210
    @henokdesale82105 ай бұрын

    እዋይ ነዚ ክልተ ህዚ ሰላም ኣውርደሉ፡ ለዋህ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    5 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @user-ei8ne9je1i

    @user-ei8ne9je1i

    5 ай бұрын

    እወ ንስኹም ጠላማት እምበር😢😢😢

  • @genetgebremedhin1088

    @genetgebremedhin1088

    5 ай бұрын

    አሜንንንንን

  • @Redtown91

    @Redtown91

    4 ай бұрын

    ​@@user-ei8ne9je1iተረዋእ ጋሕባ ስለ ሰላም ተዛረብ

  • @user-tr8kk6io9v

    @user-tr8kk6io9v

    4 ай бұрын

    suq bel kemgel denqoro amselu

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o5 ай бұрын

    ህዝብና ሓላል ኮእዩ ልውሃትን ስግኣትን😥💙🙏

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray22335 ай бұрын

    ዋውውው ብጥዕሚ ጎቦዝ ዝኮነት ወጣት ብትሕትና ትራዳድእ❤❤❤❤ በሉ ጎቡዙ ናይ ያዳ ፕራክ ብልቢ ዘዛናገዐኩም ካዓ ነተባባዓዮ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    5 ай бұрын

    Thank you mearey 🙏

  • @TT-ky6rz

    @TT-ky6rz

    4 ай бұрын

    @@user-qt6vc9wx9o Komal Kondaf Agame

  • @Deo-hv8oh

    @Deo-hv8oh

    4 ай бұрын

    ይወጥጥኪ "መንእሰይ" ኣበይ ስም ከደኪ ኢኺ ወጣት ዶ ገለ ትብሊ

  • @Truthful79
    @Truthful795 ай бұрын

    ኣቤት ወረጃ ህዝቢ... ኣነ ኤርትራዊ እየ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም: ቅንዕና ትግራዋይ ኣርኢኹምና..ኣነ ብሓቂ ንትግራይ ክመጽእ መደብ ኣለኒ...ነዘን ገዛውቲ ክበጽሐን እየ. እዛ ልዕሊ ቻይና ኤርትራዊ ይቐርበኒ ዝበለት ብተግባር ሕውነት ነርእያ::

  • @Channel-qe9mn

    @Channel-qe9mn

    5 ай бұрын

    የተረደአናይ እምበይ ፍቅሪ እዩኮ ልዓቢ ኔሩ ግን 😢

  • @meri.Tgraweyti

    @meri.Tgraweyti

    5 ай бұрын

    ኧረ ናትኹም ሕዉነት ይቅረየና ህዉኸት ዘያሃስስ በሰላ ኣለና😢ህዝብና የዋህ ኻይኑ እንበር

  • @Truthful79

    @Truthful79

    5 ай бұрын

    ​@@meri.Tgraweyti ሕውነት ስለ ዝደለስና ከም ደለይቲ ፍትሒ መጠን ካብ ምሕጋዝ ህዝቢ ትግራይ ኣየቈረጽናን: እቶም ጽጉባት ኣብ ስደት ኮንኩም ኣይንደልን ክትብሉ ኣለኹም: እቶም ኣብ ሽግር ዘለው ከኣ ተሓጊዞም ከመስግኑ ከለው ንርኢ ኣሎና እቲ ዝፈርድ ፈጣሪ ከኣ ንመን ይርኢ እዩ ዘገድሰና: እቲ ብዓቢኡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገበነኛ ከኣ ትግራዋይ ወዲ ተንቤን እዩ.. ዕላምኡ ከኣ ከምዚ ከማኺ ህዝቢ ንህዝቢ ዝጸልእ ከፍሪ እዩ ዝደሊ...

  • @user-qz6kq7in2p

    @user-qz6kq7in2p

    5 ай бұрын

    ህዝቢ እንታይ ጌሩመንግስቲ እዮም እምበር አሕዋተይ

  • @Truthful79

    @Truthful79

    5 ай бұрын

    @@user-qz6kq7in2p ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ሰይጣን ምኻኑ ፈሊጥና 30 ዓመት ትግራይ ረጊጽና ንስደት ከይድና.. እንታይ ኮይኖም እዮም ካብ ዓዶም ርሒቖም ዝኸዱ ዘለው ዝበለ ኣይነበረን: ካብ ህዝቡ ሓሊፉ እዚ ስርዓት እዚ ንዓና ውን ጸገም ከምጽኣልና እዩ ኢሉ ዝሓስብ ተራ ሰብ ይኹን መሪሕነት ኣብ ትግራይ ኣይነበረን... ብዝኾነ ህዝቢ ምስኪን ህዝቢ እዩ:ስርዓት ግን ሓላፊ ግዜኡ ተጠቁሙ ዝጽይቕ ዘሎ እዩ..

