#tigray #habesha #selamtsegay #smile #ethiopia #video #youtuber #tigrignamusic
ንኹለኹም ኸም ናተይ ይግበረልኹም
አሜን ሰሉዋይ 🙏🥺💜
Amen amen amen
አሜን ሰሉዋይ ❤❤❤❤
አሜን፫ ሰሉዋ ልባም።
አሜን አሜን አሜን ሰላመይ❤❤🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም ኣተኪ ሰሉዋይ ንዓኪ የማስለና ደስ ክብሉ ዞም ስድራ ኡፍፍ❤️💛👑 ዛመዓልቲ ዚ ዝናፈቀ እስኪ like😢
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አነስ ዘይሓሰብክዎ በክየ ለካ ብናፊቆት ልብና ቆሲሉ ዩ😢😢እንካዕ ብሰላም አተኪ ክብርቲ ሓፊተይ ንዓኪ የምስለና❤
ኣጀና ተስፋ ጥራሕ ህድእ ንበል ናናዕልና ግዜ ኣለና ለለ ናትናለ ልበለጸ. ኩኮን እዩ።
እንኳዕ ብሰላም አተኪ መአረይ ንዓኪ የምሰለና
@@usren7 ይግበረልና ክብረተይ
ማርያምን ኣነለ😢
@AskaleTeklberhan እለ😍
Amen (3) ሰሉ ሓፍተይ እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ ከማይ ኩሉኹም ኣብ ስደት ዘለኹም ዘለኽን ኣሕዋተይ ብሰላም ምስ ትፈትውዎም ቤተሰብኩም የራኽብኩም 🙏❤❤❤❤❤❤
@AskaleTeklberhanገይረልኪ ናተይ 🥰❤
ውቅሮ ዓደይ ናፍቆተይ ❤ እንካዕ ብሰላም ኣተኹም ሰላም ሓፍተይ ናዓና'ውን ናብዚ የብቀዐና ዛማዓልቲ እዚኣ ከመይ ድየ ናፊቀያ ዘለኹ 😢
Ekae bselam ateki zhaftey❤❤❤
ቃላት ኢዩ ዝሓጽረካ ኣብዛ ቪድዮ ዘሎ ትሕዝቶ ክትገልጾ እታ ወላዲት ተዓጢቃ ዕልልታ ኡፍፍፍ ስከ በሉ ዘመነ ዕልልታ ይግበረልና ኣብ መላዕ ዓለም ፋሕ ኢልና ዘለና ን ሰላም ሓፍትና የማስለና 🎉❤🎉❤🎉❤እዚ ጸጋ እዝጋብሄር ኢዩ ስደት ሸሚምና ኢዩ ዓድና ከይንምለስ ገለ ዝሕዘና ሎ እህ 😢😢😢😢 እንቃዕ ሓጎሰኪ 🎉❤🎉❤🎉❤
አሜን 🙏🙏🙏ጀሚረ እስካዕ ዝወድእ ብንብዓት ወዲኤያ😢😢😢😢😢ኩሉ ከምዚ ከማይ ዶ ኾን ብሰላም መርየት ዓድና የርግፀና ስደት ሕሱም ኡፍፍፍ😢😢
@AskaleTeklberhan ኢለልኪ ዝያዳይ ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ካማይ ንብዓቱ ዝወድእ ይህሊ ዶ ብናፍቅ ወለደይ ፀሎት ግበርለይ ድሕሪይ 12ዓመት ስደት ዓደይ ክኣቲይ
አጆና መቀረተይ ካልአይተይ ዋላ አነ እየ
እልልልልልልልል እንኮን ደስ በለኪ ሰሊተይ ዝተረፍና ከማኪ ይግበረልና ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ማኣዝ ኮን ትኮን እዛ ማዓልቲ😢ሰለማይ እንካዕ ሰላም ኣተኪ ንኣኪ ይመሰልና 😢እግዚአብሔር ኣምላክ 😢
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ሰሉዋይ ናይ ታሕጓስ ድዩ ናይ ናፍቆት ብንብዓት ወዲአያ ንዓኪ የምስለና❤
በእውነት ማራ ኢኺ ዕድለኛ ከምዚ ምስ ስድራኺ ምርኻብኪ ዝሓፍተይ ደስ ብሃሊ ኣብክንዳኺ ኣነ ደስ ኢሉኒ ማርያምን so ብድጋሜ እንኳዕ ደስ በለኪ እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ🙏🙏🙏🙏
ሰለምይ ጽብቕተይ እዚ ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ከማኽ ይመስለና ❤❤❤❤❤❤
