ኣደዋይ ብድንጋፀ ነቢዓ 😥 ሕሙም ኣፀጉዑለይ ፕራንክ | መዘንግዕ ካሜራ

#tigray #eritrea #TigrgnaPrank #prank #prankvideo
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 283

  • @yadaprank
    @yadaprank4 ай бұрын

    Amlak ymesgen Lebamn lewahn hzbi eyu zelena 🙏🙏🙏🙏

  • @mdranaeden8036

    @mdranaeden8036

    4 ай бұрын

    👍👍💛♥️

  • @sarahabeba412

    @sarahabeba412

    4 ай бұрын

    0:42

  • @user-io5pm1vh2m
    @user-io5pm1vh2m4 ай бұрын

    እዛ ደብኽይት ሰጣታ ወሰደላ ትቡሉ ላይክ🎉❤ እዛ ደሰዓምቶ መልካም ሰብ ይአ የኔ የወሀ

  • @user-dj5wd9zb5h

    @user-dj5wd9zb5h

    4 ай бұрын

    ሳብሰኬራይብ እባ ግበርለይ❤

  • @user-io5pm1vh2m

    @user-io5pm1vh2m

    4 ай бұрын

    @@user-dj5wd9zb5h እሺኒ ወለአይ ወደያወ🥀

  • @tigraywerki1355
    @tigraywerki13554 ай бұрын

    ቀደመይቲ እየ ናይ ያዳ ፕራንክ ትፈትዉ ላይክ

  • @bxbbx7087
    @bxbbx70874 ай бұрын

    ስጦታ ሃባ ንዛ ቀደመይቲ ወላዲትና 🙏😥

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk4 ай бұрын

    መሕረሪ ዝኮነ ቆልዓፈውስ ጪንቀት ቀልጥፊ ኣደዋይ ግን ለዋህ ሪሀሪት ፊሪሃት ኣምላክ ዘለዋ ብልፅት ሽልማት ይግባኣ❤❤

  • @user-lw2gy3or7v
    @user-lw2gy3or7v4 ай бұрын

    ዘን ናይ መጀመርታ ሰበይቲ ከልዋሂ😍

  • @SalmaAll-sr9wh
    @SalmaAll-sr9wh4 ай бұрын

    ዘየሓሰብካዮ ተሲዕመካ😂😂😂ያዳየይ ኣይትጥፈአና ኣብ ስደት ዘለና በተለይ❤❤ብጣዕሚ ኢካ ተዘናገዐና

  • @filips9899
    @filips98994 ай бұрын

    Eritrawi eye gn mara eye zednkeka kef aleka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ i love you tigray people

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv4 ай бұрын

    ዛናመጀመርያ ለዋህ እያ ስጦታ ሃባ

  • @seniDesta
    @seniDesta4 ай бұрын

    ንታ ዝበከየት ስጦታ ይግባኣ እዩ ካብ ልቢ ለዋህ ፍጥረት😢😢

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y4 ай бұрын

    እዛ ቀዳመይቲ ግና ክትንውህ ዝኮነ ህያብ ሃባ ሓደ ማዓልቲ ህዝበይ የዋህ🙏❤❤

  • @Lili-io1in
    @Lili-io1in4 ай бұрын

    ኤህ ዝህዝበይ ምስኪን😢😂❤ተጋርዋይ ብማርያምኩም ሳብስክራይብ ታሓባበሩሉ🤲♥️

  • @user-io5pm1vh2m

    @user-io5pm1vh2m

    4 ай бұрын

    እሺኒ ገበረለኽ በማርያም ደበለ ኣይሕልፍይ❤

  • @meri.Tgraweyti

    @meri.Tgraweyti

    4 ай бұрын

    ገይረልኺ ማዓረይ❤

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus15184 ай бұрын

    ክሰሕቅ ደየ ክሓዝን ተሓዋዉሱኒ ያዳ መሕርር😂😂😂😂😢 ንቲ ዝተሓበበራኻ ግን ንኩሉ ግዜ መመሃሪ ህዝቢ ክክዉን ነቲ ፅቡቅ ዝገበር ብልቢ ኣደንቆ ዉይ ዝኮነ ሲጦታ ሃቦ ኣብቲ ቅደሚ ዘይትሓባበር ሰብ ካብኡ ክሰመዖ እዪ ሰናይ ዘይምግባሩ ሰናይ ክመዘይርክብ

