ንራህዋ ጓለይ ፕራንክ ገይረያ 😁| ናይ ትሕሽ ፕራንክ|| ሓቃዊ መደብ ናይና ክፋል 24 (Nayna Reality show part 24

Ойын-сауық

welcome to kidan tube.please subscribe my channel. contact us 👉 +251927407052
follow 👇
👉 facebook
/ kidan.zerabruk.9
👉TikTok
www.tiktok.com/@kidanthsh?_t=...
👉 Instagram
kidan_zerab...
#kidan #tigrignacomedy #comedy#howto #prank #familypranks#howtomakemoneyonline #howtomake #ትሕሽ#eritreanbestguayla #tigrigna_music#howtomakemoneyonline #tigrayan_shorts#howtocreateyoutubechannel #tigrignadrama #dwnews#tigraynews #tmh #hdmonanebarit #neshneshtv #maggy #kidantube#ትግራይ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #eritreanmusic #eritrea #eritrean #eritreancomedy #eritreanwedding #reality #realityshowdrama#ሰርፕራይዝ

Пікірлер: 693

  • @milaye3667
    @milaye366714 күн бұрын

    ተዓዲልኪ ከምዚ ዓይነት ጓል እኒኣትኪ እስኪ ለ ራህዋሸይ ከምዚ ዓይነት ኣዶ ስለ ዘላትኪ ዕድለኛ ኢኪ❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ሰበይ❤

  • @Possiblism

    @Possiblism

    Күн бұрын

    ​@@hiwettsegay1616 ጌረልኪ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam1214 күн бұрын

    ትሕሸይ ሕነኺ ፈዲኺ ሰድራ ትሕሽ 100 ሽሕ ነብፀሐዮም ዳይ ናብ ልምዓት ዓዲ ብወዲ ዓዲ🤣🤣🤣💞💞💞💞

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @sabai12167

    @sabai12167

    14 күн бұрын

    deslbl teheshy😂

  • @tigrayadijeganu2983

    @tigrayadijeganu2983

    13 күн бұрын

    ትኽክል😅❤

  • @alganeshbahre8598

    @alganeshbahre8598

    12 күн бұрын

    Yes but Tigray have to have good security

  • @user-wb7py8uz9o

    @user-wb7py8uz9o

    9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om14 күн бұрын

    ግን ታኾይንኹም ኢኹም እንዳትሐሽ ኣቃሪፅኹሞ ተሐሸይ ማዓረይ❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @saral600

    @saral600

    12 күн бұрын

    አረ ናፍቅናዮም ዋ ንዑ እንዶ እንዳ ትሕሽ ድራማ ❤

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r14 күн бұрын

    ቃደመቲ ባዓለይ ራሃዊተይ ልባም❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሰበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma742513 күн бұрын

    ንቱ ጂግና ተጋዳላይ እዉን ኪቢሪ ይግቦኦ🙏❤💊💊💊👍👍👍

  • @kidanneguse9451
    @kidanneguse945114 күн бұрын

    እዚ ወይተርስ ኣበይ እየ ዝፈልጦ ክብል ፅኒሕ ለከሰ ዙጅግና ተጋዳላይ ብሰራት እዩ T D F ዕድመ እና ጥዕናን ይሃብኩም ተሕሸይ❤❤

  • @sauk1248

    @sauk1248

    14 күн бұрын

    ዋላ አነ😂

  • @kidantube11
    @kidantube1114 күн бұрын

    ክቡራት ተመልከትና፣ቤተሰብና ኣኣብዘለኹምዎ ሰላምኹም ብዝሕ ይበለልና እዛ ምሸት እዚኣ ምስ ደቐይ ሕጉስ ኢለ እየ ኣምሲየ ንስኻትኹም እውን ምሳና ሕጉሳት ይግበርኩም ናይዚ ገዛ ቑፅሪ እንተደሊኹም እውን 0914768079ብዚኣ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ፕራንክ ኸ ኸመይ ሪእኹምዋ ❤❤❤

