ኣብ ገዛይ ብፅሑለይ ኢላ ዘእወየትሉ ፕራንክ | Tigrgna prank መዘንግዕ ካሜራ

ሓዱሽ ዩቱብ ቻነል ከፊተለኹ subscribe ግበሩለይ የቀንየለይ 😍
ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት) ሎሚ ሰምበት ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሳላኹም እየ ኣብዚ በፂሐ 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 569

  • @yadaprank
    @yadaprankАй бұрын

    ፉቱዋተይ ሓዱሽ ዩቱብ ቻነለይ እዩ subscribe ግበሩለይ 😍 youtube.com/@YaredGirmay-wn9ec?si=ZPW1X69lcsSvUJPx

  • @medhanyeleul7519

    @medhanyeleul7519

    Ай бұрын

    7ይ Subscriber ኣለኹ❤❤✌🙏

  • @Dave_mekelle

    @Dave_mekelle

    Ай бұрын

    𝔾𝕖𝕪𝕣𝕟𝕒 🅐𝕥𝕒 𝕙𝕚𝕝𝕜𝕦𝕤

  • @Lili1476

    @Lili1476

    Ай бұрын

    መልሲ ኢኪ ክብረተይ

  • @dhch-ot8tx

    @dhch-ot8tx

    Ай бұрын

    ገይረ አለኩ❤❤

  • @edeneshtu1825

    @edeneshtu1825

    Ай бұрын

    Eshi geyerna eina

  • @edltehaftu6353
    @edltehaftu6353Ай бұрын

    እፍ እንታይ ዓይነት ፕራንክ ዩ😌 ብጣዕሚ ደባሪ ያዳ ከምዚ ዓይነት ኣይትስራሕ እንታይ ዓይነት ሰራሕ እዩ ማራ ተሕዝነካ መሳክን በጃካ ልቢ ጓል ኣንስተቲ ኣብ ቃረባ እዩ ካማይ ዝተናደደ እስኪ ላይክ😣

  • @yohnnest7233

    @yohnnest7233

    Ай бұрын

    አድራሻ ናይዚ ሰብ ሃብና ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ትፍልጡ አሕዋት።

  • @user-bx2zl8hu8u

    @user-bx2zl8hu8u

    Ай бұрын

    አረ ብድንጋፅ አብ ሕማም አብ ምት የብፀሕ እዩ

  • @MerMeri-vi8ti

    @MerMeri-vi8ti

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣደንጋፂ ገምዚ ኣይደሊን በጃካ😢😢😢

  • @HayelomHaile-vd9by

    @HayelomHaile-vd9by

    Ай бұрын

    ንትምህርቲ እዩ ኮ ሓፍተይ ንመሃረሉ እምበር ኣይንሕረቕ

  • @user-sf4fx1hd7d
    @user-sf4fx1hd7dАй бұрын

    ስዲ ኢካ ብሓቂ እዛቆልዓ ከብደይ በሊዓትኒ ከምዚ ቪድዮ ኣይትስራሕ ምስኣ ነቢዐ

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1thАй бұрын

    በጃኻ ክብር ሰባት ዝፈታተን ብሽም ፕራንክ አይትግበር ተብዝሖ አለኻ

  • @user-yx7hh1rl6y
    @user-yx7hh1rl6yАй бұрын

    ኣብ እምነታ ጎቦዝ እያ ናፀለየይት እያ ነይራ❤❤ያዳ ግን ስነ ስርዓት ግበር

  • @medhin8187

    @medhin8187

    Ай бұрын

    ክትጉብዝ ክንድኣ ትንፋሰይ ክትወፅእ ኢላ 😢

  • @GenetBrhane-fk8bl
    @GenetBrhane-fk8blАй бұрын

    ኣንታ ሓወይ እዝይ ኣግባብ ኣይኮነን

  • @NatnaelGoytom
    @NatnaelGoytomАй бұрын

    ኦው😢 እዚ ሓደገኛ ናይ የእምሮ ጸገም ከስዕብ ይኽእል ዩ ሰብ ሎሚ ካልእ ጸገማቱ ይኣኽሎ 😢

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413Ай бұрын

    😢😢😢😢😢ያዳ ብጣዕሚ ተሰሓሒትካ 😢😢😢😢

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3rАй бұрын

    ኡፍፍፍ ያዳ አረ እዚ አግባብ አይኾነይ ህዝብ ዘቀጡዕ አይትስራሕ አሕዋተይ ማዓረይ ከሕዝና አረ ያዳ ደስ ኣይብልን😢😢😢😢😢😢

  • @genetgenet4250

    @genetgenet4250

    Ай бұрын

    ብጣም😢

  • @thth1588
    @thth1588Ай бұрын

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ኣእምሮ ሰ ብ ይጎድ እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8uАй бұрын