  • @user-fm6vz7dq5o
    @user-fm6vz7dq5o4 ай бұрын

    ኣነ ኤርትራዊ ኢየ .ገን ንብዓት ትግራዋይ ክርኢ ኣይምነን የ ናይ ❤❤❤

  • @yonaskeshi1863

    @yonaskeshi1863

    4 ай бұрын

    ንብዓት ህዝቢ ኤርትራ ግን የሐጉሰካ ምሽ ኣበይ ክነብዑ ሪኢኻዮም ኤርትራዊ እንድሕር ኮንካ የሕዋትካ ትግራዎት ይሸጡዎምን ይልዉጡዎምን ኣለዉ ስሊኦም ንባዕ

  • @wawaadh8492

    @wawaadh8492

    4 ай бұрын

    ብርግጽ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    4 ай бұрын

    ​@@yonaskeshi1863ምሽ ኤርትራዊ አብ ትግራይ የለን ትብሉ ኔርኩም እንታይ ዳኣ ክገብሩ መፅዮም ወደይ😢

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    4 ай бұрын

    @@yonaskeshi1863kkkkk n hizby Ertra thalyu tmeslu. Hgdef n hizbu endyu zamix. Amexti Hgdef.

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    4 ай бұрын

    @@user-kn8yy7wy9dHgdef enda hasewu eyom znebru. Bsekom ena selam zeynrekib zelena.

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f4 ай бұрын

    ብርግፅ ዓሌት መሪፁ ዝተፈጠረ ሰብ የለን ግን 😊 ህዝበይ ሓላል ክብ ትግራይ ብምፍጣረይ ኣመና የ ዝሕጎስ 🥰ተመስገን ኣምላኽ ✝️ ኩሉ ጊዜ ልውሃትን ፍቅርን 😘 ብዝኮነ ያዳ ሓወይ ይመችካ 👑

  • @TT-ky6rz

    @TT-ky6rz

    4 ай бұрын

    Agame niana eritrawyan bitami ekum Tefenfununa bi Hasot and lebinet ab alem kedamot ekum bitami ekum tefenfununa komalat

  • @TsegaGhiwet-qv8fz

    @TsegaGhiwet-qv8fz

    4 ай бұрын

    ​@@TT-ky6rzከምዘምጸኦ የቀንጥጦ😮

  • @user-xu7kp8ch3x
    @user-xu7kp8ch3x5 ай бұрын

    ኤሪትራዊ ኢየ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ለዋእ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤❤more love❤

  • @UserMxl123bbc

    @UserMxl123bbc

    4 ай бұрын

    እዝጊ የርኢኻ ለዋህ ትግራዋይ ይርከብ ኣብ ትግራይ ? ? ? በይዛኻ ለየለ ኣይተውጊዕ ትግራዋይ ሓሳድ ጠላም ከዳዕ ሰራቒ ወጋሪ ሓፍቱ ዋጋሪ ጓሉ መታለሊ ቶንኮሎኛ ፈሳዊ ሓሸዊ ኢዩ !!!!!

  • @user-xu7kp8ch3x

    @user-xu7kp8ch3x

    4 ай бұрын

    @@UserMxl123bbc ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ

  • @UserMxl123bbc

    @UserMxl123bbc

    4 ай бұрын

    @@user-xu7kp8ch3x ጥዑይ ኢየ ጸገም የብለይን ንሓደ መተለሊ ሓሳድ ትግራዋይ ብቑዕ መልሲ ኢየ ዝህቦ ወዲ/ጓል ሓቦይ !!!!""

