እግረይ ተሰይረ😞 ኣግንየዮም ሎመዓንቲ ገዛና ኣዕቢደዮም😂 ልገርም prank

#love #tigray #ethiopian #film #habesha #femousname #music #tgraymusic #ethiopia #muzik #selamtsegay

Пікірлер: 444

  • @ihhb1835
    @ihhb18353 ай бұрын

    ኣፎም ግን ብጣዕሚ እዩ ዓብዪ ሰብ ተዓዲላ ንዕኡ ዝተመርዓወት 😢♥️

  • @ufh4391
    @ufh43913 ай бұрын

    ልኣደኩም ግን ፕራንክ ትሰርሑ ተለኩም ንገርወን ብማርያምኩም ከብዲ ወላዲ ኣብ ቀረባ እዩ ኣሕዋተይ😢

  • @enzeshgebrekidan4317

    @enzeshgebrekidan4317

    3 ай бұрын

    ❤❤❤ ብዝተረፈ ጥዕማት ደስስስስ በሃልቲ ❤❤❤

  • @user-pi7hj2ov5n

    @user-pi7hj2ov5n

    3 ай бұрын

    እወ ልዘን ኣደና ንገርወን ብጣዕሚ ሓዝነ ዋይይ😢😢😢😢

  • @Tyty112-ij7qm

    @Tyty112-ij7qm

    3 ай бұрын

    ብሓቂ😢

  • @user-hi7kp8cv5u

    @user-hi7kp8cv5u

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢

  • @tggaltewahdo
    @tggaltewahdo3 ай бұрын

    ልገርም ፕራንክ እዩ ግን ክልተ ካሜራ ድኪ ወሊዕኪ ሰሉ ዓይነይ😉😂 እሰቲ ዘይተረድኦ ናይ ካሜራ ነገር ላይክ😓😀 ሳብሰክራይብ እውን ግበሩለይ ለሚነ ኣይፈልጥን😡❤

  • @dani7teka7

    @dani7teka7

    3 ай бұрын

    ኩሉዩ ለይቸረደአኒ ኣነስ😊😅😅😅

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    3 ай бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-qx4on6il8t

    @user-qx4on6il8t

    3 ай бұрын

    ወላ ንዓይ ኣይተረድኣንን😂😂

  • @user-sm6bx5hn5i

    @user-sm6bx5hn5i

    3 ай бұрын

    ኣነለ ክፅሕፍ ኢለ ነይረ ከምኣ ኢለ😂😂

  • @tggaltewahdo

    @tggaltewahdo

    3 ай бұрын

    @@mariyamey555 እሹኒ ማዓረይ ንሰኪ እውን ግበርለይ✅👏❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube123 ай бұрын

    yesssss💃💃💃ሰሉየ ኣሐጉስክኒ ግን እዚ ሕፀ እዩ ወድኩም ሃቡና😂 ገና እዩ መርዓ ብዝኮነ ኣፎመይ ይፈትወካ እንድየ ግን ብሰሉ መፂእካኒ🥺❤❤❤❤❤🎉🎉ነዛ ፅሕፍቲ ዘንበብኩም ደሚረሰኩምኒ ሕለፉ ጋይሰይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Gezawit
    @Gezawit3 ай бұрын

    ዘን ወላዲት ከበደይ ክበልዓኒ😢❤ንአየ ይግበሮ ንአየ ይግበሮ ኡፍፍ አደዋይ ሓላል👸❤

  • @sndug3394
    @sndug33943 ай бұрын

    አህ ወዲነካ እኮ በስማኣም ከመይ ዲዩ ዝሓሊየለካ 🙏❤❤ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ❤❤

