ካብ ኣደይን ሰሉን ዘይፅበዮ ነገር 😣ምባር ኣብ ገዛ ከሊአናኒ ብስሩ😣😒😒

#love #ethiopian #film #habesha #tigray #ethiopia #femousname #music #muzik #tgraymusic

Пікірлер: 493

  • @hiwaen
    @hiwaen2 ай бұрын

    ግን ንኩሉ ድየን ንበይነይ ማማ ማራ እየን ዘሕዝናኒ እስኪ ሰላም ደስ ዝብል ነገር ሸፊንኪ ሃብየን ሰጦታ ኣፎም እዉን ከምኡ ዝኮነ ነገር ሸፊንኩም ሳብራይዝ ግበርወን ዶ ኣይትገጨምወን ማራ እየን ሰክፉቲ ካብ ሓፉትኩም ሰደተኛ

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    2 ай бұрын

    ብሓቂ❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw

    @FanaYBRah-hq8cw

    2 ай бұрын

    ኣይ ታይከይነን እየን ፅብቅ እየን ዘለዋ ንሰንስ ብሻላ ደቀንዋ ስቂለን ሃተፍተፍ ኣይትበላ ቸላእ

  • @user-ch9yd1tr1h

    @user-ch9yd1tr1h

    2 ай бұрын

    ​@@FanaYBRah-hq8cwሓቂኪ ጋለይ❤

  • @BelulTadese-bx8tz

    @BelulTadese-bx8tz

    Ай бұрын

    kzread.info/dash/bejne/hoGapteFlbDVm5c.htmlsi=ZTsi5gDShZQTXGzH

  • @user-gm5kz5ce4b

    @user-gm5kz5ce4b

    Ай бұрын

    ስለ ዘሕዝና ለይኮነ ኣደ ስለ ዝኾና ብዝብል ይትኣረም

  • @khankhan1509
    @khankhan15092 ай бұрын

    ንማማ ዓዉ ኢልካ ኣይትዛረበን ዝሓወይ❤❤❤

  • @user-lv7tu3sc3d

    @user-lv7tu3sc3d

    2 ай бұрын

    ትክክል እሞ ክኣስ ንዓባዩ❤

  • @najesthalu2883
    @najesthalu28832 ай бұрын

    ሐዚ እውን ገጭ ገጭ ኣይትበለን ከምድላየን ይግበራ ናዓካ ከሕጉሳ እየን ዝገብሮኦ ዘለዋ ኣደ

  • @user-td2zy2lo7m
    @user-td2zy2lo7m2 ай бұрын

    ማማዋይ አብጎንክን አለና ይመቸክን ተሕጉሳና አለክን ❤❤❤❤

  • @user-hi7kp8cv5u

    @user-hi7kp8cv5u

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ​@@user-hi7kp8cv5uሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይ

  • @user-mp2vj1vv4g
    @user-mp2vj1vv4g2 ай бұрын

    ማርያምን መን ከምዚ ካማይ ናፎወርቂ ንዴት ደስ ዝብሎ ይመቺኽን ማሚተይ❤

  • @AfewerkiTsegaySmile
    @AfewerkiTsegaySmile2 ай бұрын

    youtube.com/@Tsega-ent-27?si=Ym5AMyBxoJP-hMM4 ደቂ ሪመይ ናብዛ Link ብምእታው Subscribe ገይርና ነተባበዓዮ 🙏🙏🙏

  • @MmN-vi1yy

    @MmN-vi1yy

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dr9fs2gn3k
    @user-dr9fs2gn3k2 ай бұрын

    አረ ማማዋይይይ ፍትዉዉዉ ኣቢለኪ ክመዉት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይይ

  • @user-rl6wv2et9e
    @user-rl6wv2et9e2 ай бұрын

    አረ በጃክንን😢 ዋይ ከምዝይ ገይርክን ኣይትናድዳኡ😢😢 ንማማ ፕራንኪ ኣይትግበረንን ኢልና ገዲፍው ሰላም ዕረፊ ኣይትምክርየንን ዋይ 😊

