ሻዕብያ ክድሕነሉ ዝኽእል መንገድታት ኣሎ ድዩ? ኲናት ሱዳን ናበይ ገጹ ኢዩ?

Ойын-сауық

ሻዕብያ ክድሕነሉ ዝኽእል መንገድታት ኣሎ ድዩ? ኲናት ሱዳን ናበይ ገጹ ኢዩ?

Пікірлер: 60

  • @user-lb7rg7kp3o
    @user-lb7rg7kp3o18 сағат бұрын

    ብትክክል ኢ/ያ ቀንዲ ፀላኢት ትግራይ እያሞ መራሕቲ ትግራይ ሓድነትኩም አጠናክሩ

  • @yemanehadsh1683
    @yemanehadsh16839 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዝሑጉስ ሓሳብ ቀፂለሉ

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t11 күн бұрын

    መራሕቲ ትግራይ ከም ርግቢት የዋሃት ከም ተመን ብልህታት ኩኑ።

  • @TsfaikahsaiWM
    @TsfaikahsaiWM11 күн бұрын

    ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ከም መትከል እውን ክንክተሎ ዝግባእ እዩ።

  • @AygaNuguse
    @AygaNuguse11 күн бұрын

    Right you are. No doubt.

  • @user-ou2rd8oz1t
    @user-ou2rd8oz1t11 күн бұрын

    ብሬ በሊሕ ሰብ

  • @johannestedla1429
    @johannestedla142911 күн бұрын

    ስላም ብርሃነ ናዕካ ይኩን❤❤❤

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho11 күн бұрын

    ናይ ትግራይ መራሕቲን ፖለቲከኛታት ብዳሃይ መናእሰይ ብአቶ ብርሃነ ዝመሓላለፍ ናይ ጥንቃቀ መልእክቲ ብአንክሮ ክጥቀመሉን ነብሶም ሓሊዮም ንህዝቢ ትግራይ ከድሕኑን ይግባእ።

  • @Amangebereyesus
    @Amangebereyesus11 күн бұрын

    ጀጋኑ ጀነራላት ትግራይ ጥንቃቀ ግበሩ ዋላ ካብተጋሩ ባንዳታት ሰለ ዝህልው ንደገ ጥራሕ ኣትራኣዩ ከምኡውን ካልኦት ክህልዉ ይኽእሉ እዮም ሕማቅ ይሰርሑ ጽቡቅ ይስርሑ ንሕና ተጋሩ ነኽብሮም ኢና ሓደራ ጥንቃቀ ጥንቃቀ ሓደራ ምስኮነ ዋይ ዋይ ኣይጠቅምን ካብኒ ጀነራል ሳዓረ ተምሃሩ

  • @user-lz9og7fo3o
    @user-lz9og7fo3o11 күн бұрын

    ናይ ሳሕል ገዋኑ ማለት ህግደፍን መራሒኡን ከይጠፍኡ ሰላም ቅበጽ እግዚአብሔር ምስክረይ

  • @user-ei4sg9vg9w

    @user-ei4sg9vg9w

    11 күн бұрын

    Abey Tefelto Egziabher Wedi AMENZERA.

  • @salimsiedkahssay9924
    @salimsiedkahssay992411 күн бұрын

    ደርፊ ፀማም

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane206811 күн бұрын

    ብርሃነ ሓወይ እመን ኣይትእመን ትግራይ ሳላ ውፉያት ደቃ መስገደላት ፈንፂሓ አብ ዓለም መሰስ ኢላ እያ ዳግማይ ከዓ ንማንም አይትደንንን እያ። ኢሰያስ ካብ ኢድ ብርጌድ ንሓመዱ አይሓልፍን ብድሕሪኡ እቲ ከይዲ ንዝትየሉ እንተ ምስ ኢሰያስ ግና አይፋል እዩ መልስና።

  • @atsedemulubrhan8770
    @atsedemulubrhan877011 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt65712 күн бұрын

    Schaìbiya 🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855311 күн бұрын

    ብሬ ንፉዕ❤

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz11 күн бұрын

    ወይ ሃለዉለዉ !!!

