ድምፃዊት ኤልሳ ወ/ጀወርግስ ፕራንክ ተገይራ Elsa w/gergis prank
#recommanded #prank #yadaprank
ዘይሓልፍ ነገር የለን ሞ ንደቃይቅ ሓሳባትኩም ገዲፍኩም ክትዘናጉዑልና ንደሊ::
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
please share ,like and subscribe.
@gereemunentertainment
@neshnesh_show
@DimtsiWeyaneTV
@LazaRecords
@ATAMediaProduction
@LihamMelody
@maggyshow
@eri-tv
@zomaychannel
@DadiMami
@HDMONANEBARIT
@StarEntertainmentEthioEri
@meadimedia
@zaramedianetwork
@tefetawitalkshow
@Gedli_plus
@Gereemunmedia
@EriOneTouchEntertainment
ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera
Пікірлер: 396
ኣብ ቀልዲ ብማርያም ኣይትበል ኤልሳየይ ጅግና ዋዕሮ
እቲ እትገብሮ ፕራንክ ደስ ብሀሊይ እዮ ግን ፈጣሪ ብከንቱ አይተልዕሎ አብዛ ናይ ሕጂ ጥራሕ ክንደይ ግዜ ማርያምን ኢልኻ እና አብኣ አስተካኽላ
@belayraya1290
Жыл бұрын
ትክክል እቲ ፕራንክ ለ ላዘአ የብሉይ ፋርነት የብዝሐሎ
@AbiAbiHadgu
2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
ስራሕካ ብጣዕሚ ሓሪፍ መዘናግዒ እዩ ሓደነገር ክብለካ ግን በጃካ ማሕላካ ሹም ናይ እግዚኣቢሔር ብከንቱ ኣይተልዕሎ ኩሉ ጊዜ ይሪአካ እየ ብመላእክቲ ቀልዲ ደስ ኣይብልን ቡሮ❤❤❤
@EmiyKifle-um7cg
9 ай бұрын
💋❤️❤️♥️
ኢልሳይ ጅግና ዋዕሮና ኣብሊፀ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@universityabraha8030
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ወዶቦ ማዓረይ እካ ሪአዮ ክሓልፍ ብዙካምራ😊♥️ ፅቡቅ ስራሕዩ ያዳሓወይለ ♥️♥️
ብፃይነት ይሞችኩም ተጋሩዋይ❤❤
ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመቸኩም❤❤❤❤
ኢልሰይ ጀግና ዋዕሮና ኣብሊፀ እየ ልፈትየኪ 😘❤️
አልስ ❤❤ጅግና ዋዕሮና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኩም ፈጣር ተጋሩዋይ ፅርያተይ❤❤❤
ወዲ ዓደይ ምስ ይቅርታ ኣብ ፀወታ ብቅዱሳን ብስም ኣምላኽ ኣይትምሓል ዛሓወይ❤
ኤልሳዋይ ዋዕሮ ጅግና ናትና ❤💛❤💛❤💛ያዳ ግን ትኽእለሉ😂😁
ኣብ ገዛኮ ኤልሳ ኢሎም እዮም ዝፅውዑኒ ያ😂😂😂😂😂
@user-hu2eo8iw3s
Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@peacetotheworld8226
