ባዕለይ ተዋሪደ ካባየ ይምሓርኩም

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 1 100

  • @adu_blue
    @adu_blueАй бұрын

    ኣማኑኤል ነብስካ ኣይመሓሪ ግን ይሞቸይካ subscribe ግበሩኒ ደቂ ዓደይ 🙏🥰

  • @KidusFisshayeKidus

    @KidusFisshayeKidus

    Ай бұрын

    eshi hawey ngberelu kulena yhwatey ❤

  • @Mahder.tarikna

    @Mahder.tarikna

    Ай бұрын

    Ngberelu esti deki adey 🙏🏾❤️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ግበሩሉ እስቲ ንዚ ሓዉና ቤተሰብ 🙏🙏

  • @AaAa-ec7gl

    @AaAa-ec7gl

    Ай бұрын

    ገይረለካ ኣለኹ

  • @HiwiGaltigray

    @HiwiGaltigray

    Ай бұрын

    ገይረልካ ኣለኩ ግበረለይ ልቃሕ መለስ🙄

  • @gedu8644
    @gedu8644Ай бұрын

    ኤማ ስጦታ ይሃባ ንዛ ቆላዓ ትብሉ ተሕዝነካ👍😥❤️

  • @alutigraweti6819

    @alutigraweti6819

    Ай бұрын

    ካበይ ኣምፂኡ ክህባ ንኩሉ ዱኩም ሃባ ትብሉ😂

  • @Gg-qv9ix

    @Gg-qv9ix

    Ай бұрын

    ​@@alutigraweti6819😂😂😂😂😂

  • @Slama-yv2ei

    @Slama-yv2ei

    Ай бұрын

    @@alutigraweti6819😂😂😂😂

  • @user-jz9ti8dm9s

    @user-jz9ti8dm9s

    Ай бұрын

    ንኩሉ ድዩ ይህብ ከበይ ከምፅእ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ግን ንመን እየ ክህባ ወዲእክዮ ዲኪ ዝvideo ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @RakiTube-
    @RakiTube-Ай бұрын

    ተጋሩዋይ ቅዱስ ገብርኤል ሓላዉኩም ይኩን ፈሎዉ ላይክ እዉን በሉን ደቂ ሪመይ👍😇

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-gt4lg5wo4l

    @user-gt4lg5wo4l

    Ай бұрын

    ኣሜን🙏ገቢረ ኣለኹ❤

  • @user-rc5zf7dx8x

    @user-rc5zf7dx8x

    Ай бұрын

    ኣሜን🙏🥰

  • @gedu8644
    @gedu8644Ай бұрын

    ነዚኣ ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ገብርኤል ካብ ክፉእ ነገረ ይሓሊኩም💜💜

  • @suhhd

    @suhhd

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏💝💝💝💝

  • @HiwiGaltigray

    @HiwiGaltigray

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @samhothy4878

    @samhothy4878

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @qahv5965

    @qahv5965

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣምን ኣሜን❤❤❤

  • @MesiLove-hu1sc
    @MesiLove-hu1scАй бұрын

    መበል 19 ባዕለይ ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ቁዱስ ገብርኤል ይሓሊኩም❤🌿🙏

  • @AfewerkiZeru

    @AfewerkiZeru

    Ай бұрын

    ኣሜን//3// 🙏❤

  • @user-nj3fe5wc9o

    @user-nj3fe5wc9o

    Ай бұрын

    ኣሜን

  • @user-kf1xp8dg5e

    @user-kf1xp8dg5e

    Ай бұрын

    ኣሜንንንንንን🙏🙏🙏

  • @SalamSalam-gk8mp

    @SalamSalam-gk8mp

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3eАй бұрын

    ተሰመዑኩይ ኮሞይንት ፂሒፈ ሎማዓንቲ ቀዲመ 😂አሰቲ ላይክ ገጨወኒ ደቅ ሪመይ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @haftomtariku
    @haftomtarikuАй бұрын

    ኣማነይ ብዙሕ ዝልፍ ዘብል ቃላት ኣይትጠቀም ብዙሓት ምእንታን እንጀራ ክብላ ናይ ብዙሕ ሰብ ፀባይ ክኢለንን ተሸኪመንን ዝሰርሓ በተለይ በተለይ ሓደ ሓደ ሰብ ኣሎ ቅርሺ ስለ ዝሓዘ ንታ weter ብቅርሺ ክገዝኣ ዝደሊ ክእዝዛን ክዛረባን ከሎ እንኳን እናዘለፈ ዝዛረብ ናይ ህሊና ድኻ ኣሎ ስለዚ ከምዚ ዓይነት መሃራይ ነገር ኣምፅኡ ግን ቃላት ኣጠቃቅማ ንጠንቀቅ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-kv6xd3vr4t
    @user-kv6xd3vr4tАй бұрын