    አብ እምነተ ዘለዋ ግን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ🎉

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112Ай бұрын

    ኡፉፉፉፉ አረ ከምዚ ኣይትግበሩ😢😢አነ ተዝኮንለ ክሞት ነይለ እየ😢😢😢😢

  • @tsgabuasefa301
    @tsgabuasefa301Ай бұрын

    you are so creative broo keep it up✌✌

  • @wskn7283
    @wskn7283Ай бұрын

    ብእምነታ ኣድንቀያ ጽሪተይ❤❤

  • @Awet229
    @Awet229Ай бұрын

    ተባዕ እያ ግን✊😍

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12Ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ከማይ እዛ ቆልዓ ከብዱ ዝበለዐቶ ኣሎ ዶ ብእምነት እየ መፂአ ምስ በለት ማዓረይ ፆሎት እውን ትገብር ነይራ 🙏በጃኹም ዓቅሊ ሰብ ዝፍታትን😢ፕራንክ ኣይትግበሩ ዋ ...!!

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    Ай бұрын

    😢😢😢

  • @user-bx2zl8hu8u

    @user-bx2zl8hu8u

    Ай бұрын

    ብሓቂ ብጣዓሚ እዩ ከበድ አረ በጀኩም ልቢ ሰብ አይተጥፉኡ

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yvАй бұрын

    ማርያምን ከተሕዝነካ❤

  • @user-lz3mc1rh9b
    @user-lz3mc1rh9bАй бұрын

    ዉይ ምሰክነይቲ ክተሕዝነካ ደሞ ክትፅብቕ ማዓረይ😢❤ ያዳ ግን ግፍዕኻ እዚግዮ😂

  • @andebeyene5835
    @andebeyene5835Ай бұрын

    Gele aynet prank 😂😂 nabzeytfelto geza tm ilka ayiton❤❤❤❤❤❤❤

  • @JooklFookle
    @JooklFookleАй бұрын

    እረ ብጣዕሚ ደባሪ ስራሕ እዩ😢😢ምስኪነይቲ ሓፍተይ ብጣዕሚ አሕዝናትን

  • @salamaaa905
    @salamaaa905Ай бұрын

    ያዳ ኩሉ ፕራክ ትገብሮ ከቢድ እንድዮ ሞራል ሰብ ዝነክእ ኣይትስራሕ በጃካ😢😢😢

  • @user-my2mq7vn5d
    @user-my2mq7vn5dАй бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍ😢😢😢ልባ ተሰቂላ ዛ ቆልዓ ያዳይ መሕረር❤ ግን ልቢ ድካም ዘለዎ ሰብ ብድንጋፅ ኣብ ኢድካ ከይመታካ 😂

  • @YORDANOSOrdi
    @YORDANOSOrdiАй бұрын

    ደስ በሃሊ ❤❤❤❤❤

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2seАй бұрын

    ንሰብ ዝምህር ተዝኮውን ደስ ይብለ ነይሩ 😅😅😅

  • @tarikteklay
    @tarikteklay29 күн бұрын

    yada prankka yeznge endyou gn btaemi zefrh aytgber wed adey

  • @user-wz9nj5yl5v
    @user-wz9nj5yl5vАй бұрын

    Kemzi aytgber Bro🇪🇷

  • @maharimengestab2192
    @maharimengestab2192Ай бұрын

    ውይ ማዓረይ ተሕዝነካ 😢 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-si2hl6gz3g
    @user-si2hl6gz3gАй бұрын

    ብዘስሕቅ ነገር ምፀና

  • @cellcell9216
    @cellcell9216Ай бұрын

    😢😢😢ዋይ ከሕዝናካ

  • @hailetsegay2257
    @hailetsegay2257Ай бұрын

    BAY are bro aytechenika eyegodahat eko new man

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mhАй бұрын

    Marey ❤ Yada kurub bezihu.

