ተዋሳኢ መረሳ ን ኣቦይ ፕራንክ ጌርዎ - ዝገርም ፕራንክ

ኣቦይ ን ጋሻ ፕራንክ ክገብር ተገልቢጥና ፕራንክ ጌርናዮ 😂 ኣሕዚኑኒ
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea
@gereemunentertainment
@neshnesh_show
@DimtsiWeyaneTV
@LazaRecords
@ATAMediaProduction
@LihamMelody
@maggyshow
@eri-tv
@zomaychannel
@DadiMami
@HDMONANEBARIT
@StarEntertainmentEthioEri
@meadimedia
@zaramedianetwork
@tefetawitalkshow
@Gedli_plus
@Gereemunmedia
@EriOneTouchEntertainment
ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera

Пікірлер: 609

  • @user-mg8hs6im9g
    @user-mg8hs6im9g11 ай бұрын

    የኔ ኣባት ተሰክፉ ኣብ ገዝኡ ኮይንዎስ ፅቡቅ በለ እፍፍፍፍፍፍ ህዝብና ለዋህ 🎉❤እስኪ ንኣቡኡ ስጦታ ይዋሃብ ዝብል 👍💚🌎

  • @user-sn3hr5hf1f

    @user-sn3hr5hf1f

    11 ай бұрын

    ይሃቦ

  • @lina.fajji.75

    @lina.fajji.75

    11 ай бұрын

    ይወሃብ 😘

  • @user-ne6vi8wp8y

    @user-ne6vi8wp8y

    11 ай бұрын

    ይሃቦ ሳብስክራይብ ወቅጡ🎉🎉🎉❤😢😢

  • @zerommengstu7973

    @zerommengstu7973

    2 ай бұрын

    Ewe ywehabo

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522211 ай бұрын

    ደስ ክብል ፈዙ ከምዚ እዩ ህዝብና ያኣክ መክበሪ ጋሻ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና💛❤️🙏

  • @temsgne7752
    @temsgne775211 ай бұрын

    ኸምዚ ዝበለ ኣቦ እግዝብሔር ዝባሮኾ ብጣዕሚ ግን ኣሕዚኑኒ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ኣሳይ ን ፋዝር ሳፕራይዝ ግበርልና እትብሉ ላይኪ ሃቡ ❤❤❤❤❤

  • @alganesh-xe4yb

    @alganesh-xe4yb

    11 ай бұрын

    No

  • @-4587
    @-458711 ай бұрын

    ውይ ታዓዲልኩም ምስ ወለድኩም ትነብሩ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ግበሩኒ ዓደይ ናፊቀ ዓደይ ክምለስ ክብራተይ ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና😢

  • @medhin8187

    @medhin8187

    11 ай бұрын

    ኣጆኺ 😮 👌 ፈጣሪ ከሕጽረልና ዩ ስደትና ።

  • @user-nu9xh1zs1g
    @user-nu9xh1zs1g11 ай бұрын

    ክቡር ለባም ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ሙሉእ ስድራቤትኩም❤❤❤❤❤

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr11 ай бұрын

    ኣቦይ ማዓረይ ፀላኢኹም ይደንግፅ ፀሓይ ገፆም ዝኾኑ ኣቦ ያዳ ናኢድካ ኣይትስኣን ገለ ህያብ ግዝእሎም ናዘደንገፅኩምዎም ስድራኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ያዳ ሓወይ❤

  • @kidantube11
    @kidantube1111 ай бұрын

    ውይይይይ መዓረይ ወላዲኻ ኣሕዚኑኒ

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    11 ай бұрын

    ተሐሸይ ምቅርቲ

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb11 ай бұрын

    ኩቡር ኣቦና ሽሕሕሕሕ ዓመት ንበሩሉና በኡነት ደስስስ ክብሉ በስመኣብ❤❤❤❤

  • @amanabrha9751
    @amanabrha975111 ай бұрын

    ማራ ከፍ ዘለዎ ኣቦ እዩ ደለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ብጣዕሚ ተመሲጠ ጸኒሐ ብኡ. ናይ ብሓቂ ሓሪፍ እዩ 🫡🫡🫡

  • @iopo6877
    @iopo687711 ай бұрын

    ባቢተይ የዋህ እቤት ክብረት ሰነ ስርዓት እስካብ ብራክ ምኳኑ ዝፈልጡ ጨኒቅኒ በጃካ ያዳይ ህያብ ሃበለይ ነቦካ ክፅበ እየ ዓስቢ ቅንዕነቶም ክብረቶም ይግቦኦም እዩ😢❤❤❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤እፍፍፍፍ ፀላኢኹም ይጨነቅ ፋዘርካ ብጣዕሚ ተሰኪፎም ነይሮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስስስስስ ክትብሉ❤❤❤❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay401811 ай бұрын