    አዛ ቆልዓ ግን ትሕትነኣ ልቦናኣ ይፍለ አዩ ክንደይ ገፅ አየን ዝሪኣ ዘለዋያ ይመችኩም አሰኪ ሳብሰክራይብ ገጨዩኒ ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @destagood1479
    @destagood1479Ай бұрын

    ምሱኪን ነፈር❤ ደቃ መዳም አለትክንዶ ከም አማ መሕረር ዝበለት ዓረብ 😳😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @yyghhu9146

    @yyghhu9146

    Ай бұрын

    ኣላትኒ ኣነ😢😢

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    Ай бұрын

    ​@@amantube28ካብ ስደት ተመልሰ ምስ አሚን ክሰራሕ እየ ግን ተንድደ ከይፀፍዓካ ጥራሕ አሚን ሸካር😂

  • @AlamAlam-bp3oy

    @AlamAlam-bp3oy

    Ай бұрын

    እወ ዝያዳይ ሰብኣያ

  • @abikiros4383

    @abikiros4383

    Ай бұрын

    ጋል ዓመይ መሲሉተሰሚዕኒ እንደሚን ስርሕለይ እሺ ካብኡ ንምንታይ ፍልፍል ኣእቲኹሉ ንምንታይ ከምዝይ ገይርኽዮ ኢላ እያ ተማላልሰኒ ኤማ መሕረር 😂😂😂😂😂

  • @ngsti8856
    @ngsti8856Ай бұрын

    እዛ ቆልዓ ግና ብጣዕሚ ትሕትናኣ ትፍለ እያ 100%❤❤❤😢😢😢ከብደይ በሊዓትኒ ሚስኪን ኣማን ሕደግ ጋሻ እያ ፕራንክ ኣይተብዘሐላ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @AaAa-ot7xq

    @AaAa-ot7xq

    Ай бұрын

    ደምረኝ ዉዴ 🥰

  • @user-bx2zl8hu8u

    @user-bx2zl8hu8u

    Ай бұрын

    ብሓቂ ዋይ ምሰክነይቲ

  • @BreFekr
    @BreFekrАй бұрын

    ካመይ አልኩም ተጋሩዋይ ሙቅራት ሐዚከ ብሚንታይ ይቅርታ ክትሓታ እካ አታ መሕረር አብዝዘልክምዎ ቅዱስ ገብርኤል 🙏❤💛ይሓልኩም ላይክ 🔔🔔በልኒ 👍👍👍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @semiraabrahim1264
    @semiraabrahim1264Ай бұрын

    አረ ከምዚ ዝበለ ፕራምክ ይትረፍኻ ታይ እና ንመሃረሉ ከምዚ ዝበሉ እማቓት ተግበራት በፍፁም ኣየድልዩን😢😢😢😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ri4hl1xd3e

    @user-ri4hl1xd3e

    Ай бұрын

    ግዴታ እዩ ፕራንክ ክሳብ ልኮነ ድረስ ኣምሃራይ እዩ ወዲእካ/ኪ ረአይዮ/ዮ

  • @Adutigray

    @Adutigray

    Ай бұрын

    ስጀመር ትምሃሪ ዲኺ😂

  • @ghbn5526
    @ghbn5526Ай бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓልየና ደቂ ሪመይ ኤማ ብዝሓለፈ ብጣዕሚ ቀፊፍካያ ነይርካ እንደገና ሎሚ ደጊምካዮ 😂 ካልእ ፍልይ ዝበለ እንበር ተተደጋጊሙ ለተመልከትካ እውን ከይስልችወና

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ 🙏🙏❤️

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cwАй бұрын

    ሰኑዋይ ፅሪቲ ማርያምን😇

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Titi_Agamawit
    @Titi_AgamawitАй бұрын

    ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና እኳ ለሚድናዮ ኢና😢 ግን ዛሰራሕተኛ ኮይና ዝተዋሰአት ኣሕዚናትኒ ኔራ መጨረሻ ግን ደስ ኢሉኒ ኤማዬ ዘዘናግዕን ዘስሕቅን ሒዝኩም ንዑ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-th1jn4rf2y
    @user-th1jn4rf2yАй бұрын

