ኣደይ ካባይ ዘይትፅቦዮ ባህሪ ኣናዲደያ ከማካ ኣይወለዱኩን ኢላ ልዓደይ ክኸድ እየ ኢላትኒ😞

#selamtsegaysmile#love #love #ethiopian #film #habesha #tigray #femousname #music #muzik #tgraymusic #ethiopia

Пікірлер: 859

  • @selamburuk
    @selamburuk3 ай бұрын

    ነዘን ክብርቲ ወላዲትና ብሽም ተከተልትኩም ዝኮነ ንኡሽተን ዉህብቶ ሂብኩም አሐጉስዎን ትብሉ ኢድኩም ንላእሊ👋❤ክከድ እየ ንገዛይ ዶ ኣይበላን😢🙏

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane73583 ай бұрын

    ግርማ ዘለወን ሰበይቲ ወላ ንሓንቲ ደቂቅ ኣይተኮርየን ማራ እየ ዝፈትወን ❤❤❤ ንማማ 🇪🇷

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ደቂ ረመይ❤👏

  • @MGAWMGAw
    @MGAWMGAw3 ай бұрын

    ብሹም ዘን ፁሩይቲ አደና እማ👍ሼር ንተሓባበሮ ጋይስዋኒ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-nm9tl3jb1j
    @user-nm9tl3jb1j3 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ከምዝካማይ ዝፈትወን❤❤

  • @user-ob2tl5ym3y

    @user-ob2tl5ym3y

    3 ай бұрын

    ሳስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉

  • @user-fz1su3cy6m
    @user-fz1su3cy6m3 ай бұрын

    ኣፎም ሰነ ስርዓት ግበር ኣደዋይ የዋህ ፅሓይ ገጻ😢❤🎉🎉

  • @MohAki-mu8oh
    @MohAki-mu8oh3 ай бұрын

    ኣፈወረቂ ሰነ ስራዓት ገብር ዋይ ንማማ አይተናዲደን😊

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ማዓረይ❤

  • @user-nm9tl3jb1j
    @user-nm9tl3jb1j3 ай бұрын

    ኣፈወርቂ ግን ስነ ስራዓት ግበረ ንማማየይ ኣይተከረየለይ❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @user-nm9tl3jb1j

    @user-nm9tl3jb1j

    3 ай бұрын

    @@Nebu1619 ገይረ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ንቲሓጋገዝ ጋልነይ❤❤

  • @waskan8288
    @waskan82883 ай бұрын

    አች አረ ስርዓት ግበር አፈወርቂ ማርያምን ንአደይ ፕራንክ የትግበራ😢

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ወለላይ❤

  • @beyblademasters9650
    @beyblademasters96503 ай бұрын

    ኣደዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ ብሂወት እንተላ ከማክን ለዋህ እያ ነይራ 😢😢😢

  • @merrymim2583
    @merrymim25833 ай бұрын

    አፈወርቂ ሰነ ስርዓት ግበር አዴታትና ብና ቀሪበን ዕግርግር ዝብል እይፈትዋን ሓደራካ😢❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ማዓረይ❤❤

  • @ryfgvtwuw7839

    @ryfgvtwuw7839

    3 ай бұрын

    ሸይጣነን ከይልዓል ዱዩ😂😂

  • @merrymim2583

    @merrymim2583

    3 ай бұрын

    @@ryfgvtwuw7839 እንታይ ዳአ

  • @ryfgvtwuw7839

    @ryfgvtwuw7839

    3 ай бұрын

    @@merrymim2583 ይለዓልያ ሸይጣን ሸይጣን እንድዩ

  • @merrymim2583

    @merrymim2583

    3 ай бұрын

    @@ryfgvtwuw7839 ዋይ ስክ ስክስተ

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xu3 ай бұрын

    እውይ ኣደዋኒ ማዓረይ ትዕግስተን ኣይተወዳኣየን ኣይተናድደን ዋይ ካልእ ብድዮ ሰሪሕካ ካሓሰን👌❤❤❤

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p3 ай бұрын

    ቃደማኽን ኣዶዋኒ ወለላይ ክፍትየን ማዓት ❤😘 ግን ብጣዕሚ ኣሕዚነና ከምኡ ኣይትግበርወን ክቡራተይ🙏🕊

  • @ree-ji8vq
    @ree-ji8vq3 ай бұрын

    አሰይ መቀረት ዝኮና ሰበቲ ዕድመ ጥዕና ይሀብክን አደውተይ

  • @alexslovelove8904
    @alexslovelove89043 ай бұрын

    ኣይፈሊጥካስ😂 እዊ ኣደዊተይ ጥዑም እዩ ማዓርገን እኮ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ ❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    3 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @harmalaMrei
    @harmalaMrei3 ай бұрын

