ውሽማኺ እየ ፕራንክ - ብ ካራ ወጊኣቶ ነይራ ...መሓዛይ ሲኢነዮ ነይረ 😭😭🙏

ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 545

  • @yadaprank
    @yadaprank4 ай бұрын

    ፉቱዋተይ ናብ 10 ሰብ share 🙏 ተሸወድኩም ድማ 50 ግዜ 😂

  • @tarhslove4629

    @tarhslove4629

    4 ай бұрын

    ምሉእ ብሙሉእ ፕራንክ ተጌርና ሎማዓንቲ😁😁😁😁 ይመችኹም ፅሩያተይ💝💝💝💝💝

  • @milya6109

    @milya6109

    4 ай бұрын

    ተደናጊረስ ናብ 100 ሰብ share ጌረዮ 😬😎😜

  • @kokobeasfaw1504
    @kokobeasfaw15044 ай бұрын

    ድምፃ ለኡሙ ይመስል ትቡሉ❤❤❤

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j4 ай бұрын

    ፖዉ እዛ ጋል ግን ጎበዝ ተዋሳኢት ኢያ ኣእሚናትና ብሓቂ❤❤❤❤

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    ተሸወድኩም ናብ 10 ሰብ Share ግበሩ 😊

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ❤❤❤❤

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri4 ай бұрын

    ጓል ደኻ እየ ኣሕ😢😢😢😢😢ኣጆኪ ድካ ኣተሓሳስባ እንበር ድኻ ሰብ የለን

  • @user-hh8yk9eq1i

    @user-hh8yk9eq1i

    Ай бұрын

    ኅል ትረክባ😢

  • @user-op3yd4qp6d
    @user-op3yd4qp6d4 ай бұрын

    ውይ መዓረይ ተሕዝኒ😮

  • @amlekufsaha1918
    @amlekufsaha19184 ай бұрын

    ኣበሳ ኢያ ግን እዛጎል ናይ ብሓቂ ሰሪሓታ❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤

  • @user-lt6zo7mu6o
    @user-lt6zo7mu6o4 ай бұрын

    እንኳዓ ዳሓን መፃካ ያዳ ብራክ ጠፊካና ኮ እስቲ ልናፈቅክሞ👍😍

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    thank you 🥰🥰

  • @mekerettube7242
    @mekerettube72424 ай бұрын

    እዋይ ጉድ ኣነ ክዓ ምጥንካራ ይብል ሸዊድካና ብሓቂ ያዳየይ😂😂😂😂

  • @user-yy8yx8yn8x
    @user-yy8yx8yn8x4 ай бұрын

    ኣዳ ሽከር እንኳዕ በሰላም መጻካ ኣትጥፋእ ናፍቅናካ ፍልይ እዩ ናይካ ስራሕ ኣድናቅትካ ካብ ስዕድ ዓረብ ቀልጥፍካ ናዓ ንስሕቅ ❤❤

  • @user-bo4yr7ms2d
    @user-bo4yr7ms2d4 ай бұрын

    ፖዉ ናይብሓቂ ተሸዊደ 😂 ብዝኾነ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ❤🎉

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy4 ай бұрын

    አቤት ተዋስኦ ክክክ ቀፅልሉሉ ሽኮሪናታትት ❤🥰

  • @LovelyGeyser-qr1sx
    @LovelyGeyser-qr1sx4 ай бұрын

    ናብቲ ካሜራ ምስጠመተት ገጢመያ😘 ብዝኮነ ቀፅልሉ❤

  • @meramkchanel957

    @meramkchanel957

    4 ай бұрын

    Exactly😂

  • @ShewitZergaber-mm8lb
    @ShewitZergaber-mm8lb4 ай бұрын

    Eway eza gal😂 awasewa eske bravo ya beqa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g4 ай бұрын

    ተጋሩ ኣብና ባዕልና ሓሳዳት የና ሰብስክራይብ ኣይንገብርን ኣብ ናይ ማትና ግን 😂😂 ኣታ ሰብ ታፀልሉ የኹም ታሕዝን ምስክን❤ ኣነ ትሸውደ😂😂😂

  • @bxbbx7087
    @bxbbx70874 ай бұрын

    ያዳ ሽኮር ናፊቅናካ ፀኒሒና ኣይትጥፈአና❤❤❤❤❤

  • @user-vm8zd1ii7j
    @user-vm8zd1ii7j4 ай бұрын

    ስልሰይቲ ኮማቲት እየ ላይክ ጠውቁ 😂😂😂 ፅብቅ ገይራ ጎበዝ😂😂😂

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    🙏😊

  • @djsv1094
    @djsv10944 ай бұрын

    ዋይይይይ ጉድ ❤❤❤❤ እንኮዕ ብሰላም መፃካ ያዳ ❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti5184 ай бұрын

