Biniam Girmay ዓወት ቢንያም ኣስመራ ኣናዊጹ

Ойын-сауық

#tourdefrance2024 #tourdefrance #turdi_france_2024_live #turdi #france #2024 #live #eritreanmovie #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea #TDF2024
#Eri #ዜና_ስፖርት_ትግርኛ #ቢንያም #ግርማይ #ቃለመሕተት #ቃለመጠየቅ #binyam #grmay #eritreansong
#binyamgrmay #ብንያም_ግርማይ #WEDI BRI
#TDF
#eritrea #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanmusic #eritreanfilm
#eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #Martyrs #Martyrs_of_Eritrea #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #jun_20 #Awel_Said #eridronawi #eritrea #erilink #eri_link #ኤሪሊንክ #eritreamusic #eritreanmovie #eritrea #eritreanmusic #Eritreanfilm #Eritrean #holiday #Eritreancomedy #aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia
#eritrea#asmara #artist #dawiteyob #eritreanfilm
#eritreanfilmproduction #ertreanmovie
#eritreanphotography #eritreanbeauty #habesha
#haneshabeauty#africa #entertainment #drama
"ኣስመራ ንሻሙናይ መድረኽ ዓወት ብንያም ግርማይ ትጽምብል - ታሪኻዊ ካልኣይ ዓወት ቢንያም ግርማይ Eri-TV"
"ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART TWO"
"ኣብዪ ኣሕመድ መጠንቀቅታ ን ኤርትራ / መሸሽ ተቃዋሚ ኮይኑ ድዩ ?"
"ነሹ መጸ መጸ/ ምሉእ ቪዶ ናይ ኣስመራ ሓጎስ ቢኒ ሰበይቱን ኣዲኡን/ ናይ ሰልጠነ ሓዳር/ ዳኒ ምስ መርዓቱ"
"Evening News in Tigrinya for July 6, 2024- ERI-TV, Eritrea"
"ቢንያም ግርማይ ሎሚ እውን ኣንጸባራቒ ዓወት ኣመዝጊቡ! ኣገናዕ ኣርሓ ቢንያም! #comshtatotube
#dehaytv #Emmatubetube #tigrigna"
"ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፍሃ ንስለያ ኤርትራ ዘለዎ ኣድንቆት ገሊጹ#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia"
"ካብዛ ንእሽተይ ሃገር ዝወጸ ተቐዳዳማይ ክንድዚ ዝግዝፉ ዓወታት ከመዝግብ'ሞ ንመን ዘየገርም…?"
"Hawashait BINIAM GIRMAY HISTORIC TOUR DE FRANCE VICTORY 2024"
#ሰንበት
"Gere emun part 184 / ገሬ እሙን ክፋል 184"
"ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 31 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 31"
"ዕርፊ - ተኸታታሊት ፊልም - jul 7 | Eritrean
Drama - Erfi (Part 27) - jul. 7, 2024 - ERI-TV"
"Aguadu - Xor Eta Adi - ጾር እታ ዓዲ - New Eritrean Movie 2024 - Part 16 - 16ይ ክፋል"
"እንዳ - ዝማም 254 - Enda Zmam (Part 254), jul 7, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
"መስተንክር - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 39 |
Eritrean Drama - mestenkir (Part 39) - jul 7, 2024 - ERI-TV"
" ( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ኢትዮጵያ ኑክለር ክትውንን- ኢሰያስ መልእኽቲ ሓጎስ - ZENA TIGRIGNA
22/06/2024"
"ሕማቅ ስማዕ ! ካብ ቀታሊ ማህሌት እቲ ሓደ ብዋሕስ ተፈቲሑ | ጌታቸዉ ረዳ እቲ ሓቂ ዶርጊሕዎ"
"ን ምራጭ ዘጋጠሞ"
"ምስጢር ብተጋሩ ይወጽእ.. !! ህወሓት ደቃ ተኣሚኖም.. !! ሓበሬታ ኣዲስ ኣበባን ኬንያን ዘለኹም.. !!ዕስለ ኣህባይ.. !! @sebnkunmedia"
"ኣዲታት ስዉኣት ሓሪቀን ኣብ ኤርትራ ኮይነን ይዛረባ! ኢንባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ዝበሎ! ኢትዮጵያውያን ብዛዕባ ኤርትራውያን ዝብልዎ ዘለዉ! 22 June 2024"
"277 - ህግደፍ ንምለይ እቅረታ ሓቲቶም - PFDJ Apologized to the Blue Flag - الحزب الحاكم يعتذر من خضراء
292"
"Midday News in Tigrinya for June 22, 2024 - ERI-TV, Eritrea"
"ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ሰማእታት ኣብ
መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ| Martyrs' Day Official wreath-laying ceremony-ERi TV"
"@g Drar Jun19 ፍሉይ መደባ ዝክረ ሰማእታታና ብቀጥታ - Honoring Eritrea's Heroes: June 20"
"ዝክሪ ሰማእታት ብ ውልዶ ስነጥበብኛታት - 20 ሰነ | Eritrean Martyr day - 2024"
"ቃንዛ'ቲ ዝቐበጸን ዘይቐበጸን ልቢ #eritrea #eridronawi #aanmedia #aanpodcast"
"Breaking ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ንዝነብሩ ዘቕረበቶ ጻውዒት። ሩስያን ሰሜን ኮርያን ወተሃደራዊ ኪዳን መስሪቶም june 19 2024"
"ግዜ ብኣወል ስዒድን በራኺ ገብረመድህንን/ TIME BY AWEL SAID & BERAKI GHEBREMEDHIN"
"Waka TM: New Eritrean Series film 2024
#eridronawi #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan #egypt #somalia #china"
ANDEBERHAN #neweritreanfilm2024 #eritreannewcomedy #eritreanmovie2024"
#aanmedia #eritrea #eridronawi"
#HidmonaTV291 @HidmonaTV291
#hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
@HDMONANEBARIT
#aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
#tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
#eritrean #eritreanmusic #erey #erna
#NewEritreanMusic2024 #Eritreanmusic
#Eritreannews #ERITREA
#afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
#tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
#eritreansong
#eritreanmusic #erisat
#MusicTgirigna#EritreanBest #NewEritreanSongs
#NewEritreanMusic #BestEritrean #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgna
#tigirigna#besttigrignamusic #Eritrean Drama
#Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm
#Eritreandrama2024 #Eritreandrama2021 #ERISAT #eritreanprisoners
#eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
#tigrgna_music #hyesa_music
#Eritreansong #Eritreannewsong
#EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
#BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
#Tigirignamusic
#Eritreanguayla #Eritreanbestmusici
#Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
#Besttigirignaguayla
#besttigrignamusic #besttigrignaguayla
#EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
#OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs
#Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas
#Eritrean2024bestdrama #Eritreanbestfilms
#Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020
#BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
#TigrignaDerfi
#TigrignaDrama #DerfiTigrigna Eritrea
#DerfiTigrigna Ethiopian #NewTigirignaDerfi
#Hadish TigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi
#TigrignaMeraDerfi #HadishDerfi Tigrigna
#eritreanmusic
#mezmurcatholic #eritreancatholicmezmur #addisababa #catholic #catholicchurch
#EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
#Ruthmezmur #TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur #gospelsong #TigriniaMusic #gospelsong #RuthTigrinya