    ታዓድልኩም አነ እውን እንበይተይ ክፋታዋ ማዓት እየ አሐቃ አዕብያትኒ አይ ስደት ፈሉና እምበር ምስሊ አደውተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍቅሪ የንብርኩም ጥዕማት ገዛ🙏♥🙏

  • @MesiLove-hu1sc
    @MesiLove-hu1sc3 ай бұрын

    ዋ ካላአይ ክፋል ኣሐጉሰን እምበር ናይ ከዝስ ክጠልመኒ ኢሉ ኢለናካ እፍፍፍ ካብዲ ኣዶ ኮ ኣዶ ምምሳል ይካኣል እዩ ኣዶ ምኻን ግን ኣዶ ብቻ እያ ዝትክእሎ😊❤❤❤❤👏👏👏👏

  • @Lele-dk1pi
    @Lele-dk1pi3 ай бұрын

    ኣፈወትቂ ስነ ስራዓት ማሚ ኣይትኮርያ❤❤❤❤❤ኣደውተይ ማዓረይ

  • @giasbd1287
    @giasbd12873 ай бұрын

    ኣፍወርቅየይ ቃፅለሉ ዝስራሕ ጠንኪርካ ብጣዕሚ ክትልወጠሉ ኢኻ ጎቢዝካ ስርሐሉ ተኽኢልካ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ልቐቕ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ማዓረይ❤👏👏

  • @user-jv2by6fx2t
    @user-jv2by6fx2t3 ай бұрын

    ኣፍ ወርቅይ ስነስ ርዓት ግበር ንማማ ኣተኮርየ ለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈት ወን ዋይ😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @hgf6568
    @hgf65683 ай бұрын

    አፈምይ ሰሓቅ መይተ ገና ልማማ አይተናድደን ማማ የዋህ ሰብ ❤️❤️🥀

  • @user-ix5mr7gn6z
    @user-ix5mr7gn6z3 ай бұрын

    ዋ በጃካ ስነ ስርዓት ግበር ኣፈ ወርቂ ኣይተናድደን ንማማ ኡፉ 😢😢

  • @user-lq6gf3mv1c

    @user-lq6gf3mv1c

    3 ай бұрын

    እረ ለሚደን እየን😂😂😂

  • @shewit505
    @shewit5053 ай бұрын

    እፍ ቀደማክን 😢 ክብርቲ ወላዲትና ኣሕዝነናኒ ኣይተኮርየን በይዛካ❤❤❤

  • @user-qk9rq3jj3j
    @user-qk9rq3jj3j3 ай бұрын

    ዋ አፈርቂ ስነ ስርዓት ግበር ማርያምን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን ንማማ❤😢

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari3 ай бұрын

    ኣደዊተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ((ኣፍ ወርቂ ኣይተናድደን ንማሚተይ ))

  • @UmArsulove
    @UmArsulove3 ай бұрын

    ኣደዋይ my♥️ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኤፊዋይ ግድፍ ከይትኮርየን 😘♥️💚

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec3 ай бұрын

    ታይ ገበራካ ኣሕዚነናኒ😢😢😢❤❤❤

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi3 ай бұрын

    አደዋይ መአረይ ትእግስተን ደስ ክብል እድመይ ጢዒናይ ይሃብክ ❤❤❤❤

  • @user-yp3zm6dh1x
    @user-yp3zm6dh1x3 ай бұрын

    ኣደዋኒ ማዓረይ የኔ ናፍቆት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu3 ай бұрын

    ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሰላም ሙፅና❤ ብስም ማማ እስከ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤ታከመንቶ ተንብቡ ዘለክም ቅድስ ሚካኤል ይሓሊክም❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ደቂ ትግራይ ❤

  • @Wedibri1
    @Wedibri13 ай бұрын

    Kief zelewom sdra 🇪🇷🇪🇷

  • @user-mc1mg2rm5z
    @user-mc1mg2rm5z3 ай бұрын

    ኤህ ኣፌ ታይ ገበራካ ዘን ወላዲት ማማዋይ ኣሕዚነናኒ😥

  • @user-dx1xf8jl8o
    @user-dx1xf8jl8o3 ай бұрын

    👍👍👍 እሺ ኣደዋይ

  • @user-zr7sq1nb9i
    @user-zr7sq1nb9i3 ай бұрын

    ዋይ ኣደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤ኣፈወርቂ ሓወይ ኣብ ብና ምርባሻ ፅብቅ ኣይከነይ ዝሓወይ ብካሊእ ብራንግ ምግበር😢😢ኣደዋይ ፅሓይ ገፃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv3 ай бұрын