    ብሓቂ ሎሚ ደስ ዝብል ፕራንክ ሰሪሕኩም። ኣቦካ ውን ደስ ዝብሉ ኣቦ እዬም።

  • @salama6013
    @salama601311 ай бұрын

    ዞም ወለድና ንፁሃት ደስ ክብሉ ካብ ንሱ ክኩሪ ክንደይ ፅዒሮም❤ኣሕዚነሙኒ ሽልማት ይገበኦም እዩ ቃዕምካ ሸልሞም ያዳ💔

  • @KeviTube21

    @KeviTube21

    11 ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/rKeYldOrpZbbabQ.html

  • @tsionbaheran468

    @tsionbaheran468

    11 ай бұрын

    Tv Demtse yerbahale next time yestekakle please 🙏❤️❤️❤️

  • @medhin8187
    @medhin818711 ай бұрын

    ያድሻ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ❤ ጭራሽ ኣቦኻ ለ ብራንክ ኣጀሚርካዮም ሓደ ትመስሉ ምሳኻ😄😄😄😄 ደስስስ ይብል ድማ ንኡስ እዮም #ዕድመ ይሃቦም ፈጣሪ 🤲❤ ዋዉ ኣክቲቭ ዮም ወላዲ 💞👍🤗

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i11 ай бұрын

    እስይ ደስ ክብሉ ኣብ ስደት ዘለናለ ምስ ስድራና ብሰላም የራኽበና እፍ ናፍቆት😢❤❤

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg854911 ай бұрын

    ናሰሓቅኩም ንበሩ ተጋሩዋኒ❤💛 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ለቦና❤

  • @munaara4780
    @munaara478011 ай бұрын

    ካባኩም ምፍጣረይ ደስ ይብለኒ ተጋሩ ብሕልፊ ድማ ካብ ሽረኒ መዓረይ🙏❤️ዓወት ድማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ🙏🙏

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-1711 ай бұрын

    ኣየዋ ወለላ ቕደመኹት ተጨንቖም😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ለባም ኣቦ😊❤️

  • @user-cy4ex7yn6e
    @user-cy4ex7yn6e11 ай бұрын

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣቦካ መሓዛካ ይመስል ታዓዲልካ ያዳ ሓወይ ዕዱመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ተመንየልካ መዓረይ❤

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j11 ай бұрын

    ፋዙ ሽኮር ያኣኺ ወዲ ሹቅ ዝኮኑ ኣቦ ደስ ክብሉኻ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏❤💛

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo146011 ай бұрын

    ውይ ባቢየይ ወለላ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤😅 ናትካ ፕራንክ ይፍለ እዩ ያሬደ ሓወይ😂

  • @djsv1094
    @djsv109411 ай бұрын

    ወለድና ንፁሃት ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail.11 ай бұрын

    ክልውሁ እዞም ኣቦካ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @rona7755
    @rona775511 ай бұрын

    ከምዚ እዮም ኣቦታት ተጋሩ።that is why we love our dads and our mums.

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey790911 ай бұрын

    ፅብቅ እኮ ኢለምዎ ቀዳመኹም ኣቦዋይ ኡፍፍ😢❤🙏

  • @Fkri6934
    @Fkri693411 ай бұрын

    ያዳ ደስ ዝብል ኣቦ ኣቦታትና ተጋሩ ብሩኻት እዮም ዕድመን ጥዕና ንኩቡራት ወለድና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mobaramobarak5256
    @mobaramobarak525611 ай бұрын

    ደቂ ትግራይ ሓላላት ሰላምኩም ይብዘሐለይ ባሓቂ

  • @gghhh7965
    @gghhh796511 ай бұрын

    እዞም ወላድ ኣሕዝኖምን😢ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ወላድ🙏🙏🙏😍😍

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f11 ай бұрын

    ንካልኣይ ግዜ prank ገይርካዮም ኣቦካ🤣 ኩሉ ግዜ እየ ዝዝክሮም ነይረ እንካዕ ኣምፃእካልና ኩሉ ግዜ ኣምፃኣዮም በጃካ ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥️💛🙏