  • @user-js8eo9wr6r

    @user-js8eo9wr6r

    4 ай бұрын

    ኝኝኝኝ ብዕርይ

  • @UserMxl123bbc

    @UserMxl123bbc

    4 ай бұрын

    @@user-js8eo9wr6rወይዘሮ ኤደን ከመይ ኢኒኡ ረሃብ ውግራ ዝወግር ይግነ ዶ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ተኣሊሽክም ሰሚዕና ብታሕጓስ ዝኣክል ድማ ክልተ ጥርሙዝ *ቮድካ * ገዚኤ ምስ ኣዕሩክተ ኮይነ ደርፊ ናይ ኪሮስ ኣለማዮሁ ወሊዕና * እንግዖይ ፍስስ ወነይ ክምስ * ክንብል ሓዲርና ሕዚ ውን ካልኦት ክልተ ሚልዮን ዓጋመ ሃሊቖም ዝብል ወረ ምስ ኣግነኹ 4 ጥርሙዝ ቮዳካ ክገዚእ ኢየ ሹሽ ንክንብል ዝውገራ ገለ 4 ተጋሩ ተወገርቲ መማቕርቲ ከነምጺእ ኢና ዕድል እንተ ገርኪ ንስኺ ሓንቲ ካብተን ተወገርቲ ክገብረኪ ኢየ እቱ ግዛዕኪ ኣብኡ ዕንቕርቢት ከይጸንሓኒ እምበይ !!!

  • @kidan5256
    @kidan52565 ай бұрын

    ህዝቢይ ለዋህ ርሁሩህ ሐደ ሰብ ሰብ ብምኮኑ እዩ ዘክብር እንበር ሰለ ካልእ ኣይግደስን 😍😍😍ናይ ኢዱ ኣይረከበን እንበር ሓሳዳት በዝሐምዋ😢😢😢😢😢😢😢

  • @wawaadh8492
    @wawaadh84924 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ንሕና ኤርትራዉያን ምስተጋሩ ጽልኢ የብልናን እምበሺ ንሓቶም ዝሓቱልና ንግደሰሎም ዝግደሱልና ተጋሩ ማሓዙት ኣለዉ ንቡዙሕ ዓመታት ዝከደ ልዕሊ 30 ዓመታት ገለ ያ በጃኹም ንሕና ወሊድናን ተዋሊድናን ኢና በጃኹም ተተኻኢሉ ኻብ ኣፍንጫና ኣርሒቅና ኽንሓስብ ንፈትን

  • @user-tr8kk6io9v

    @user-tr8kk6io9v

    4 ай бұрын

    suq bel qomal

  • @justfunandlearn6034

    @justfunandlearn6034

    4 ай бұрын

    ​@@user-tr8kk6io9vbnatka shimdikha tsewikayo 😂😂

  • @akilebahta8427
    @akilebahta84275 ай бұрын

    ከም አረትራዊ ብጣዕሚ ጥዑማት ሕበረተሰብ እኩም ተጋሩ ሰላም የውርደልኩም ። ካብ ስዊዝ

  • @debesaybokretsion6941

    @debesaybokretsion6941

    5 ай бұрын

    ከማካ ይብዝሑ ወዲ እረይይይይ ንሕና ኤርትራዋን ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ለውጥን ክንከውን ኣለና ። ምስ ኩሉ ኣፍሪካ ሰላም

  • @samidk788

    @samidk788

    5 ай бұрын

    ata wedi shuq negerwom yekewun aqedemu eber malet mezi nay kunat eber mesaken eyom

  • @user-mi6gm7mf4f

    @user-mi6gm7mf4f

    5 ай бұрын

    ​@@debesaybokretsion6941ህግደፍ መንደፍ እንደሞ ስምና በሊለሞ

  • @user-rm3ut2rb3j

    @user-rm3ut2rb3j

    5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደለይት ፈትሕ ኣሕዋትና ❤❤❤❤

  • @user-mi6gm7mf4f

    @user-mi6gm7mf4f

    5 ай бұрын

    ​@@debesaybokretsion6941ህግደፍ መንደፍ እንደሞ ስምና በሊለሞ

  • @akibirhalal5203
    @akibirhalal52034 ай бұрын

    Ata eza መንእሰይ ጓል ኣድራሽኣ ተሓባበረኒ ክንሕግዛ ኢና ንፍዕቲ ስለ ፍጡር ወዲ ኣዳም ትሕለቕ ጎበዝ እወ ሓቅኪ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ሓደ ኢዩ የቐንየልና ,ኤርትራዊ ሓውኺ ካብ USA!