    ኣዒራብ ከምዚ እየን እርርርርር ዘብለኻ ስደት ያሕጭረልኽን በለና እማየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እና ይመችይኻ❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2vАй бұрын

    ለማዓንቲ ቁዱስ ገብርኤል ኣቦይ እንኻዕ ኣቅለለይ ለይሓሰብኩዎ ውዕይ ማይ ፈሲስኒ ከብደይ ሓሪረ ኣድማትኻ ምፅጋሙ ስደት ረሳሕ ሶ የቅልለልኺ በልኒ ጋይስ

  • @MuluAraya-wd7fj

    @MuluAraya-wd7fj

    Ай бұрын

    አግዚኣብሔር የቅልለልኪ መዓረይ😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የቅልለልኪ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-dj1bi6ml7o

    @user-dj1bi6ml7o

    Ай бұрын

    እግዚአብሄር ይቅለልልኪ ኬብረተይ❤❤❤

  • @AaAa-ec7gl

    @AaAa-ec7gl

    Ай бұрын

    እግዛብሄር የቅልለኪ ዛምበይተይ ኣይ ናስደት ነገርስ ኣጆኺ ኹሉ ክሓልፍ እዩ 😢

  • @saddvzx9822

    @saddvzx9822

    Ай бұрын

    የቅልለልኪ ማዓረይ❤

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigrayАй бұрын

    ማርያምን ብጣዓሚ ዓባይ መልእክቲ እያ ኣነ ኣብ ዓዲ ከለኩ እንዳሰብ ይሰርሕ ነይረ እየ ከምዝይስ የጋጥም እዩ ብዙሓት ኣለዉ ከምዚ ገይሮም ንሰባት ዘቋሽሹ😢 ግን ፕራንክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ ብጣኣሚ ደንጊፀ ኣጋጢሙኒ ነይሩ እዩ ምንም ዘይብሉ ፅሩይ እናሃለው እዮም ነገር ዝፍሕሩልካ ምናዳ ንእሹተይ ቅርሺ ትሃልዩዋም ክብሪ ናይ ወድሰብ እዮም ዝትንክፉ ንወይተር ብጣዓሚ እዮም ዘቋሽሹ 😢 ሶ ቀፅለሉ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ❤❤ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፅቡቃተይ ይሞችኩም ይፈትወኩም እየ ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-fp9pc2hs8x
    @user-fp9pc2hs8xАй бұрын

    ሰኑዋይ ለባም ኩሉ ግዜ ኣምፀአልና ብጣዕሚ እየ ፎትየያ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @ali-yx5ne
    @ali-yx5neАй бұрын

    ኤማየ በቃ መዳመይ መሲልኻኒ አኮ ክክክክ ከምዚኣ ኢና ክንብል ንዉዕል ምስ መዳም😂😂ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ አቲኣ ቆልዓ አዉን ጽቡቅ ዓቅሊ ኣለዋ ዝሮ ደስ ኢኹም ትብሉ ይፈትወኩም ኢየ ❤️🙏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️❤️

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183Ай бұрын

    ኣቤት ኣሚ ነብስኻ ኣይትመሓር😂 ብዝኾነ ኣድናቂትካ እየ ይመችይኻ👍👍❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3eАй бұрын

    እግዚአብሔር ይባርኽኪ ዛሓፈተይ ትዕግሰቲ ኺ መግለፂ ሰኢነሉ አታ አማን ግን መሕረረ😂😂 ግን ሰዲድለይ አዝን ለሰታአነግዶ ከንደይ ፀይረን ከመዘኸደለዋ አይ ዛንጀራ ዚአ😢መዳም ዓዳዓረበ መሲልኻ😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pgАй бұрын

    እዋይ መሕረር😂😂😂😂ዛቆልዓ ግን ብጣዕሚ እያ ማዓርፍጥረት ንሓዳር ትኮን በቃ❤❤❤❤❤ኣብ መጠረሻ. በቃ ክከድ.እየ.ሰራሕ.ኣለኒይ.ኢላ.ምጭውተይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Kalababrha-xm5ru
    @Kalababrha-xm5ruАй бұрын

    ኤማዋይ ይመችካ ኒግረይ ግን ብጣዕሚ ተሕዝነካ ❤❤❤🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805Ай бұрын

    እዉይይይ ማዓረይ አብ ማእኸል አእትኹም አጭንቁኹማ ምስክን ባዓልት ፃዕዳ ኽዳን የዋህ እያ ብጣዕም

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @AsAs-dy9jl
    @AsAs-dy9jlАй бұрын

