ንጠንቀቅ እሕዋተይ ንዕራብ ፎቶ ኣነልዕል ሕማቅ ኣጋጣሚ ናይ ሰብኣያን ደቃን ኣብ ጀዋል ሰራሕተኛኣ ስለ ዝረከበቶ ጀዋላ መንጢላ ኣብ ቁርፊ ዓፅያታ እንያ🥺🥺

Пікірлер: 193

  • @AbebaUae-if6be
    @AbebaUae-if6be2 ай бұрын

    ንሲክን ትገዳ ንምንታይ ትቀሪፃ እሞ ከአ ሲዑዲ ከብድ እዩ አነ 6 ዓመት ገይረ ምንም የለን እግዚአብሔር ይመሰገን

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md2 ай бұрын

    ብሓቂ ፅብቅቲ ምኽሪ እያ ዝሓፍተይ ንሓፍትና ክዓ እመብርሃን ምስአ ትኹን 🤲🤲🥺

  • @MartaDebru-xs5ev
    @MartaDebru-xs5ev2 ай бұрын

    ዋይ ታይ እዮም እዚኦምከ ዓዶም ፍቶ ምልዓልስ ዝኹሉ ገበን ይቆፅርዎ

  • @HiwiHiwi-rf8lh
    @HiwiHiwi-rf8lh5 ай бұрын

    ብሓቂ ሂውየ ብዘይምፍላጥ ብዙሕ እዩ ዘጋጥም😢

  • @user-jp4ef8qo8p
    @user-jp4ef8qo8p2 ай бұрын

    ናተየይስ ዋላ ባዕላ ትቀርፀኒ እያ ዒድ ክኮን ከሎ ትቀርፀኒ ምስ ደቃ❤❤❤

  • @user-gl2en5bi1r

    @user-gl2en5bi1r

    2 ай бұрын

    awe hade hade tuuyat ayen

  • @Merhawityoutube
    @Merhawityoutube5 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ሄዋንየ ንጠንቅቅ❤😢

  • @user-jb9ht7ck1y
    @user-jb9ht7ck1y2 ай бұрын

    ናይብሓቂ ሕማቅ ኣጋጣሚ ዘሕዝን እዩ ንጠንቀቅ ኣሕዋተይ በይዛካትን🍃🙏

  • @AdmanAa-v1h
    @AdmanAa-v1h19 күн бұрын

    ብሓቂ ፅብቅቲ ምክሪ እያ

  • @user-du3uj9go1m
    @user-du3uj9go1m2 ай бұрын

    ቃፅልሉ ዛሓፍተይ ካማኪ ዝበለ የብዘሕልና ፅርተይ❤😍

  • @sususeltetube
    @sususeltetube5 ай бұрын

    ሰለም ሰለም ሰለምሽ ብዝት ይበል ሄዋንዬዬዬዬ ሰለም ለሀገረችን ኢትዮ ማሬ አረፍ ቆይታ ነበር❤❤🙏🙏🙏

  • @RozaRoza-jr1pl
    @RozaRoza-jr1pl19 күн бұрын

    እዛብሄር ምሳኪ ይኩን ሓፍተይ ❣️ ናዓይ ለባ ኣውፅክኒምስግናይ ክጎልፆ ኣይክእልን ምቅርተይ ❤️

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    19 күн бұрын

    ምስገናኪ ይብዛሕ ምቅርተይ❤❤

  • @sirgutreta
    @sirgutreta4 ай бұрын

    ሄሉዬ ኡኑኳኑ ደህና መጣሽ ቨዲዬ እንደበፊቱ እየሰሪሽ አይመሱለኝም በሩቺ እህቱ

  • @MesiTube648
    @MesiTube6485 ай бұрын

    ሂዌዬ መዓረይ በርቲዐ ዛናተይ 😍😍

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z2 ай бұрын

    ወይ እንያካ ኣጋጣሚ ወይ ሓፍተይ በቀሊል ይግበረላ አምላክ.