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    Bi telgram : @kidusy0 elka search gerka contact gbereni adrashia khbeka thank you🙏

  • @dawitjigna
    @dawitjigna5 ай бұрын

    ብስሐቕ ነቢዔ ብዝያዳ ግን ኤርትራዊ እየ እንዳበሎም ልክዕ ነቲ ጸገም ከም ሰብ ምርአዬም ከምሐዎም ሐብቶም ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልና ኢኹም። 🩵🙏🩵

  • @naliru6096

    @naliru6096

    5 ай бұрын

    ጊሐ

  • @dawitjigna

    @dawitjigna

    5 ай бұрын

    @@naliru6096 ዐኩይር አንጸርጺርካ ድአ ናይ ድሐን ተጋሩ ፍንጫሕ መሰንገልና አእዱጉን ስግር ባሕሪ እንዳ ጀለብያ ታሪኻዉያን ጸላእትና ሕጂ ኮሬንቲ ጨብጥ ያ ማኽኑድ 🩵💪ብርጌድ ንሐመዱ💪🩵

  • @user-qv5qn9pi9w

    @user-qv5qn9pi9w

    5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤💙☘️💙☘️💙

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    @@dawitjigna ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @dawitjigna

    @dawitjigna

    3 ай бұрын

    @@naliru6096 ዓኩዋር

  • @user-pk8ey6tk2d
    @user-pk8ey6tk2d4 ай бұрын

    አዋይ ህዝቢ ትግራይ ግን ❤ ከምዚኣ ገሮም ኢዮም ተቀቢሎምና ካብ አሪትራ ን ትግራይ ክወጽ አ አክለኩ ፍክርና ይሰስን (ጸሓይ ከይኮነኩም ናብ ጽላል አተው)ውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    2 ай бұрын

    ❤😢🤲

  • @Adu2002Ta
    @Adu2002Ta5 ай бұрын

    ብሓፈሻ ልቢ ናይ ትግራይ ሰባኣዊ ኣዶ ረሳዓ እዩ ብዝኮነ ያዳ ምሰ መሳርሕትኻን ንፈትወኩም እና። እተን ኣዴታትን የሐዋትናን ብጣዓሚ የድንቐን እታ

  • @yadaprank
    @yadaprank5 ай бұрын

    ሰላምን ራህዋን ን 2ቱ ሕዝቢ 🙏

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    4 ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙❤️💛

  • @fruitsarelife7073
    @fruitsarelife70734 ай бұрын

    Wow, nay bhaki hade hizby ena 🙏🏾🙏🏾💙💙🌺 Ertrawit Haftikum.

  • @user-xu7kp8ch3x
    @user-xu7kp8ch3x5 ай бұрын

    እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ህዝቢ ኤሪትራን ትግራይ እዚ ኢዩ ዝከበርኩም ኣብክልቲኡ ዘለኩም ህዝቢ ከምዚ ኢዩ ዘጸብቀልና ብፐለቲከኛታት ከይንህመል Thanks Yada ❤❤

  • @zebrhan4453
    @zebrhan44535 ай бұрын

    ናይ ብሕቂ ፍቕሪ ናይ ኣሕዋት ህዝቢ ኤርትርን ትግራይን ዝተራእየሉ ስራሕ ሰሪሕኻ ብፍላይ ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ዝሰብኽ እንተትሰርሕ ደስ ይብለኒ ባእሲ ዝስብኩ ብዙሓት ኢዮም እስከ ናብ ሰላም ነቀራርብ ከኣ ናብ ሚድያ ንምጻእ ። እታ ናይ መወዳእታ ጓልን ናይመጀመርያ ሰበይትን ረኪበ ተዘመስግነን ብስም ኤርትራዊ ደስ መበለኒ ❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    5 ай бұрын

    ya u r right 🙏 ትግራይ ተመፂኻ ከራክበካ እየ 😊

  • @user-mt8mj5ew7y
    @user-mt8mj5ew7y5 ай бұрын

    ኣየህዝበይ ያዳዋይ ጅግኒት ቀፅለሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ እዩ ፕራንክካ❤❤❤❤

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez42224 ай бұрын

    ትግራዋይ ኤርትራዊ አየ አንተ ኢልካዮ ከብዱ ኣይክአልን አዩ ፡ መን ከም ትግራዋይ ሃወይ ፡ ለባማት የህዋት ስለ ዘለኩሙኒ ኩሉ ግዜ አየ ህቡን ብኣኩም ።

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    2 ай бұрын

    ብሓቂ😢😢

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi18634 ай бұрын

    እቲ ቋንቋ ኣበይ ኣበይ ተራኺቡ እማ እንዳበልካዶ ኤርትራዊየ ይባሃልዩ

  • @nurHusin-cj3db

    @nurHusin-cj3db

    4 ай бұрын

    Nay bhaki lahjanan lahjomn abey abey terakbu

  • @user-br9ig5ji7q
    @user-br9ig5ji7q5 ай бұрын

    ነዚ 2ህዝቢ ፍቅርና ሰላም ኣውርደሉ ይኣክል ይብልና ፈጣሪ ንሰላም ምጉስጋስ ኣየንድከም 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    5 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤

  • @user-eg3mb7cb9c

    @user-eg3mb7cb9c

    5 ай бұрын

    አሜን ህግደፍ ወሪዱ ንሐመዱ ስልጣን የሀበልና አምላክ

  • @hhshdhjdueiirh1923

    @hhshdhjdueiirh1923

    5 ай бұрын

    አሜን 🙏🙏

  • @habtomhaile6016

    @habtomhaile6016

    5 ай бұрын

    @@hhshdhjdueiirh1923 Amen shgrna teriy yehxer fetri alo

  • @amam5408
    @amam54085 ай бұрын

    ኣየ ህዝቢ ትግራይ እኾ ናይ ባሓቂ የዋህ ህዝቢ እዩ ድሮ ኩሉ ተረሲዑ ብዝኮነ ንኩሉ ዓለም ሰላም ንመነ♥️🙏

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @user-nc4us9ft7b
    @user-nc4us9ft7b5 ай бұрын

    ህዝቢ ትግራይ እኮ ዋላ ላተበደለ ርህሩህ ለዋህ እዩ ኣምላክ ኣበይ ሰላምካ ሃበና ልቲ ለዋህ ህዝቢና❤😘ያዳ ግን ምድፋርኻ እና ቀፅለሉ ❤

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish29404 ай бұрын

    You're doing great job love from Eritrawit behaki gene eze hizbi Tigray sene. Libona melieweiom EU ❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @user-mr5hp9wk3l
    @user-mr5hp9wk3l5 ай бұрын

    ማርያምን ነቢዐ ኣደዋይ ንዓክዶ ኪናት ይግበኣኪ ወለላይ😭😭😭ኣየ ሓልዮትኪ😢

  • @user-wc2sp1ck6u

    @user-wc2sp1ck6u

    5 ай бұрын

    😢😢

  • @fruitsarelife7073

    @fruitsarelife7073

    4 ай бұрын

    🙏🏾🙏🏾😢

  • @Hareg675
    @Hareg6755 ай бұрын

    ኣይይይ ህዝበይ ለዋህህህ ዝኹሉ መከራ ግፍዕን ኣውሪዶሙሉ ዶ ከምዚ ምበሉ እግዚአብሔር ፍትሒ ቅሳነትን የውርደልና😢🙏

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤

  • @amanielu4216

    @amanielu4216

    5 ай бұрын

    ​@@user-qt6vc9wx9oኣይትጋገዩ እዛ ሓፍተይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ግፍዒ ፈጺሙ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ትግራይ መንግስቲ ኤርትራ ዩ እዚ ኩሉ ሽግር ፈጺምዎ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ጡዑም ተቐባሊ ጋሻ ቡሩኽ ለዋህ ሕብረተሰብ እዩ እዛ ሓፍተይ ፈላሊኺ ተረድእዮ ኢኺ ሽግር ዘምጻኣልና ዘሎ ኢሰያስ እዩ

  • @Winiwin-ww3xe

    @Winiwin-ww3xe

    5 ай бұрын

    @@amanielu4216በጃኡ ተጸጣሕ

  • @meritubemeri

    @meritubemeri

    5 ай бұрын

    ሰብስክራይብ ግበራለይ ተጋሩወይ

  • @Hareg675

    @Hareg675

    5 ай бұрын

    @@meritubemeri ሜሪየ ታማ ታዓፅዩኪ ድዩ?