10 ай бұрын
😂😂😂😂😂
❤❤❤❤ግን አሰተካክል ዛሓወይ ሰም እግዘሐአብሔር ብኮንቱ አይተልዕል ፀወታ ቀልዲ ሰለ ዝኮነ
ተጋሩዋይ ፅሩያት ይመችኹም እስኪ🙏❤💛
ደቂ ዓደይ ፅሩያት አስከ ይመችኩም❤❤❤
አታ ቆልዓ ሐደ መዓልቲ ግን ክቀትሉካ እዮም 😂 እዛ ፕራንክ እዚኣ እንድዒ ፈሪሐልካ
@user-yd7er8fu7o
Жыл бұрын
እንድዕሉ ግዲ ባፍ ከብልዎ እዮም😂😂😂
@AbiAbiHadgu
2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
ኤልሳዋይ ጅግና ዋዓሮና ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅርተይ❤❤
እደስ ብሃልቲ ደቂ ዓደይ 🧡
አረ ያዳ ብሰሓቅ ከይትቀትለና 😂😂ኤልሳ ጅግና ብሓቂ ርግዕ ዝበለት እያ🙏
ኣጥፋኣያ እካእዩ ክብሎ ጸኒሑ እንተ በላስ መብቱ እንድዩ ኣቤት ልቦና መሰል ሰብ ቡጉቡእ ምርዳእ ጹቡቕ እዩ ኤልሱ ዋዕሮ 😍😍😍😍
ፕርንክ ሲ ያዳ ጥራሕ ኢካ ትክእላ ብስሩ ሕፅር ዝበለትን ዝመቀረትን ዋው 🤣😅
ኤልሳየ ዝፈትወኪ ጀግና ዋዕሮና ሰላምኪ ይብዛሕ🙏❤❤❤😍😍😍
ተጋሩዋኒ ሽኮራታት ይመችክም❤❤❤❤
ያዳየ ብሉፅ ቀፅለሉ ከምዚ ዓይነት መስሓቂ ግን ጥንቅቅ በል ኢኻ👌ሓደ ሓራቅ ከይረኽበካ😁😄
ያዳ ማሕላ ኣይትማሓል እሺ ብዝተረፍ ይመችኹም❤❤❤
ዋውውው አሌሳ ሽኮርር ተረኪባ😍❤
ተጋሩ💛♥️✊ ያዳዋይ🤣🤣🤣
ኤልሳ ፅሪቲ❤❤
ኤሉ ፅሪቲ💓 ጅግና ዋዕሮና
@ndjs6045
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
ተጋሩዋኒ❤💛 ፁሩያት😊
ተጋሩዋኒ ፅሩያት🥰🥰
ክኽክክክክ አዋይ ሞይተ ድየ ገለ ኣብ ገዛ እልሳ ኢሎም አዮም ዝጽውዑኒ ያኢ ክክክክ ናይዚ ወዲ ፕራንክ ማራ አዩ ኬፍ ዝህበኒ ቀጽሎ my brother ክክክክ ኤልሳ ሽኮር ምስክነይቲ ❤️❤️❤️❤️🥰🥰
ሰላም ያዳየ ማዓረይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ስራሕትኻ እዉን ፅቡቅ እዩ ግን ብኩንቱ ሰም ፈጣሪ ኣይተልዓል ማዓረይ ማርያምን ማርያምን ማርያምን እንበልኻ ትምሕልለኻ
ዤዛኤልሳ ሽኮር ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤
ኤልሰ ጅግና ዋዕሮና ያዳ መሕረር ይመችይኹም ተጋሩዋ ❤❤❤❤❤
ኤሉ ብልፂት ❤❤❤❤❤❤❤❤ዋዕሮና ጉብአ ብዝግባአ ዘተዋፂኤት
ያዳየ ዞም ኣብኡ ዘለዉ ሰብኣይ ኣሕዚኖምኒ ዳግማይ ተረኺብካዮም ደሃይ ግበር😢😢😢😢
@user-hk9mo4vm7j
Жыл бұрын
ይልሙኑ ዱዩም ዝለው ክጭኩኑ ዋላ ከለ ኤልሳኣ ክንድዝኣ ኣይረእየቶን ጭካናት😢❤😳😡
@user-yh3yd7wo8u
Жыл бұрын
@@user-hk9mo4vm7j እወ ጓለይ ክጭክኑ በእዉነት ዓይነይማ ምስኦም ዉዒላ ቅድመኹም ኣየዋኒ😢😢😢
@user-js9nf4uf9y
11 ай бұрын
ዝልሙኑ ኣይመሰለንን ሓፍተይ❤❤❤
Be strong amazing.