  • @Desta-wn8wi
    @Desta-wn8wi5 ай бұрын

    ብሓቂ ጓልነይ ንጠንቅቅ ኣሕዋተይ።❤❤❤❤

  • @user-tj4jy4eb2i
    @user-tj4jy4eb2iАй бұрын

    ትክክል ኢኪ ዝሓፍተይ ንጠንቀቅ ኣታ ኣሕዋተይ ታይ ታሪክ አለዎም ዞም ዓዲዚኦም ንቀርፆም ልቅረፁ ላሃለውና ሰራሕቲ ታሪክ ደቂ ዓድና ኣሕዋትና ለምፀአና ለይንገብር

  • @TamratTube67
    @TamratTube672 ай бұрын

    ተጋርዋይብስም ወላዲትኩም ደምሩኒ ኣሕዋተይ መዓረይ ጀማሪት እየ ዋ ❤

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እሺኒ

  • @mmn5167
    @mmn51672 ай бұрын

    ሓዳሽ እየ ንብትኪ ❤❤❤ ፅቡቅ መላኣክቲ እዩ እነ እቱቭ ኣካፋፍታ ባ ኣርይና ቭዲዮ ሰርሕኪ ሸር በልልና ሂውየ❤❤❤❤

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኪ ማዓረይ እሺኒ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክስርሕየ❤❤

  • @eyerutsegay7278
    @eyerutsegay72785 ай бұрын

    የቐንየልና ሂዊ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @user-qq1go1kf7l
    @user-qq1go1kf7l5 ай бұрын

    ሂዊንየ ናተይ እንኳዕ ሰላም መፃኺ ክብረተይ በጣዕም ጠንቃቀ ይደልይ እዩ ዓረብ ኣይእሚኒ❤❤❤❤❤

  • @hnld5888
    @hnld58885 ай бұрын

    ብሓቂ ህዊ ሓፍተይ ጥንቃቐ ግበራ

  • @HshJbdj
    @HshJbdj11 күн бұрын

    ትክክል መዓረይ

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs2 ай бұрын

    እወይይይይይይሓፍተይ ማዓረይ አወ የጋጥም እዩ አብ ሓደ ሓደ አይሳአንንንን እዩ አነስ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ፎቶስ የብለይን ዝበልዑዎ ነገር ግን ፀገም የብሉን ንሳውን ትሪአኒ እያ እናቀረፅኩ እና የቀንየልና ዶሞ❤❤❤❤

  • @Heraney
    @Heraney5 ай бұрын

    ሂዋነይ ቀጽልሉ ምቅርቲ ❤️❤️💐

  • @HagosHailu-zp8cl
    @HagosHailu-zp8cl2 ай бұрын

    ተጠንቀቓ ኣሕዋተይ ሓድሽ ጀመረ እየ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ

  • @Merimeri-1619

    @Merimeri-1619

    2 ай бұрын

    ደምረኒ ገረልካ ኣለኩ

  • @user-lr7lh1nj3j
    @user-lr7lh1nj3j2 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ሕሚቅ ኣጋጣሚ ወሕዝን እዩ ንጠንቀቅ ኣሕዋተይ😥😥🤲🤲

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbeyАй бұрын

    ስላም ስላም ከምይ አለኪ ሂዋንይ ውይ ተይ ጉድ ገለይ😢😢አነ እጥዚብሔር ይመስገን ምንም ፍቶ አልዐለዮም አይፍልጥን🌺🌺🌺🌺🌺

  • @TamratTube67
    @TamratTube672 ай бұрын

    ሂዊየይ ደምርኒ መዓረይ❤

  • @sabemaryoutube2367
    @sabemaryoutube23675 ай бұрын

    ሰለም ሰለም ህውየ እካዕ ብሰለም መፃክይ ክብረተይ 🙏🙏🙏😍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌😍😍😍😍❤ሙሉእ ርእ ደምረክኔእኩ