  • @user-qz6kq7in2p

    @user-qz6kq7in2p

    14 күн бұрын

    ማራ ደስ ይብል

  • @user-jw2ss8dz9u

    @user-jw2ss8dz9u

    14 күн бұрын

    ደስ ባሃልቲ ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኪ❤❤❤❤

  • @user-kg5io8tc5e

    @user-kg5io8tc5e

    14 күн бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ትሖሸይ ❤❤❤❤

  • @LeatishLeatish

    @LeatishLeatish

    14 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትሕሸይ🙏🙏

  • @richochewa1640

    @richochewa1640

    13 күн бұрын

    ሃሪፍ ነይራ ❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m12 күн бұрын

    ሰላም ትሕሸይ ታዓዲልኪ ማማ ትሕሸ ከምዚ ዓይነት ፀባይን ክብሪ ሰብ ዘለዎም ውልድ ሰለ ዝሃበኺ እግዚአብሔር አምላክና 🙏❤️❤️

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi13 күн бұрын

    ዋላ ፆሙና ንሕደርያ😢 ለባማት ቆልዑ ታዓዲልኪ ተሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብርሃኖም የሪኢኺ❤❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe367114 күн бұрын

    ዝገረመኒ ናይዞም ዉሉዳተኪ ኢየ ብጣዕሚ ዝድነቅ ባሕሪ ዝኾነ ጠባየሰናያት ኩሉ ጽቡቅ ትምነይሎም ኩሉ ሰናይ ዉሉዳትኪ የርእኺ ጻማ ድኻምኪ የርእይኺ ትሕሸይ ኣሜን በሊ ካብ ዓባይ ሓፍትኺ 🙏🙏🙏

  • @kidantube11

    @kidantube11

    14 күн бұрын

    ኣሜንንን❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @mlien5628
    @mlien562811 күн бұрын

    ብሓቂ ሰሃቅ ሞይተ 😁😁😁ትሕሽይ ምስ ደቂኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥️🌹

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu549314 күн бұрын

    አይተዋረድክን ኪዳነይ ለባማት ምጩዋት መስተውዓልቲ ደቂ እዮም ዘለውኪ ማማዬ❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @martabelete2121
    @martabelete212113 күн бұрын

    መነሎ ከምዝከማይ ተይረኣየ ላይክ ልህብ ልትሐሸይ ደቂ መዳመይ ደምራኒ ንዓይውን ሓዳሽ እየዋ ባዕልና ንባዕልና ንደማመር

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    11 күн бұрын

    አነ ደምሩኒ

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d14 күн бұрын

    ብሓቂ ለባም እያ ራህዋ ሽኮር ፅሪቲ ትዕግስታ ግን ኣዲኒቀያ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምራኒ ❤🎉❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese208414 күн бұрын

    ❤❤❤❤ትሕሽይ ማዓረይ እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ራህዋሽይ ለባም።አሰይይ ጀግና ተጋዳላይ ብስራተይ ማዓረይ ኣታ ጀግና ወዲ ሓትነይ ፅሪ ንበርለይ ንዘላአለም ምንባርካ እዩ ምንባር ሂወተይ ክብረተይ ናተይ ተመስግን ፈጣሪ።🌎🌎🌎🌎🌎🌎🌎🌎🌎 ጀግና ወዲ ህዝቢ🙏🌎🌎❤❤TDFይ❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @berekechtadese2084

    @berekechtadese2084

    14 күн бұрын

    እሺ ማዓረይ ገረ።

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @mmn7636
    @mmn763614 күн бұрын

    ኣቤት ሰነ ሰርዓት እዞም ቆልዑ ደሰ ክብሉ ናይ ብሓቂ ለባማት እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪይ🙏🥰🥰 ትሕሸይ ምሰ ደቅ❤❤❤❤❤❤ኺ

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @titinotitino2910
    @titinotitino291014 күн бұрын