  • @user-it2yr5tp8t
    @user-it2yr5tp8t3 ай бұрын

    ሰሉተይ ማዓርይ ሰላም እግዚአብሔር ኣምላክ የብዘሐለኪ ምስ ስድራኪ ዝሓፍተይ ❤❤🙏ኢና ዛሓፍተይ ን ኣደይ ብዘኮ ነገረ ገረኪ ኣሐጉስየን በዘኪ ሰሉዋይ ኩሉ ግዜ እናደገፁኩምን ብጣዕሚ እየዘሕዙናኑ 😢 ብዝተረፈ ሰላምኩም የብዘሓዮ ሙቁራተይ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹love ❤❤❤❤ሓፍቱኩ ካብ ሰደት ክቲሓሊፊኒ

  • @user-vy8wk8td8f
    @user-vy8wk8td8f3 ай бұрын

    ያ ሰላም😂😂 ግደፍየን ልማማ ኣቀድምኪ ንገርየን 😢😢

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel69473 ай бұрын

    ቀደመካ ሓውካ አዴካ ጥዕሙ ሰላምኩም የብዘሐልና❤😂😂😂ሰሉ ዓይነይ

  • @dgvh7060
    @dgvh70603 ай бұрын

    ሰሉየይ ልማማ ነጊርኩምዎን ፅንሑ አይተ ተንግፅዎን በጃኩም ❤እና ይፈትወኩም እየ

  • @enzeshgebrekidan4317
    @enzeshgebrekidan43173 ай бұрын

    ፅቡቃተይ ❤❤❤❤ ግን ፕራንክ ክትገብሩ ከለኹም ንኣደዋና ንገርወን ❤❤❤❤

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu93623 ай бұрын

    ዋይ አፈወርቂ ኣተጉርዕ ልቃሓካ እያ😂 ኘራንክ ተገብሩ ተለኩም ግን ንወላዲትኩም ንገርወን❤

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq3 ай бұрын

    እዘን ወላዲት ግነ ኣብ ርእሲ ሕማመን ሕማም ክትውስኹለን ኢኹም በጃኹም ልወላዲት ዘደንግጽ prank ኣይትግበሩ 😢

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg18263 ай бұрын

    ኣፍወርቂ ሓወይ ኣይቲ ኮሪ ሳሓቅ እዩ ዘጥዕመልካ ጎይታዋይ❤

  • @user-dd4qv6yj7e
    @user-dd4qv6yj7e3 ай бұрын

    Seluye btaemi eye zfetwki kulu gzi mxi❤❤❤❤ ms sebeayki ke niei

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey28743 ай бұрын

    😂😂😂😂 ናተጨነቁ ነይረስ አስሒቁምኒ ሰላም እግረይ ትብል አፎወርቂ ክአ ከብድክያ😢 ጎይታዋይ ሓልዩልኪ እዩኮ

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    3 ай бұрын

    ንክብርቲ ወላዲትኩም ግለፅዋ ተትባሃሉ እንታይ እልኩም ምገለፅክሞዋ

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz3 ай бұрын

    ብሰላም የጋላገልኪ ሰልዋይ ❤

  • @goeytsegezab6494
    @goeytsegezab64943 ай бұрын

    ገለ ዓይነት ፕራንክ ግን ነተን ወላዲት ተጠንቀቁለን እታ ካመራ ግን ኣብ ደገ ኢያ ነራ ከመይ ገርኪ ገዛ የእቲክያ ❤❤❤❤

  • @marrymarry8649

    @marrymarry8649

    3 ай бұрын

    ኦኾ እና ደስ ባሃልቲ ሙቁራተይ ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    3 ай бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @user-by7gj1uc2i

    @user-by7gj1uc2i

    3 ай бұрын

    ክልተ እዩ ልኾን

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t3 ай бұрын

    ስሉይይ ነደዋይ ኣተሰብዱዋ ባዓተዉኡ ነገረዋ የመችኩም❤❤❤❤

  • @user-vr1bt9wr6f
    @user-vr1bt9wr6f3 ай бұрын

    ኣነስ ሓው ተዝህልወኒ ኔሩ ተዓዲልኪ ሰላምኩም የብዘሓዮ❤😢

  • @hiwetagidey7316

    @hiwetagidey7316

    3 ай бұрын

    ብሓቂ ማዓረይ መን ኸም ወድኖ😢😢😢😢

  • @rfduv1457
    @rfduv14573 ай бұрын

    ኣፈወርቅ ብራክ ትባል ተሎ ኣይትኾር 😂😂❤

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg3 ай бұрын

    ሰሉዋይ መሕረር ይመቸኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-zj7hy4tv2m
    @user-zj7hy4tv2m3 ай бұрын