አሜን እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም የኔስ መቼ ይሆን😢
ኣይዞሽ ኣንዲ ቀን ይሆናል 🎉
ኣይዞሽ የኔ ማር ኣንድ ቀን ይሆናል ❤
ንዓኪ የማስለና ሰሉየይ እንኳዕ ብሰላም ኣተዉኪ❤❤❤
@AskaleTeklberhan ኢለኪ ወለላይ♥️
😢
ኣሜን እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ሰሉየ ❤🎉 ለካ ደስታዉን የንብዕ😢 እዩ ብሓቂ ተጋርዎኒ ኣምላኽ ምስ ስድራና ያራኽበና❤🎉🙏
ታማ ካበደይ ተሓቂነ😢 እንካዕ ብሰላም ኣተኺ ሰሉየይ ንየሩዱየይ ሰላም በለለይ ሶሊተይ❤🎉
ኣስይይይይ ደስ ክብል እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኽ ኣርገፀኪ ሰሉየይ 🙏💜🥰
ተመስገን ኣምላከይ ታይ ይሰኣነካ ኮይኑ እንካዕ እዙይ ኣርኣየና ኣፎመይ ዝሓወይ ለባመይ❤ ለኣይለ ከምዚኣ ገይርኩም ከምትቅበሉኒ ተስፋ ይገብር ደቅነይ😌
Seluye enkae b selam ateki meareyyy ❤❤❤❤ Goytaye ane ewn nza znafka mealti kria fkadka ykun 🙏🙏🙏
ገለ ተሰሚዑኒ🥺😢እዘን ወላዲት ደስ ክብላ ❤❤
እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓደኺ ኣርገፀኺ ሰሉየይ ❤❤😍
እንኳዕ ደስስ በለኪ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ሰሉየይ ሓፍተይ🙏❤
ኣሜን ((3))🙏ሰሉ ዝያዳይ ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ ከማይ ኩሉኸለም ኣብ ሰድት ዘኹም ዘለኽን ኣሕዋተይ ብሰላም ምሰ ትፈትዉዎም ቤተሰብኩም የራኽብኩም ❤❤ 🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
Soluye skoe ekae bselam geste tfetwyom sdraki arayeki arakebeki btaemi ye zfetwekin zekbrekn egzabher msaki ykun❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሉዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤ሰደትና የሕፂሩ ንዓኩም የምሰለና ❤🕊🙏💒2⃣1⃣♥🙏🕊
ታድለሽ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን በሰላም ቤተሰቦችሽጋር ለመገናኘትኣበቃሽ!❤🎉
ሰሉዋይ ምቅርቲ እንካዕ ብሰላም ኣራከበኪ ምስ ትፈትውዮም ስድራኪ እቲ ሉዑል ፈጣሪ ተመስገን❤❤❤❤
እሰይ ተመስገን ኣምላከይ ሰሉዋኒ ምቅርተይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኹም ምስ ዉልድኺ ዛምበይተይ ልቃረና ኣሕዋትኺለ ናዓኺ የማስለና ፈጣሪ ዉይ ዓድኻ ጥዑም❤❤❤
Seluway Bekina Eko Nafkot Hsum Enqae Bselam Ateki Mkrtey
ተዓዲልኪ ሓፍተይ እንዃዕ ብሰላም ኣተኪ ዝተረፈና ካዓ ከማኪ ምስ ስድራና እንራከበሉ እዋን የሕፅረልና🙏😍😍😍😍😍😍
እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ ዘሓፍተይ ናዓናእውን ናዓኪ የማስለና ❤❤❤
ወይ ረዲኡኪ ንዳመሰለ ሰላም በልለይ ሰሉዋይ ጋል መደረይ ዳአኮንኪ ❤