    ናይ ደቅኪ አንደበት ግን ይፍለ እዩ ትሕሸይ 🥰🥰

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @martabelete2121

    @martabelete2121

    13 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 ደሚረኪ እየ ደምርኒ

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn14 күн бұрын

    ሼር ንግበር😂 ጎረወትና እዩኮያ 😂😂😂😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    😂😂ሰበይ ሳብስክራብ በሉለይ😅

  • @Channel-qe9mn

    @Channel-qe9mn

    14 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 ጌረልኪ ጸኒሐዋ ግበርለይ

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    Күн бұрын

    😂😂😂😂❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma742513 күн бұрын

    እናጋበዚኪ ከአ ጂግና ይበል ሰርከስ ትግራይ መሪአያ አዶታት ትግራይ 👌👌👌❤❤❤❤😘😘😘

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube1213 күн бұрын

    ዋይይ ፕራንክ ምኳኑ ናፈለጠ ከማይ ዝሓፈረ ኣሎ ዶ ትሕሽ መሕረር ነገር ያ ናብ ሃይላንዲ ቆርቂርና ሒዝና ንክድ😂 ሰሪሕክላ ራህዋ😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉🎉🎉

  • @MeazaTube12

    @MeazaTube12

    13 күн бұрын

    @@HIftiwerku ልቃሕኪ መልሲ ሓላለይ🙏❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    @@MeazaTube12 ገረልኽ ክረተየ

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    9 күн бұрын

    😀😀😀😀😀

  • @MeargYohannes-fz9gk
    @MeargYohannes-fz9gk6 күн бұрын

    ደቅኺ እ/ር ይባርኽ ጠባየ ሰናይ

  • @lem607
    @lem6076 күн бұрын

    ምቁራት ስድራ ብፍላይ ዝወዲ እንየዎ ትሕትናን ላዛን ኣምላኽ ዝባረኾም ውላድ ኣለውኺ ተሐሸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kisanet4715
    @kisanet471514 күн бұрын

    ዋይ ዞም ደቂኺ ቡሩኻት ዓቅሊ ደለዎም ተባረኹ ሙቁራት ❤🙏

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh717611 күн бұрын

    ዋይ ደስ ክትብሉ ሙቁራተይ ትሐሸይ ምስ ደቅክ ዕድመ ይሃብኩም ፈጣር❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y9 күн бұрын

    ይበል ዘለዎም ጸባይ እዞም ደቅኪ ኣደኒቀ ምጽጋብ ስኢነዮም እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዐረናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዝሓዮ ናስሓቅኩም የንብርኩም🙏❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo18214 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ እየ ኣነስ ዝፍትወኩም❤❤❤ አብ ስራሕ ዉዕለስ ደክምኒ ነይሩስ ሐዚ እማ ጠፍኡ እዛ ጀዋለይ እያ ዓርከይ ሐዘንን ስሓቅን ሕዛትለይ ትፀንሕ ዕድመ ይሃብኪ😂 😂😂😂😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ 🎉❤ወለላይ

  • @hgf6568
    @hgf65688 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ስድራና ❤❤❤❤

  • @yacobtesfai2586
    @yacobtesfai258614 күн бұрын

    እዋይ ውርደት እዋይ ሕፍረት ራህዋ & ኢዮባ ጉድ ጌራትኩም ከምዚኣስ ኣይተረአትን Well done Kidu haftey👏👏👏👏👏

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @Hait-yl1mg
    @Hait-yl1mg13 күн бұрын

    ግን ተሐሸይ ንርህዋ ጓልኪ 500 ወይ 1000 ኣይትፍለይላ ጓል ዘለ ዝኩነት ኩሉ ግዜ አብ ቦርስኣ ❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin818713 күн бұрын

