ማንም ፍጡር ካብ ፕራንክ ኣየምልጢ መጨረሽኡ ግን

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 888

  • @RakiTube-
    @RakiTube-Ай бұрын

    ዋዉ ተዕግስቱ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀዮ እዚ ሓዉና እስኪ ዘድነቅኩምዎ ላይክ👍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6piАй бұрын

    ነጌ እኮ 21 ማርያም ግንበት ዝተወለድኩላ ዕለት እያ 🙏 እንደገና ለ ስደት ካብ ዝወፅእ 6ተ ዓመት ገይረ ተመስገን እስኪ🙏🙏🙏መልካም ልደት በሉኒ🤗🤗

  • @user-kf1xp8dg5e

    @user-kf1xp8dg5e

    Ай бұрын

    እንኮዓ ተወለድኪ ልተርፍ ዕድመኪ ኣምላክ ይባርክ

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    Ай бұрын

    እንቋዕ ተወለድኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይኩን እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትኪ የሕፅረልኪ ማዓረይ

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    Ай бұрын

    እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይክነልከ ማዓረይ❤🙏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እንካዕ ተወለድኪ ንግስተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤️

  • @Asa-dv3gv

    @Asa-dv3gv

    Ай бұрын

    እንኮዕ ተወለድኪ ❤❤❤❤

  • @user-jg9fe9ir5d
    @user-jg9fe9ir5dАй бұрын

    ኣቤት ተዕግስቲ ኣነ ትዝኮን ነይረ ግን ሓንቲ ደቂቃ የምፀናሕኩይ😣ተጋሩዋኒ ፁሩየት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ኩፉኡ ነገራት ትሓልወና ኣሜን በሉ 🥰🙏

  • @user-dj1bi6ml7o

    @user-dj1bi6ml7o

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ🎉🎉🎉🎉❤

  • @user-ke2mz2ei7q

    @user-ke2mz2ei7q

    Ай бұрын

    እሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤ጎልነይ ማዓረይ 💞

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ክብረተይ❤❤❤

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    Ай бұрын

    ኣሜን ማዓረይ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3itАй бұрын

    ፈላመይቲ ባዕለይ😅 ጽባሕኮ 21እዩ እመብርሃነይ ጽላላ ተንብረልና ድቂ ዓደይ❤😊

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን ክብረተይ ነመስግን 🙏🙏❤️

  • @Mebrhitwelgergis

    @Mebrhitwelgergis

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ገበርለይ❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it

    @FunnyCookingApron-dj3it

    Ай бұрын

    ​@@Mebrhitwelgergis ኡሺ ገይረልኺ ወለላይ😊

  • @TigrayAdey-vy8ij

    @TigrayAdey-vy8ij

    Ай бұрын

    Amen🙏🙏♥️

  • @FunnyCookingApron-dj3it

    @FunnyCookingApron-dj3it

    Ай бұрын

    ትዕግስቱ ከየድነቅኽዎ ኣይሓልፍን ብሓቂ👍 ተዋሳኢትለ ሓያል እያ😂😂

  • @RakiTube-
    @RakiTube-Ай бұрын

    ንኩላትኩም ቅድስት ድንግል ማርያም ሓላዉትኩም ትኩን 👏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-rd2oy8to8e
    @user-rd2oy8to8eАй бұрын

    Waww ተዕግሰቱ ግን ኣይደገመን ይመቸዮ ግን ሰጦታ ይዋሃቦ ትብሉ ❤👍 ግጨውኒ ብለተረፈ ቀፅሉሉ ደቂ ዓበይቲ

  • @user-wd2dk6di7g

    @user-wd2dk6di7g

    Ай бұрын

    ልስጦታ መግዚኢ ከ ትሰድሉ ዶ ንኩሉ ድዩ ሃቦ ሃባ ትብላ ትቡሉ

  • @user-rd2oy8to8e

    @user-rd2oy8to8e

    Ай бұрын

    @@user-wd2dk6di7g tay cgr alew ane baleye khbo eye

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @Heavenawit

    @Heavenawit

    Ай бұрын

    Aduye🥹🤣🤣

  • @Mebrhitwelgergis
    @MebrhitwelgergisАй бұрын

    ትጭነቅ ዘለኻ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀረልካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የሰምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን💖 አብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብሰክራይብ ግብሩለይ 💖