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah33292 ай бұрын

    ወይለይ ማማ ይመችክን ብራንክ ለምደን😂😂

  • @muleredagahmus1518

    @muleredagahmus1518

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂 ይገርመኪ ንዕእን እየ ክሪኢ እየ ዝኣቲ ኣነክዓ

  • @abdulhashibassamindia7038

    @abdulhashibassamindia7038

    2 ай бұрын

    ይመችወን ብስሩ😂

  • @freweynihadush255

    @freweynihadush255

    2 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @user-mi2jk9yz7l

    @user-mi2jk9yz7l

    2 ай бұрын

    እረ ይመችወን ኣይድገማን😂😂😂😂😂

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d2 ай бұрын

    በቃ ንኣፌ ፕራክ ይቅረ ትብሉ ላይክ

  • @user-mk5qy2xk1r

    @user-mk5qy2xk1r

    2 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d2 ай бұрын

    እተን ኣዶ ግን ህድእ ኢልኩም ተዘረብዎን ሰሉ ለ ባኣልኪ ዘይ ትሰርሒ ከምዙይ ግበርዮ ትብልየን ኣዶ ግን ፍትዉ በቃ❤❤❤

  • @FanaYBRah-hq8cw

    @FanaYBRah-hq8cw

    2 ай бұрын

    ኣይ ኣታ ነርማል እዩ ዋእ ሰብ ከይንካ ዋዕ ዋዕዘይብል ደማ ኣሎ እዩ ወይለይ

  • @selamselam9188

    @selamselam9188

    2 ай бұрын

    ካሜራ ሒዛ ስለልኮነት እያ ደጊ ደጉን ሕሰቡ

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana4 күн бұрын

    ናይ ማማ ፍራኪ ደስ ክብል ብቻ ልማማ ፍራኪ ከትገብሩወን 🥳🥳🥳

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4xАй бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅርያት ግን ኣፈም ኣይትናደድ❤❤❤❤

  • @user-po6xy5kv2m
    @user-po6xy5kv2m2 ай бұрын

    ውይይይ ንማማ ዋዕ ኢልካ ኣይትዛረበን ዝሓወይ በጃካ እና ብጣዕሚ ደስ ይብል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93622 ай бұрын

    ዋው ሎማዓቲ መጀመርያ ባዕለይ😁

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w2 ай бұрын

    ንማማ ዓዉ ኢልካ ኣይትዛረበን ዝሓወይ😢❤❤❤❤

  • @PanaJgs-kk9cf
    @PanaJgs-kk9cf2 ай бұрын

    ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🙏♥️ወንድማችን ትእግስት ናገበርካ ገጭገጭ ኣይተበለን ጥሩ አደለም♥️

  • @selamSelu-im4je6jh1s
    @selamSelu-im4je6jh1sАй бұрын

    ንጥቅምካ እዩ ገጭገጭ ኣይትበለን ናተን ደገፍቲ ብዙሓት ኣለና ኣደዋይ ይቅረክን ኣነስ ከብደይ እየን ዝበልዓኒ😢😢😢😢❤❤❤

  • @user-bx2zl8hu8u

    @user-bx2zl8hu8u

    Ай бұрын

    ዋለ ኣነ እየ😢

  • @user-sm3cw1mh9y
    @user-sm3cw1mh9y2 ай бұрын

    ወላድኻ ከምኡ እልኻ ጠራዕ እልኻ ኣትመልሰለን❤

  • @YtrhwwhDuwwyw
    @YtrhwwhDuwwyw2 ай бұрын

    ሰለም ግን ታይ እያ ሰላም ሓፍተይ ምስ ስባኣያ ዜመፀትና❤

  • @HadasTedros
    @HadasTedros2 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ዒድመን ጥዒናን ይሃብክን ❤❤❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh11002 ай бұрын

    ማማዋይ ይመችክን ብራንክ ለምደን 🤲✊❤❤

  • @user-ny9nj7ie2e
    @user-ny9nj7ie2e29 күн бұрын

    Wedki zelew sne sraat seluye dma yednkeki eye kexllu ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-hx9wj1ql9v
    @user-hx9wj1ql9v2 ай бұрын