ኤልሳዋይ ዋዕሮ ጅግና ናትና❤❤❤❤ያዳዋይ ትክእለሉ ምንጪ ሳሓቀይ😉😁😁😘😘😘😘😘
ተጋሩዋይ ኩሉ የጥዕመልኩም🥰🥰🥰🙏
ጎበዛት ብሓቂ
Yada ane eritrawi ye gn natka prank mara kef zhbeni kexlo ❤😅
ዋው ያዳ ኣይተኻእልካን
ዋይ ያዳ መሕረር😂ዋላ ፈጣሪ ይወደንያ 😂 ኤልሳየይ ሽኮር ትዕግስተኛ ደቂ ትግራይ ሓላላት❤
ይመቸኩም ተጋሩዋይ❤😘💊🙏
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ያዳዋይ ኤልሳ ጅግና ዋዕሮ ❤❤❤❤
ኤልሳ የኔ ጅግና ምቅሪቲ ፍጥረት❤❤❤
ቅልነት ያዳ ከማይዶ የስሕቀኩም ትክእለሉ 😂😂
I love you so much my people ...ka huala legalagelu yamatute ljoche betame adenakuachew ... Absolutely respect ❤❤❤😂
ብፃይነት ከቢድ እዩ ኤልስየ ጅግና❤😘
ኤልሳ ዋዕሮ ንዒ ሩሩ ክፈትዋ ይመችኩም ተጋሩዋይ❤❤
ብፃይነይ ይምችኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤
ኤልሳየ ዋዕሮና ክፈትወክ ጥዑምቲ ድምፂ❤❤❤
ማረያምን ኣይትበል ዓንዛረ
My Fouvarite Elsiye Great Job ❤❤❤❤❤
Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. ✝️🙏🌿❤️🕊️
ደቂ ሪመይ ሓላላት ይመችኩም ❤️ ቀዳመይቲ ባዕለይ 😉
Am happy to see her.❤ thanks 👍
ተጋሩ ጽሩያት
ኤልሳ ዋዕሮና 😘 ተጋሩዋይ ፅሩያት
ያ ኖርማል እዩ እኮ ኢላ ኤልሱ ሽኮር❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️tegaruway😀
ተጋሩዋይይ❤❤❤
ያዳ ሽኮርርርርር ፕራንክ ናገበርካ ወዲእካዮምኮ ኣጆካ ቀፅለሉ ኤልሳ ማርርርር❤❤❤❤😂
ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ንፈትየኩም ኢና ቀፅልሉ ቀፅልሉ❤️❤️👍👍👍👍👍
ናይ እግዛብሄር ስም ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ያዳዋ እግዛብሄር ፍራሕ ስቅ ኢልካ ኣይትምሓል
Harif srah❤
ኤልሳዋይ😁💚💚
ያዳዋይ ብጣዕሚ ጎቢዝካ ቀጽለሉ ኣብዙ ቀረባ እዋን ክመጽእ እየ ካብ 🇨🇦 ሽዑ ምሳይ ኮይንካ ንስድራይ ፕራንክ ትገብሮም ኢካ🎉
@yadaprank
Жыл бұрын
Pis 😊
❤❤❤❤❤ጎበዛት ኢኹም ብጠዕሚ ካብ ናይኻልኦት ዝበለፀ እዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤😊😊😊
ኤልሳይ ❤ተጋሩዋይ♥️⭐️😍
ኣብ ቀልዲ ማርያምን ኣይትበል ማዓረይ ብዝኾነ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤
ያዳ ማሕረር እምወድክ ነገርስ ሷ👊🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኤልሳዋይ ዋዕሮና💞💞💞❤❤❤🥰🥰🥰🥰ይፈትየኩም እየ
ተጋሩዋኒ ሸኮራታት ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኤልሳ ድምጺ አዴታታ ፈዳይት ሕነ❤❤❤
ኤልሳየይ ዛጓል ሓትነይ ማዓረይ🥰💋
ደቂ ዓደይ ጀጋኑ❤️
ኤልሳ ኢሎም እዮም ዝፅዉዕኒ ያ😂ዓጢነ ዝኾንካ ወዲ ለለ ይፈትወካ እየ❤❤😂
ዎዓሮ💛💖💪
ኤልሳየይ ዋዕሮ ሑቁፍ ይብላ ኣሎ ስ ማራ ደኒጊጻ🤣🥰 ተጋሩዋኒ ጹሩያት🥰🥰
مشالله
Wowwwww
Elsaye shkor ymechki ❤❤❤
ዋየየየየ ኤልሳ እዮም ልብሉኒ ገዛያ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ፕራንክካስ ሓሪፍ እዩዋ ብቀልዲ ማርያምን ኣይትበል❤
ፅቡቃተይ💊💊💊💊💊
ኤልሳዋይ😂
ምቅርት ኤልስዋይ መዓረይ ❤❤
ኤልሳ ጅግና ዋዕሮ❤❤❤
ያዳየ ትኽእለሉ😂 የልሳየ❤💛
ያዳ ኣይተካኣልካን 😂😂😂😂
eilaye mkrti waerona shaka ba des kbleka💋💓,yadaway tsruy🤎
ኤልሳየይ ጓል ዓደይ 💗♥🌹
ኣምሓርኛ ካ ኣይባሓልዋ ነውሪ
@yadaprank
Жыл бұрын
ከናድዳ ደልዬ እዩ 😂
ይመችኹም ጀጋነና❤❤❤❤❤
ይመችኩም❤❤❤
😂ኣታ ረኣይለይ😂♥
ብህወተይ ኣነ ሃምዝ ናዝ ቆልዓ እዝ ዳስሕቀን የለይ😂😂😂
ኤልሳ ሽኮር ዝፈትዋ❤❤❤❤
ዓው ኢሉ ይሕሹ ሎ ኢለ።ኣይ ኤልሳ ክክክክክ ተመችያትኒ።