    ኣዱዋይ❤ ማዓረይ ታይ ገበራካ❤

  • @Hareg675
    @Hareg6753 ай бұрын

    ኣብየት ቡን ኣይሰትንን ግን ሪአ እየ ዝፈልጦ ፁቡቅን ዘይፁቡቅን ሓመዳ የቅልለለላ እነ እምበይተይ ቡና ብጣዕሚ ፁቡቅ ነይሩ😢 ብዝኾነ ደስ ባሃልቲ ኣይተናድድወን

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93623 ай бұрын

    ቀደማክን ኣደይ ማዓረይ❤ፃሓይ ገፁ አፈወርቂ ዝፈትየኻ ሓወይ🤴😘

  • @jge7tye640
    @jge7tye6403 ай бұрын

    ኤኤ ኣፈወርቂ ታይ ገበራኻ ግደፍ ኣይተደንግፀን ማማዋይ ምስሊ ኣደዊተይ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏

  • @user-yi4mw1ke5g
    @user-yi4mw1ke5g3 ай бұрын

    ውይ ትዕግስቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አፈወርቂ እዛ ናይሐዚ ልሰራሕካያ ጌጋ እያ ነውሪ አብ ቡና ኣይትረብሸን ብያንስ እቲ ቡና ትደፍኦ የነበረካይ ብዝኾነ ብርትዕ ኣሕናም ናበራተዐካ ኢና አደኹምለ ብሰላም ያእትዋ❤

  • @user-zv5zp3rr9l
    @user-zv5zp3rr9l3 ай бұрын

    ኣሰይ ማሚተይ ማዓረይ ነውሕ ዕድመ ይሃበኪን🙏🙏🙏

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @feetsfwef3563

    @feetsfwef3563

    3 ай бұрын

    ❤❤ ❤❤

  • @user-uh6ky7oe3x
    @user-uh6ky7oe3x3 ай бұрын

    እሰይ ማማ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክንደይ ኸ ደስ ይብላኻ🥰🥰

  • @hareyatbebe
    @hareyatbebe3 ай бұрын

    አረ ስርዓት ንዓባይ ሰበይቲ ከምዚ ዓይነት አሞ ካኣ ቡና ናሰተያ ኣይትሕርቀን ኣዶ እየን❤😢

  • @ufig6973
    @ufig69733 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ንባዕለይ ዘይብላ ንውላደይ 😌ካብደይ በሊዐናኒ ካልኤይ ማዓንቲ ኸይተናድደን ኤፉየይ

  • @hadguluul8785
    @hadguluul87853 ай бұрын

    Asey adeway maarey edimen tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤

  • @jejejsjsj1906
    @jejejsjsj19063 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤❤❤❤

  • @user-bt6yx7lw9i
    @user-bt6yx7lw9i3 ай бұрын

    ኣደዋይ መዓረይ ኣነስ ክፈትወን መዓት ኣይተሕርቀለይ ኣፎም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg92593 ай бұрын

    ማማዋይ ፅሪቲ በጃካ ኣይተናድደን ኣነሰ ክፈትዎን ❤❤❤❤❤

  • @freywoldu9901
    @freywoldu99013 ай бұрын

    እዉ ኣደዋይ ማኣረይ ❤❤❤❤ ፈጣሪ ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤

  • @user-lw8rl3lu4i
    @user-lw8rl3lu4i3 ай бұрын

    አደዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን😘😘😘😘😘😘

  • @Azebsabawitg
    @Azebsabawitg3 ай бұрын

    መዓዝ ከምዚ ምስ ኣደዋይ ቡና ክሰቲ እየ ስደት ኡፍፍ 😭

  • @sndug3394
    @sndug33943 ай бұрын

    ማማይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏 ምስ ይቅሪታ ኣፌየ ሓወይ ብካሊእ ቀልድ ኣብ ቡና ንስብ ኣይተረብሽ ንጥዒናካ የፅቡቅን ኣይካነይ ዝሓወይ 🙏❤😘

  • @malataregawe8730
    @malataregawe87303 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ብጣዓሚ አሕዚነናኒ😢❤❤❤

  • @user-wv5vk1kc4q
    @user-wv5vk1kc4q2 ай бұрын

    ኣሜንንን ዕድመይ ጥዕናየ የሃበኽን ማምየ❤❤

  • @ytffghtuygf9892
    @ytffghtuygf98923 ай бұрын

    ማማዋይ ማዓረይ😂😢❤❤❤❤❤ እፍፍፍ ሕዝን ኢለ እስካብ ዝንገራ ዕድመ ምስ ጥዕና ማማዋይ ወለላ ❤❤❤❤❤❤ ዘወደይ ክብላ የቅናኣካ እንበይተይ ዘኪረ 😢