    ❤ደስ ትብሉ ኣዕርኽቲ ከዓ ትመስሉ 😅 ከመይ ዲኹም ምቁራት❤ ከምዚ ዝበለ ዝዓበደ ፕራንክ የለን😂😂😂

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉

  • @ssll7812
    @ssll781213 күн бұрын

    ዋይይ ቆሲለ ብሳሓቅ ሎማዓንቲ ናይ ራህዋ ዘረባ ኣስሒቁኒ ብኡነት ልገርም ፕራንክ ተሐሸይ ደቅኪ ዘለዎም ትዕግስትን ትስክፍትን ከይድነቅክዎም ኣይሓልፍይ ራህውሸይ ካዓ ብጣዕሚ ኢኪ ለባም!!❤❤

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti373214 күн бұрын

    በስመአብ ልገርም ትሕትና እግዚኣብሔር መሊኡ ዓዲልኩም ኣብ ዓብይ ደረጃ የብፅሕኹም ትሐሸይለ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብርሃን ደቅኺ የርእይኺ ልብኺ ርእዮ እዮ ከምዚኦም ዝበሉ ውላድ ልዓደለኪ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር ተመስገን❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c13 күн бұрын

    ትሓሸይ ጽብቅት ትዓድልኪ ምስ ደቂኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ተፍተውቲ❤

  • @user-wc7ee6ix4h
    @user-wc7ee6ix4h14 күн бұрын

    ይመችኺ ትሕሸይ ለባመይ ቆልዑ ንሀዉኪ 🙏❤❤🥰🥰

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td
    @EudyeydudydDdud7eurhru-ey2td12 күн бұрын

    ኣነስ እዝ እዮብ ከብደይ ክበልዐን የኔ ዉድ🖤💔🦋

  • @salmasalm8448
    @salmasalm844813 күн бұрын

    ዋይ ለባማት እዮም ደቅክ ተሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz161913 күн бұрын

    ኣብ 🌍ይ ዝመቅር ናይ ውልድካ ድልይት ምርድእ አዩ ደስ ቱብሉ ሰድራቤት❤❤❤

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z11 күн бұрын

    ለባም ራሂዊተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓየ ዓቅሊ ተዓዲልኩም ፍትወት አሕዋተይ..

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube10 күн бұрын

    ትሕሸየ እንኳዕ ሰላም መፃኺ ኣድዋኒ❤❤❤❤❤

  • @FjDh-ri4ik
    @FjDh-ri4ik12 күн бұрын

    ዉይዊ ራህዉሸይ አረ ቀስኢልኪ ስተዮያ😅😅

  • @user-mt7fb4fu7f
    @user-mt7fb4fu7f7 күн бұрын

    ዘለዎም ዓቅሊ በእውነት ትዓዲልኪ ከምዚ ዓይነት ደቂ ዘለውኪ ተሐሸይ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብክም ❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu14 күн бұрын

    ተጋደለይዋይ❤❤❤❤❤

  • @user-ru7fk1jv1i
    @user-ru7fk1jv1i14 күн бұрын

    ድነኻ ትእግስት ደቅኽ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓልየልኺ ትሐሸይ ማዓር ድራህዋ ደማ ዳብ ራያ ንወስዳይ ራህውሸይ ሽኮር

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ሰበይ❤

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q14 күн бұрын

    ኣሐግስክኒ ተሐሸይ ግን ዘለወም ትዕግስቲ ተዓደለም❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤

  • @user-uz6pv1ol1q

    @user-uz6pv1ol1q

    14 күн бұрын

    ​@@hiwettsegay1616ቀደም ዝገበርኩ

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku624614 күн бұрын

    ተሐሸይ ምቅርተይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኪ ምስ ደቅኪ ❤❤❤❤ ራህዋ ከዓ ናይ ኢድኪ እያ ረክብክያ ተሳክዕልኪ ተሐሸይ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ህያበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk6 күн бұрын

    ተሐሸይ ማዓረይ ብጣዕም እየ ዝፈትየክ ምስ ደቅክ ዕድመን ጥዕናን የሃኩሙ ❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan52514 күн бұрын

    አቤት ስነ ስርዓት ዕድመ ጥንዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @dhqe5723
    @dhqe572314 күн бұрын