ኣሰይይይይ ሰሉዋይ ማዓረይ አንቃዕ ደስ በለኪ 🙏🙏ፎ ስደት የጥፍኣዮ ንሓዋሩ 🥲ዓድና ብሰላም ይምለሰና ዝተረፍና ተጋሩዋይ
ኣሜን ማዓረይ
ኣሜን ክብረተይ❤😢🙏
አሜን ❤💚😢
ኣሜንን🥺 እንኳዕ ደስ በለኪ መዓረይ እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበኪ ፈጣሪ👏❤🥰🥰
እግዚአብሔር አምላክ እንካዕ ብስላም አተኪይ ንዓኪይ የማስለና❤❤🙏🙏
ተመስገን ጓል ዓደይ ድኪ ሰሉዋየይ እንኳዕ ብሰላም አረከበኪ ከማኪ ይግበረልና ዝያዳይ❤ዓደካ ስድራካጥዑም😢
ኣሰይይይይ ተዓዲልኪ ሰሉየይ ሰሉየይ ናዓኺ የማስለና ፈጣሪ ዓድኻ ጥዑም እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ሰሉየይ❤❤❤🙏🙏🙏
አሰይ ተመስገን አምላክ እንኳዓ ብሰላም አተዊክ ክብርቲ ሓፍትና ሰላም ናዓክ ይምሰለና❤❤❤
_አሜን፫ እንኳዕ ብስላም አተኽ ሶሉዋይ♥️♥️♥️_
እልልልልል እንኳዕ ደሰ በለኪ ሰሊተይ መዓረይ ዝተረፍና ከማኪ ይግበረልና ሰደትና የሕፅረልና ፈጣሪ አቦይ 🤲🤲❤❤❤
እንካዕ ብሰላም ኣተኺ መዓረይ ለኣኺ ምስ ረአኹስ ብጣዕሚ ነቢዐ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም👏👏👏👏👏😘😘😘
ሰሉየይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኺ ምስ ወድኺ ዘሓፍተይ
አሰይ አሰይ ተመስገን እንኳዕ ብሰለም ምሰ እትፈትዮም ስድራኪ አራኸበኪ ሰሉየ ንዓኺ የማስለና ስደትና አሕፅረልና ጎታይ ማዓረይ አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰላምይ እንኳዕ ብሐጎስ ብደስታ ናፍታ ትፈትውያ መረበትኪ ትግራይ ዓድና ብሰላም ብጥዒና ምስወድኪ ናብስድራኪ አብፀኪ ንዓኪ የማስለና አምላክ🙏😍😍😍😍😍😍
እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኽ ኣርገፀክ ምስ ወድኽ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
ሰሉዋይ ምቅርቲ ደጋጊመ እየ ሪአያ እንኳዕ ደስ በለኪ 🙏ሰላመይ መሬት ዓድኺ እንኳዕ ኣርገፀኪ ተመስገን ንዓኺ የማስለና ጓል እነይ
ኣሜን ዝሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ❤❤❤
አሰይይይይይይይይ ተመስገን ሠሉተይ እንካዕ ደስ በለኪ እልልልልልልል አየ ወለድና ክብራት ደስ ክብሉ ❤❤❤
ኣሜን እንኳዕ ብሰላም ኣተኩም መሬት ዓዱኩም❤❤❤ተመስገን❤❤❤
Seluye enqa bselam qex sdraki arayeki enqa Mszi michew wedki kab kulu bselam ateki marey so happy for you kab gal eri ❤️
ሰሉተይ ሽኮር እንካዕ በሰላም አተኪይ ማአረይ ንዓኪይ የማስለና 🙏🙏🙏💞💞💞❤️💛
Congratulations 🎊 enkae des beleki mearey egzabihar amlak msakum yekun ❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም አተኪ ክብርቲ ሓፊተይ ንዓኪ የምስለና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን ሰሉተይ እንኮዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገፀኪ እግዚአብሔር አምላክ ምቅርቲ ናተይ❤🎉🎉❤❤
Waw selway.enkae selam ateki❤❤