  • @mibraksimon3030
    @mibraksimon30304 ай бұрын

    I’m Eritrean I love tgray ahwat ena ❤❤

  • @user-tr8kk6io9v

    @user-tr8kk6io9v

    4 ай бұрын

    kemaka eritrea yeblnan qomal

  • @genettekeste271

    @genettekeste271

    4 ай бұрын

    ​@@user-tr8kk6io9v😂😂😂😂😂😂❤❤

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d5 ай бұрын

    ህዝበይ😢 ርሑሩሕ እዩ ብሓቂ❤

  • @user-nu4yc6jq8b
    @user-nu4yc6jq8b5 ай бұрын

    ጀግና ኣድናቂኻ እየ

  • @mmn7636
    @mmn76365 ай бұрын

    1 ዓመት ያ ኣቅልል ኣብልካያ ከብደይ ቆሲለ ብሰሓቅ😂😂😂😂

  • @Omhajer.Eritrea
    @Omhajer.Eritrea4 ай бұрын

    I love you people tigray❤❤❤from eritrea

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy5 ай бұрын

    ህዝብና ለዋህ አዪ ይመችኩም ቀፅልሉ 🙏👌

  • @saymonshow6708
    @saymonshow67085 ай бұрын

    ናትና እንዲኩም ተጋሩ ለወሃት❤❤❤❤

  • @user-ce2jq4eb5i

    @user-ce2jq4eb5i

    5 ай бұрын

    ንዕርቂ ምሕሳብካ ትግራዋይ ዓይነይ 😄

  • @saymonshow6708

    @saymonshow6708

    5 ай бұрын

    @@user-ce2jq4eb5i I am not understanding what do you mean

  • @user-kj7yz7ol2o
    @user-kj7yz7ol2o3 күн бұрын

    ዋይ ገራም ድኾነ ብራንክ😂😂😂❤❤

  • @tsegaykidane2110
    @tsegaykidane21104 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ በሃልቲ❤

  • @henokhuruy4856
    @henokhuruy48565 ай бұрын

    ክብረት ይሃብኪ ዘሓተይ ❤❤❤❤

  • @grmayasfahale5969
    @grmayasfahale59692 ай бұрын

    ኣታ እዚ ፈቃር ህዝቢ ደስ ክብለካ በቃ ኩሉ ነብሱ ፍቅሪ በቃ ❤❤❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk5 ай бұрын

    ኣይ ህዝበይ የዋህ😢❤ ያዳ ግን ደፋር ኢካ አደቁሱናያ😂😂

  • @samiyow
    @samiyow5 ай бұрын

    Xbuk medeb kexlo 👍👍👍 , btaemi brukat hzbi

  • @beriyesegu317
    @beriyesegu3175 ай бұрын

    Btami ye zigrem niqhat nayzi hizbi tigray aziye ka zifetwom eritrawi ye gin tegaru misay ynebru ab sdet btami ye zifetwom ka ❤❤❤

  • @user-wb5di3nb7j

    @user-wb5di3nb7j

    5 ай бұрын

    አሰይ ደስ ክብል 😍ከምኡ ኢልና ኢና ክንፋቐር ዘለና👌

  • @ChgfHcf-vv4qo
    @ChgfHcf-vv4qo4 ай бұрын

    ዋውውውውውው ብጣዕም ኢዛ ጋል መስጣትን ንፍዕት ንኹሉ ፍቕር ይስዕር❤❤❤

  • @SaddGasd
    @SaddGasd3 ай бұрын

    ፅቡቅ ገዛኢናሒዝናያ አረ ሞትኩ ሰሓቅ ❤️❤️😹😹😹😂😂😂😂😂

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j5 ай бұрын

    ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየካ🙏😁😁

  • @zufanTube-wc7mc
    @zufanTube-wc7mc5 ай бұрын

    ዋይ ይመችኹም ደቅ ትግራይ❤❤❤❤

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos7994 ай бұрын

    ኣምላኽ ሰላም ይልኣኸልና። ንሰላም ንዘምር ሰላም ክንኸውን።

  • @NobelDebesay
    @NobelDebesay4 ай бұрын

    "ሓንቲ ዓምመት እኮ ንእሽተይ እያ" እዘን ሰበይቲ ብጣዕሚ ምቅሉላትምilove hzbi tgray

  • @makameko4435
    @makameko44354 ай бұрын

    የኔ እናቶች ኡፍፍፍ እንዴት ነው ደስ ሚሉት በአላህ😂

  • @pearlredsea8057
    @pearlredsea80575 ай бұрын

    ሓልል ህዝቢ ትግርኛ ንዘልኣለም ሰሓቅ ይግበረልና ❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

  • @user-ps1lo3gp8u
    @user-ps1lo3gp8u4 ай бұрын

    ኣየ ኣዴታት ተጋሩ ለውሃት ❤❤

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p5 ай бұрын

    😂❤😂እንካዕ ብሰላም መፃእኹም እዞም ኣሕዋተይ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    5 ай бұрын

    ደምሪኒ

  • @ZewudeyLove
    @ZewudeyLove5 ай бұрын

    እረንስካስይሞቸካ ኩሉጊዘ ስራሕ🎉❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3s5 ай бұрын

    ትድፍረትኻ ግን 😂😂 ሳብስኽራይብ እማ ደምሩኒ ፅሩያተይ❤❤

  • @zewidero695

    @zewidero695

    5 ай бұрын

    melsyi

  • @erisweet1063
    @erisweet10634 ай бұрын

    Wawww btami bruk hzbi kem qdemu alo❤ Htoka gn qurub aleslso bhayli gerkayo😂

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ

  • @mullerm9648
    @mullerm96485 ай бұрын

    Very interesting prank thanks more keep it up go ahead I'm eritrean from Germany 🇩🇪