  • @user-sk6qs7zc7k
    @user-sk6qs7zc7kАй бұрын

    ዋይ ደሰ ኣይብልን ትሕዝነካ 😢😢❤

  • @user-lz3mc1rh9b
    @user-lz3mc1rh9bАй бұрын

    ኻለኤይት እየ 🤗💃

  • @user-iy2ck1cb2b
    @user-iy2ck1cb2bАй бұрын

    Oh! This is a great prank yada!

  • @hiliftigebreslasie313
    @hiliftigebreslasie313Ай бұрын

    አንታ ሓወይ ጥዑይ ስራሕ ሰሪሕኻ ዘይትዓቢ

  • @MerhawiGoitiom
    @MerhawiGoitiomАй бұрын

    😂😂😂😂😂😂yada yada

  • @GgfVg-bp1vs
    @GgfVg-bp1vsАй бұрын

    ጌጋ እዪ ዛሓወይ በሰማኣም ኡፍፍ

  • @smartinfotube8724
    @smartinfotube8724Ай бұрын

    kichney mearey kebdka ktbele lewah ftrt koyna tesemiatni. selamki ybzah kichney yada wn kndzi seb tezeytekfe

  • @user-uf7ls8mr4n
    @user-uf7ls8mr4nАй бұрын

    😢😢😢 ዋይ ማዓርይ😢😢

  • @brijap5171
    @brijap5171Ай бұрын

    ኡፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ 😂😂😂😂

  • @Jgggfgajhvggghhg
    @JgggfgajhvggghhgАй бұрын

    ዋይ በስማኣም ታይ ዓይነት ጨካን ኢካ ማርያምን ተሕዝነካ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu1825Ай бұрын

    Mesemere yu haylena❤❤❤ tehesezen geneee

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245Ай бұрын

    እዊይ ያዳ ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኒ በስምአብ ክትጭክን መዓርይ 🥰🥰

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay2 күн бұрын

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ,

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6piАй бұрын

    😢😢😢እፍፍፍፍፍፍፍ ኣሒዚናትኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9hАй бұрын

    Way Ahzinatni

  • @waskan9610
    @waskan9610Ай бұрын

    aye yada

  • @user-xj3jv6iv6b
    @user-xj3jv6iv6bАй бұрын

    ውይ ክትጭክን ማርያምን ካልኣይ መዓልቲ ከምዚ ዓይነት ትሰርሕ ሰብስክራይበይ ከልዕል እየ😢😢😢😢😢😢😢ብወገነይ

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    ብሓቂ ማራ እዩ ዘፅልእ ባእ ብፀላኢ ክንደይ ተሳቅየንስ እዚ ኸኣ ንላይኽ ክብል ዘይኾነ ስራሕ አረ ዓገብ በልዎ😡😡😭

  • @user-xj3jv6iv6b

    @user-xj3jv6iv6b

    Ай бұрын

    @@EtadaErada-rs9bz ይገርም እዩ ኮ ክንዲ ካብ ጭንቀት ዝገላግል ልህዝቢ ዝኮን ክንዲ ዝሰርሑ ገንዘብ ብምታይ ክንረክብ እምበር ሰለ ህዝቢ ዘይርደኦም ዩቱበራት በቃ ታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ጭንቂ ኣብ ልዕሊ ጭንቁ መሕዘኒ እዩ😏😥😥😥😥

  • @EtadaErada-rs9bz

    @EtadaErada-rs9bz

    Ай бұрын

    @@user-xj3jv6iv6b ብሓቂ ማራ እዩ ኣሕሪቁኒ ዋእ በስምኣብ መዘናገዒ እምበር መሕዘኒ ዶ ውሒዱና እዩ😔😢

  • @yohnnest7233

    @yohnnest7233

    Ай бұрын

    @@EtadaErada-rs9bz ናይዚ ወዲ አድራሻ ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ሃብና አሕዋት እዚ ወዲ ኮነ ኢሉ ሽም ህዝብን ሰብ እዩ ዘበላሽው ዘሎ።