Enkae selam ateki selamey❤❤❤
ተዓድሊኪ እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ ንዓኪ የምስለና ሰሉዋይ ፅሪይቲ
ውቅሮ ዓደይ ናፍቆተይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኪም ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤
እንካዓ ደስ በለኪ ናዓኪ የምስለና ሰሉየይ እግዛብሄር እንካዓ ብሰላም አራከበኩ❤❤❤❤❤
እፍፍፍፍፍፍ ናፍቆት😢😢😢እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣተኺ ንዓናውን የምስለና
Enkae beselam ateki seluyey neaki yemslena amlke❤❤
ኣሜን (3)ሰሉየይ እንካዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰላመይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሉየ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ዝተረፍና ከማኺ ይግበረልና ፈጣሪ ኣምላክ🙏❤
ሰላመይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣረገፅኪ ማዕርይ❤❤❤
Enka bselam ateki seluway ❤❤❤
AASSSAAYYY zhaftuy 👌 selam N hezbe tigray 🙏🏻✊️👍
እንዃዕ ብሳም ኣተኪ ሱሉየ ዛሓፍተይ ውቅሮ ናፊቅናያ ኢና ዘለና ቪዲዮ ስርሕልና ኢኪ❤❤
ኣሜን ሰሉየይ እንካዕ ደስ በለኪ ህያበይ ❤❤❤
❤❤❤❤Enka besela ateki
እንኳዕ መሬት ዓድኪ አርገፀኪ ሰላመይ ብታሓጋስ ነቢዐ ከምቲ ናሃትኪ ናዓና የምስለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ብሰላም ኣተኺ እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉ❤❤ ኣናፊቅክና እኮ ንዓኺ የምስለና🙏😥
Enka beselam ateki selu haftet ❤❤❤❤
ኣሰይ ዛሓፍተይ ናዓኪ የማስና እንኳዕ ብሰላም መርየት ዓድኪ ኣርደጸኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሉዋይ እንቃዕ ድማ ደስ በለኪ ሓላለይ 🙏❤️
እንኳዕ ሰላም ኣተኪ ሰሉየይ🎉🎉🎉🎉🎉❤
እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም ሰሉየ ጎይታይ ማዓረይ በጃኻ ስደትና ኣሕፅረልና ምስ ስድራና እንራኸበሉ ግዜ ኣምፀአልና😢
እካዕ ብሰላም ኣተኺ ማዓረይ👏❤ኣብ ስደት ዘለና ኩልና እጎዛብሄር ኣምላክ ከማኺ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ መሬት ዓትና የብቀዐና🤲😢
እንዃዕ ብሰላም ኣተኪ ሰሉየይ🥰🦋
እንኳዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ ናዓናለ ብሰላም ይመልሰና ዓድና❤❤
ተመሰገን ሰሉዋይ አንኳዕ ብሰላም ተራኸብኪ❤❤❤❤❤
ሰሉየይ ምቅርተይ እንኳዕ ብሰላም ምስ እትፈትውየም ስድራኪ አራከበኪ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኪ የምስለና አብ ስደት ዘለና ኩለና ❤
እንካዕ ደስ በለኩም ❤❤ ናኪ የማስለና መዓረይ