  • @Pfju-eq5kh
    @Pfju-eq5kh2 ай бұрын

    እወ ሓቅኪ ሄዋነይ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤

  • @brhinayoutube308
    @brhinayoutube3085 ай бұрын

    ሃቅኪ ሂዋነይ❤❤😘

  • @user-xs3mv7ry6u
    @user-xs3mv7ry6u2 ай бұрын

    ማዓረይ እታ መሕብኢት ፎቶ ኣርእይና ❤❤❤

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እሺኒ ክሰርሕየ ዛበይተይ❤

  • @munatube-qt3lz
    @munatube-qt3lz5 ай бұрын

    ህዋነይ❤❤❤

  • @leiltyteklay2649
    @leiltyteklay26492 ай бұрын

    ቀጽልሉ. ምቅርቲይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-dl3xy2pr7j
    @user-dl3xy2pr7j2 ай бұрын

    ሂዊ ዓይነይ🤗❤💙

  • @aklilnews
    @aklilnews5 ай бұрын

    ሄዋንዬ ሸዊተይ

  • @user-do1kv4lp1w
    @user-do1kv4lp1w2 ай бұрын

    አይይይ ፈጣረ ይምሕረ🙏🙏🙏

  • @GonyMan
    @GonyManАй бұрын

    ማዓኮርኺን ዘይተቀመጠ እግርኺን ትዝርግሓ

  • @user-xn3er7xg3p
    @user-xn3er7xg3p2 ай бұрын

    እቲ መልእኽትን እቲ ትምህርትን ፅቡቅ እዩ ግንሲ ክብርቲ ሓፍትና ካብ ንዳሕራይ እውን እንታይ ከምዝገበረታ ከምፀልኩም እየ ምባል ንኽትወፅእ ምፅላይ እዩ ብዓሞኺ ድዩ ብኻሊእ ንኽተውፅያ ክትፅዕሪ ኣለኪ እንበር ካሊእ ናታ ክተምፅልና ኣይንደልን

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እሺ ዝያዳይ ጊዜ ስለ ዝሳኣንኩየ ይቅርታ ሕጂ ክለቆየ👏❤

  • @salamxx7746
    @salamxx77462 ай бұрын

    ፅቡቅ ሓሳብ ኢኪ ኣቅሪብክልና ግን ዳሃይ ናይታ ቆልዓ ብቅልጡፍ ክትገብሪ ይግበአኪ ወይ ክዓ ከድኪ ንዓኣ ረኪብኪ ሓዳሽ ኬይና ምንም ዘይትፈልጥ ኢልኪ ኣናግፍያ ባዕልኪ ምስታ ዓረብ ተራዳድኢ ሶሪ ኢልኪ ሰብ ኣበይ ይረክቦ ኣይብሃልን እዩ ንስክዉን ሓፍታ ኢኪ እተን ዝሰደዳኣ ጥራሕ ኣይኮናን ተጋግየን ኣበይ ኣላ ኢልኪ ዳሃይ ሕተቲ እፍፍ እግዚኣብሄር ይሓልዋ 👏ሐጅዉን ንሳ ዓረብ ዘይትክእል ተኼና ብምንም ክትራደዶኦም ኣይተክእልን ባዕልኪ ኬድኪ ኣረድእዮም🥺

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    ይቅርታ ዛሓፍተይ ሓቅኪ ኢኪ ስለ ዘይጣዓመኒየ ሕጂ ግን ለቂቀዮ ኣለኩ ኣቲኪ ስምዕዮ ዝያዳይ