  • @freeomkesete1306
    @freeomkesete130611 күн бұрын

    Ab sne libna tigraway bzuh ksrah alewo , Amhara Ethiopia feximom aydqsulnan

  • @asgedomyehdego409
    @asgedomyehdego40911 күн бұрын

    Thank you brother Berhane for the hard work you are doing especially, since the beginning of genocide in Tigray,

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu855311 күн бұрын

    ዝኽልተ መዓልቲ እዚ ተሕጉሰኒለኻ ❤

  • @user-eg6up7lp5b
    @user-eg6up7lp5b10 күн бұрын

    Yesss🎉🎉🎉🎉🎉🎉Yessss🎉🎉🎉🎉 TDF king of Africa

  • @Yah4918
    @Yah491811 күн бұрын

    ወዲ ክቡር መንነት ብርሂን ፃዕዳ❤❤❤❤❤❤ 1:00:29

  • 11 күн бұрын

    👍👍👍

  • @user-gs8bv6zt8f
    @user-gs8bv6zt8f11 күн бұрын

    bera haweai hero hero yea fiker seaw

  • @user-jx6uv7ve5u
    @user-jx6uv7ve5u10 күн бұрын

    ሃሚምካ ብተጋሩ ተጋሩ ከምዚዮም ኪድ ንዘይፈልጠኩም ውርዶቱዩ ድራርኩም ።

  • @amare7879
    @amare787911 күн бұрын

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe1811 күн бұрын

    Bra

  • @AradomBerri
    @AradomBerri11 күн бұрын

    ናይ ሰራዊት ይኹን ናይ ስቢላዊ አመራርሐ ትግራይ : ምዝንጋዕን ሸለልትነትን ስለ ዘሎዩ : ጀጋኑናን ሰላምናን ዘስእነና ዘሎ ። ሕጂ'ውን ብፍላይ ጀነራላት ትግራይ : ንባዕልኹም ጥቡቅ ጥርጣረን ሐለዋን ክትገብሩ ይግባእ : ካብ ደገስ ይትረፍ : ተጋሩ ተመሲሎም ባንዳታትን ጃሱሳትን ብዙሐት'ዮም : ጀጋኑ አቦታትና ብዓል አንባሳደር ስዩም : ብባንዳታትን ጃሱሳትን ተጋሩ እዮም ብጥቆማ ዝተረሸኑ እዚ ዝርሳዕ አይኮነን ። ወዲ ወረደ ዝአክል ብዘይ ዕጀባ ክቀሳቀስ ምፍቃድ ማለት : ዓብይ ናይ ሐደጋ ስሕተት'ዩ ። ተጠንቀቁ።

  • @user-iw6vk7zk8z
    @user-iw6vk7zk8z4 күн бұрын

    SERAWIT TGIRAY MS ABIY MSRAH 2 MOT U ABIY LEKBAT

  • @user-ze1vf4oo8r
    @user-ze1vf4oo8r11 күн бұрын

    ክቡር ሰብ ኢካ❤

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin484910 күн бұрын

    ካብ ትግራይ ንሻዕብያ ንምጥቃዕ ተባሂሉ ንህዝቢ ኤሪትራ ዝጎድእ ነገር አይግበርን።እቶም አብትግራይ አትዮም ግፍዒ ክፍፀም ዝገበሩ መራሕቲ ህግደፍ ካብ 100 አይበዝሑን፣እቲ ካሊእ ተአዛዚ እዩ።

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb11 күн бұрын

    Berhane Tigray invest Gera eya ab ethiopia nikitfile kisab kindey eyom niEthiopoa kigedfu elka kihasib

  • @user-zz8iu4ft3x
    @user-zz8iu4ft3x11 күн бұрын

    ሕጂከ ንመን ኢካ ክተሰዉእ ደሊካ ንስካ ዘለካ ኣብ ዉጪ እቶም ዝሞቱ ዘለዉ ማንዛ ደቅካ ኣብ ትግራይ እዮም ዘለዉ ሕደጓም ይንበርሉ ኣይንፈርሕንዶ ገለዶ ኣይትበል ወያነ ሞይታ እያ በቃ ዋዋዋዋ

  • @embayeabebe6978
    @embayeabebe697811 күн бұрын

    ብርሃነ : ራስ መንገሻ ዮሃንስ እውን ኣብ ኣንኮበር ቀቲሎሞም እዮም::

  • @user-eg6up7lp5b
    @user-eg6up7lp5b10 күн бұрын

    ማንም ትግራዋይ ስልጠና ወስዶ ኣብ ዓድ ክቅመጥ ኣሉዎ ዋላ መንግስት ሰራሕተና ከይተረፈ

  • @SaintGeorge2323
    @SaintGeorge232311 күн бұрын

    Bre, Nab zoba Mierab Zeykones, Nab Semien Mierab....Tselemti is located in North West Tigray.