አሜን ዛሓፍተይ ቀኒአ ኮ ከምዚለስ መኣዝ ክርኢ ይኮን🥺 so ደስ ትብሉ
Engaa bselam atekiy❤❤❤
እንኮዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ አርገፀኪ ዝሓፍተይ🙏👏💖💙
እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓዲኺ ኣርጊፀኪ💗💗💗💗💗💗
ሰላመይ እንዃዕ ደስ በለክ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤ኣነውን ከምዝ ይመነዮ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏
እንካ ብሰላም ኣተኺ ሰሉ ሓፍተይ ናዓኺ ዝገበረ ይግበረልና ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተዓድልኪ ተመስገን ፈጣሪ 🎉🎉ተስፋ ይገብር ናብ ደቀይ ከመዝናተኪ ከራከብ❤❤❤❤
Enka beselam ateki seluyy
እንካዕ ናብዚ ብርሃን ገዛኪ ብሰላም ኣብቀዐኪ ሰሉዋይ ንኩላትና ናዓኪ የማስለና ዛምበይተይ🎉🎉🎉❤❤❤
አሰይይይ እንካዕ መሩየት ዓድኪ ብሰላም አተኪ ሰሉየይ ❤❤❤አነስ ብጣዕሚ እየ ነቡዐ ዓደይ ኒፉቀ ማአዝ እየ ዓደይ ዝአቲ😢
ንዓኺ የማስለና ብሓቂ ደስ ይብል እግዚአብሄር ይመስገን
ኣሜን ግንካዕ ብሰላም መረት ዓዲካ ኣርገፀኪ❤
እንኳዕ ሰለም ኣተኪ ሓፍተይ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ንዓኪ የማስለና ስድራካ ምርካብ ብዚ ግዜ ዕድልቲ እዩ
ዋው እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ሰሉየ ዓድኻ ጡዑም🎉❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ኣራከበክ ሰሉዋይ❤
እንኳዕ በሰላም ኣትኪ ሰሉየይ የኔ ማር❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕንካዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገፀኪ♥️
Пікірлер: 840
ንኹለኹም ኸም ናተይ ይግበረልኹም
@user-zq1cc9uw3b
10 ай бұрын
አሜን ሰሉዋይ 🙏🥺💜
@Salam-zm5nz
10 ай бұрын
Amen amen amen
@yes6292
10 ай бұрын
አሜን ሰሉዋይ ❤❤❤❤
@akezaberhe6216
10 ай бұрын
አሜን፫ ሰሉዋ ልባም።
@ShhhHhh-xd1jd
10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ሰላመይ❤❤🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም ኣተኪ ሰሉዋይ ንዓኪ የማስለና ደስ ክብሉ ዞም ስድራ ኡፍፍ❤️💛👑 ዛመዓልቲ ዚ ዝናፈቀ እስኪ like😢
@user-iw5rf4bm3f
3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አነስ ዘይሓሰብክዎ በክየ ለካ ብናፊቆት ልብና ቆሲሉ ዩ😢😢እንካዕ ብሰላም አተኪ ክብርቲ ሓፊተይ ንዓኪ የምስለና❤
@usren7
10 ай бұрын
ኣጀና ተስፋ ጥራሕ ህድእ ንበል ናናዕልና ግዜ ኣለና ለለ ናትናለ ልበለጸ. ኩኮን እዩ።
@kindhaftigirmay2569
10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም አተኪ መአረይ ንዓኪ የምሰለና
@selamtesfay3521