    ማሚተይ ብልፅቲ🌺🌺🌺

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182Ай бұрын

    አረ ግደፈኦ አይትሐርቅኦ ዋይ ሰሉ እኪ ትመክርየን ዘለኪ 😢😢😢ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @ghgfy8760
    @ghgfy87602 ай бұрын

    ማማተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @arz9027
    @arz90272 ай бұрын

    ማማተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3s2 ай бұрын

    ውይውይ ማዓረይ ኻብደይ በልዕኒ ብላይኽ ኣሕግስዎ እስኺ❤❤❤ሳብስኽራይብ ለ ግበሩለይ ንታሓላለ❤❤❤❤

  • @user-om9xo5mj4c
    @user-om9xo5mj4c2 ай бұрын

    Wawwwwww mamey des eyu zbli❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ማማዋይ ቃደማክን ጎተተይ ሰላምክን ይብዛሕ ስድራና ❤ፅቡቃተይ❤ ንማዘር ዋዕ😂ኣይትበለን ኣፍወርቂ

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray22332 ай бұрын

    ኣደዋይ❤❤❤❤ ኣፎም ሓወይ ለ ጎቦዝ ኢካ ክእል እናበልካ ማማ ማለት ካልኣይ ግዜ ኣይትድገምን እዚ video ግን ነባሪ እዩ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንኩሉኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu86442 ай бұрын

    ማማ ይመቸክን ና ኣፍ ወርቂ ንዴት ደስ ክብል😂😂❤

  • @user-pt7yk8es2k
    @user-pt7yk8es2k2 ай бұрын

    ማሚተይ ዕድመ ይሃበለይ ፈጣሪ👏💞

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish2 ай бұрын

    ማምየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🙏🙏

  • @salib3757
    @salib37572 ай бұрын

    ብሳሐቅ ሞይተ ኣደዋይ ማዓረይይይይ😘

  • @sarehkeshi7815
    @sarehkeshi78152 ай бұрын

    ይመቸክን ማማየ ጽርቲ

  • @TedKashi
    @TedKashiАй бұрын

    ኣይ ኣደኻ ዓለምኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SwSwi-vu7uq
    @SwSwi-vu7uqАй бұрын

    አቤት ጠራዕራዕ ወድ ፀጋይ

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij24242 ай бұрын

    😮😂😂ያዉይ 😂😂 ናይ ሎሚ ፕራንክስ ክንደአን ኣነ ፈሪሐ ኣይ ኢፌ 😂😂ኣስሒቃኒ ይመችክን ማማየ❤❤❤ ገና ክንፅበየክን ኢና ኣብ ጎንክን ኣለና ኢና ኣጆክን

  • @JOTELeul
    @JOTELeul2 ай бұрын

    ኣደዋይ ይሞቸየን ሰሪሐናልካ 😂😂😂

  • @fayaz3598
    @fayaz35982 ай бұрын

    ኣይድብረክይ ድዩ ሃምዙይ ገይርኺ ትኣልክዮ ያ 😂😂 ኡነት ኣነስ ብና ኣፌ ንዴት ሰሓቕ ሞይተ😂😂😂 ብጣዕሚ እኽን ተሞቺኽናኒ ማማዋይ❤

  • @user-hc4vq9bs8i
    @user-hc4vq9bs8i2 ай бұрын

    Afwerki ere afkreyo❤❤❤❤❤aytenaddaley

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt89582 ай бұрын

    መልክዓ ማማዊተይ ይመስላ❤❤❤❤❤ኣሰይይይ ኣደዋይ

  • @smirhss4421
    @smirhss44212 ай бұрын

    ኣደዋይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @Tigray2112
    @Tigray21122 ай бұрын