  • @user-gc5xs6vc2e

    @user-gc5xs6vc2e

    Ай бұрын

    አሜን❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ግበሩለይ ንዛ ሓፍተይ 🙏🙏❤️

  • @user-dj1bi6ml7o

    @user-dj1bi6ml7o

    Ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትናዛንበይተይ

  • @user-fe7hd6mh3t

    @user-fe7hd6mh3t

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ❤❤

  • @AftabAlam-em2jg

    @AftabAlam-em2jg

    Ай бұрын

    በስመ ኣብ እቲ ወዲ ትዕግስቲ❤

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479Ай бұрын

    ዘለዎ ትዕግስቲ ጎታዋይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ❤እና ሓድ ነገር ካሓሶ 😢21ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሓላውትና ትክን❤🙏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @SalamahSalim-jj9ms
    @SalamahSalim-jj9msАй бұрын

    ዋየ ዓቅሊ ማርያምን ረድእዋ ንዙይ ዝወሰደት ሰበይቲ❤😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-xn5nt7mt5h

    @user-xn5nt7mt5h

    Ай бұрын

    ብሓቂ ኣደዋኣ ዝመረቀታ እያ ንዙይ ዘወሰደት ጎይታ ትዕግስቲ❤

  • @user-vm2jy4ks2h
    @user-vm2jy4ks2hАй бұрын

    ዌል ደቂ ዓደይ ❤ከምዚ ቀልጥፍካ ፖስት በል ቀልጥፍካ ክትዓቢ ኣማን ሓዉና 🤗

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ክብረተይ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12Ай бұрын

    ንኩላትና ኣምላክ ኣቦይ ትዕግስትካን ልቦናካን ኣይትብቀቀልና🤲🙏እዋይ ትዕግስቲ ማለት🤔❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @burhangualkidi3892
    @burhangualkidi3892Ай бұрын

    ውይ ምሰኪን ከሕዝነካ መሕረር ናኢድካ ድኣ ኣይትሰኣን ❤😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-lx9jq6ir2o
    @user-lx9jq6ir2o20 күн бұрын

    ዝወዲ ግን ዘለዎ ትዕግስቲ ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏😢ድንግል ማርያም ትሓሊኩም🙏 ኣሙዋይ ቀፅለሉ 💝❣️

  • @amantube28

    @amantube28

    10 күн бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7qАй бұрын

    ኣሕዝንኒ ጎይተዋይ 😢 እንየዎ ትዕግስቲ ደሰ ክብለካ❤ ንኣካ ዝወሰደት ተዓድላ😍 ንኣማን ማኣዝ እዩ ብራንኪ ትገብርዎ😊

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @PanaJgs-kk9cf
    @PanaJgs-kk9cfАй бұрын

    wow ትእግስት ግን ታዓዲሉ ማርያምን የኔ የዋህ🥺🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585Ай бұрын

    እዉይ ትዕግሰቱ ማዓረይ💓ተጋሩዋይ ኩላትና ዩትብ ናይ አሕዋትና ነዐቢ💓

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @meaza7313
    @meaza7313Ай бұрын

    ኣታ ልኣማን ፕራንክ ዝገብር ሰብ ዶ የለይ ኣሕሪሩ እኮ ወዲኡዎም😂😂

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Next baeley 🫡

  • @meaza7313

    @meaza7313

    Ай бұрын

    @@adu_blue ኣሐጉሰናማ ብስሩ😁

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    @@meaza7313 እሺ🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-lt6zo7mu6o
    @user-lt6zo7mu6oАй бұрын