  • @etenshegezahegn2326
    @etenshegezahegn232611 күн бұрын

    ዋይ ዝገርም 20 አመት ተፀብዩ ጆናሳይድ ፅንተት ህዝቢ ዝፈፀመልና ኢሳያስስ ምርህና ክንብሎ ተህዝን አነ ዝመሰለኒ ንሱ ይቅርታ ሃቲቱ እቱ ስምምዕ ክካየድ እንበሪ

  • @-yw8uk
    @-yw8uk11 күн бұрын

    Aye ab kunat zeywale belih emo haye endo wered ab bayta

  • @user-jx6uv7ve5u
    @user-jx6uv7ve5u10 күн бұрын

    ገለ ዝትኣክል ዶንቆሮ ውሺጥካ መን ከምዝኮንካ ብኣልካ ስለዝትዛረቦ ጸገም የብሉን ። ንኤርትራውን ዘገደዱ ፈታዊ መሲሎም ዝጎዱና ዝዕዱና ተጋሩዮም ። 90 ሺ ሕዝቢ ምስንብረትና ዝወረስኩም ዝሰጎኩም ተጋሩ ኣይኮምኩንዶ ??? ንስቢል ሕዝቢ !!! ናይ ቀደም ይጾናሓና !!! ተጋሩ ጊዜዩ ዝጽብልና ኤርትራዊ ከይንእሸው ። ናትካ ሴራ ንፈልጦ ። ሰራዊት ትግራይ ከምዚ ኣይገብርን ደንቆሮ ንስኮ ንሰራዊት ትግራይ ትመርሖ ውረድ ኪድ ይትረፍዶ ንኤርትራውን ንሕዝቡ ኣይከውንን ጨካኒ ደፋሪ ሰራቂ ከምዝኮነ ንፈልጥ በኣል ነፋኺቶ

  • @Tusfai
    @Tusfai10 күн бұрын

    ንፉዕ ተንታኒ ፖሎቲካ ኢካ እዚ የመልክዓልካ ካብ ኣድነቅትካ ነበር ሕጂ ውን ርእይቶ ጥራይ እምበር ንህዝቢ እዚ ኣየድልየካን ዝብል ኣዛዚ ኣየድልዮን እዮ ውፉይ ይምረጽ ዋላ ጆባይደን ኣብ ኤርትራ ይምረጽወ ኣብ ናይ ሚሎን ኪሎሜተር ምስ ይፎ የንግስወ ንዓካ እንታዩ ንዓድቦካ ጥራይ ትቃለስ ትመስል ወይ ንክትርአ ትቃለስ ውን ትመስል ብዛዕባ ውፉይ ይትረፍካ ዘረባ በርከ ኣብ ቅድሚ ተቃለስቲ ቀናእ ኣምሲሉካ ኣሎ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️👍♥️

  • @MeseleHumera
    @MeseleHumera11 күн бұрын

    ብሬ እንታይ ትብል ኣለኻ ? ትግራይ ንኢሳያስ ምርሓና ትበሎ ኢልካ መሲሉኒ ንምንታይ? ኢሳያስ ንኤርትራውያን ነቶም መስዋእቲ ከፊሎም ናብስልጣን ዘደየቡዎ ክሒዱ ንስድርኦ ም ፋሕፋሕ ዘበለ መራሒ እዩ እሞ ናዙብዙ ጠላም ሰብ እዙይ ትግራዋይ ኢድካ ሃብ ክትብል ?

  • @user-ei4sg9vg9w
    @user-ei4sg9vg9w11 күн бұрын

    Berhane Angual, Ebay Asmera Wedi Keshi Kebreab Agame, Serawit Eritrea Ne Dekenstyo Kelel Tigray 90% Beselefen Zehadra Be Encheyti Keman Aytenkefenen Eyu.

  • @semerezeru8055

    @semerezeru8055

    11 күн бұрын

    በስናዕ ሓማሴን ደምብያ....ህልውናኻ ኣብ ትሕቲ ትግራይ እዩ::

  • @user-ei4sg9vg9w

    @user-ei4sg9vg9w

    11 күн бұрын

    @@semerezeru8055 90% Dekenstyo Kelel Axebo Sherok Tigray Beselefen Zehadra, Tewegirna, Teamixna, Tedefirna, Genocide Guzaee Muzaee 🙊🙊🙊🙊. Enda Aids Jegel Dewye Fentata Guzaee Muzaee. Lementi Deki Fetuhat Serre, Serekti Modis. 🤓🤓🤓🤓🤓🤓🤓

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm11 күн бұрын

    😍🙏🥰🥰🥰

  • @haileAbraham-kp8ql
    @haileAbraham-kp8ql10 күн бұрын

    Can you do some work instead of this shift. you layer keep talking about tigrai that is your problem .Kab agame entai .