  • @Hdya-chanel
    @Hdya-chanel5 ай бұрын

    ሰላም ላቺ ሰላም ለሁላችን ሰላም ፍቅር ለናትሀገራችን ኢትዮጵያ ፈጣሪ ያግዝሽ

  • @user-ju8ys9uc4h
    @user-ju8ys9uc4h2 ай бұрын

    ናተይስ ፎቶ ኣውፅእዮም እንበለት መንከረይ ተብለዓኒ ስደድለይ ትብለኒ ዋ 😳

  • @Meraah-tq3yz
    @Meraah-tq3yz2 ай бұрын

    ትምህርትኪ ጎቦዝ ግን ዘረባ ኣይትግተቲ ኣይትደጋግሚ ስልት ስልጥ በሊ ❤❤❤❤

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እሺ የቀንነለይ ማዓረይ ናሓፈርኩ እየኾ😒❤

  • @user-ji6ss1cz9m
    @user-ji6ss1cz9m5 ай бұрын

    ሰለም ሰለም ሰለም አህለን እንኳን በደነ መጠሽ በጠም አሪፍ ቆይታ ነበር በርቺል ነጋ መልሺልኝ ???👍👍👍👈🙏🙏🙏

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649Ай бұрын

    ሰባኣዉነት ተልኪ በጃኪ ነታ ዓሞኣ ኣረዲእያ ኣይትፈልጠን ሓዳሸ እያ ምንም ኣይትፈልጠን ናይ ዚዓዲ በልያ በጃኪ😢 ወይ ስልካ ስደደድለይ ከረዶኣ🥺

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    Ай бұрын

    ኣረዲአያየ ማዓረይ ስለ ተገዳስነትኪ የቀንየለይ❤

  • @user-mz5ir5kj6c
    @user-mz5ir5kj6c4 ай бұрын

    ሄዋነይ የኔ ለባም❤❤❤❤❤❤

  • @abimedia8554
    @abimedia85543 ай бұрын

    ሰላም ጤና ይስጥልኝ ቤተሰብ መጣን ሰብ ላይክ

  • @Alem1214
    @Alem12145 ай бұрын

    ብሓቅ ጥንቃቄ የድልይ እዩ ለምፍላጥ እውን ከብድ እዩ😢😢

  • @user-bx9hv7hw7m
    @user-bx9hv7hw7mАй бұрын

    አነ ዋላ አነሄኒ😢😢

  • @TsuDud6
    @TsuDud6Ай бұрын

    ብሓቂ ትክክል እዩ ግን ሰለምንታይ ዘይምልከተና ሰብ ፎቶ ንዉፂእ

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    Ай бұрын

    ዘይጋገ ሰብ የለን ሓላለይ ናተጋገና❤👏

  • @user-lp3ue4pk4m
    @user-lp3ue4pk4m5 ай бұрын

    ሂዊተይ ምቅርተይ

  • @2-nl9dw
    @2-nl9dw5 ай бұрын

    ሰላምሽ ይብዛ ውዷ በርችልኝ🥰🥰❤❤

  • @shygbfibfbg6953
    @shygbfibfbg69532 ай бұрын

    ፅቡቅ ምክሪ እዩ ሓፍተይ👌

  • @salakiembermaryamey5386
    @salakiembermaryamey53865 ай бұрын

    ስላም ስላም ሄዋን ሓፍተይ ክመይ ኣለኪ እሺ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር የክብረልና ክንጥንቀቅ ኣምላክ ይሓግዘና ግን አነስ ሄዋንሲ ብጣዕሚ መንፍሳዊት ሰብ እያ እዮም ዝብሉኒ እና ቡዙሕ ግዜ ተንመንፈሳውያን ኣሕዋት ዝብሃላሲ ነፀላ ገይረን ገለ እየ ዝሪኤን መጀመርታውን ትገብሪ ነይሪኪ ንምንታይ ብኡ ዘይ ቀፀልኪያ እየ ክብለኪ ይደሊ? ስለ ምክርኪ የቀንየልና ንሓፍትና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ መዋፅኦ ይሃባ

  • @user-ri7zx6dy5o

    @user-ri7zx6dy5o

    5 ай бұрын

    ስለ ምክርኪ ፅቢቅዪ ኣነ ኻ የፈለጠክን ክን ካዓ ኣብታ ፁሑፍኪ ሕቶ ኣላትኒ መንፈሳዊት ክትባሃልስ ፃዕዳ ነፀላ ተገይርካ ድዩስ ወይ ፅቡቅ ስራሕ መንፈሳዊ ስራሕ ተሰሪሕካ ግን ይቅርታ