    ዝወዲ ተዕግስቱ ዋው😍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Thanks 🙏🥰

  • @user-xs8el1ot9q

    @user-xs8el1ot9q

    26 күн бұрын

    ​@@adu_blue😢🥰🥰

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6piАй бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ❤❤❤😂እዚ ወዲ ትዕግስቱ ደስስ ክብለካ ማዓረይ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-et6oe8ro5j
    @user-et6oe8ro5jАй бұрын

    እረ ይመቸዮ ዙቆልዓ👍❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @lichuyoutub63
    @lichuyoutub63Ай бұрын

    ኣብት ዓቅሊ ማዓረይ ከሕዝነካ❤❤❤❤ኡፍፍፍፍ ሚስክናይ ተጫዊትክምዎ😂😂😂ካሕሳ ይግበኡ 😂😂❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-kx8of7cd7n
    @user-kx8of7cd7nАй бұрын

    ዋው ዓቅሊ ይመችዮ የኔ ማርር❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hiАй бұрын

    እፉፉፉ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ ዝወዲ😢ኣብየት ትዕግስቲ ዓቅሊ በስመአብ ኣብ ክንዱኡ ኣነ ዓቅለይ ፀቢቡኒ ማርያምን ኣነ ብፍፅም ኣይምተፃወርኩዋን ብፍላይ ነዛ ጋል ርእሳ ብዙ ጥርሙዝ ክፈግኣ ነይረ እየ ዋላ ይታኣሰር😢እና ኣማን ሕደግ ዓቅሊ ሰብ ኣይትፈታትን ሰብ ክከታተለካ ትደሊ ተኾይንኻ ፅቡቅ ነገር ስራሕ ተዘይኮይኑ ብኸምዚ ትቅፅል ተኾይንኻ ሰብካ ኢኻ ተሀድም ዘለኻ።

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ ከስተካክል እየ 🙏🙏❤️

  • @user-vc1dc3zm1f
    @user-vc1dc3zm1fАй бұрын

    ዋው ይበል ትዕግስቲ 😮😮🥰❤🎉 ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ትኩን ኣሕዋተይ 🙏♥️🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏❤️

  • @Divora1
    @Divora1Ай бұрын

    እዊይ ጎይታዋይ ተዕግስቲ 100👌

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏🥰

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    ዌልካም ደቂ ሪመይ ብሉፃት ቀዳመይቲ ባዕለይ 💪😅❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ክብረተይ ነመስግን 🙏🙏❤️

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyanaАй бұрын

    ቀዳመይቲ ባዕለይ ላይክ ሃቡኒ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ክብረተይ ነመስግን 🙏🙏❤️

  • @Mebrhitwelgergis

    @Mebrhitwelgergis

    Ай бұрын

    ደምሪኒ❤

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani5730Ай бұрын

    አበይት ትእግስት እዝ ቆላዓ ❤❤ ኣማን ግን 😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @yalemyalem-wf2wz
    @yalemyalem-wf2wzАй бұрын

    ማርያምን ኣሕዚንኒ ዝወዲ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505Ай бұрын

    ተዕግስቱ ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ዉይ ልቃሕኻ መልስ በጃኻ ለኤማ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @merahawitgaltigray
    @merahawitgaltigrayАй бұрын

    በጃኩም እባ ናኣማን ምርር ዝበለት ፕራንክ ግበርዎ😋😁 ኣማን ሓወይ ክሳብ ትነብዕ ፕራንክ ዝገብረካ ሰብ ኣምፀአለይ እማ ብሱሩ🤣🤣

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 ተስፋ የብሉይ ንዓየማ 🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Next baeley 🫡

  • @merahawitgaltigray

    @merahawitgaltigray

    Ай бұрын

    @@adu_blue ኣነ ከማክረካ እየ ከነፀልሎ ኢና😋😁

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    @@merahawitgaltigray እሺ🥰

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7glАй бұрын

    ውይ ምስኪን ከሕዝነካ ኤማ መሕረር ናኢድካ ድኣ ምኣይትስኣን😂😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Thanks 🙏🥰