    እውይ ኣደዋክ ኣንብዐናን ሰሌዋ ሕደግ ንወላድካ😢😢❤❤❤❤😅

  • @ufig6973
    @ufig69733 ай бұрын

    ዝገርም prank 😂 ግን ሰሉየይ ንማሚ ክትሰርሑ ከለኩም ወላዲት ሰለ ዝኮና ትቲነግርወን የሐሸ ❤

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29103 ай бұрын

    😂😂😂 አታ እግረይ 😁ካብድኪ 😁😁ሰሐቅ ቀቲልካና አፎም 😁🥰🥰

  • @user-rs5jj6zg8d
    @user-rs5jj6zg8d3 ай бұрын

    ዊዊ ቃደማክን ማማዋይ መዓረይ ልኣየይ ኣዶዊተይ ንደቃ ኣሕሊፋ ዘይትህብ ኣሕዚነናኒ 😢 በይዛኪ ሰሉየይ መዓረይ ብድንጋፅ ከይሓማ ንማማ ፖራንክ ክትገብሩ ከለኩም ንገርወን❤ፅሩያት ስድራ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx3 ай бұрын

    ዓባይኪ ግን ❤❤❤❤ ግን ደስ ክትብሉ ያዓኪ ብራክ ናይ ሎሚ 🤣🤣🤣

  • @user-if4wo6dg2g
    @user-if4wo6dg2g3 ай бұрын

    ከብድኪያ የኔ ማርርር😂❤❤❤

  • @RahwaRahwa-pu5lp
    @RahwaRahwa-pu5lp3 ай бұрын

    ዝገርም ፕራንክ ቆሲለ እየ ብሳሓቅ ኢፊ ማራ ኣሕዝኒኒ ኣጆኪ ኢፊየ❤❤❤❤😊

  • @Wedigere-ij7fv
    @Wedigere-ij7fv3 ай бұрын

    ነተን ወላዲት ግን ፕራንክ ክትገብሩ ከለኩም ኣይትሕወሰወን ወላድ ድንጋፅ ሕማቅ ዩ።

  • @user-sv8qi5ok7x
    @user-sv8qi5ok7x3 ай бұрын

    Eey anse😢😢 egra zey kones kebdki eilu ahzineni betaemi kemzi hawi yehabena❤❤❤

  • @DaianaDaiana-he4jq
    @DaianaDaiana-he4jq3 ай бұрын

    ደስ በሀልቲ በሓቂ

  • @SalamSalam-gb7tx
    @SalamSalam-gb7tx3 ай бұрын

    ናማማ ገደደ ኣታ አግረይ ትብለካላስ ርአሳ ትድግፍ😂❤

  • @alemhadush6717
    @alemhadush67173 ай бұрын

    ዋይ ስላም ክትረግሚ ታይ ገበራኪ ዘን ኣደኪ ማማ ኣሕዚነናኒ

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h3 ай бұрын

    ደነዝ ያ😅 ሰሉየይ ምቅርቲ❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf3 ай бұрын

    ሰሉየይ ምቅርቲ ኢፉየይ ፁሩይ❤❤❤🎉🎉

  • @nuratbintali2755
    @nuratbintali27553 ай бұрын

    ወለህይ ኑሱ አሕዘኑነይ በክያት መፅአንይ ❤❤❤

  • @user-qm8oy9mn5r
    @user-qm8oy9mn5r3 ай бұрын

    ሰሉየ ዘስሓቀኒ ነገር ወየ ማዓዘየ ምስ በለት 😂😂😂

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm3 ай бұрын

    ማራ ዝፈትወኩም ❤❤❤

  • @ygg949
    @ygg9493 ай бұрын

    ይመችኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-xr5kc2cw5v
    @user-xr5kc2cw5v3 ай бұрын