  • @ksdm7120
    @ksdm712010 күн бұрын

    ድኻ ተንታኒ ። ንጂኦፖለቲካዊ መጻኢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኺርድኦ ዚኽእል ሰብ እንተ ዓደምካ ይሓይሽ። ነቲ ቲፕልፍ ናብ ኣዲሳባ ዘምጽአ ሻብያ ዝረስዕካዮ ስለምንታይ ኢኻ? ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ዓቕሚ ኣለዋ ። በጃኻ ንሰማዕትኻ ኣይትስሕቶም። ትግራይ ከምኡውን "ወተሃደራት ኢትዮጵያ" ተባሂሎም ዝጽውዑ ሰባት ንኤርትርያ ክዋግእዋ ኣይከኣሉን ። ዓቕምን ስነ-ምግባራዊ ስርዓታትን የብሎምን። 🌹🇪🇷🌹🌿🇪🇷🌿❤🇪🇷❤️

  • @user-lz9og7fo3o
    @user-lz9og7fo3o11 күн бұрын

    ህግደፍ አቕሙኹም ጸርፊዩ ባረዩ

  • @semereogbe4574
    @semereogbe457411 күн бұрын

    አታሙሽሙሽንሻዕብያ ዘስግእ ሐይሊ የለን ከማኻን ወዲኸማኻን ኮራኩር ተጋሩትምኢልኩም እንተ ጋዐርኩም ተምጹዎ ሎውጢ የለን ዘበትዩ

  • @befairbalance7507

    @befairbalance7507

    11 күн бұрын

    I understand your frustration out of desperate but we learned our lesson, Shabia denakurt AREMENIA unciviled backwards you will pay a huge price mark my words, slowly but surely and we are at your neck, leave alone tegaru innocent young Eritrean will be free, we don't like to fight open war because war is destruction I guess Shabia the only language you understand is force dula,

  • @yemanefisehaye5647
    @yemanefisehaye564711 күн бұрын

    ኣታ ጋዕ ጋዕ ረሳሕ ጽቡቕ ጉሽጉሽ ውኦልካ ኣብ መወዳእታ መርዚ ምብታን ስረሐይ ኢልካ ሒዝጋዮ ኢካ ወዲ ዛ ጋውና መሰል።

  • @abebechimbae7252

    @abebechimbae7252

    11 күн бұрын

    አቱ ፅሪፍሰ ናትኩም አዬ ግን በጃኻ ውላዲት አይትፅርፍ ውላዲትካ አኽብር ክብለካ ይፍቱ የቅነየለይ

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom244711 күн бұрын

    አንታ ብካዪ ረሳሕ ትግራዋይ

  • @AgameTigray

    @AgameTigray

    11 күн бұрын

    ኪድ ወዲ ሓጻቢ መዓኮር ጣልያን።

  • @MebrahtomHaile-jb9wh

    @MebrahtomHaile-jb9wh

    11 күн бұрын

    ata megal riesi dawla eseyas

  • @user-ei4sg9vg9w

    @user-ei4sg9vg9w

    11 күн бұрын

    @@AgameTigray Anta Komal, Degal, Kondaf, Sahsah, Wedi Fetuhat Serre, Serekti Modis. 🤓🤓🤓🤓🤓

  • @user-ei4sg9vg9w

    @user-ei4sg9vg9w

    10 күн бұрын

    @@MebrahtomHaile-jb9wh Anta Komal wedi Jegal Metra Ressi Dewrexen 🐒🐒🐒🐒

  • @AgameTigray

    @AgameTigray

    10 күн бұрын

    @@user-ei4sg9vg9w ዓለም ትመስክር መን ረሳህ ብታንቲ ዝሰረቀ። መንነትካ ዝጠፍአካ በሓሽሽ ዝሰከርካ ሰብ ባርነት እምበር ካሊእ አይረአየካን። ከም አቦታትካ መዓኮር ጣልያን ሕጸብ።

  • @user-eg6up7lp5b
    @user-eg6up7lp5b10 күн бұрын

    ማንም ትግራዋይ ስልጠና ወስዶ ኣብ ዓድ ክቅመጥ ኣሉዎ ዋላ መንግስት ሰራሕተና ከይተረፈ

Келесі