  • @user-ri7zx6dy5o

    @user-ri7zx6dy5o

    5 ай бұрын

    ቱ ምክሪ ኾ ንሄዋን ተኾነ ግን ንዓይውን ትምልከተኒ ስለ ዝኾነት እየ ሓቲተኪ🌿

  • @hawawussen
    @hawawussen5 ай бұрын

    ሰላምሰምእንኮደህመጣሺየኔውዳ❤❤❤

  • @user-jv2fz7rp1k
    @user-jv2fz7rp1k2 ай бұрын

    ብሓቅ ዝሀፍተይ ናይ መህብኢ ፎቶ አፕ ሊከሽን ሀብርና ምቅርተይ❤❤

  • @AwlsaHadush
    @AwlsaHadush2 ай бұрын

    እሺ ሓላለይ የቀንየልና❤❤❤❤

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit60352 ай бұрын

    ዋይ አነስ ኣነ የውፀአን ባዕለን ብጀዋለይ ይወፃ ኩሉ ይፍትሽኡ ይሪኡኡ እየን ግን ኣይተካብድን ፅቡቅ ተኮይኑ ናብ ናይ ባዕለን የሕልፍኡ ኣብ ናተይ ግን ምንም ኣይመስለንን

  • @ghgdy7921
    @ghgdy7921Ай бұрын

    ሂዊየ ጥንቃቀ ግበራ

  • @DhDu-jk5ip
    @DhDu-jk5ip2 ай бұрын

    እናመሰግናለን❤❤❤በርቺ

  • @user-ps8kb2qu1r

    @user-ps8kb2qu1r

    2 ай бұрын

  • @user-np7ry2ln6x
    @user-np7ry2ln6x6 күн бұрын

    የቀንየናልና

  • @sLAmAZz
    @sLAmAZzАй бұрын

    hakki Eiki Zyaday Mkrki Ayfeleyena

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal825 ай бұрын

    ሄውየ❤❤❤❤

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl2 ай бұрын

    ❤❤❤ብሓቂ ❤❤ለባም❤❤❤❤

  • @user-hz5dq8mp8u
    @user-hz5dq8mp8u2 ай бұрын

    ኣረ ብጣዓሚ ካቢድ እየ ኣነ ኣጋጢምኒ እዩ ንእሸተይ እዩ ወዲ(3) ዓመት ምሳይ ኩሉ ጊዜ ፎቶ ይላዓል ሞ ሓደ ጊዜ ብታናተይ ጀዋል ናተላዓለ ረኪባቶ ኣዲኡ (4) ማዓልቲ ዓፂየምኒ ጀዋለይ መንጢለምኒ ካብ ኣፍ ሞቶ ወፂኢ እየ ምግቢ እወን ካሊምኒ ብሓይሊ ፈጣሪ ግን ወፂእ ይብለክን ኣሕዋተይ ልዕሉ ጥንቃቀ ክትገብራ ኣለክን ብጣዓሚ ካቢድ እዩ😢😢

  • @user-lo9hv9we9k

    @user-lo9hv9we9k

    2 ай бұрын

    😢😢❤❤❤❤

  • @user-st8it9nq6h

    @user-st8it9nq6h

    2 ай бұрын

    አውይ አንስ ምአት ፍታይ አይ ዝልን ሽር አይ ዝብል ከምን 😭🙏🏻🙏🏻🙏🏻አይንግ ንድአን 🥰🥰🥰

  • @meryabrha889
    @meryabrha8892 ай бұрын

    ናተይስ ናይ ደቃ ፎቶ መሊኡ እዩ ኣብ ጀዋለይ ባዕላ ከይቃረየ ትቀርፀኒ ምስ ደቃ ብኣልወን ከይቀረየ የስርሖ ሓደ ሓደ ግን ክዓ ስለዝለመደትኒ እያ ደቃ ባዕለይ እየ ኣባፂሐላ ብዙሕ ጌርና❤❤