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn11 ай бұрын

    ዓወተይ ሽኮር❤ ባቢ ለዋህ ኣጨኒቕካዮም😢

  • @mabratiasafe7932
    @mabratiasafe793211 ай бұрын

    ይመቺኩም አባያዳ ደስ ክብሉ 😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

  • @user-ze3nj3jx4f
    @user-ze3nj3jx4f11 ай бұрын

    ብስም ክቡር ወላዲኻ ሳብሰክራይብ ገይረልካ ኣለኹ ያዳ መሕረርርርርርር ❤💞💞💞

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran46811 ай бұрын

    The best father ever 💕💕💕💕Big respect kebure AYANA 😘😘😘😘😘🙏

  • @KhanKhan-nc7zn
    @KhanKhan-nc7zn11 ай бұрын

    ፅብቅ የበልይ ፅብቅ ይሃብኩም ለዋህ ዝኩኑ ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 👏💘 ብጣዕሚ ካበደይ በልዐምኒ ምስ ደንገፁ ያዳ ግን መን እዪ ብራክ ዝገብረካ😁💕

  • @mamibabi6805
    @mamibabi680511 ай бұрын

    ኣበባዋይ ፀላኢኩም ይጭነቆ ጭንቅ ኢልዎም ነይሩ🤗😍💚💚💚

  • @user-kq3zd4dh6m
    @user-kq3zd4dh6m11 ай бұрын

    እንካዓ ብሰላም መፃኩም ፋዘር ደስ ክብሉ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏 ❤❤❤

  • @rimon1238
    @rimon123811 ай бұрын

    ተጋሩ ቡሩካት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሩካት ገዛ ሓፍትኩም ኤርቲራዊት

  • @Mebrhitwelgergis
    @Mebrhitwelgergis11 ай бұрын

    መዓረይ ወላዲኻ ኣሕዚኑኒ😢❤❤

  • @rakirakilove821
    @rakirakilove82111 ай бұрын

    ፀላኢኹም ዉነኡ ይሰቐል ኣቦዋይ ኣሕዚኖምኒ🥺ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ሓሪፍ ኣቦ ኣለዉኻ♥️

  • @user-kv3sd6yl6k
    @user-kv3sd6yl6k11 ай бұрын

    ባብየይ መዓረይ❤ እኳ ኣዘካኪሮምኒ ኣቦ ያዳ ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ለባም መስተውዐሊ ኣቦ ❤❤❤

  • @user-kp3fb6fy8l
    @user-kp3fb6fy8l11 ай бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብሉ ወላዲ ዕድመ ይሃብኩም 🙏 ያዳ መሕረር ቀፅለሉ ...........

  • @tg_Kahsey
    @tg_Kahsey11 ай бұрын

    ዋይ ንስካትኩምስ😂😂 ኡፍፍ አቦዋይ ኣሰክፍካዮም ዋ ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ❤

  • @AdoEilyam214
    @AdoEilyam21411 ай бұрын

    ውይ ኣያዋኒ ተሰኪፎም ነይሮም😢 ፅቡቅ😂❤

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w11 ай бұрын

    ኣቦዋይ ማዓረይ ታይ ገበርኩም ወላዲ ካብዱ በቅባቅ እዩ ተጨንቆም ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq11 ай бұрын

    _እንኳዕ ብስላም መፃእካ ያዳ መሕረር ንዓኻ ፕራንክ ዝገብር ሰብ የድልየናሎ እትብሉ👍👍😉🤣🤣🤣_

  • @angeup

    @angeup

    11 ай бұрын

    ኣብ ቀረባ ግዜ ተፀበዩኒ

  • @__-wj7zq

    @__-wj7zq

    11 ай бұрын

    @@angeup _ብተስፋ ነፅበ😌_

  • @user-wb5di3nb7j

    @user-wb5di3nb7j

    11 ай бұрын

    @@angeup ያሬድ ሓውኻ ድዩ ታኢኻ ንስኻ ትመስል ኣብኡ ዘለኻ

  • @Xnaat

    @Xnaat

    2 ай бұрын

    Ok🤣🤣🤣​@@angeup

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney916111 ай бұрын

    ያዳዋይ ፈዘርካ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @user-fo9yy9vb3j
    @user-fo9yy9vb3j11 ай бұрын