  • @habona
    @habona4 ай бұрын

    ገራሚ ፕራንክ 😂😂😂 part 2 part 3 ኢልካ ቀፅለሉ ብራዘር

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @tigrayadey141
    @tigrayadey1414 ай бұрын

    ያዳ ግን ፉሉይ talent ኣለካ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb66904 ай бұрын

    አታ ቀተልካና ሳሓቅ 😂😂😂 እዛ ናይ ቀደመይቲ አደና ሓፍትና ሽልማት ይግባአ እዩ ርህራሄአ መባይልካ ከይስረቅ ሓዛ መባይልካ እላ ማይ ዘምፀአትልካ ገንበርካ ዝሰዓመትካ አብ 2ይ ዙር ሽልማት ይግበአ እዩ ከም ትገብሮ ድማ አይጠራጠርን ህዝበይ ሓላል ብዝተረፈ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ወዲ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MurutsAlema-lc3kn
    @MurutsAlema-lc3kn4 ай бұрын

    ያ ቀልጢፍካ ስርሐልና ከይትጠፍእ ና ደንገካ ይናፍቀካ ኣነስ ወላዲተይ😅

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    Eshi brother 🙏

  • @user-gy5yp5kg7t
    @user-gy5yp5kg7t4 ай бұрын

    በጣዕሚ ደብርኒ ነይረ ሰሕቅ እየ ምይት አይ ያዳ ናይ ሰሕቅ ምንጫ❤😂

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @ngsti8856
    @ngsti88564 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😂😂

  • @Hareg675
    @Hareg6754 ай бұрын

    ውይይይ ኣሕዚናትኒ እዛ ፈላመይትስ😘😘😘ምቅረተይ ሸልማ ያዳዋይ

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv4 ай бұрын

    ተጋሩዋይ የዋሃት ህዝቢ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu4 ай бұрын

    😂😂ያበደ ፕራንኪ ግን እታ ቀዳመይቲ ሰበይቲ ክቲልዉህ😢❤

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg78304 ай бұрын

    😅😅😅😅ቡኡኖት ዛቐደመይቲ ማማ ግን😢

  • @user-rs5wt6cu8k
    @user-rs5wt6cu8k4 ай бұрын

    ትግራዋይ የዋሀት እኮ ኢና ኩለን ክሽለማ አለወን❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @user-nu1my2ci1j
    @user-nu1my2ci1j4 ай бұрын

    ዋዉዉ ዛ ቀደመይቲ ክትሽለም ኣለዋ የዋህ ኣዶ ትግራይ❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ክብረተይ❤❤

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h4 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂ሰለሰተ ጊዜያ ሓርደያ ዛቃደመወይቲ ሓፍትና ትልውህ ህዘበይ የዋህ❤❤❤

  • @Haftom-w21
    @Haftom-w212 ай бұрын

    ዋው ይመችካ😍😍😍🙏

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube234 ай бұрын

    ንዝኣ ተታቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ደምሩኒ ፕልስ ከይቲሓልፉኒ ሓብርና ንዕበ ደቂ ዓደይ❤

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    4 ай бұрын

    እሽኒ🙏❤

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt89584 ай бұрын

    ዋይ ሳሓቅ ሞይተ😂😂😂❤

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi33354 ай бұрын

    አንደኛ አንደኛ ተዋሳይ እንተትኳዉን ቡደንቢ ምተዋፀልካ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc90544 ай бұрын