  • @Fatiya983
    @Fatiya9835 ай бұрын

    በርቺ❤❤

  • @Dbora1
    @Dbora15 ай бұрын

    salam wdanachu ekon nasalmaxaah fa,ar agarchn aalm fikir adinat yabizaln azoah enamaginaln

  • @user-hw7tz5sq2k
    @user-hw7tz5sq2k2 ай бұрын

    mskin slezkonet eya mnm aytfeltn eilki. Endo eilki aytradadeyeny sk elki smiekya malet dyu namoki thzni

  • @Pfju-eq5kh
    @Pfju-eq5kh2 ай бұрын

    ንጠቀቅ❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍

  • @gjhj5555
    @gjhj55552 ай бұрын

    ገበዝ ክንምሃራሉ ኢሊከ ምዝራብኪ ኣነ ውን ሓንቲ ዓዲ ጓል ዓሞይ ዝመፀት ባሕረኛ ወርሒ ምስ መለአት መባይል ገዚአላ ካብኡ ለሎ ኩሉ ነገር እያ እልትቀርፀም ነይራ ከሙኡ አይፈትወን ዋላ ናቃረፅኪ ከይሪአኪ ኢለያ እሺ ኢላ ሓዲጋቶ ብዲሕሩኡ ሓዛታ ምስ ከደት ናይዙ ስብኣይ ናይ ርእሱ መጠምጠም ገይራ ተልዒላ ሸሪሓኣ ተዓፅዩ ሃቢ ከዐርየልኪ እሉ ናብስእልታት ኣትዩ ኮድ ካኣ ኣይነበራይ ኩሉ ትናዩ ክዳን ሪእዎ ምደረ ሰማይ ክገውኣ እሉ ልአየ ፀዊዐምኒ ከይደ ዘይፈለጥትእያ ቆልዓ እያ ኢለ ብክንደይ ለመና ደቂስና ላሃለና ቀሪፃትና ትኾን ላበሉ ክንደይ ኣጭበርቢረምዋ ይቅር ዚኣ ብዓብዩ ቀሪፃቶዋ ዘይምላጥ ሽገርዩ ኩሉ ከማና ኣይምሰለና

  • @user-yb9fv7xy6l
    @user-yb9fv7xy6l2 ай бұрын

    እዋይ ችግር እዩ ኣነ ውን መጀመርያ ናብዚ ዘለኽዋ ሰበይቲ ክኣትው ከለኹ ወዳ ፊልሚ እዩ ዝሰርሕ እና ክላሱ ክፅርየሉ ከለኹ ኣብቱ ክላሱ ዓበዩ ፎቶታት ኣሎ ናቱ እና ኣዋልድ ውን ምስኡ ፊልሚ ዝሰርሓ እና ፎቶ ክልዕሎ ኣዱኡ ሪኣትኒ ንምንታይ ኢላትኒ ካብኡ እንታይ ኮይንክን ኢሉ መፂኡ ክተርዕሎ ረኺበያ ኢላቶ ኣልዕልዮ እንታይ እሞ ፀገም ኣለዎ ኢልዋ ካብድሕሪኡ 5ዓመት ገይረ እየ ኣብዚይ እታ ሞባይለይ ብናታቶም እያ መሊኣ ንዓደይ ክኸይድ ሰዝደለኹ ናይ መርዕኡም ከይተረፈ እያ ኣልዒልኪ ክትናፍቕና ኸለኺ ክትርኢና ኢላትኒ ባዕለን እንበር ባዕልኻ ግን ችግር እዩ

  • @Lem783
    @Lem7835 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ሰላም ሂዋነይ ሓዳሽ እየ ደምርን እዛ ናተይ❤❤❤

  • @user-kv6xd3vr4t
    @user-kv6xd3vr4t2 ай бұрын

    ሳብሰኮራይብ ተሓባበራኒ ኣሕዋተይ በጃክን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @dyudg1840
    @dyudg18402 ай бұрын