    ሞይተ ሳሓቅ😁ኣብየት ስነሰርዓቶም ግን ከይድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን ዋውውው❤❤❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉🎉

  • @warkialam4326
    @warkialam432611 күн бұрын

    እዛን ሙቁራተይ❤❤❤❤❤

  • @user-bc1sy9mh7m
    @user-bc1sy9mh7m14 күн бұрын

    ርጉዓት እዮም ደቅኪ ትሕሸይ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳበብስክራይብ ግበሩለየ አሕወተየ

  • @titisabawit3510
    @titisabawit35106 күн бұрын

    ትሐሽዋይ❤❤ብሩኻት ወሊድኪ❤❤ለባማት ክብሪ ሰብን ስነ ስርዓትን ዘለዎም።

  • @user-fg1sn2tw9t
    @user-fg1sn2tw9t14 күн бұрын

    ን ወዲኺ ውን ቦታ ሃብዮ ንራህዋ ጥራሕ ዘይኮንኪስ ዋላ ኢቲ ወዲኺ ዘለዎ ትዕግስትን ልቦናን ብጣዕሚ ዝነኣድ ቆልዓ ዩ ይሞችኩም ሓጎስኩም ሙሉአ ይኹን

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube2711 күн бұрын

    😂😂😂 እዋይ ተሐሸይ ሕነኪ ፈዲኪ ራህዋየ ኢዮቦይን ለባማት🥰🥰🥰🥰

  • @gumashame
    @gumashame8 күн бұрын

    ዋይ ኽልብሙ ቆልዑ ኽቡራተይ መግለፂ የብለይን ብስሩ ከማኩም ሓቀኛታት የብዛሓልና ፈጣሪ❤❤❤

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi383312 күн бұрын

    እሞ ገረወትኩም ሃፍታማት እዮም ማለትዩ ተዓዲልኩም😂😂😂

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c13 күн бұрын

    ኣሰይይይ ጅግኑ ተጋሩ ብስራተይ ጅግና ተጋዳላይ ንበሩሉና እስኺ❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r13 күн бұрын

    ዋውውው ትሐሽ ስሪሕክሎም😂ግን ትዕግስቶም ደስ ክብል ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @user-qs1wf1bl3w
    @user-qs1wf1bl3w2 күн бұрын

    ዊት ትሕሽ ሹኮር ታድለሽ ምርጥ ልጆች እግዚአብሔር ያሳድግልሽ

  • @brhaneye9521
    @brhaneye952111 күн бұрын

    ኣሰይ ትሐሸይ ንፍዕቲ ❤😂

  • @DswdFsdf
    @DswdFsdf13 күн бұрын

    ኣበየት ትሕትና ምስ ትዕግስቲ ደቅኪ ኪዲነይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም❤❤💖

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @DswdFsdf

    @DswdFsdf

    13 күн бұрын

    @@HIftiwerku ገይረልኪ

  • @richochewa1640
    @richochewa164013 күн бұрын

    ራሕውሽ ትዕግስትኺ አድኒቀዮ ❤❤❤❤❤❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉❤🎉🎉

  • @user-yb9fv7xy6l
    @user-yb9fv7xy6l14 күн бұрын

    እዋይ ማርያምን ተሐሽ ግን እግዚአብሔር ዓዲልኪ እዩ ወርቂ ዝመስሉ ቁልዑ ህብኪ ክንደይ ደስ ክብልኻ እዮም ❤❤❤

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf991613 күн бұрын

    እሰይ ሙጩዋት ዝኾኑ ቆልዑ የዕቢኹም🎉🎉❤❤❤❤

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg8 күн бұрын

    ኣብየት ትዕግስቲ ኣምላክ ይባርኩም ራሂዊሸይ እየበይ💕💕💕💕💕😘😘😘ትሐሸይ ዕድለኛ እኪ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅርያት❤❤❤