    ዉይ በሰመኣብ ብልቢ ደንጊፀ ኡፍፍ እዉይ ሓወይ ተረኪብካ ያዳ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፂኩም❤

  • @zenaanena1832
    @zenaanena18324 ай бұрын

    ሽኮራተይ ቃፁሉሉ❤❤❤❤

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w4 ай бұрын

    ጅግና እያ ዛጓል😊

  • @user-iq4xt1bx5u
    @user-iq4xt1bx5u4 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተሸዊደ ሓቂ መስሉኒ ግን ጎቦዝ እያ ዛቆልዓ❤❤❤

  • @user-jk1ys1xi2m
    @user-jk1ys1xi2m4 ай бұрын

    ኣንደኛ❤❤

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v4 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ያዳዋይ❤❤❤❤❤

  • @DanielKiros-kt2bt
    @DanielKiros-kt2bt4 ай бұрын

    ቀላል ሽዎዳ 😂 ሰሓቐይ አብዚሕኹሞ 💪love you guys

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q4 ай бұрын

    ኣንበሳ ዛጓል ኣደንቀያ ሓቂ መሰልኒ ነይሩ😂

  • @user-rv1jn5vt2d
    @user-rv1jn5vt2d3 ай бұрын

    Way nay behaki mesilni. Neyru Teshwidey❤❤❤❤

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray22334 ай бұрын

    የኔ ማር❤ ክንደይ ከብደይ ከም ዝበልዐኒ ኣጊ🥰 ያዳ ግን ናይ ኢድካ ይሃብካ😁🥰ይሞቾኩም ብዝኮነ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw4 ай бұрын

    ❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @hiyabgebreananya3563
    @hiyabgebreananya35634 ай бұрын

    ወይ ምቅርት❤❤❤

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9h4 ай бұрын

    Ata Yada Fkrr Metakado ❤❤❤❤❤

  • @OnMo-it6br
    @OnMo-it6br4 ай бұрын

    ምስክነይቲ❤❤❤ ጓል ድኻ እየ ሰረቅቲ ትግራይ ሰ😢ብ ፀርፀር አብልክምው😢😢

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd4 ай бұрын

    ዋይ ኣንግየ ዓርከይ ያዳ ያዳ😂😂😂

  • @user-et6oe8ro5j
    @user-et6oe8ro5j4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ብዙኮነ ይመቸካ🎉🎉

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv4 ай бұрын

    እውይ አንጌ ሓወይ ያዳ ያዳ 😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1824 ай бұрын

    እዉይ ጓልነይ ማዓረይ ኣሕዝናተኒ 😢ብሓቂ እዉን አእምናትና እያ

  • @user-fk4nf9ys9o
    @user-fk4nf9ys9o4 ай бұрын

    wawww kemzias yelan 😂😂😂😂😂 :ymechkum zro❤❤❤

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j4 ай бұрын

    ውይ መዓረይ ተሕዝኒ😢😢❤

  • @seliseli3381
    @seliseli33814 ай бұрын

    ጋል ድካ ❤ፅብቅተይ ኣሕዝናትኒ😢😢😢

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu4 ай бұрын

    ዋይ መሕዘኒት

  • @freweynidesta
    @freweynidesta4 ай бұрын

    Ere yada ❤❤❤Shewidkana abkyatni neyra😢😢😢

  • @TesfuGebremedhin
    @TesfuGebremedhin2 ай бұрын

    ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ቀፅለሉ

  • @yadaprank

    @yadaprank

    2 ай бұрын

    Thank you tesfsh

  • @user-vk8py7eu5s
    @user-vk8py7eu5s4 ай бұрын

    Gega zeom yehwtey Lebi❤ sebe key tetnkefu

  • @Gunners24
    @Gunners243 ай бұрын

    ተናዚዙ በል ምንሳሕ ከማን ኣየድልዮን ስጋደኡ 😂😂😂😂 love u from eritrea❤❤❤

  • @user-xp9qd4jx1b
    @user-xp9qd4jx1b2 ай бұрын

    አቲ ክንደይ ትሐስሙ እንተንስኺ ግን ብጣዕሚ ጽንዕቲ አብነታዊት ሐዳርኪ እሰስን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habenhaset-zi3ls
    @habenhaset-zi3ls4 ай бұрын