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye17803 ай бұрын

    ማማዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @user-tq2qk8fm9i
    @user-tq2qk8fm9i3 ай бұрын

    በአወነት ደሰ ቲቢሉ 😍😍😍

  • @Sama-ln2bk
    @Sama-ln2bk3 ай бұрын

    ኣስይ ማሚተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤🎉

  • @Ngsti518
    @Ngsti5183 ай бұрын

    ኣደዊተይ ብልፅቲ❤ኣፈወርቂ ችድ ግደፈን የተናድደን

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k3 ай бұрын

    ኣደዊተይ የዋህ😢❤

  • @qq88ppp32
    @qq88ppp323 ай бұрын

    ዋይ ከትደግማ እፍፍፍ ኣሕዚነናኒ ከትደግማ ዋይ😢❤❤❤ ማሚተይ

  • @user-yc5uk3ds1p
    @user-yc5uk3ds1p3 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣፌ ሕማቅ ገይርካ ብዝኮነ ባጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤🎉🎉

  • @zemedateka1891
    @zemedateka18913 ай бұрын

    መዓረይ አዶዋይ ለዋህ ❤

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66923 ай бұрын

    አፈ ወርቂ ሓወይ ወለድና ምንዳድ አይክእላን ሕደገን

  • @user-qo5mj4xt5x
    @user-qo5mj4xt5x3 ай бұрын

    ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብከሊእ እንበር አፈረቂዋ ብብናማ ነውሪ ከይተቃሕረን❤

  • @user-ob2tl5ym3y

    @user-ob2tl5ym3y

    3 ай бұрын

    ሳስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤

  • @user-qv5qn9pi9w
    @user-qv5qn9pi9w3 ай бұрын

    አረ ኣፉ ሓወይ ሕደገን ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማየይ❤❤❤❤

  • @SlB-bd2jy
    @SlB-bd2jy3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅነኤይ እሰቲ ቓፅልሉ አደዋይ ወለላ ብጣዑሚ ደሰ በሃለ ማሚተይ አሰይ ትሓጎሰ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-km9dc1ue4l
    @user-km9dc1ue4l3 ай бұрын

    ዉይ ማርያም እነበይተይ ተትኾን መጉረዐት ነይራ😢 አብየት ትዕግስተን ዋይ አብ እዋን ቡና ሕማቕ ዩ ግደፉ🙏🙏🙏

  • @user-vt6jw7jw3g

    @user-vt6jw7jw3g

    3 ай бұрын

    ብጣዕሚ በኡነት😢

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp3 ай бұрын

    ቅዲሚኪ ይድፋኣኒ ኣደዋይ ወለላ😢😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💖💖💘

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    3 ай бұрын

    ሳብስክራብ ማዓረይ❤

  • @Mko-ol5gp

    @Mko-ol5gp

    3 ай бұрын

    ገረልኪ ምቅርተይ🙏💖

  • @user-lb4fb9mt9k
    @user-lb4fb9mt9k3 ай бұрын

    Aseyyy xubukatey edmen tenan yhabkum fetari akniukumuni bhaki❤❤❤❤❤❤❤

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube18973 ай бұрын

    የኔ እናት ተናዲደን ነይረን ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ንወለድና❤❤❤❤❤

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w3 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ከም ናይ ኣዴካ ዝጥዕም ዶ ይገነ ኣዶ ብርሃን ገዛ ዕድመ ምሰ ጥዕና ይሃብልና ፈጣሪ ኣፈወርቂየይ ንአደዋና ሰ ብራንክ ዝባሃል ኣይተግበርን❤

  • @emnetgushe9853
    @emnetgushe98533 ай бұрын

    ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🥰🥰

  • @user-tb9uq9dq4i
    @user-tb9uq9dq4i3 ай бұрын

    ኣደይ ማዓረይ ዕድመን ጥ ዕናን ይሃበን ኣይትኮርዎን ግደፉ ❤❤❤

  • @Awet355
    @Awet3553 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ኣይተናድደን

  • @bcbc4594
    @bcbc45943 ай бұрын

    እሕዝናኒ ማርያምን ከምኡ ኣይ ትበለን😢

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @user-uu1gp7mh8y

    @user-uu1gp7mh8y

    3 ай бұрын

    ኣይከማይን እህህህ😢😢😢

  • @bcbc4594

    @bcbc4594

    3 ай бұрын

    @@Nebu1619 ገረልኪ ክብረተይ

  • @Fanu1951

    @Fanu1951

    3 ай бұрын

    ​@@Nebu1619እሽ መልስ

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    እሺ ማዓረይ የቀንየለይ

  • @sabai12167
    @sabai121673 ай бұрын

    ኣፎም ኣይተኮርየን ንማማ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-rr4to1et7d
    @user-rr4to1et7d3 ай бұрын