    ኮሜ,ብዳግላ,ረኪበያ,,😂😂ላይክ,

  • @rezeneteklzgi1455
    @rezeneteklzgi145511 ай бұрын

    ኢቲ ኣቦ ደስ ክብለካ ናይ ብሓቂ ለዋህ ኣቦ ኢዩ

  • @mobaramobarak5256
    @mobaramobarak525611 ай бұрын

    ዋይይ ወላዲስ ኣይጨነቕ ባሓቂ እፍፍፍፍፍፍ ካብደይ በለዕምኒኒኒ

  • @frehailu3394
    @frehailu339410 ай бұрын

    ዓውየ ሽኮር ኣጆኻ ፀላእኻ ይጨንቅ😢😢😢 ናይ በሓቅ ብጣዕም ይድብር በስመኣብ😢😢😢

  • @fhyytt7050
    @fhyytt705011 ай бұрын

    እሰይይ ደስ ክብል ክቡር ኣቦ😘😘😘

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h2 ай бұрын

    ኣያዋይ ጎይታዋይ ናዓካ እዩ ብራክያ ፅብቅ😂 ዕደመ ያሃብኩም ኣቱም መሕረረት😂😂

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl10 ай бұрын

    ለኣና ኸማን ፕራክ ገይርኩምና ኣቦይ ሓላል ❤❤❤ኣቦ ትግራይ ንሓቂ ደው

  • @tesfalemgirmay6952
    @tesfalemgirmay695211 ай бұрын

    ዋውውውው ቡሩክ ሚሰኪን ኣቦ ኣለካ ዕድመን ጥዕና ንምነይ ❤❤❤❤

  • @amittadele4118
    @amittadele411811 ай бұрын

    ክብር ለባም ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም እንኳዕ ብሰላም አራከበካ ምስ ስድራቤትካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @user-qr9zo3tl5d
    @user-qr9zo3tl5d11 ай бұрын

    ዞም ሰብኣይ ደስ ክብሉ ይመችኹም ያኣኺ

  • @user-vn3oh1zc4i
    @user-vn3oh1zc4i11 ай бұрын

    ዋዉዉ ደስ ዝብሉ አቦ 💯/💯SO ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም🙏

  • @Mesallentertainment
    @Mesallentertainment2 ай бұрын

    እዋይይይይይይ ኣቦይ ማዓረይ ብጣዕሚ አሕዙኒኒ ለዋህ ኣቦ ተሰኪፉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንወላዲ

  • @mayloveg
    @mayloveg11 ай бұрын

    ጎይታዋይ ዞም ኣቦ ደሰ ክብሉካ ኣብየት ክብረት ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም 🥰🥰

  • @aaaa-dx8rz
    @aaaa-dx8rz11 ай бұрын

    ኣቦይ ማዓረይ ክብሪ ንዓካ ዋው ምቅራት ኣነለ ናይ ብሓቂ ኮርዩ ኢለ ነረ

  • @betel459
    @betel45911 ай бұрын

    Asey kubur weladi btaemi eyu lebam aboy koynu eyu tesemiani mara kehzneka ufffff babay shih amet ynberelka yadaye des zbl abo ❤❤❤❤❤❤❤ btaemi eyu gerimuni kbur abo kbret zfelt

  • @siltanbelay1679
    @siltanbelay167911 ай бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብሉ ወላዲ ዕድመ ይሃብኩም

  • @mxlala868
    @mxlala86811 ай бұрын

    ወይ ግርማይ በየነ ፅብቅ እዩ ደስ እልን ምስዝፎልጦ ይትብ ክርእ ንቅድስቲ ውነይ ፕራንክ ገረካ ኣርኤና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m11 ай бұрын

    ደስ ክብሉ እዞም አቦ ❤️❤️❤️ንኒ ያዳ ግን ናይ ኢድኹም አይትሳኣኑ🙈😁😁

  • @user-th1jn4rf2y
    @user-th1jn4rf2y11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኽም ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እሰይ ፅሪያት ፈጥረት

  • @user-kd8sw3ep2s
    @user-kd8sw3ep2s11 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፍትዋተይ ሰላምኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray11 ай бұрын

    ደስስስ ክቡሉካ ኣቦካ ያዳየ 💟💟💟👌

  • @SelamTesfay-qu3pb
    @SelamTesfay-qu3pb11 ай бұрын

    ናሳሓቅኩም ንበርለይ ተጋሩዋይ ፅርያት ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @Zanta81
    @Zanta8111 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣቦ and amazing pranks🎉 keep it

  • @GualDegiyat-wz5ek
    @GualDegiyat-wz5ek11 ай бұрын

    Eseyyyyyy Zom Weladi Desss Kbluka Edmen teinan yhabom ❤❤❤

  • @user-jz1fm5zv2l
    @user-jz1fm5zv2l11 ай бұрын

    Eway yada comedy mdras jemir prank natka fuluy u ❤❤😂😂😂

  • @HewiYeboaz-ez6hq
    @HewiYeboaz-ez6hq11 ай бұрын

    ደስ ብሃሊ ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ይሞችኹም❤

  • @wedieri7570
    @wedieri757011 ай бұрын

    waaaa ብጣዕሚ ደስ ዝብል ወላዲ ኣላካ ያዳ❤

  • @user-ze3nj3jx4f
    @user-ze3nj3jx4f11 ай бұрын

    ፅቡቅ ጎይታዋይይ ኣሕዚኖሙኒ 💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy11 ай бұрын