    Wow wow wow that's amazing

  • @AbrhaTadesse
    @AbrhaTadesse3 ай бұрын

    መግረሚ

  • @zebreabrukberhe5972
    @zebreabrukberhe59724 ай бұрын

    Tefieika tefika

  • @user-ql3rs2ow3o
    @user-ql3rs2ow3o4 ай бұрын

    ኣንግዋይ😢 ግጎይታዋይ ያዳ መሕረር😂

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh19234 ай бұрын

    ተጋሩዋኒ😂❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3s4 ай бұрын

    ውይውይ ባዓልካ ህወትካ ስእንካ ነይርካ ሓወይ😂😂ስብስክራይብ ግበሩኒ ❤❤

  • @MmNn-fx7gv
    @MmNn-fx7gv4 ай бұрын

    😂😂መዳናገሪ ይመችኩም ግዳ ደስ ባሃሊ እዩ ❤❤❤

  • @user-pj7ge7dh7w

    @user-pj7ge7dh7w

    4 ай бұрын

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @dvhvfhthubfh5722
    @dvhvfhthubfh57224 ай бұрын

    ብሓቂ ተሸውደ 😂❤❤❤

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj34904 ай бұрын

    መዓረይ ተሕዝን😢😢

  • @toremember8793
    @toremember87934 ай бұрын

    ናይ መወዳኣታ ጽብቅቲ prank ሰሪሕኹም❤🎉😊

  • @mekdiqueen4550
    @mekdiqueen45504 ай бұрын

    ንእሙ ሰበይቲ ሃኒ ትመስል ድምፃ ❤😂

  • @user-hn5kb6ch1k
    @user-hn5kb6ch1k4 ай бұрын

    Nay behaki xbuki gele aynet

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile60164 ай бұрын

    Yada enkoe be selam mexka bro tefieka💙💙💙💛💛💛

  • @user-zy7it7rh7x
    @user-zy7it7rh7x20 күн бұрын

    nay bhaki teshewidna

  • @user-cb8iz9oi3r
    @user-cb8iz9oi3r4 ай бұрын

    ያዳ ዓይነይ ሓዳሽ እየ ነአዚኢ ተቪ ግን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @semhalgetahun-mu8em
    @semhalgetahun-mu8emАй бұрын

    ያው 😂😂😂😂የስሕቅ እዮ

  • @tomclinic1041
    @tomclinic1041Ай бұрын

    ere tkel 'ya

  • @smeram4669
    @smeram46694 ай бұрын

    ማዓረይ❤❤❤😂

  • @selamburuk
    @selamburuk4 ай бұрын

    ኣታ ሞትኩ😂ሐዚ ተረኪብካ ማጊ ያዳ ደኣ ይበሃለለይ የግዳ ከምታ ዝአተካ ዘይትዋጸኣ ነይርካ ያዳ ያዳ ያዳ ክንደይ ግዜ ኢካ ያዳ ዝበልካ ፈራሕ ኢካ ንምኳኑ ሓቂካ ኢካ ብካራ ጽዋታ የለን ዝበለት ደርሆ ኮ ከምዚ ናትካ ምፍርራሕ ምስ ረከበት እያ😂😂❤

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef4 ай бұрын

    ምስክነቲ❤

  • @user-vd2mh5jo9y
    @user-vd2mh5jo9y4 ай бұрын

    ዋይ ማዓረይ 😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @temsgne7752
    @temsgne77524 ай бұрын

    ዋይ ተሸዊድና እምብረ😭

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus15184 ай бұрын

    ሸዉድኩሙና

  • @smareh5581
    @smareh55814 ай бұрын

    ሳሓቅ መይተ😂😂😂

  • @user-ih3wm1sm9h
    @user-ih3wm1sm9h4 ай бұрын

    ብናማን ተፀብየ😂😂😂😂ዝሮ ይመቸይኩም

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam4 ай бұрын

    ኣሕዝናትኒ ውይዊ ማዓረይ😢

  • @yaya-im3xo
    @yaya-im3xo4 ай бұрын

    ane kem lomi teshewide ayfeltin yabede eyu gn keep it going yada bro

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    😂 share

  • @newnoha2153
    @newnoha21534 ай бұрын

    😂😂shewitkani arkeni

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara80474 ай бұрын

    ኣንኮዕ ደሓን መፃካ ያዳ ኣባ ብራክ❤❤ አነ ተሸውዲ ነረ😂😂😂

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    ተተሸዊድኪ ናብ 50 ሰብ share 😂

  • @mashomashosara8047

    @mashomashosara8047

    4 ай бұрын

    እሺ

  • @MukurTube16
    @MukurTube164 ай бұрын

    ኣረ ትፍለ ኢካ ያዳ ዓርከይ ዛ ጓል ግን ኣድኒቀያ ❤❤❤ኣንጌየ ደሞ ያዳ ያዳ ያዳ ከብደይ በሊዑኒ❤❤❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤🎉🎉