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    5 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @kidanemhret5257
    @kidanemhret52575 ай бұрын

    ህዘቢ ኣግኣዚ መቦቆሉ (ባህሉ ) እዚ እዮ :: ነዛ ጓል ግን ናይ ግድን ከትሸለም ዘለዋ ኢያ ::

  • @tdf1349
    @tdf13495 ай бұрын

    አይ ዝህዝቢ እዙይ ማዓዝ እዩ ፀላኢኡ ክፀልእ 😢😢😢አብ ኤርትራ ተዝከይድ ሓደ ትግራዋይ ጨፍጪፎም ምቀተልዎ

  • @mihretyemane7301

    @mihretyemane7301

    4 ай бұрын

    እቲ ምጭፍጫፍ ሲ ናትኩም እዩ ንናቱም ከማን ኣይገደፍኩምን ተካኢልለይንድዩ ድራማ ሰሪሕካ ያኢ እቲ ኤርትራዊ ካኣምነኩም ልብኹም ጥውይዋይ መልሓስኩም ጥውይዋይ 😂😂😂

  • @mghsw3508
    @mghsw3508Ай бұрын

    ፅሉል ልኮነ ወዲ😂😂😂😂😂😂😂 ቃደማኩም ዞም ገዛ ግን👌💘💘💗💗💗💗💖💖💖

  • @kffgetrr5571
    @kffgetrr55712 ай бұрын

    ኣታ ቆሲለ ኣበይ እየ ነይረ ዝኩሉ ሓሊፉኒ ጋሻ እየ😂😂😂😂😂❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    😂welcome

  • @brkti_tube
    @brkti_tube5 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 ናብ ዘይትፈልጦ ገዛ እንዳንኳሕኳካስ ተእትዋ ድያ ያ😂😂😂😂😂 መስሐቒ ዝኾንካ 😂😂😂

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    5 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum15425 ай бұрын

    ❤ያ ኣግኣዜን ❤❤❤ናይ ባሓቂ❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    5 ай бұрын

    ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @user-wm1li3jq9g
    @user-wm1li3jq9gАй бұрын

    ህዝበይ ብሩኽ እንኳዕ ካብ አኹም ተፈጠርኹ አብ ፅላል ኹኑ

  • @fnankidane-tm7yi
    @fnankidane-tm7yi2 ай бұрын

    2019 zekire 😢 ሰላም ይሃብኩም ፈጣሪ 💙

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32295 ай бұрын

    ውይ ኣነስ ያ 😂ያዳ መሕረር 😂😂😂😂ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤

  • @user-hu2eo8iw3s
    @user-hu2eo8iw3s5 ай бұрын

    ዋይ ንስኻስ ዘይተምፅኦ ዘይብልካ😂😂😂😂

  • @user-lh6vc4hh8t
    @user-lh6vc4hh8t5 ай бұрын

    ያዳ ድፍረትኻ ግን😁😁😄😄😄ኩሽና አለዎ ድዩ አብምንታይ እማ ትሰርሑ 🙆🙆🙆😁😁😁😁😁

  • @user-ie7dz4pc2c
    @user-ie7dz4pc2c3 ай бұрын

    ተጋሩ እሞ ኣይጽልኡን ኢዮም ወሪድዎም ኩልና ኣይጥዓመናን ሰላም ይሃበና ፈጣሪ

  • @user-tb5jb8vn1d
    @user-tb5jb8vn1d5 ай бұрын

    መሳኪን መሲልኩም ብስነስርዓት ዘይትሓቱዎን ዳሓር ትሰብኣውነት ንሪኦ ነይርና እምበይ

  • @selam3156

    @selam3156

    5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደፋራት ከም እንስሳ ብሓይሊ እዮም ዝአትዉ ዘለዉ ዋይይይይይይይይ ጉድድድድድድድድድ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    5 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበራኒ

  • @misganabereket8951
    @misganabereket89512 ай бұрын

    ሓቀኛ ታሪኽ ኣብ ገዛውትና ወደን ክድቅስ የ ኢሉ ነዲኡ ካብ ገዛ ምውጻእ ኣቢወን ሰብኣየን ስለ ዝመቱ ነሕዋት ሰብኣየን ጸዊ ዖ ን ኦም ሰፊሕ ዕላል ዩ ብዝኾነ ደስ ዝብል ቀጽልዎ ❤️❤️❤️❤️