    ዋዉ ት/ቲ ዘለዎ ፕራንክ❤❤ እዩ ሳሓቅ ሞይተ 😂😂

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh11004 ай бұрын

    ገራሚ ፕራንክ እያ ቀፅለሉ ሓውኒ 🤲❤ኣብ ፕሮፈይለይ አተኹም ሳበክራይብ ግበሩልይ ተጋሩዋኒ ኣሕዋተይ🤲🤲❤❤❤

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme97054 ай бұрын

    Btami des ybl kexilo kemzy eu zedlyena .❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @NaibBrhane-hr7iv
    @NaibBrhane-hr7iv4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂 qexlo btami xbuq srahh❤❤😂😂😂😂😂

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy4 ай бұрын

    ዋይ ሳሓቅ ሞቱኩ ይመችካ❤❤

  • @user-py8tg9dc6s
    @user-py8tg9dc6s2 ай бұрын

    ይመችካ ያዳ ❤🎉🎉

  • @gualtigray7060
    @gualtigray70604 ай бұрын

    የዋህ ለባም ህዝበይ❤💛

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ክብረተይ❤❤

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha77164 ай бұрын

    ዋይ ያዳ መሕረር ሳሓቅ ኮ ቀትልካና 😂ኣሰይይ ዝህዝብና ግን ክንደይ ይልውህ❤😍😁

  • @AbrahamMehari55
    @AbrahamMehari554 ай бұрын

    ክክክ ኣነ ናይ'ዚ ወዲ ጥራይ'የ ፕራንክ ዝርኢ ዝስሕበንን!

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-mn1gu8ps1p
    @user-mn1gu8ps1p15 күн бұрын

    ኣረ ሃምዚ መዘናግዒ ሒዝኻልና ምፃእ ያዳ ሽኮር ኣብ ስደት ሰልችይና ኒኦ መዛናግዒ😂😂❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @hgf6568
    @hgf65684 ай бұрын

    ያዳ ይምችካ የኔ ቆንጆ

  • @BereketKidey-sj1km
    @BereketKidey-sj1km4 ай бұрын

    ዋይ ዘሰበይቲ ከሕዘናካ❤❤😂😂

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube124 ай бұрын

    መን ኣሎ ከም ኣዶ ሽሕ ዓመት ንበሪ ማሚተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-kj7yz7ol2o
    @user-kj7yz7ol2oКүн бұрын

    ዋይዋይ ኻብይ ቆስለ ወደይ ይሞችኻ ግን የኔ ውድድ❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @user-xc7cf6rz1d
    @user-xc7cf6rz1d3 ай бұрын

    አየ ያደ መሕረር 😍 ብዝኮነ ይሞቺካ😍

  • @user-zg9hk4oj5l
    @user-zg9hk4oj5l4 ай бұрын

    ደስክብል ፕራንክካ ዉይይይይ ቀፅለሉ ያዳየ😂😂😂

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32294 ай бұрын

    😮ብሓቂ ለማዓንቲ ስሓቅ ሞይተ እየ😂😂😂😂😂😂 ሰናይ ንዓኩም❤❤❤❤❤

  • @user-ju8ys9uc4h
    @user-ju8ys9uc4h4 ай бұрын

    ወይ መትኩ😁😁😁

  • @SalmSalm-oe9fx
    @SalmSalm-oe9fx4 ай бұрын

    ያዳ መሕረር ❤❤❤❤

  • @axum-tube4259
    @axum-tube42594 ай бұрын

    ymecka creative man !

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @richochewa1640
    @richochewa16402 ай бұрын

    ሸኮረይ 😂😂😂😂😂

  • @tigraweyti661
    @tigraweyti6614 ай бұрын

    ትፍለ ኢኻ ብሓቂ ❤😂😂

  • @user-kn1lu8lv1x
    @user-kn1lu8lv1x4 ай бұрын

    አረ ይሞኻ❤

  • @selamburuk
    @selamburuk4 ай бұрын

    ብሓቂ እየ ዝብለካ ያዳ ሓወይ ህዝብና ኣይኮነን ዶ ንናቱ ንናይ እማቱ ከማን ለዋህ እዩ❤🙏 ያዳ ሓወይ ግን ሓንቲ ቢድዮ ሰሪሕካ ነቶም አብ ሳዉዲ አረብ ዘለዉ እሱራት ድምጺ ዘይትኮኖም እንታይ ኮይንካ ከምቲ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ክግበሩልና ኢልኩም ንገብረልኩም ዘለና ተከታተልትኩም ተክብሩ እንተ ደኣ ኮይንኩም ንስለ መናእስይ ኢልኩም ድምጺ ስደተኛታት ዘይኮኑልና😢🙏