  • @user-pg2pl7ps4g
    @user-pg2pl7ps4g4 ай бұрын

    ፅሩያት ደቂ ትግራይ ፃዕዳ ቀፅልሉ ብሓቂ ግን ተሸዊደ እዛ ጋል ኣድኒቀያ 💞💞💞💞💞💞

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e4 ай бұрын

    ዋይ ሓወይ ማዓረይ እሕዚኑኒ😢 ናይታ ጋል ኳ ከምዝፈለጠት ፈሊጠያ እየ መጀመሪያ ምስ ሰባኣያ ክትኣቱ ካላ ፈሊጠያ😂

  • @rozar227
    @rozar2272 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😂😂😂ያዳ

  • @SalmaAll-sr9wh
    @SalmaAll-sr9wh4 ай бұрын

    መደናገሪ😂😂❤

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k4 ай бұрын

    ያሬድ ፅይቅ😂

  • @TEzEkARl
    @TEzEkARl4 ай бұрын

    ያዳ ዌልካም🥰 ተጋሩ ፅሩያት😁

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    🙏

  • @user-pg1mj8ry3u
    @user-pg1mj8ry3u4 ай бұрын

    እንካዓ ዳሓን መፃእኩም❤😂😂😂

  • @jemalyasin5649
    @jemalyasin56494 ай бұрын

    Sebay wedi gedifu aywetseen

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb4 ай бұрын

    ምዓረይ ያዳ ፀይቂ ክክክክክ

  • @sofiasofia828
    @sofiasofia8284 ай бұрын

    ዋይይ😂😂😂

  • @Monliaz
    @Monliaz4 ай бұрын

    ያዋየይ😂😂😂

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks4 ай бұрын

    Shewidkana .eta gal bitaemi nfieti eya

  • @quisiue3968
    @quisiue39684 ай бұрын

    ዉይ አሕዝኒትኒ😢😢

  • @user-ud8rk7sg5f
    @user-ud8rk7sg5f4 ай бұрын

    😂😂😂😂ያዉይይ

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu4 ай бұрын

    ተሸዊድና

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32294 ай бұрын

    ኣነስ ንኣንጌ እዩ ወይ ክሪኣ ነቀደም ኢለስ ወየ በበይ ዘይብሃል ያዳ ያዳ በለ 😂ብስሓቅ ሞይተ እየ 😂😂😂😂ይመችኩም❤❤❤❤❤

  • @kbromhadush3878
    @kbromhadush38784 ай бұрын

    ውይይይይ ሽኮረይ ክተሕዝን

  • @eyerumezgebo7764
    @eyerumezgebo77644 ай бұрын

    😂ዉይ መዓረይ ዙቆልዓ ኣሕዚኑኒ😂

  • @melawit-melawit
    @melawit-melawit4 ай бұрын

    ቀላል ተሸዊድና😱🤣🤣🤣

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q4 ай бұрын

    ያዳ ያዳ ያዓዊዊይይ ያዳ ያዳ 😂😂😂😂😍🥰🥰🥰

  • @user-gv7dl3fh8h
    @user-gv7dl3fh8h4 ай бұрын

    Way teshewide

  • @user-zj7hy4tv2m
    @user-zj7hy4tv2m4 ай бұрын

    እፍፍፍፍፍ በዛኪ ዳአነ😢😢😢😢ባሓቃ ለባም

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig4 ай бұрын

    Po lbna mstegode hasikumna yay bahaki🥰

  • @ytub8615
    @ytub86154 ай бұрын

    ዋይ ትሸውደ ካብ መውዳእታ ከይሰማዕኹ ኮሞንት ምፅሓፈይ ዋይይይይ ትዕግስት ዘይብለ😅😅

  • @yosiefhaile8415
    @yosiefhaile8415Ай бұрын

    Wawww ab hwetey mulu kemza gerkum prank gerkmniy atfeltun nabhakiy nfuat sebde tsenihe sebayn sebetn do kemu ygber eyu ele

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr2 ай бұрын

    ኣእሚናትና ብሓቂ

Келесі