  • @AshuAshu-xl8bt

    @AshuAshu-xl8bt

    20 күн бұрын

    ረሳሓት ት/ቲ ዝህብ ደማ ከይተምፀአልና😢😢😢😢😢😢

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay2 күн бұрын

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7gАй бұрын

    😅😅😅😅😅😅😅ዝገርም ዝገርም ፕራንክ ኣይተካኣልካን😅😂😂😂😂😂😂😂

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669Ай бұрын

    😢😢😢haftey mearey wyyyyy abayki ata wedey wa entay srhu eyu seb lbu tmshto arawit 💔💔🖤

  • @robelbrhane6866
    @robelbrhane686627 күн бұрын

    Ezi prank aykonen please kale video srah

  • @SafsDadd
    @SafsDaddАй бұрын

    Nay bahqi abyi bimrti eyu yada hawey marey qatslu ❤❤❤

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975Ай бұрын

    እፍፍ ኣንሰ ሰብ ኣይኣመነን እኮ በቃ ከምዚታት ከይጋጥመኒ እናበልኩሰ ክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-yr7gt7cv7m
    @user-yr7gt7cv7mАй бұрын

    ማዓርየይ😢😢😢

  • @KahsayLemlem
    @KahsayLemlemАй бұрын

    ከመይ ገይሩ ልብኻ ገይሩልካ ኣይተሕዝነካን ንእሽተይ ብጣዕሚ እየ ተናዲደ ብጣዕሚ ይድብር ከይድገም ከምዚ. ኣብ ናይ ሓፍትኻ ቦታ ገይርካ እስቲ ረኣዮ ሓፍቲ እንተዘይብልኻ ከዓ ኣብ ናይ ኣዴካ ቦታ

  • @AmitGebremedin
    @AmitGebremedinАй бұрын

    ማይማይ ትብል ነብሲ😂😂

  • @mikkimi7453
    @mikkimi7453Ай бұрын

    ክተደንግፀካ ይኣኪ ዋይ ሓፍተይ😂😂😂

  • @Askalgremay
    @AskalgremayАй бұрын

    ገራሚ ብራንክ😂😂😂

  • @user-yp3zm6dh1x
    @user-yp3zm6dh1xАй бұрын

    ዋይ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @rjdhydnc4228
    @rjdhydnc4228Ай бұрын

    ከፅለአካ ኡፍፍፍ

  • @kubromkahase6741
    @kubromkahase6741Ай бұрын

    Ashiqani yak😂😂😂

  • @user-bj2wb4ne5q
    @user-bj2wb4ne5qАй бұрын

    ተነፋሕ ማርያምን 😅😅😅

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734Ай бұрын

    ያዳ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምለክ ምሕረት የውርደልካ ካብታ ናሃትካ ዘረባስ ነታ ጓል ኣነስተይቲ ምሳኻ ኮይና ትሰርሕ ፀሊአያ ግን ብጣዓሚ ተሐዝን ካልኣይ ግዜ ከይድገም ኣነ እናዘመረት ከላ ንብዓተይ ወዲአ

  • @hhmm1031
    @hhmm1031Ай бұрын

    ዋእ ብጣዕሚ መጨነቒውንዩ መምሃሪውንዩ😓 እፍፍፍፍ ፕራንክ ምኾኑ እንዳፈለጥኩስ ልበይግን ኣይከኣለን ተጨኒቐ

  • @lemlem4809
    @lemlem4809Ай бұрын

    ጌጋ እዩ ዛሓወይ በሰማኣም ኡፍፍ😢😢

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6dАй бұрын

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ማርያምን ያዳ ሓወይ ከሙዚ ኣይግበርን እዩ ምስ ይቅርታ❤

  • @suhee4292
    @suhee4292Ай бұрын

    የኔ ማርርር💔❤️🥰

  • @Abrhale2014
    @Abrhale2014Ай бұрын

    ኣታ habti yeblkan diyu entay geratka 😢😢 kemzi ay tgber

  • @CvVb-ts4fm
    @CvVb-ts4fm23 күн бұрын

    ምቅርተይ ❤❤❤❤ ማራ ኣሕዚናትኒ ያዳ መሕረር

  • @desawimengs
    @desawimengsАй бұрын

    Entay gertka eza kolea

  • @user-ox4es4rv3d
    @user-ox4es4rv3dАй бұрын

    አረ ይመችካ

  • @berihukahsay-pu7wg
    @berihukahsay-pu7wgАй бұрын

    ክክክ መሕረር

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lbАй бұрын

    ዊይ መዓረይ ክተሕዝነካ😢❤❤

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9hАй бұрын

    Way Beyaka Gdefa Ahzinatni

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233Ай бұрын

    ኣብ መርየት ዘሎ ሓቂ እዩ ያዳዋይ ንምክርካ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lm6bo6dv4g
    @user-lm6bo6dv4gАй бұрын