    መዳም ኮይኑ 😢🥹😁😁

  • @Wahsey21dngley

    @Wahsey21dngley

    Ай бұрын

    ካብ መዳም ገዲዱ😅😅😅

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Hareg675
    @Hareg675Ай бұрын

    ብሓቂ ሰኑየ መቐለ ተወሊዳ ዓብየ ኣብየት ዓቅሊ ይመልአልኪ ዛናተይ ኤማ ግን ግደፋ እዛ ቆልዓ😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-by7cs4vx4
    @user-by7cs4vx4Ай бұрын

    እዋይ ኣታ ዛቆልዓ ታይ ገበረትካ ኤማ ሓወይ ምስክነቲ ሰናይት ሓፍተይ ኣትፍርሕዮ ኣዘኪ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እዋይ ኤማ ኣታ መሕረር🤣 እዛ ቆልዓ ኣሕዝናትኒ ባች ሰኑየ ትረኽቦ መዳመይ ከማኻ እያ ኣሕርር ኣቢላትኒ ገለ ስጦታ ይበሃባ ብእዉነት 🥺♥️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-lq6gf3mv1c

    @user-lq6gf3mv1c

    Ай бұрын

    ቅርሺ ከ ዋይ😂😂😂😂

  • @user-tl8tv6fi8x
    @user-tl8tv6fi8xАй бұрын

    እንካዕ ልቅዱሰ ገብርኤል ወርሓዊ ባዓሉ አብፀሐኩም አሕዋተይ አቤት ትዕግሰቲ ሰኑዋይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሕቢሩ የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngleyАй бұрын

    እውይ መዓረይ ሰንየ ክትልብሚ ከምኣልኪ የቀፅልኪ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5vАй бұрын

    ማርያምን ልታ ናተይ መዳም መሲልካ ኪዲ ነዒ ኣምፅኢ ውሰዲ ...ወዘተ ናዓካስ ብፅፊዒት እያ መድሓኒት ኤማዋይ 👍😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 ይግብኣኒ እዩ ፅፊዒት ሎሚማ🙏🙏❤️

  • @user-up3rc4ke5v

    @user-up3rc4ke5v

    Ай бұрын

    ​@@amantube28 ኣነ ዘተሸወድኩ ክሳብ መጨረሻ ከይረአኩ ኮሜንት ምፅሓፈይ ጭራሽ ተሓባቢሪት እያ ነይራ 😒😃

  • @user-fg8xc4xx7r

    @user-fg8xc4xx7r

    Ай бұрын

    ኣጀኪ ዝሓፍተይ ስደት ለትጽዊረካ አዩ😢አነ አልኩ ለሰራሕኩ ስልኬ አይዛርባና አይተፎትን ገና ምንም አይመሰለንና ልምዲዮ አያ ምግበ አዎን ምንም ይባሉን አብ መዓልት ሓንቲ ግዜ እካ ተበልዕ ግን ፅባሕ ከልእ ግዜ አዩ አለ ብጣዕሚ አያ ዝጽዋረ እግዚአብሔር ይመሰገን በስራሕይ አዎን ተገጫመንና አይፍልጥን ገፅ አይሃባንና ሰራሕይ ወደእ አብ ከልሰይ ከፍ አለ መቨይልይ ዝጽውት ሰራሕይ ምሳ ወደእኩ😢🙏ክብረ ለእግዚአብሔር ኣምላክ ይኸን እንበር ሰደት ትዕግስት ይሕታት አዩ😓😔

  • @user-vm2jy4ks2h
    @user-vm2jy4ks2hАй бұрын

    ጽቡቅ ምስ ለመደት ልቀሓ ክትምልስ ተሰፋ ይግበር😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833Ай бұрын

    ሕሙም ድዩ ሚሪንዳ ዝሰቲ😂😂😂ኣይ ቃደማኻኸ ቃፅለሎ ወድኖ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝካታተለካ በርተዐልና😍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5ozАй бұрын

    ኤማ መሕረር😂😂 ከመዚ ነገር ናገበርኩም እሰኪ ኣዛናጉዑና ግን ዋላ brak ይኩን ሐማቅ ኣይተጠቀሙ ❤ ሰናይት ግን ኣይትፍርሕዮ ዝተሰመዐኪ ተዛረብዮ ስቅ ኣትበሊ ብዘከነ ይመቸኩም ደቂ ዓደይ ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTubeАй бұрын