  • @yadaprank

    @yadaprank

    4 ай бұрын

    Mulue information habeni dmtsi kkonom

  • @selamburuk

    @selamburuk

    4 ай бұрын

    @@yadaprank ሙሉእ እንፈርመሽኝ ደኣ እሞ FB ኣይትጥቀምን ድካ ኮይንካ ያዳ ሓወይ ብዝኮነ ሓጻር መልእክቲ እያ እኮ ነይራ እቲ ዘለዉዎ ኩነታት ብቢድዮ መለአኩልካ ግን በዚ ምልአክ ኣይከአልን ስለ ዝኮነ እየ እና መሰንጀር እንተለካ ንገረኒ እቲ ዋና መልእክቲ ግን አብ ሳዉዲ እስርቤት ዝርከቡ ኢ/ያ አሕዋትና ይሞቱን ይሓሙን አለዉ አብ ዉሽጢ ስቃይ ስለ ዘለዉ ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ድምጺ ኩኑልና እያ እታ ናተይ ሓጻር መልእክቲ።

  • @Betsi2222
    @Betsi22224 ай бұрын

    😂😂😂Yada

  • @zufanTube-wc7mc
    @zufanTube-wc7mc4 ай бұрын

    ኣይ መሕረር ዝኽንኻ ወድ መይት ብሳሓቅ ይመችኹመ🥰🥰🥰🥰🤗😁

  • @user-rm3ut2rb3j
    @user-rm3ut2rb3j4 ай бұрын

    ብጣዕም ደስ ትውሉ እኹም ተጋሩዋይ ቀጽልሉ❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @Chereka203
    @Chereka2034 ай бұрын

    👍በጣም ደስይላል 😂❤ቀጥሉበት

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @user-ul6tx5ob3k
    @user-ul6tx5ob3k4 ай бұрын

    ያዳየ ምንጪ ስሓቅና😂❤❤

  • @furti5987
    @furti59874 ай бұрын

    Kakakkkkkkkk aytsan wedey ❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-lh6vc4hh8t
    @user-lh6vc4hh8t4 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂እዋይ አታ ማሕረርርርር ፕራንክ አናበልኻ ዛሳዓምኒ ግን 👊👊👊😉😉😉😉😄😄😄😀😀😀😂😂😂😂😂

  • @user-ny9nj7ie2e
    @user-ny9nj7ie2e4 ай бұрын

    Bonita Bonita Hatley mayita😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @sarahabashi4167
    @sarahabashi41674 ай бұрын