    ያዳ መሕረር ❤️

  • @LetayWelegerima-li2je
    @LetayWelegerima-li2jeАй бұрын

    😁😁😁😁😁 እውይ ሓፍተይ😢

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883Ай бұрын

    በረ በፈጣሪ ዋ ተሃስየን

  • @MohammedSalih-gc1mv
    @MohammedSalih-gc1mvАй бұрын

    Bay hemak seb

  • @user-rc5zf7dx8x
    @user-rc5zf7dx8xАй бұрын

    ማዓረይ😢❤😊

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara8047Ай бұрын

    ፀላኢና ኣብ ፈተና ይእቶ መዓረይ ደንጊፃ

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kbАй бұрын

    😂😂😂😂 belew nay lomeanti kea gele aynet eyu zena menbebit Lidya 👏👏👏 yemocheki demket feterkulu eti prank Yada gen prank kem gud eka tekelo 😂😂😂😂waye ane gudam aykealkun😂😂😂😂

  • @serkaasmare5065
    @serkaasmare5065Ай бұрын

    የኔ ማር😂😂😂😂😂😂

  • @cocachannel5718
    @cocachannel5718Ай бұрын

    Agabab gber sebey more ykedeka alo ezi hzbi kalue yeaklo please okay

  • @user-jz1fm5zv2l
    @user-jz1fm5zv2lАй бұрын

    Eza prank mara xbuqti eya niera yada arkey eta qola zeytferih koyna qetilata ❤❤😂😂

  • @AfhhhSchh
    @AfhhhSchhАй бұрын

    ኡፍፍፍ ኣነስ ሞይተ ማሃለኩ ብፍርሕ ማዓርተይ ኣሕዝናትን😢😢

  • @leterufaelabreha7348
    @leterufaelabreha7348Ай бұрын

    Nay bhaky sdy eka

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909Ай бұрын

    ዊይ ሓፍተይ ፅብብ ኢልዋ😢😢😢

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4mАй бұрын

    ሰላም ክቡራተይ ያዳ ብጣዕሚ ደባሪ እዩ እዚ ዘይወፅእ ስንባደ እዩ ዝኮነን ከምዚ እዚ ፅቡቅ አይክነን ቅለል ዝበለ ፕራንክ ተሳአይኑ ድዩ ብምሒር ስንባደ ክሓማ ይክእላ እየን እኮ ዋ 🤭🤭

  • @hanamhameed
    @hanamhameedАй бұрын

    orgnall prank yada hawey❤😅😅ynkelka wa rgum

  • @user-wb3je4uk6s
    @user-wb3je4uk6sАй бұрын

    ዋይ😂😂😂😂😂😢

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7scАй бұрын

    ማዓረይ😢😢😢

  • @user-er1zp3vj5r
    @user-er1zp3vj5rАй бұрын

    ኡፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ😢😢😂😂

  • @user-by6vs7eb4c
    @user-by6vs7eb4cАй бұрын

    ያዳ መሕረር ❤ንወድ ባቡ ኣምፅአልና ❤❤❤❤😂😂😂

  • @khjh8891
    @khjh8891Ай бұрын

    ዋይይ ማዓረይ😢

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4bАй бұрын

    እፍፍፍ ከሐዘነኪ🤔😥😥

  • @Qwe2030xx
    @Qwe2030xxАй бұрын

    ወይ ማዓረይ😢

  • @baraktesfa8191
    @baraktesfa8191Ай бұрын

    ወይ ጽላለ😢

  • @trhastamesg2509
    @trhastamesg2509Ай бұрын

    እፍፍፍ በስመኣም ኣረ ከምዚ ዓይነት መደንገፅ ኣይተምፅአልና ይቅረካ እፍፍፍ

Келесі