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kvАй бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ትዕግስተኛ እዩ❤ አማን እውን አጆካ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-de7yz6ww5b
    @user-de7yz6ww5bАй бұрын

    አምላክ አቦይ ትዕግስቱ😢አነስ ተዝኮን እንድዒ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏😇

  • @user-ic8xc7rn8l
    @user-ic8xc7rn8lАй бұрын

    ወይ ዝወዲ ዓቅሊ😢 ኣማን ግን😂😂😂😂

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ic8xc7rn8l

    @user-ic8xc7rn8l

    Ай бұрын

    @@adu_blue 🙏👑✌

  • @selam5637
    @selam5637Ай бұрын

    ቡሩክ ቆልዓ ትዕግስቱ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843Ай бұрын

    እዋይ ትዕግሰቲ ክብር ሓወይ ታዓዲሉ❤ ታጋል ግን ኣብ ማሓበር ፅንዓት ትሰርሕዶ ሓቀይ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @MemEri0-fm8ex
    @MemEri0-fm8exАй бұрын

    ዋው ዝወዲ ደስ ክብለካ🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @ejjshh2980
    @ejjshh2980Ай бұрын

    ዋይ ዝወዲ ትፀዕግሰቱ💋👌

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-gf5rx9wy6q
    @user-gf5rx9wy6qАй бұрын

    ኣቤት ትዕግስት ትዓድሉ❤ ኤማ መሕርር ሕነኻ ፍደይ ኣታ ቆልዓ ከይትለቆ ብስሩ😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @ZzZz-di2dt
    @ZzZz-di2dtАй бұрын

    የኔ ውድ ትዕግሱቱ ደስ ክብል ❤❤❤❤

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-kq3zd4dh6m
    @user-kq3zd4dh6mАй бұрын

    ኣቤት ትዕግስቲ ኣታ ልኣማን መን እዩ ኘራንክ ዘገብረልና በጃኩምባ ገበርዎ 🥰🥰🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-jx3co3um8z
    @user-jx3co3um8zАй бұрын

    ዉይ ጎይታዋይ ከሕዝነካ🥺❤ ኒአዎ ተዕግስቲ ግን😌💟❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-fe9wn4nr2d
    @user-fe9wn4nr2dАй бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃካ ማዓረይ ❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464Ай бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅርያት ❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @fyorififi8635
    @fyorififi8635Ай бұрын

    የኔ ማር ኣሕዚኑኒ ሞይቱ ሽኮረይ ዋ ኤማ ግደፍ ግን😉😉😉😁😁😁

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-nt6os3bm3m
    @user-nt6os3bm3mАй бұрын

    ፅቡቃት ዋዉዉዉ ዙወዲ ትዕግስቱ ግን ይሞቺዮ ♥️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Shewitzetwahdo
    @ShewitzetwahdoАй бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐና ልማርያ ጉንበት✝️ ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን የመስግን ክብረተይ🙏❤️❤️

  • @user-wb5ik6jv1r
    @user-wb5ik6jv1rАй бұрын

    ይመችኻ ያኣኽ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏❤️

  • @slamaor6578
    @slamaor6578Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኣሕዋተይ❤️❤️🥰ዋውውው ትዕግሰቱ እዝ ወዲ❤❤🥰🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-fe9wn4nr2d
    @user-fe9wn4nr2dАй бұрын

    ጎይታዋይ ዘለው ትዕግስቱ😢🌹🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @selamselam-ns3vg
    @selamselam-ns3vgАй бұрын

    Wawww tigstu zwedi👌👌👌❤️❤️❤️

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏😂

  • @FiliKendya
    @FiliKendyaАй бұрын

    Woooow❤❤❤❤das Bhali

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7gАй бұрын

    ኣቤት ዓቅሊ ትዕግስቲ ይበል እዩ ዝወዲ ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመቸይኩም❤🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516Ай бұрын