    ያዳ ምንጪ ስሓቅና ❤❤❤

  • @amsterdam1497
    @amsterdam14974 ай бұрын

    😂😂😂 mashalah des ktbleni habibi

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤❤

  • @user-ku7ur2mh6u
    @user-ku7ur2mh6u3 ай бұрын

    Nice

  • @Almi589
    @Almi5894 ай бұрын

    በጃካ ንዛ ናይ መጀመርያ ሓፍትና ህያብ ይግብኣ እዩ

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh19234 ай бұрын

    ዋይ ሳሓቅ ሞይተ🤣🤣🤣

  • @user-jb9jo4di3f
    @user-jb9jo4di3f4 ай бұрын

    ያዳ መሕረር❤😂

  • @TEzEkARl
    @TEzEkARl4 ай бұрын

    ያዱ መሕረር😂😂

  • @samrawitstegay5376
    @samrawitstegay53764 ай бұрын

    ያዳ ምርጥ ፕራንክ

  • @user-kd1rb5gp5p
    @user-kd1rb5gp5p2 ай бұрын

    😅😅😅😅😅😅 ዋየ ያዳ ነብስኻ ኣይመሓርይ

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou4 ай бұрын

    ምንጭ ስሓቐይ ያዳዋይ ኩሉ ግዜ ስደደልና

  • @shahjaja9035
    @shahjaja90354 ай бұрын

    የቀንየልና🎉ሞይተ እየ ሳሓቅ🤣🤣🤣🤣

  • @user-mp8td1rq4v
    @user-mp8td1rq4v4 ай бұрын

    ያዳ መሕረር😂😂😊

  • @user-kq2me9uy9k
    @user-kq2me9uy9kАй бұрын

    ዋወወ

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb4 ай бұрын

    ብምስዓም ወዲኣትካ ያዳ ፅሩይ

  • @user-fm6xd5ol2b
    @user-fm6xd5ol2bАй бұрын

    ዉይ ሰሓቅ ሞይተ😂😂😂😂❤

  • @MhretTades
    @MhretTades4 ай бұрын

    ዋይ ሞይተ 😅😅

  • @vdhvcdgv-fu5yv
    @vdhvcdgv-fu5yv4 ай бұрын

    ጀማሪት ባዕለይ

  • @TsgeAlem
    @TsgeAlemАй бұрын

    ማርያምን ሰሓቐይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ያዳ መሕረር😂😂

  • @Mm-xq8vk
    @Mm-xq8vk4 ай бұрын

    ዋይ መሕረር ዝክንካ ወዲ😅😅😅😅

  • @kidan5256
    @kidan52564 ай бұрын

    🤭🤭🤭🤣🤣🤣🤣😂😂😂ሽንቲ ኣሎ ድዩያ ጉድ ሓደ ድቃላ ሻዕብያ ኣሎ ኣብ ሚድያ ናመፀ ይርብሸና ሽንቲ ሽናለይ ናበለ ንሕና ብሎክ ንብሎ ኣካውንቲ ናቃየረ ይመፀና 🙈🙈🙈

  • @Hareg675

    @Hareg675

    4 ай бұрын

    ኪዱየ ሰላም ዲኺ👋👋👋 ይገርመኪ ዙ ሓሳድ ሪአዮ ነወዳት ከይተረፈ ኢሉዎም መሕፈሪ😂😂😂🙈🙈

  • @kubromkahase6741
    @kubromkahase6741Ай бұрын

    😂😂😂😂😂moyte

  • @Sari.zerayy
    @Sari.zerayy4 ай бұрын

    I can't 😭😭😂😂

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23174 ай бұрын

    እዋይ😂😂

  • @user-ej3bz6ke6m
    @user-ej3bz6ke6m4 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @REEMDAWIT
    @REEMDAWIT4 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጎበዝ ቐጽለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤❤

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7c4 ай бұрын

    ዋይ ሞትኩ 😂😂😂😂

  • @destagood1479
    @destagood14794 ай бұрын

    መሕረር ዝኸንኻ ቆልዓ😁😁💚💚

  • @warkialam4326
    @warkialam43264 ай бұрын

    እዉይ መቅሰን ሰብ😂😂😂

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb4 ай бұрын

    ኣየ ያዳ ሽኮር ይመቸካ ወድዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h4 ай бұрын

    ያዳ መሐረር😂😂😂

  • @user-id1fe5cn4g
    @user-id1fe5cn4g3 ай бұрын

    ❤❤

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr4 ай бұрын

    kulu seb sle zfelteka ketedanagrom Aytkln Eka

  • @AseTeklberhan

    @AseTeklberhan

    4 ай бұрын

    ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤

  • @user-mp2vj1vv4g
    @user-mp2vj1vv4g4 ай бұрын

    ሓጉሻ ሓላል ሰብ❤

  • @Haya-wo6xz
    @Haya-wo6xz4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @MeriMeridian
    @MeriMeridian3 ай бұрын

    Nay bhaki mebed eyu yada

  • @user-ex1gd5cf1q
    @user-ex1gd5cf1q4 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @NahomBirhane-zd3vg
    @NahomBirhane-zd3vgАй бұрын

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @BurhanBurhan2-cs6vx
    @BurhanBurhan2-cs6vx4 ай бұрын

    ያዳ መሕረር

Келесі