    ብጣዕሚ ኢካ ተዉድእ ግና ናይ ባሓቂ ዓቅላም ዝኮነት ቆልዓ ኣነ እንተዝኮን ክፀፍዕካ ነይረ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂😂የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GalTgrayyouTube

    @GalTgrayyouTube

    Ай бұрын

    ዶሞ ብስራሕካ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ ኣማን ሓወይ💚 ምሳካን ምስ ዓዉቻን ክስርሕ ደስስስስ እዩ ዝብለኒ ግን ገዲፈዮ ኣለኩ🙄

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636Ай бұрын

    ኤማ ዋይ ታይ ኢና ንመሃረሉ እዙይ ኣጓላት ምንእኣስ ሕደግ😮😮😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ግን ሓዳሰይ ንዞም ሃምኡ ልገብሩ ትምህርቲ እየ ሓሲበዮ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-op8dr9fy7t

    @user-op8dr9fy7t

    Ай бұрын

    ታይ አለው ከምእ ዘገብር ት:ቲ እያ

  • @HadasKahsay-js7hp

    @HadasKahsay-js7hp

    Ай бұрын

    😢😢😢አረ በይዛኻ ካሊእ ስራሕ ታይ ገበረትካ ውይ ምጭካኑ ንንጀራ ኢለን ትሕት ተበላስ 😢😢😢

  • @sahalalgg999

    @sahalalgg999

    Ай бұрын

    ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ ክንደይ ኣለዉ ከሙዚይ ዝገብሩ😢

  • @fgchffhfh9256

    @fgchffhfh9256

    Ай бұрын

    ኣይተካቡዱ ኖርማል እዩዋ

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9yАй бұрын

    አብ ግዜ እዚይ ከምዚአ ዝበለት እድብቲ ጓል የለን ምቅርተይ ዋይ ኤማ አጨኒካ ያ ኮ ዛቆልዓ 😢😂

  • @Fhdfd-cn6lc
    @Fhdfd-cn6lcАй бұрын

    ኤማ ሓወይ ምስኪን ቆልዓ ቀቲልካያ ግን ይሞችካ ቀፅለሉ👍👍👍👍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @rimeyaron
    @rimeyaronАй бұрын

    ወይ ኣታ ወያል ታይ እያ ገይራትካ ኣይትጫወታይ ዶ ግደፍ ሶ ብጣዕሚ ኢካ ጎቦዝ ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @HirHirhp
    @HirHirhpАй бұрын

    ክትስድድ ቱ መልሓስካ ታይ ዝገበረት ቆልዓ እያ ወደይ😢 ሰሪሓ ብትበልዕስ ካልኣይ ጊዜ ከይትደግሞ 😢

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv

    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv

    Ай бұрын

    መጨረሻ የራእክዮዮ ዘሓፍተይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የወደእክዮይ ዲኪ ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6qАй бұрын

    ቃደሞይት 👌 ርግፅ👍 ኣብልኹምን ሕለፉ😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Genet398

    @Genet398

    Ай бұрын

    እሺኒ ናዓይ እውን ወለላፍ

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gpАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኤማየ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-ls4cu2ok5y
    @user-ls4cu2ok5yАй бұрын

    ውይ ፅሪተይ ኣነከስ ንታ ኣስተናጋጅ መሲሉኒ ፀኒሑ😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እወ ይመስል እዩ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @trhasgebre7581
    @trhasgebre7581Ай бұрын

    ኤማ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናይ ሰናይት ይቱብ ለ ኣፋልጠላ እባ ሳብስክራይብ ንገብራ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @suhhd
    @suhhdАй бұрын

    ዋይ ሓፊተይ እንጀራ ሕሱም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣረ prank እዩ 🙏🙏❤️

  • @user-rc5zf7dx8x
    @user-rc5zf7dx8xАй бұрын

    ኤማ መሕረር 🤣ኣይዘካ በርትዕ ኣብ ጎንካለና🥰❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2eАй бұрын

    ኤማ መሕረር ብወይተር ከይትመፀኒ መሀውተት ምቅርተይ ደስ ትብለካ ተዐግስትይ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @haftomtariku
    @haftomtarikuАй бұрын

    ኣማነይ ኣነ ኣብ ዓሰርተ ዓመተይ ስደት እየ ዘለኹ ንሕና ንስኹም ኢኹም ተዘናጉዑና ኮታስ ኩሉ ነገርና ኢኹም ብኣኹም ብጣዕሚ ኢና ንኾርዕ እንኳዕ እዉን ናትና ኮንኩም በተለይ ኣማነይ ንትካ ስራሕ ብጣዕሚ እዪ ዝብርሃና ደሞ ገና ዓባዪ ኢኻ ክትዓቢ ኢኻውን ንሕና ተጋሩ ኣሕዋትካ ኣለና ምሳኻ ኣጆኹም ሙቁራተይ ተሎ ተሎ ምፁና