    ዋይ ከምዝ ዝበለ ወዲለ ኣሎ ዱዩ ዝሓወይ ትዕግስቱ ከየድነቅኾ ኣይሓልፍይ ወለላይ ኤማ መሕረር ይሞችኻ😂 ንዝ ሓወይለ #ሳብሰክራይ ገይረ ኣለኹ ዝሓወይ👏

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-wc1jj6zz3s
    @user-wc1jj6zz3s17 күн бұрын

    ዋው ዝወዲ ትዕግስቱ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    16 күн бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-jx2ho5un9x
    @user-jx2ho5un9xАй бұрын

    ዋውውው ትእግስት ቁፁሩባ ታሓባበረና❤❤❤ትጋሩዋይ ብዙሑ ሰሱኑ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @AsdSd-nt3lw
    @AsdSd-nt3lw22 күн бұрын

    ዋው ዝወዲ ትዕግቱ A❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    11 күн бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fxАй бұрын

    የኔ የዋህ እዋይ ትዕግስቱ ❤ኣማን ናይ ኢድካ ኣይትስኣን

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-bm2dm5ys2h
    @user-bm2dm5ys2hАй бұрын

    ዋውውው ትዕግስቱ እዝ ወዲ👌👌😍😍😍😍

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    🙏🥰

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4bАй бұрын

    እንኮዕ ብስላም መፃኩም🥰🥰🥰🥰😆 ኣዱየ ትዑግስቱ ❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx18 күн бұрын

    ኣዱየይ የኔ ዓቅላም ቀፅለሉ100%❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    16 күн бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-zm7nk9fl7f
    @user-zm7nk9fl7fАй бұрын

    ጎታዋይ ትዕግስቱ ደስ ክብለካ ንዝይ ዘእተወት ከመይ ታዓዲላ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @mghsw3508
    @mghsw3508Ай бұрын

    የኔ ማር ተዕግስቱ ጎታዋይ ኣሕዚንኒ 😢😢❤❤❤❤ኤማ መሕረር 😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂🙏🙏🙏❤️

  • @tigrayadey1669
    @tigrayadey1669Ай бұрын

    waw zwedi gn maraymn tegstu fotyeyo aman neaka zgebreln brank ko siena😂❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-lj6ju4lg6i
    @user-lj6ju4lg6iАй бұрын

    Wy mearey ❤ abet akli

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3rАй бұрын

    ዋውውው ትዕግስቱ እዝ ወድ ❤ኤማ ብብሓደ ኮ ወድእኻዮም😂 ይመችኻ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Thanks 🙏🥰

  • @user-zl1gb1dv3r

    @user-zl1gb1dv3r

    Ай бұрын

    @@adu_blue ሳብስክራይብ ገይረልካ ማዓረይ

  • @Genet398

    @Genet398

    Ай бұрын

    ​@@adu_blueወይ ትዕግስተካ ተዕድልቲ ምሳካ ነዓካ ዝወስድት ተዓድላ

  • @hchc8534
    @hchc8534Ай бұрын

    ይመቸኩም ዞም ናተይ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @haytshewsmeresa6240
    @haytshewsmeresa6240Ай бұрын

    ዋውውው ትዕግስቱ እዝ ወዲ👌❤❤😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3gАй бұрын

    ጎይታዋይ ትዕግስቱ

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @dfdfdfdf6612
    @dfdfdfdf661229 күн бұрын

    ዋውውው ዓቅሊ ይመችዮ ❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    28 күн бұрын

    🙏🙏

  • @RgaatBerhe
    @RgaatBerheАй бұрын

    esey shkor tegstu❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-lf3eq4pc8y
    @user-lf3eq4pc8yАй бұрын

    ሰብ ማለት ከመዚ አዩ መዓጋሰካ ብጣሚ አየ ኣዳንቅካ ፋጣሪ ይሓለኩም አንተካባብርና መንም አይንካአነነ ኩሉ ግዜ አንካባብር

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-kd2hf8rr9q
    @user-kd2hf8rr9qАй бұрын