10 ай бұрын
@@usren7 ይግበረልና ክብረተይ
@dhheh9433
10 ай бұрын
ማርያምን ኣነለ😢
@usren7
10 ай бұрын
@AskaleTeklberhan እለ😍
Amen (3) ሰሉ ሓፍተይ እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ ከማይ ኩሉኹም ኣብ ስደት ዘለኹም ዘለኽን ኣሕዋተይ ብሰላም ምስ ትፈትውዎም ቤተሰብኩም የራኽብኩም 🙏❤❤❤❤❤❤
@meazakahsay6307
10 ай бұрын
@AskaleTeklberhanገይረልኪ ናተይ 🥰❤
ውቅሮ ዓደይ ናፍቆተይ ❤ እንካዕ ብሰላም ኣተኹም ሰላም ሓፍተይ ናዓና'ውን ናብዚ የብቀዐና ዛማዓልቲ እዚኣ ከመይ ድየ ናፊቀያ ዘለኹ 😢
@user-xm9mh9cr1h
10 ай бұрын
Ekae bselam ateki zhaftey❤❤❤
ቃላት ኢዩ ዝሓጽረካ ኣብዛ ቪድዮ ዘሎ ትሕዝቶ ክትገልጾ እታ ወላዲት ተዓጢቃ ዕልልታ ኡፍፍፍ ስከ በሉ ዘመነ ዕልልታ ይግበረልና ኣብ መላዕ ዓለም ፋሕ ኢልና ዘለና ን ሰላም ሓፍትና የማስለና 🎉❤🎉❤🎉❤እዚ ጸጋ እዝጋብሄር ኢዩ ስደት ሸሚምና ኢዩ ዓድና ከይንምለስ ገለ ዝሕዘና ሎ እህ 😢😢😢😢 እንቃዕ ሓጎሰኪ 🎉❤🎉❤🎉❤
አሜን 🙏🙏🙏ጀሚረ እስካዕ ዝወድእ ብንብዓት ወዲኤያ😢😢😢😢😢ኩሉ ከምዚ ከማይ ዶ ኾን ብሰላም መርየት ዓድና የርግፀና ስደት ሕሱም ኡፍፍፍ😢😢
@sarayan525
9 ай бұрын
@AskaleTeklberhan ኢለልኪ ዝያዳይ ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ካማይ ንብዓቱ ዝወድእ ይህሊ ዶ ብናፍቅ ወለደይ ፀሎት ግበርለይ ድሕሪይ 12ዓመት ስደት ዓደይ ክኣቲይ
@titiberihu
10 ай бұрын
አጆና መቀረተይ ካልአይተይ ዋላ አነ እየ
እልልልልልልልል እንኮን ደስ በለኪ ሰሊተይ ዝተረፍና ከማኪ ይግበረልና ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ❤❤❤
@user-ll8hu9ng6p
10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ማኣዝ ኮን ትኮን እዛ ማዓልቲ😢ሰለማይ እንካዕ ሰላም ኣተኪ ንኣኪ ይመሰልና 😢እግዚአብሔር ኣምላክ 😢
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ሰሉዋይ ናይ ታሕጓስ ድዩ ናይ ናፍቆት ብንብዓት ወዲአያ ንዓኪ የምስለና❤
በእውነት ማራ ኢኺ ዕድለኛ ከምዚ ምስ ስድራኺ ምርኻብኪ ዝሓፍተይ ደስ ብሃሊ ኣብክንዳኺ ኣነ ደስ ኢሉኒ ማርያምን so ብድጋሜ እንኳዕ ደስ በለኪ እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ🙏🙏🙏🙏
ሰለምይ ጽብቕተይ እዚ ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ከማኽ ይመስለና ❤❤❤❤❤❤
አሜን እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም የኔስ መቼ ይሆን😢
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
10 ай бұрын
ኣይዞሽ ኣንዲ ቀን ይሆናል 🎉
@Romary-cv8rq
10 ай бұрын
ኣይዞሽ የኔ ማር ኣንድ ቀን ይሆናል ❤
@saramm8772
10 ай бұрын
ንዓኪ የማስለና ሰሉየይ እንኳዕ ብሰላም ኣተዉኪ❤❤❤
@Romary-cv8rq
10 ай бұрын