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @AshenafiTeshome-oy9hw
    @AshenafiTeshome-oy9hwАй бұрын

    ተመቺኻኒ ኤማ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780Ай бұрын

    ኤማ ሓወይ እንኳዕ ብሰልም መፃኣካ ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nkАй бұрын

    ዋውውው ለባም ቆልዓ ልዕሊ የቅርታ እንታይ አሎ ድዩ ብሓቂ ሽኮሪና❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4bАй бұрын

    ኤማ መሕረር 😂😂❤ ሰኑየ ለባም ባሓቂ♥️🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Kahan-ee6ir
    @Kahan-ee6irАй бұрын

    ዉይ ኣማን 😂😂 ናዓካ ዝመስል የስተናግድ ነይረ ኣነለ ዙኩሉ ሰቲካስ ረሳሕ እዩ ያ😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @Metsae.Hagos-Ca
    @Metsae.Hagos-CaАй бұрын

    ኣታ ነዛ ጽብቕቲ ሓፍትና ሰኑ ኣፈራሪሕካያ'ኮ ብጣዕሚ ሸቑሪራ ከምኡ ንኸይትኸውን ንመጻኢኣ ውን ስለ ዘይጠቕም ንዝኾነ ነገር ብትሕትና ክትዛረብ ከምዘለዋ ንገረልና መኽንያቱ ብጣዕሚ ነብሳ ትሃሲ ዘላ ትመስለኒ ኣላ 😔🙏😔 Tell her that i love her so much ❤️🙏❤️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @alemgebru1715
    @alemgebru1715Ай бұрын

    ሳልሰይቲ ባዕለይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኤማዋይ መሕረር ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2dАй бұрын

    ኤማየ ምሕረር😂❤ ሰኑየ መዓረይ ዓቕላ እኮ ፀቢብዋ ዛምበይተይ ትዕግስትኺ ቀፅልሉ❤🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Berhn-qc4qh
    @Berhn-qc4qhАй бұрын

    ኣማ ሓወይ ጎቦዝ ዝሓወይ ጠንካራ ዩትበር ከም እትኮን ተስፋ ኣለኒ ዝሓወይ ብቻ ግን ሓደራ ብዝታካኣልክምዋ ዩትቦራት ተጋሩ ንንባዓልትክም ተሓባበሩ ኣንሕና እውን ኣብ ጎንክም ኣለና ❤❤❤ ተጋሩዋይ ንዑ ናይ ባዓልትና ዩትቦራት ነዐቢ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @aerbadikadg7517
    @aerbadikadg7517Ай бұрын

    thankyou 🙏Ama senu hizkaya sle zmetsaeka

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-xi9ym6dy8p
    @user-xi9ym6dy8pАй бұрын

    እዛ ወይተር ግን ኣዝያ ደስ ትብል መቀረት ክኢላታ ኣጆኩም ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @lidyatadele5345
    @lidyatadele5345Ай бұрын

    ኤማየይኣታ መሕረር ሚስክን ዝኮነት ቆልዓ ረኪብካ እኮ ሰኑየይ የኔ ቆንጆ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @BeGUDEMTUBE
    @BeGUDEMTUBEАй бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃእካ ኤማዋይ ልዓበድካስ እስካ ተኣምረኛ 😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9uАй бұрын

    እወ የበለትኒ ፈሪሓትኒ ዶ ኣሚናትኒ ያ ኣጀኒቅካያ እባ ኢማ ሓወይ😍😍😍😘😘

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 እወዶ የመስግን ክብረተይ

  • @user-mt8mj5ew7y
    @user-mt8mj5ew7yАй бұрын

    ኢማዋይ ኣይተካኣልክን ሲሒቀለ አሕዚናትኒለ ዋይ ዝሮ ዮምቸኩም 😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @MerhawiArdameis
    @MerhawiArdameis9 күн бұрын

    ዛጋል ምሳኻኒያ ዝ ሓደ ግዜ ፕራንክ ዝገበርካያ ድያ ሞዴል ዝገበርካያ

  • @amantube28

    @amantube28

    6 күн бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @merahawitgaltigray
    @merahawitgaltigrayАй бұрын