    የኔ ማር❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerieАй бұрын

    Tagsti Gn Meliu Hibuwo❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-qf9pt7rq8n
    @user-qf9pt7rq8nАй бұрын

    ተዐግስትካ ፍትየዮ ብሩኸይ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @smera-jw4cz
    @smera-jw4czАй бұрын

    ዋው. ድቂ ዓደደ❤❤❤❤😅😅😅😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5ozАй бұрын

    አውነት ኣነስ ዓቅሊ የብለይን ለነገራት ቀልጥፈ እየ ለውሰን ልችኩል😮 ፀሉይለይ እሰኪ ዓቅሊ ክህበኒ 😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏🙏❤️

  • @user-fj5pm5ez5o
    @user-fj5pm5ez5oАй бұрын

    ዋው እዝ ወዲ ትዒግስቱ ክንደይ ታዓደለ🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-bf8oy2tz9y
    @user-bf8oy2tz9yАй бұрын

    ጎይታዋይ አሕዚኒኒ❤❤😢😢😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-ri4hl1xd3e
    @user-ri4hl1xd3eАй бұрын

    Adu bro you are very patient keep it up bro, i think you know in gym 2014 d , amsal .

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ🙏❤️❤️

  • @ufh4391
    @ufh4391Ай бұрын

    ገይርናሉ ጎቡዙ❤❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-bd4hf8eb5d
    @user-bd4hf8eb5dАй бұрын

    zwedi gn tqgstu wow❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Geni__12
    @Geni__12Ай бұрын

    ኣቬት ትዕግስቱ ዝወዲ👌❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @HdSd-dd2yn
    @HdSd-dd2ynАй бұрын

    ጎይታዋይ ኣሕዚኑኒ😌 ትዕግስቱ ግን ይበል ተዓዲሉ❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7cАй бұрын

    ዋውውው ዝወዲ ትዕግስቱ 100% ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😘😘😘😘😍😍😍

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-jh1xc7pi8i
    @user-jh1xc7pi8iАй бұрын

    ይበል ተዕግስት ዝወዲ❤❤❤ ኣነካ ክስካብ ዝዉዳኣ ዓቅለይ ወዲኤ😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️❤️

  • @user-ls4cu2ok5y
    @user-ls4cu2ok5yАй бұрын

    ዋው ዓቅሊ❤❤ዬኔማር

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-ch3cq8lx6x
    @user-ch3cq8lx6xАй бұрын

    Best man bro

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @hailemichalgidey
    @hailemichalgideyАй бұрын

    Amu yumocheyka❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @GrvfGdef
    @GrvfGdefАй бұрын

    Eniawo tbay zwedi❤❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099Ай бұрын

    Wow akely❤😂😂😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @Trhashailu21
    @Trhashailu21Ай бұрын

    nay adu tegsti gn teadilu 🥺 ❤️❤️🔥🔥

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @adu_blue

    @adu_blue

    Ай бұрын

    Thanks 🥰💙

  • @Beti_16-
    @Beti_16-Ай бұрын

    ጄሪ ሀምዚ ዲኺ ❤️😂😂...Adu💙 cool boy😎

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    😂😂🙏🙏❤️

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8mАй бұрын

    ማዓረይ ዝወዲ ደስ ክብል❤❤❤🎉

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @user-er1zp3vj5r
    @user-er1zp3vj5rАй бұрын

    በሰማአም እዋይ ዝወዲ ትዕግሱቱ ኤማ መሕሪር ግን ይመቸካ😂

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @rfduv1457
    @rfduv1457Ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩ ፁሩያት❤❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @segf-oi4sc
    @segf-oi4scАй бұрын

    Mearay tegsti gen yebal aduway❤❤

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

  • @semiraabrahim1264
    @semiraabrahim1264Ай бұрын

    Ezi wedi des kibleka lewah ❤❤❤😢

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4wАй бұрын

    ትዕግሰቱ ግን ዋው 😁❤❤❤❤❤💋

  • @amantube28

    @amantube28

    Ай бұрын

    🙏🙏❤️

Келесі