  • @user-mn1gu8ps1p
    @user-mn1gu8ps1p16 күн бұрын

    ሞይተ በቃ ብሳሓቅ ይመችኹም😂😂😂😂😂😂

  • @user-yy8yx8yn8x
    @user-yy8yx8yn8x5 ай бұрын

    ጅግና እካ ❤❤❤😂

  • @user-kj3ow2bz6p
    @user-kj3ow2bz6p5 ай бұрын

    ዋይ ያዳዋይ❤❤❤😂😂😂😂

  • @Eritrea20431
    @Eritrea204314 ай бұрын

    Gele aynet serah bahaki buruk zekone hezbi eyu❤❤❤amlak selam የዉርደልና Gen nay Eritrea ላህጃ zelewom ሳባት ክትገብሩ nerkum ዝያዳ መአመኒ ምኾነ ኔሩ❤ ብዝኾነ ክብረት ይሃበልና ሕማቅ ኣይርከብኩም❤❤❤

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey11125 ай бұрын

    አረ ይመችካ😂❤

  • @HaricoOne
    @HaricoOne4 ай бұрын

    Really She Perfect👌 09:20 Am Eritrean Person But When U Somebody Get Problems What's U Have Helped It's Better God Bless U!!

  • @GetuGedey
    @GetuGedey4 ай бұрын

    እንደርታ ጡዑማት ሃምዙይ ኢና

  • @user-zv5zp3rr9l
    @user-zv5zp3rr9l5 ай бұрын

    ዋይ ጉድ መይተ😂😂😂

  • @mnasealem3462
    @mnasealem34625 ай бұрын

    Tegaru lewahat neskum do ezi kulu gefi merkebkum neritreawi hawekum i wala bdelukum kelo kesab hij tedengexelu. Kebri yehabkum amlak selamkum yemleselkum zemn kahsa debes kab amlak yemxealkum btami eye deftewkum ❤️❤️🙏

  • @melataskal9201
    @melataskal92015 ай бұрын

    ዋኣውእ ማዳ ሽኮር ሎሚ ብጣዓሚ እየ ሲሓቀአ

  • @user-vc3hd8qx3e
    @user-vc3hd8qx3e4 ай бұрын

    Yada shkorrrr eka nska nselam tnebr ❤❤❤❤❤

  • @z1zz954
    @z1zz9542 ай бұрын

    ተጋሩ ብሩኻት።❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz2 ай бұрын

    ውይ ህዝበይ ሓላል እኾ ናተይ😢😢❤

  • @yowhanesgebregziabhierjhon1439
    @yowhanesgebregziabhierjhon14394 ай бұрын

    መግለጺ ሲኢነልኩም ደስ በሃልቲ

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9h5 ай бұрын

    Bsru yada ykanelka au ❤❤❤❤

  • @user-gg1ty5ek8x
    @user-gg1ty5ek8x5 ай бұрын

    ዛ ጋል ግን ሳልሰይቲ ግን ይሞችያ❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    5 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤

  • @mariogkidan6188
    @mariogkidan61884 ай бұрын

    Heluwa haftey❤❤❤🎉🎉🎉

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar66784 ай бұрын

    Brukat hezbi ab mesmeda teray zefletkewu hezbi bruk hezbi selamkum yebzha tegaru yehwatena 🙏🙏🙏❤🙏❤️🥺

  • @user-fo5ei4fz5l
    @user-fo5ei4fz5l4 ай бұрын

    ዋይ ጉድ መይተ😂😂😂😂

  • @Abbay_special_recipe
    @Abbay_special_recipe4 ай бұрын

    The two people will be always brother and sisters, politicians come and go

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u5 ай бұрын

    ብጣዕሚ ንኢድያ ንዛጋል ❤❤❤

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r4 ай бұрын

    ያዳ ምሕረረ😃😂ህዝብይ ለውሃ ኣሕ ናዓካ እዝያ አይገባእና ነይሩ 😢

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam5 ай бұрын

    አረ ይመችካ ኽሸነ እኒአዎ ደ😂😂😂😂😂

  • @mibraksimon3030
    @mibraksimon30304 ай бұрын

    I feel crying why we fight see how they have a beautiful hurt ❤❤

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf64265 ай бұрын

    ዋይ ሞይተ😂😂😂❤

  • @user-ze7tp4hj8m
    @user-ze7tp4hj8m5 ай бұрын

    አዴታት ትግራይ ሪኢኩመን'ዶ ለዋሃት ምኮነን❤❤❤❤

Келесі