    ቀዳማይቲ ባዕለይ🥰👍🏻

  • @Awet355
    @Awet3552 ай бұрын

    ማማዋይ ቀፅላላ ኣብ ጎንክን ኣለና 🥰🥰🥰😘😘😘😘💪👌👌

  • @elenizekariyas6286
    @elenizekariyas62862 ай бұрын

    Adewayy edmen tenann yhabkin ❤❤️🥰🥰🥰

  • @user-tr7dg3uz8o
    @user-tr7dg3uz8o2 ай бұрын

    አረ ይመቸክን ማሚተይ❤❤❤✊✊🥰

  • @binyam1578
    @binyam15782 ай бұрын

    ግን ንምታይ ኢኩም ጌጋ ዝብል ዘየለ 😢አደዋይ ባሕቲ መሐልቲ መሳርሒ ትገብርየን😮 ባዕልኪ ስርሒ ምሳኪ አለና ንአፈወርቂ ጅግና አይተናዲድዮ።

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q2 ай бұрын

    ፍትዋት ኣሕዋተይ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ኣደዋኒ ከዝሰ ይከን ኣይተሕርቅኡ ኣፍርቅዋ ኣጀካ

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey79342 ай бұрын

    Adeway shkor Ajoki kexli

  • @rfduv1457
    @rfduv14572 ай бұрын

    ኣታ ሱቅ በል 😁 ኣዶዋ ምዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብክ❤❤ ሰሉየ መቅሰንት❤❤❤❤

  • @DhJg-uc7pr
    @DhJg-uc7pr2 ай бұрын

    ሰሊተይ ፅሪቲ❤❤❤

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q2 ай бұрын

    ማሚተይ ብልፅቲ❤❤❤😘😘😘😘💖💖🌹🌹

  • @user-zf6zl2zh4p
    @user-zf6zl2zh4p2 ай бұрын

    😅😅😅😅❤❤❤❤ ማማየይ ደስ ትብላ❤❤❤❤

  • @YyYu-cb5yb
    @YyYu-cb5yb2 ай бұрын

    ምቅሪተይ ማሚተይ

  • @BreFekr
    @BreFekr2 ай бұрын

    ናይ ለምስ አዕብድከኒኡ አሕዝንን ወይኔ አፈወርቅ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8uАй бұрын

    ዋይ ጎይተተይ ማማየይ

  • @binyam1578
    @binyam15782 ай бұрын

    ንአፈወርቂ ናይ በረካ ይአክሎ በጃኪ

  • @user-ss7sp3uw4l
    @user-ss7sp3uw4l2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊ኣደዋይ ፅሪተይ

  • @user-de7yz6ww5b
    @user-de7yz6ww5b2 ай бұрын

    ማማየይ ምቅርቲ

  • @haahaa8114
    @haahaa811429 күн бұрын

    ማሚያ ፅሪቲ❤❤❤❤❤

  • @HaymanotZeru
    @HaymanotZeruАй бұрын

    ❤❤❤❤❤ምቅርተይ ማሚተይ❤❤❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul87852 ай бұрын

    Des bahal eu maay maarey ❤❤❤❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa28712 ай бұрын

    ❤❤❤❤dese eyen zebela mather

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam2 ай бұрын

    አረ ይመችክን ማማይ 💋💋💋😘😘😘

  • @user-di1gj6br8z
    @user-di1gj6br8z28 күн бұрын

    ዋይ ማማዋይ ኮፊደንስ❤❤

  • @sarassss5088
    @sarassss50882 ай бұрын

    ቅድሚት ባዕለይ❤

  • @teleronmobile
    @teleronmobile2 ай бұрын

    Yemechekn adeway ❤❤❤❤

  • @user-qh6pu3fe9p
    @user-qh6pu3fe9pАй бұрын

    ሓቢብቲ የኔእናት ❤❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige22952 ай бұрын