    ውይውይ ሓወይ ምዓራኻ ኣሕዚኑኒ እረ ዘን ኣደዋኺ ታይ ገበራኺ ዝስራሕ ስኢንክስ ብዚ ፕራንክ ኻልኣይ ግዜ ከይትደግሚ

  • @feetsfwef3563
    @feetsfwef35633 ай бұрын

    ሓዉካ ጡዑም ማርያምን ❤❤❤❤

  • @user-jv2by6fx2t
    @user-jv2by6fx2t3 ай бұрын

    ፅሩያተይ ኣነስ ደስ ክብሉ ንይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢🎉🎉

  • @brktikeshi9761
    @brktikeshi97613 ай бұрын

    ሰሉ 😂😂 ኣደንግፅኩዩም😢

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey79343 ай бұрын

    ❤❤❤❤mama gdefuwa bejakum selu mkrti

  • @user-vr1bt9wr6f
    @user-vr1bt9wr6f3 ай бұрын

    ዋው ሰላም ሃጢራ ሕጂ ❤😅

  • @sarayan525
    @sarayan5253 ай бұрын

    አደዊተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

  • @salm4735
    @salm47353 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣሓዝኒነ ዋይይ😢😢😢

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d3 ай бұрын

    ከብድኪያ ኣየ ኣፎም ዝቆልዓ ከይጉዳእ ፈሪሑ ዋ እዘን ወላዲት ግን ኣይተደግፅወን ዋ ጠኒሳ እያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @sameralibis6724
    @sameralibis67243 ай бұрын

    ኣይ ሰሉዋይ ኣትሳኣኒ 😂😂❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu86443 ай бұрын

    ዝገርም ኘራንክ ሰሉ😂😂❤

  • @Geni__12
    @Geni__123 ай бұрын

    ሰሉ መሕረር ንሕካ ፍደ ኤፊ😅

  • @daniwelay7490
    @daniwelay74903 ай бұрын

    ዝገርም prank እዩ ግን ንማሚ ፕራክ ተዘይትገብርዋ ይሓይሽ SS

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam3 ай бұрын

    ናይ ኣፌ ፅርፊ ደነዝ ተመችያትኒ😂😂😂

  • @Selamtube21225
    @Selamtube212253 ай бұрын

    ሰላም እግረይ ትብል ኣፍወርቂ ከብድኺ ይብል። ብዝኾነ ናይ mother ድንጋፀ ግን ኣይተደንግፁዎን እንዶ ናይ ባዓልትኩምስ ከም ድሌትኩም

  • @TigrayAdey-ug8sf
    @TigrayAdey-ug8sf3 ай бұрын

    ሰሉየይ ኣነስ ከብደይ ቦሊዖምኒ ❤❤❤❤❤

  • @salamaaa905
    @salamaaa9053 ай бұрын

    ኤህ ሰላም ኣይትሳኣኒ ልማማ ኣደንጊፅክየን😂😂😂😂😂

  • @brktikeshi9761

    @brktikeshi9761

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪን ማዓረይ❤

  • @tg-ty3cn
    @tg-ty3cn3 ай бұрын

    ኡፍ ከብድኪ የኔ ውድ ኣሕዚንኒ😢

  • @kdjnnrr6390
    @kdjnnrr63903 ай бұрын

    ማሪያምን ኻብድና ኣቁስልኽና ውይውይ ያ😂😂😂❤❤

  • @user-lt5rm4vj2s
    @user-lt5rm4vj2s3 ай бұрын

    ሰላም እግረይ እልትብላ😂😂አፈ ወርቂ ኻብዳ አዩ ያ😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @rutaseyum6768