    እውይ ኣማን ሓወይ ቅምጥ ኢልካ መዳም መስልካ😁🤣 ብዝኮነ ይመችኩ🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-lt6zo7mu6o
    @user-lt6zo7mu6oАй бұрын

    እፍፍ ልኤማ ለብሽቅ prank ዝገብር ዶ ተሳኣነ መሕረር 🙄ባይዘወይ ይፈትወካ እየ😜🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @gumashame
    @gumashameАй бұрын

    ምቅርተይ ተቆላዓ ዘለዋ ፀባይ ተባረኪ ዘቤተይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6bАй бұрын

    ዋይ ዘን አጓላት አሰቂቅካየን እኮ 😂ቀሰ በል ዛሓወይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8xАй бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ደቅኖዋይ ኤማ ሓወይ ግን ግደፍ ኣይተጨንቃ ሰኑ ኣስጥምኪ ስርሕሉ እስኳዕ ዝበኪ ፕራንክ ግበርዮ ኣብ ቀፃሊ ክፅበየኪ እየ ሕነኪ ፍደይ ኣሐጉስኒ😂😂😂❤❤❤❤ ሶ በርትዑ እዞም ኣሕዋተይ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @hhhi1246
    @hhhi1246Ай бұрын

    መሕረር😂😂😂በይነይ ኣይሓምምይ ንዒ ስተይያ😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Ahdhd-zm6ye
    @Ahdhd-zm6yeАй бұрын

    ኣነ ምኮንኩ ብታ ቡርጭቆ ምወቃዕክዎ😂😢 ኣብየት ትዕግስቲ ይሞችኪ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @eeee4739
    @eeee4739Ай бұрын

    እዋይ እኒአካ መሕረር አቲ አይበሃልይ ንጓል አንስተይቲ ኤማ ሓወይ ምስ ይቅርተ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-rt8iz5yu6f
    @user-rt8iz5yu6fАй бұрын

    እዉይ ኤማ ኣይ ናይ ኢድካ ኢድካ ኣይትስኣን 😂😂😂😂❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @haftomgebretsadik2773
    @haftomgebretsadik2773Ай бұрын

    👏👏👏 harif eyu melektu beteley hade hade seb lmestengdo lelewo areaeya lwerede eyu ymeochukum ema👌👌

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @embeytu
    @embeytuАй бұрын

    ta kola gn fotiyeya kmot❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @KalayGebreslase-fl8xu
    @KalayGebreslase-fl8xuАй бұрын

    ኤማ መሕረር ናይ እማን ተዋሳኣይ ኢኻ ቀፅለሉ😂❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን 🙏🙏🙏❤️

  • @AnnoyedBamboo-ui5fz
    @AnnoyedBamboo-ui5fzАй бұрын

    እዋይ ዘለዋ ዓቅሊ ኣነ ዓይኒካ አየ ከወፀአካ ነይረ ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @wtfgvbb803
    @wtfgvbb803Ай бұрын

    ከምዚ ገይርክም ተሓጋግዙ ሱሩሑ ኣጀክም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበፁሑ ተስፋ ይገብር❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-dp2wr8qs2o

    @user-dp2wr8qs2o

    Ай бұрын

    ወዲ ኖ❤❤❤❤❤ንሰካ ብሉፅ ተዋናይ ኢካ ትክውን አካ ና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ብቅዓትካ ዋው እታ ጎል ግን😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤አብዛ ሰደት ከነ ከብደይ ግልብጥብጥ ኢሉኒ😢😢❤❤❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3rАй бұрын

    ኤማ😂 መጀመርያ ደንግፀ ነይረ ድሓር ሲካ ፈልጠዋ😂ስኑየ ሚስክን 😢❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-sk6qs7zc7k
    @user-sk6qs7zc7kАй бұрын

    ዋይ ሓፍታይ ኣሕዝናትኒ 😢 አረ ደሰ ኣይብልን ከምዚ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @birnihigotube9453
    @birnihigotube9453Ай бұрын

    ኣይ ሰኑ ፀባየ ሰናይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-yd8fi5cn8u
    @user-yd8fi5cn8uАй бұрын

    ኤማ ዓይነይ ሰብ የሕርርካ እኮ ግን ደስ ክትብል❤🎉ኣነ ሓፍትኻ ጋል ኢሮብ እየ ኣስርሐኒ እባ ምሳኻ😂ሓንቲ ማዓልቲ🤔

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ደስ ይብለኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-yd8fi5cn8u