  • @dyudg1840
    @dyudg184014 күн бұрын

    ማሪያምን ደቅኽ ምዕጋሶም ተሐሽ ዋ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ያሃቡኹም💚🥰

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7c2 күн бұрын

    ናይ ደቅኪ ኣንደቤት ግን የፍለ እዩ ተሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg67514 күн бұрын

    ኣሖጊስክኒ ኪዳነይ❤❤❤ እዚ ተጋዳላይ ብስራት ግን ተቆፂሩ ድዩስ ንቪድዮ እዩ? ብዝኾነ ደስስ ባሃልቲ እዮም ደቅኺ ናይዚ ግዜ ኣይኮነኑን ፍረኦምን ውላዶሙን የርእኪ❤🙏

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ ክብረተይ❤❤

  • @danielzerabruk7214
    @danielzerabruk721413 күн бұрын

    ጢባ ጢቤ ተጫዊታትኩም ደቂ ሓፍቲ፣ 'ሕነኣ ፈድያ.... የይ' በዓል ለስላሳ፣ እዮብ ዓርከይ ብሀምዚ'ማ ሓደ መዓልቲ ኣነለ ክሽውደካ'የ። ደስ በሃሊ ፕሮግራም ቤተሰብ!!!

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉🎉🎉😊

  • @user-fj5pm5ez5o
    @user-fj5pm5ez5o13 күн бұрын

    ራህዊሸይ ልባም ምስ ካልእ እያ ተናዲዳያ😂😂❤❤❤❤

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit960814 күн бұрын

    ደስ ክብሉ ደቅኺ ትሕሸይ🥰💜

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉

  • @bebgaltigray4954
    @bebgaltigray495414 күн бұрын

    ኡፍ ትሕትና ታዓዲሎም ደቅኪ❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm14 күн бұрын

    ኣይ ተሓሸይ መሕርር እቤየት ሰነ ስርዓት ዞም ደቅኪ ትዕደለኪ ተሕሸይ❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-js9nf4uf9y
    @user-js9nf4uf9y11 күн бұрын

    ኣነሰ ኣናፊቆምኒ ፖራንክ ምኳኑ እናፈለጥኩ ናፍቆት ለ ኣሕዚኖምኒ ለ

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c13 күн бұрын

    ትሓሸይ ጣባይ ደቂኺ ድስ ክብሉ ብኡነት❤

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz161913 күн бұрын

    ራህዋይ ዛመበይት ለባመይ ካም ኣዶአ እዝውት❤❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ❤🎉🎉🎉

  • @tonyhasrouny8809
    @tonyhasrouny88095 күн бұрын

    MUKURATEY NATAY EDEMEN TENANE YEHABEKWEM ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @marhaviksa3474
    @marhaviksa347414 күн бұрын

    አሰይይይይይይ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fxКүн бұрын

    እዋይ ሙቁራት ኩሉቡሙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ትሑሸይ ተፃዊትኩሎም❤❤🎉🎉

  • @abrehethabu2806
    @abrehethabu280613 күн бұрын

    Aseyyy shikorinatattt edmen tienan yhabkum fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍👍🖐💯💯✅️😂😂🖐🖐👍👍👍👍👍👍

  • @user-od5dx9vz8b
    @user-od5dx9vz8b14 күн бұрын

    ሞሻኣላህ ለባማት እዮም ደቅኺ ትሕሸይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    14 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @lilyA22
    @lilyA2214 күн бұрын

    ፀምኩም ትሓድሩዋ

  • @senayttesfaytube

    @senayttesfaytube

    13 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr381314 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ትሕሻይ ደቅኺ ሙእኡዙዛት ለባማት እዮም ባሓቂ ፍረ ፃምእኪ ያርእኺ ትምህርቱኩም ገቡዙ ኢኹም ኣሕዋተይ 💞💞💞💞💞🌹🌹🌹😘😘😘😘😘😘😘😘😘💐💐💐💐💐

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @lulaweldelchel8502
    @lulaweldelchel850214 күн бұрын