    @rutaseyum6768

    3 ай бұрын

    😂😂😂

  • @zufanabadi9925
    @zufanabadi99253 ай бұрын

    Wow beautiful family

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx3 ай бұрын

    ማማ የሕዚናትኒ ናይ ካሜራ ነገር ግን ኣይተረደኣንን ናብ ገዛ መን የአትይዋ ሰሉ ኣብዚኣ ኣብርህልና❤😂😂😂

  • @rakgaltagery3471

    @rakgaltagery3471

    3 ай бұрын

    ኣነ ለ ኣይተረደአንን😂

  • @user-yx7hh1rl6y
    @user-yx7hh1rl6y3 ай бұрын

    ሰላም ጥንስቲ እያ ማለት እዩ ኣፎም ከብድኪ ገለ😂❤

  • @user-gi3ww2mf8r
    @user-gi3ww2mf8r3 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂 የኔ ውድ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu3 ай бұрын

    ማሚተይ ኣሕዝነናኒ ብእነት❤

  • @ufh4391
    @ufh43913 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @user-qx4on6il8t
    @user-qx4on6il8t3 ай бұрын

    ናብ ገዛ ምስ ኣተኹም ግን መን ካሜራ ሒዙልኩም ኣትዩ?😂😂😂

  • @fgchffhfh9256

    @fgchffhfh9256

    3 ай бұрын

    ክልተ ይኮን

  • @user-tn9yu7pv3b
    @user-tn9yu7pv3b3 ай бұрын

    መስቀል እሰሪ ሰሉየይ❤❤❤❤

  • @user-fr7py9tf5w
    @user-fr7py9tf5w3 ай бұрын

    ንፉዓት 🎉🥰

  • @user-xb9oy5bw2o
    @user-xb9oy5bw2o3 ай бұрын

    ሰሉየይ💚😊

  • @user-dr9fs2gn3k
    @user-dr9fs2gn3k3 ай бұрын

    Seluye mkrtiii eko eki gn aytedngtsyen nmama

  • @user-hv1ef6uo8x
    @user-hv1ef6uo8x3 ай бұрын

    ኣደዋይ ሓላል❤❤❤

  • @prime9451
    @prime94513 ай бұрын

    ኣደዋኒ❤

  • @user-gz3mx7ew7y
    @user-gz3mx7ew7y3 ай бұрын

    😢ሰሉ ኣንብዕክን ዋይ ፕራንክ ምካኒ ናፈለጥኪ😢

  • @yyghhu9146
    @yyghhu91463 ай бұрын

    ማሚተይ🥰🥰

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu23173 ай бұрын

    አረ እተን ወላዲት ንገርወን ንቃደም እዋይ ከሕዝናካ😢

  • @arsemasis5738
    @arsemasis57383 ай бұрын

    የኔ ማሮቸ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri3 ай бұрын

    ምሽ ካሚራ መን ሒዝዋ😂

  • @user-oe3nx5sj5j
    @user-oe3nx5sj5j3 ай бұрын

    Wey hafena temakrkum mkonu camara min etlkiy nab geza msh abdege habkya😅😅

  • @user-sf1pd5nm8p
    @user-sf1pd5nm8p3 ай бұрын

    ገራሚይ ፕራንክ ሓዉ ማለት የብል እዩ ሰሉየ ምቅርቲይ ዕድመን ጥናነን ይሃብኹም ፈጣሪ አምላክ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @user-oz9wb7dg3n
    @user-oz9wb7dg3n3 ай бұрын

    ፅቡቅ እዩ ግን ንማማ ግን ኣቀድምኩም ነገርወን በይዛኩም ወይ ካዓ ቅልል ዝበለ ክከውን ኣለዎ እንበር ከብድ እዩ❤ ብጣዕሚ እየ ልፎትየኩም❤❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    3 ай бұрын

    እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @Jgggfgajhvggghhg
    @Jgggfgajhvggghhg3 ай бұрын