    @user-yd8fi5cn8u

    Ай бұрын

    @@amantube28 Ok thanks kserho eye msaka kab sidet ms temelesku ayrsion eye♥️🙏

  • @gullala4624
    @gullala4624Ай бұрын

    ክትፅብቅ በስምአብ ኩሉግዜ ሒዝካያ ናዓ ኢማዋይ ❤❤❤❤ሰኑ 💋💋💋

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-qd7gr5cw1p
    @user-qd7gr5cw1pАй бұрын

    መሓርር ዝኮነ ወዲ😂😂😂😅

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @ShambelSham-re9wt
    @ShambelSham-re9wtАй бұрын

    ኤማ ሐወይ ዚ ከምዚ አይነት prankግን ዘይተርፈካ ማለት ን ለውሀት ሰባት ምንዳድ, ተኽኢልካ ካለእ አይነት prank ስራሕ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ 🙏🙏🙏❤️

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12Ай бұрын

    ውይይ ኣማን መሕረር 😂😂😂 ሰኑ ልቃሕኪ መልሲ ኣይዞኪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147Ай бұрын

    ውይ ናይዘን ኣዕራብ ስራሕ 😢 so ይመችኹም❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ck7zb2mp1d
    @user-ck7zb2mp1dАй бұрын

    እዋይ ኤማ መሕረር መዳመይኮ ከምዚ ኢላትኒ ኣይትፈልጥን 🤣🤣🤣

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @elssaelssa2954
    @elssaelssa2954Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሞይተ እየ ሳሓቅ ግን መዳም ዓዳዓረብ መሲልኻ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916Ай бұрын

    ማዓረይ😢😢😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Maki38916
    @Maki38916Ай бұрын

    ንፉዓት ኢኹም ግን የመና ኣይተጋንኖ ኣማን ሓወይ እንድዒ ከምዚ ጌሮም ንወተራት ዘጋፍዑ ኣለው ኢለኳ የኣምንይዋ ግን ኣየውርድ እዩ ብዝበለፀ ጎብዙ ብኻሊእለ ንፅበ❤❤❤❤🎉🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-hh3ib9hj4x

    @user-hh3ib9hj4x

    Ай бұрын

    ግን ሕማቅ ሰብ እካ ረሳሕ. ስዲ ወዲ ሰበይቲ ምሽ ብቀዳማይ ምስ ጓል ኣይትስራሕ ኢለካ ሰብኣይ እንተኮንካ ምስ ጀምዓ ስራሕ ኢለካ ከይፀፈዑካ ድካ ፈሪሒካ

  • @Hareg675

    @Hareg675

    Ай бұрын

    ​@@user-hh3ib9hj4x ሀዚስ ፀርፍካ ድዩ ሃላይ እወ ወዲ ሰበይቲ እዩ ንስኻ ኸ ካብ መን ተወሊድካ ምክሪ እኹል እዩ

  • @teshomemehari
    @teshomemehariАй бұрын

    ብታሚ ኢካ ፕራንኽ ትክል keep it up bro

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Samri16
    @Samri16Ай бұрын

    ዉይ ማዓረይ ተሕዝነካ ኣማን ኣይተንወሓዮ ኣሕፅር ኣብሎ😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qmАй бұрын

    ሓጎስ ይሞቱ ዶ በልካ ኤሜየ😢ዋውው ዛጓል ግን ትዕድላ ዘለዋ ቲሕትና ትዕግሰቲ100%❤🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @mabratiasafe7932
    @mabratiasafe7932Ай бұрын

    አረ ኤማ ግን ግደፍ ፍትሓያ ዛቆልዓ ዝሮ ይመቺኩም ፅሩያት ደቂ ዓደይ❤❤❤🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-xb7hq6uq6j
    @user-xb7hq6uq6jАй бұрын

    ደቂ መዳማተ ኣልክን 😂😂😂😂😂😂 ሜሪ ታዓሊ ሜሪ ሩሑ ዋይይይይይይይ ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fxАй бұрын

    እውይ ዛቖልዓ ትሕትናኣ ማዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @SalamahSalim-jj9ms
    @SalamahSalim-jj9msАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ንክልትአኩም ይፈትወኩም እየ ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️

  • @salamasalama9963
    @salamasalama9963Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ መሲሉኒ ማራ ተሰሚዑኒ ዋላ ፕራንክ ዝብል እና ረኣኩስ ነታ ወይተር ፕራንክ ዝገበርካያ መሲሉኒ ኣብ ክንደኣ ሒሙኒ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

Келесі