    ❤❤❤❤ You're children are very respecte & nice 👍 👌

  • @lylaarishi9028
    @lylaarishi90289 күн бұрын

    ደቅኪ ግን ዘሎዎም ፀባይ ትሐሸይ ተዓዲልኪ 💝❤

  • @Selam62420
    @Selam6242014 күн бұрын

    ትሕሸይ ፅሪት❤❤🎉❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @Selam62420

    @Selam62420

    14 күн бұрын

    @@user-uy4ek2zj3s አሸኒ ወላለይ❤

  • @UmArsulove
    @UmArsulove14 күн бұрын

    ኣሰይይይ ደቅኪ ግን ታዓድልኪ ትሕሽይ ምቅርቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሩካተይ❤♥️🥰

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @user-sj5ce3pl1s
    @user-sj5ce3pl1s13 күн бұрын

    ትሐሽይ ዝያዳይ ደቅኽ ግን ዋው ፅቡቕ ኣታዓባብያ እኽ ኣዕብኽዮም ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኹም 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @ArsemaTube-bq8gu
    @ArsemaTube-bq8gu14 күн бұрын

    አቤት ተሐሸይ ደቅኪ ዘለዎም አንደቤትን ክብሪ ሰብን ይፍለ እዩ እግዚአብሔር አምላክ የዕብየልኪ ማዓረይ❤

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @user-uq4qh5dy8b
    @user-uq4qh5dy8b13 күн бұрын

    ራህዋሸይ ትሕትናኪ ግን ዋዉ❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti5186 күн бұрын

    ራሂዊተይ ለባም ሰብ❤እንኳዕ ብስላም መፃኩም ተሐሸይ ይፈትወኩም የ❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma742513 күн бұрын

    ደቂኪ እተባረኩ እዮም🙏👏👌

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael60514 күн бұрын

    እዋይ ተሐሸይ ከም ሎሚዓልቲ የሰሓቅኩይ😂😂😂😂😂 ንደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ስነ ስርዓቶም ዋዉ❤❤❤❤

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @rfduv1457
    @rfduv145714 күн бұрын

    ትሖሸይ ምዓለይ ለባት ቆሎዑ ኣሎውኽ በኡነት ዕድመ ጥዕና ይሃብኹመ ፈጣር ራህውሸይ ተፃውታትልኮ😂😂😂

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat14714 күн бұрын

    እሰይ ደስ ክብሉ ስደራ ልባም ኣዶ ዘባፅሐቶም እድባት ቆልዑ❤❤❤❤❤❤

  • @brhanzetigray

    @brhanzetigray

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it14 күн бұрын

    እውይ መዓረይ ተሰቅቆም ክሞቱ ብሓቂ ለባማት ቆልዑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ተሐሸይ ወለላይ❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    14 күн бұрын

    ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉

  • @ngsti8856
    @ngsti885614 күн бұрын

    እሰይይይይይይይ ፅሩያት ብጣዕሚ እዮም ለባማት ብሓቂ ኣነ ካብኦም ት/ቲ ወሲደ ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤😂😂😂ትሕሸይ ጎበዝ ሕነኺ ፈዲኺ😂

  • @senayttesfaytube

    @senayttesfaytube

    13 күн бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @ree-ji8vq
    @ree-ji8vq14 күн бұрын

    ራህውሸይ ፅብቅቲ ለባም ታዓድልኪ በዘይ ጎደሎ ፍትው እየዘብለኪ ዛጎለይ

  • @HIftiwerku

    @HIftiwerku

    13 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ

  • @hthf454
    @hthf45413 күн бұрын

    ዝፍትወኩሙ Family 😘♥️

  • @user-tl1oi5fh1i
    @user-tl1oi5fh1i4 күн бұрын

    wuy Keknuka Zom Sdra Idmen Tinan Yhabkum❤❤❤

  • @selugaltigray6987
    @selugaltigray698713 күн бұрын

    ታዓዲልኪ ተሐሸይ ደቅኪ ለባማት❤❤

Келесі