    ጠኒሳ እያያ😂😂😂😂

  • @FfgdVcxffg-cp3qn
    @FfgdVcxffg-cp3qn3 ай бұрын

    Powww selu😂😂

  • @Meme-en1vu
    @Meme-en1vu3 ай бұрын

    ሓዉካ ❤❤❤ወለላካ❤❤❤❤ምዓረካ❤❤❤

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q3 ай бұрын

    ሰሉዋኒ መን ኣትዋ ከማራ ካብ ደገ 😅 ብዝከነ ፍቅርኩም ይብዛሕ😢

  • @MeriHaylsh

    @MeriHaylsh

    3 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤🎉

  • @mynamesl2542
    @mynamesl25423 ай бұрын

    ኣደውተይ ማዓረይ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh3 ай бұрын

    ንማማ የሕዝናኒ ለዋ አብ ኩሉ ድጋፅ

  • @fanafani2638
    @fanafani26383 ай бұрын

    ካብዳ ጠኒሳ ድያ ኣብ ካብዶ ታይ ከም ዞሎ ፈሊጥክያ😂ካብድኪ ኣይትፅቀጥዮ😂

  • @TsegaGhiwet-qv8fz

    @TsegaGhiwet-qv8fz

    2 ай бұрын

    እወ ❤❤❤❤

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx3 ай бұрын

    ግን ሰሉ ሓንቲ ነገር ክነግረኪ ንዘን ወላዲት ብራንክ ክትሓስቡ ከለኩም ንገርወን ቡዙሕ ጊዜ ይድንግፃ እየ ዝርኣን ዓባይኩም ❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወን መነሳሳት ❤

  • @user-if4wo6dg2g
    @user-if4wo6dg2g3 ай бұрын

    ከዝስ ጠኒስኪ ዲኪ ዋላ prenk እዩ ኣቲ ጓል ኣዳናጊርክና ኮ😒😘😘

  • @brktikeshi9761

    @brktikeshi9761

    3 ай бұрын

    😅 ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @fgchffhfh9256

    @fgchffhfh9256

    3 ай бұрын

    ለይሕማምኪ ረስኒ😁😁😁

  • @BreFekr
    @BreFekr3 ай бұрын

    አይ ሰሉ ❤❤❤🎉🎉

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl3 ай бұрын

    ሰሉየይ❤❤❤

  • @Nebu1619

    @Nebu1619

    3 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @user-si2gx4qn6s
    @user-si2gx4qn6s3 ай бұрын

    መን ከም ወድኖ😥❤️❤️

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3s3 ай бұрын

    ናይ ኣዶ ልቢ ኣብ ቀረባ እዩ ሓደራ መጀመሪያ ንኣዶ ንገሪዋ ንሰርሕ እና እልኹም እንታይ ገበራ ወደይ ሕቀኦን ይሰበር ኣሎ ብድንጋፅ።😢😢❤❤❤

  • @haahaa8114
    @haahaa81143 ай бұрын

    😢😢😢😢ወይ አደይ

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana2 ай бұрын

    ልማማየይ ኣትግበሩወን ከንፀልአኩም😢

  • @Naxi690
    @Naxi6903 ай бұрын

    ተማኪርኩም ኢኪም ዋ ይኩን😂😂😂

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi3 ай бұрын

    ካብዳያ 😂😂😂ኣፍ ወርቂ ሳሓቅ ቀትልና

  • @UxYv-mn6fh
    @UxYv-mn6fh3 ай бұрын

    እግርኪ ምንም ኣይብለክንዋ ከብድኪ🤣🤣🤣🤣🤣🤣ካሚራክለ ፕራንክ ገይሩኪ ደገ ሓዲግክዮስ ደድሕሬኪ ስዒቡ🤗😁😁😁😁

  • @fada3193
    @fada31933 ай бұрын

    ሰሉ ጥንሰቲ እያ መሰለኒ❤❤

Келесі