    ደስ ክብልካ ፋዘርካ መረሳ ሽኮር ❤❤❤❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf322911 ай бұрын

    ዋይ 😮 😂😂😂😂😂 ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc905411 ай бұрын

    ባቢየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ❤❤❤❤😁😁😁

  • @merimeri8011
    @merimeri801111 ай бұрын

    ፋዘር ፁሩይ ያኣ ሰላም በለለይ ደስክብሉ ❤❤🎉🎉🎉

  • @vxnn4818
    @vxnn481811 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ክብሉ ክብር ወላዲና ከምዙይ እዮም ወለዲ ትግራይ

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti641811 ай бұрын

    ባቢተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏 ❤️💛🤩

  • @WedeGebre
    @WedeGebre2 ай бұрын

    ፍትሐዊ ዝኾኑ ደስ ዝብል ፋዘር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም

  • @haftomkidane5095
    @haftomkidane509510 ай бұрын

    Best Father ever. ደስ ብ ሃሊ ኣቦ።

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid141911 ай бұрын

    ፋዚዋይ ኣሕዚነምኒ ነይሮም መጨረሻ ተሓጊሰ ኣነለ ፅብቃተይ❤❤❤❤❤😊

  • @user-bw6nt7nm9h
    @user-bw6nt7nm9h11 ай бұрын

    አያኒ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ጎይታዋ

  • @hiwilove7088
    @hiwilove708811 ай бұрын

    ዊይ ባቢየይ የጭንቀልኩም ያዳ መሕረር😂❤

  • @user-dr9fs2gn3k
    @user-dr9fs2gn3kАй бұрын

    አረ ያዳየ ባቢየ ቆንጆጆጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍትዉዉዉዉዉ የብለኩምም❤❤❤

  • @saas3555
    @saas355511 ай бұрын

    ኣቦ መኣር እድመን ትእናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hqАй бұрын

    Way mearey neboka asekifkayo ahzinni fikri zkonkum beteseb ❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv11 ай бұрын

    ናፋዘርካ ግን ብጣዕሚ አሰኪፍካዮ ያዳ ሓወይ እና ሐደ ማዓልቲ ሳፕራይዝ ግበሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye93411 ай бұрын

    ❤❤❤❤ nay behaqi abnetawi , lewah father aleka ❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe621611 ай бұрын

    _መረሳዋይ ማዓረይ ካሕዝነካ አረ አቦኻ ጎቦዝዮም ንኹልኹም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኣስሕቕኹምና ሳሓቅ ይኹን ዕፃኹም_

  • @Maranata12344
    @Maranata1234411 ай бұрын

    Ne fother hezkumo eske ketema kedkum tedereru and xebekti jacket gezealu ❤ne fother

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu10 ай бұрын

    ኣታ ዎዲ ፕራንክ ግደፍ ዓወተይ ❤ ይመቸይካ ዞም ዎላዲ እዉን ማራ ኣሕዚኖምኒ

  • @wediakele6409
    @wediakele640911 ай бұрын

    ኩቡር ኣቦ ክብረት ይሃብኩም ናይ ብሓቂ ደስ ኢልና

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ11 ай бұрын

    ያዳዋይ መሕረር ንፋዘርለ ጭራሽ ፕራክ ኣላሚድካዬም😅😅ዕድመንጥዕናን ይሃቦም ክቡር ወላዲና❤❤

  • @user-vz3eu9ov6q
    @user-vz3eu9ov6q11 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ❤❤❤❤ ንፋዘር ኩሉ ግዜ አምፀኣልና❤❤❤

  • @adiamadiam7436
    @adiamadiam743611 ай бұрын

    so sweet, like father, like son . you are carbon copy of your dad. may Almighty God bless you dear .

  • @yadaprank

    @yadaprank

    11 ай бұрын

    Thanks a lot 😍

  • @hgf6568
    @hgf656811 ай бұрын

    ባብተይ የዋህ ሰብ ኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @selamberhe3467
    @selamberhe346711 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፅርያት💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @Ngsti518
    @Ngsti5184 ай бұрын

    ባቢዋይ የዋህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤

Келесі