    I Love You Mama ❤️❤️❤️❤️❤️❤️from 🇪🇷

  • @goeytsegezab6494
    @goeytsegezab64943 ай бұрын

    ኣደዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ❤❤❤❤❤

  • @user-si4bi2zy4w
    @user-si4bi2zy4w3 ай бұрын

    አደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን አፈወርቅ ግን ንማማ አይተናድደን❤🥰

  • @user-px3ml1iw1w
    @user-px3ml1iw1w3 ай бұрын

    አደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤🎉

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn2 ай бұрын

    ዉይይ አደይ ማዓረይ በጃካ አይተኮርየን ብስሩ ብራንኪ አይትግበረን #ንንኡሳት ወለዶ ክመክራና ጥራሕ አቅርበን

  • @titttitt2114
    @titttitt21143 ай бұрын

    😢ኣደዋኒ ማዓረይ ቅደምትክን❤🙏😊

  • @user-si2gx4qn6s
    @user-si2gx4qn6s3 ай бұрын

    ኣፎም ስርዓት ግበር ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ😥❤️

  • @user-oz7yk6rs8l
    @user-oz7yk6rs8l3 ай бұрын

    ውይውይ አደዋይ ድርኡ አይአምነለይይያ❤

  • @asmerettesfu857
    @asmerettesfu8573 ай бұрын

    Adeway lewah kem rgbit❤

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r3 ай бұрын

    እሰይይ ማማትይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ኤፌየይ ደገሞ pernk አይተግበረና በቡና ሕምቅ አዩ ማዓርይ 💜🥺🧡

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh3 ай бұрын

    ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32293 ай бұрын

    ኣደዋይ ሓላልልል ስቅ ኢለማ ፍትውውው እየ ዘብለክን ❤ሰናይ ንዓኩምምም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-tq2qk8fm9i
    @user-tq2qk8fm9i3 ай бұрын

    ደሰ ቲበሊ ቡና የኔ ንፈቆት😍😍😍

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom70973 ай бұрын

    Waww ADE MALET 😭😭 Love you Mama ❤

  • @user-pi7hj2ov5n
    @user-pi7hj2ov5n3 ай бұрын

    ኣፈርቂ ስነስስዓት ግበስ ዘን ማማ ዋይ😢😢

  • @user-fj5pm5ez5o
    @user-fj5pm5ez5o3 ай бұрын

    ዒዲመይ ጥዒናይ ይሃብኩም ፈጣረ🥰🥰

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk3 ай бұрын

    ምርቃክን አይፈለየና ማማዋይ ወለላይ❤❤❤❤

  • @user-fk2ps2oq8s
    @user-fk2ps2oq8s2 ай бұрын

    ❤❤❤ኣስይ ኣደዋይ ማኣረይ ኣፈወርቂ ስርዓት ዋ ዋተከታተልትካ ክንፀልአካ ኢና ማርያምን ከይትደግም ዓባይ እየን ዋ

  • @squals6222
    @squals62223 ай бұрын

    ኣይይ ደደዋይይይይ ማዓረይይይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    አደዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤

  • @aedf4837
    @aedf48373 ай бұрын

    ኣደዋይ ምዓረይ ሰላምኽን ይብዝሐለይ አፉዋይ ንኣደይ ኣይተኹሪየለይ ናስሓቅኹም ንቦሩለይ❤❤❤❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij24243 ай бұрын

    ኣሰይይይ ማማዋይ መዓረይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብክን❤❤❤❤❤ ኣፎም ግን ስነ ስርዓት ግበር ኣብ ቡና ተዕገርግረን ኣብ ካሊእ ከይኮንስ ከይትደግማ ስጦታ ሂብካ እማ ኣሐጉስ ኣብለልና

  • @kbkejivjr3601
    @kbkejivjr36013 ай бұрын

    አደየይ ምዓረይ አይትሕርቀለይ አፎም አፎም ሕደግ 🙏

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ ❤

  • @user-kv4nc3nj9p
    @user-kv4nc3nj9p3 ай бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ፍትዌቱ❤❤❤

  • @gfjh8228
    @gfjh82283 ай бұрын

    ማምየይ ምቅቲ ደስ ክብላ❤❤❤❤❤😢

Келесі