    💔😥

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj2 ай бұрын

    ምናልባት ሓደ ሓደ ርጉማት ክህልዋ ይክእላ እየን እምበር ብዙሕ ዝግካበድ ኣይኮነን ኣነስ ዓሞይ ነይራ ንደቃ ፎቶ ኣልዕልዮም ትብለኒ ነይራ ኣውዳአመት ክኸውን ከሎ ካብኡ ዶሞ ናብ ካሊእ ስራሕ ምስ ቀየርኩ ለ ፎቶ ናይ ደቃ ትሰደለይ ነይራ ብዋስታኣብ 🥰🥰

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እወ ጡዑያት ኣለዋየን ግን ካዓ ሩጉማትውን ኣለዋ

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube233 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @malataregawe8730
    @malataregawe87302 ай бұрын

    በጃኪ ኣረድእያ ልዛ ዓሞኣ😢

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    እሺኒ

  • @mariyamey555
    @mariyamey5552 ай бұрын

    በርትዒ ዛሓፍተይ ሳብስክራይብ መልሲ ኢኪ❤❤❤

  • @zewdichannel27
    @zewdichannel275 ай бұрын

    ሰላምሰላምሂዋነይ

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbeyАй бұрын

    እሽኒ

  • @tygyy2941
    @tygyy29412 ай бұрын

    በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ አብ ጅዛን ድያ ዛቆልዓ አብ ጅዛን ዝጠፍአት ሓፍትና እንያ

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    2 ай бұрын

    የኾነትን ማዓረይ ኣብ ሳምጣያ

  • @hayatteshome573
    @hayatteshome5735 ай бұрын

  • @AhmadAli-vq3dd
    @AhmadAli-vq3ddАй бұрын

    ok

  • @FchChssh
    @FchChssh29 күн бұрын

    ❤❤😢😢

  • @astertbue5632
    @astertbue56322 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ሰላም 🎉🎉🎉ውዴ 🎉🎉🎉ምነው 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zeydeytube6915
    @zeydeytube69152 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GrvfGdef
    @GrvfGdefАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @atsedegodefa9732
    @atsedegodefa97325 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-mz5ir5kj6c
    @user-mz5ir5kj6c4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdXh-rp3xc
    @HdXh-rp3xc22 күн бұрын

    ኣነውን ኣለኒ አረ ዋ

  • @ShewitTesfay-fg4mc
    @ShewitTesfay-fg4mc2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @salm4735
    @salm47352 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-rn6mi7pm1t
    @user-rn6mi7pm1tАй бұрын

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx5 ай бұрын

    እሺ ሄዋነይ ከብደ እዪ ኣበዘ ዓድ በፈላይ ጋሻ ኩንካ

  • @user-fz1ei4hu7l
    @user-fz1ei4hu7l2 ай бұрын

    ❤❤

  • @hiwiYoutabe
    @hiwiYoutabe2 ай бұрын

    ፈጠራ ምሰአ ይኩን

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam2 ай бұрын

    ሓንቲ ናዓይ ዓሞይ ጀዋልኪ ሃቢ ኽፍትሽየ ኢላትኒ ኣቢያ ማለት ቃሪፀያ ዘይኮንኩን ብቻ ኣብ ብዝሕ በፂሒና ፈቲሻ ሲኢና ይገርም ዪ ግን

  • @user-mp8ue4pf1d

    @user-mp8ue4pf1d

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ሓላለይ ከቢድዩ👏❤

  • @rvhdfy6794
    @rvhdfy67942 ай бұрын

    ንምታይ እየንኸ ዘልዕሎኦም ታይ ይዓብሰልኽን ቀጠብጠብ እዩ እበይ ሰባት ረኺብኽንስ ናይ ዞም ደማሙ ፎቶ እጭ 😏😏😏😏😏😊

  • @user-hw7tz5sq2k
    @user-hw7tz5sq2k2 ай бұрын

    Emo ntasbyti aredeya tahababerya endo aydi mesilwa gasha belya

Келесі