@AskaleTeklberhan ኢለኪ ወለላይ♥️
@MoNa-cq3yz
10 ай бұрын
😢
ኣሜን እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ሰሉየ ❤🎉 ለካ ደስታዉን የንብዕ😢 እዩ ብሓቂ ተጋርዎኒ ኣምላኽ ምስ ስድራና ያራኽበና❤🎉🙏
ታማ ካበደይ ተሓቂነ😢 እንካዕ ብሰላም ኣተኺ ሰሉየይ ንየሩዱየይ ሰላም በለለይ ሶሊተይ❤🎉
ኣስይይይይ ደስ ክብል እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኽ ኣርገፀኪ ሰሉየይ 🙏💜🥰
ተመስገን ኣምላከይ ታይ ይሰኣነካ ኮይኑ እንካዕ እዙይ ኣርኣየና ኣፎመይ ዝሓወይ ለባመይ❤ ለኣይለ ከምዚኣ ገይርኩም ከምትቅበሉኒ ተስፋ ይገብር ደቅነይ😌
Seluye enkae b selam ateki meareyyy ❤❤❤❤ Goytaye ane ewn nza znafka mealti kria fkadka ykun 🙏🙏🙏
ገለ ተሰሚዑኒ🥺😢እዘን ወላዲት ደስ ክብላ ❤❤
እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓደኺ ኣርገፀኺ ሰሉየይ ❤❤😍
እንኳዕ ደስስ በለኪ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ሰሉየይ ሓፍተይ🙏❤
ኣሜን ((3))🙏ሰሉ ዝያዳይ ሓፍተይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ ከማይ ኩሉኸለም ኣብ ሰድት ዘኹም ዘለኽን ኣሕዋተይ ብሰላም ምሰ ትፈትዉዎም ቤተሰብኩም የራኽብኩም ❤❤ 🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
Soluye skoe ekae bselam geste tfetwyom sdraki arayeki arakebeki btaemi ye zfetwekin zekbrekn egzabher msaki ykun❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ተራከብኩም ሰሉዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤ሰደትና የሕፂሩ ንዓኩም የምሰለና ❤🕊🙏💒2⃣1⃣♥🙏🕊
ታድለሽ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን በሰላም ቤተሰቦችሽጋር ለመገናኘትኣበቃሽ!❤🎉
ሰሉዋይ ምቅርቲ እንካዕ ብሰላም ኣራከበኪ ምስ ትፈትውዮም ስድራኪ እቲ ሉዑል ፈጣሪ ተመስገን❤❤❤❤
እሰይ ተመስገን ኣምላከይ ሰሉዋኒ ምቅርተይ እንኳዕ ብሰላም ኣተኹም ምስ ዉልድኺ ዛምበይተይ ልቃረና ኣሕዋትኺለ ናዓኺ የማስለና ፈጣሪ ዉይ ዓድኻ ጥዑም❤❤❤
Seluway Bekina Eko Nafkot Hsum Enqae Bselam Ateki Mkrtey
ተዓዲልኪ ሓፍተይ እንዃዕ ብሰላም ኣተኪ ዝተረፈና ካዓ ከማኪ ምስ ስድራና እንራከበሉ እዋን የሕፅረልና🙏😍😍😍😍😍😍
እንኳዕ ብሰላም ኣተኪ ዘሓፍተይ ናዓናእውን ናዓኪ የማስለና ❤❤❤
ወይ ረዲኡኪ ንዳመሰለ ሰላም በልለይ ሰሉዋይ ጋል መደረይ ዳአኮንኪ ❤
ኣሰይይይይ ሰሉዋይ ማዓረይ አንቃዕ ደስ በለኪ 🙏🙏ፎ ስደት የጥፍኣዮ ንሓዋሩ 🥲ዓድና ብሰላም ይምለሰና ዝተረፍና ተጋሩዋይ
@AliLila-su6pt
10 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ
@axsum---tsion21
10 ай бұрын
ኣሜን ክብረተይ❤😢🙏
@user-nb2wi8pp7q