    እዋይ እዋይ ማማ ዝረኸብክንኦ

  • @user-kk1fg9sf5u
    @user-kk1fg9sf5u2 ай бұрын

    ግን ደስ ባሃልቲ ኢኺም ❤❤❤

  • @user-bu3fp8ho3c
    @user-bu3fp8ho3c2 ай бұрын

    ውይውይ ብስሓቅ ቆስለ እፍየ😅😅

  • @user-nf9bm6fq9c
    @user-nf9bm6fq9c2 ай бұрын

    ይመችክን ማማዋይ❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይይይ ዝያዳይይ

  • @gualtigray181
    @gualtigray181Ай бұрын

    Afewrqiwaaaaa mamawaaaa ziblaka semae

  • @AsAs-wz8cv
    @AsAs-wz8cv2 ай бұрын

    ኣሰይይ ማማዋይ ይመቺክን😂😂❤❤🎉🎉

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i2 ай бұрын

    😂😂ሞይተ ብሳሓቅ

  • @user-fk2ps2oq8s
    @user-fk2ps2oq8sАй бұрын

    ❤❤❤❤❤ 🎉😢🎉🎉🎉ftwwwwww mama🎉🎉🎉🎉

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o2 ай бұрын

    ዋይ ማማ😁😁💚💚🙆🙆

  • @selamburuk
    @selamburuk2 ай бұрын

    ይመችክን አደዋይ😂❤🎉

  • @TumayHabet
    @TumayHabet2 ай бұрын

    ኣንዳቦይ ጸጋይ ብሩኹት

  • @gullala4624
    @gullala46242 ай бұрын

    ብክዳን ደስ አይብለን በኡነት ብካልእ ብመግቢ ገለ

  • @user-me7wk1yf6d
    @user-me7wk1yf6d2 ай бұрын

    ማማዋይይአክሎ❤❤❤አፍወርቂአሕዝኒኒ

  • @lobleloble1046
    @lobleloble10462 ай бұрын

    ኣፈወርቂ ሕደግ ንማማ ኣይትባሕፀፅን ዋ👌👌

  • @Abeba1985
    @Abeba1985Ай бұрын

    ሐቂኪን አደዋይ ትክክል እኪን

  • @user-mc3db6lq1t
    @user-mc3db6lq1tАй бұрын

    ኣሰይ ማማዋይ ማዓርይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w2 ай бұрын

    😁 ዋይ. ኣደዋይ ❤❤

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj2 ай бұрын

    ❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤ማማየ ቅጭን

  • @user-kj3ho2rz1u
    @user-kj3ho2rz1u2 ай бұрын

    ማማ ይመችክን♥️🙏

  • @waskan8288
    @waskan82882 ай бұрын

    አደዋኒ ወለላ❤

  • @user-fz1su3cy6m
    @user-fz1su3cy6m2 ай бұрын

    😂😂ሞይተ ስሓቅ😂😂❤❤❤

  • @AllBaad-co9xv
    @AllBaad-co9xv2 ай бұрын

    ማማተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን😂😂😂😂😂😂😂 ሚተ😂😂

  • @user-ek9eo4mc3z
    @user-ek9eo4mc3z2 ай бұрын

    ገዘብ ርጉም ማማ ለገዘብ ምካኑ ተረዲእወን ግን ስል ዓውዓው ክብል ልክእል ኣብ ዓኒ ኣተእትወኦ ቅልል ልበለ እሪአና እስካለ❤❤❤

  • @lililove8991
    @lililove8991Ай бұрын

    Wow mom💙💙

  • @hdghyfgh2136
    @hdghyfgh2136Ай бұрын

    ማሚተይ ማዓረይ❤❤❤❤😂😂

  • @user-sk2sx8iu5r
    @user-sk2sx8iu5r2 ай бұрын

    ኣጀክን ማማ እነይና😂❤

  • @user-hi7kp8cv5u
    @user-hi7kp8cv5u2 ай бұрын

    ማሚዬ የኔ አለም ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @user-rg5sx2rq9t
    @user-rg5sx2rq9t2 ай бұрын

    ልበይ ብሳሓቅ ቆሲለ😂😂😂

  • @mebrihitwelay9353
    @mebrihitwelay93532 ай бұрын

    Wi mejemerya ferihe

  • @YyYyy-kz6nf
    @YyYyy-kz6nf2 ай бұрын

    ፅቡቕ ገበራኻ

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይይ

Келесі