Пікірлер: 468

  • @bqse6142
    @bqse614220 күн бұрын

    #Erilink ኣናብስ ኣሕዋት ብኣኹም ከማን ኮሪዕና ሓያል ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ቀጽልዎ ኣብ መስመር ኣለና ። #ርእይቶ_ኣላትኒ ንሳ ድማ 👇ከምዚኣ ትመስል👇 ናይ ዳኒኤል ተክለሃይማኖት እንተ ዘይተጋግየ 2015 ዩ ኔሩ መስለኒ #በሪ_ቱር_ዲፍራንስ ዝኸፈተ ሓድሽ መድረኽ ስለ ዝነበረ ቪድዮታት ናቱ እንዳ ኣሰኔኹምን ገለጽኩምን ምስ ናይ ቢኒ ቪድዮ ሰሪሕኩ እንተ ተቕርቡዎ ከመይ ምጸበቐ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ ዝከኣል እንተ ኮይኑ ጥራይ Thank you🇪🇷🙏🇪🇷🚴

  • @Erilink

    @Erilink

    20 күн бұрын

    ንሰርሓሉ ኣለና። ስለ ዘዘኻኸርኻና የቐንየልና

  • @bqse6142

    @bqse6142

    20 күн бұрын

    @@Erilink ዋው ቶፐን ብልቢ የመስግነኩም ብቕጽበት መልሲ ምሃብኩም ኣጆኹ ኣናብስ ክንጽበ ኢና ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ዓወትና ቀጻሊ'ዩ ቢኒ ብጽቡቕ ብዘይምውዳቕ ጥራይ ትወደኣሉ ብሓጎስ ተጨዲድና ናይ ኣስመራ ምስ ኣራኹምና'ሞ ንብዓት ሓበን ንነብዕ ኣለና ናፍቖት ስለ ዘለና ምድፍናቕ ጌሩልና እንቋዕ ካብዚ ህዝቢ እዚ ተፈጠርና ዕድለኛታት ኢና Thank you🇪🇷🙏👏🚴

  • @abebaderar8298
    @abebaderar829821 күн бұрын

    አታ እዛ ኤርትራስ ክንደይ ተዓዊቱላ ብደቃ ኾሪዓ ህዝበይ እንቛዕ ሐጎሰካ ሐጎስካ ምስ ረአኹ ናይ ሐጎስ ንብዓት ነቢዔ እግዚኣብሔር ብቢኒ ይድብሰና አሎ ሰናይ ጌሩልና እዩ እሞ ሽሙ ንዘልአለም ይባረኽ ❤ኤሬ ሊንክ ኸአ ከይተሐለልኩም ሐጎስ ናይ ህዝብና ዘቅረብኩሙልና የቐንየልና ቀጽልዎ ኸአ ሃረር ኢልና ኢና ንጽበየኩም 🇪🇷🌺❤️

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal413221 күн бұрын

    ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ሽኮራት ኣምላክ ስደትና ኣብቂዑ ኣብ ዓድና ከምዚኣ ኢልና ክንእከብ ናይ ውትሩ ጽሌት ኤርትራዊ ኢዩ ❤❤❤

  • @eriboy62833
    @eriboy6283321 күн бұрын

    Finally Eri link ደንጊኩምና ክንጽበየኩም ዊዒልና ናትኩም ቪድዮ እንተዘይርእየ ዘይዓግብ ኣነስ😊 እንቃዕ ሓጎሰና ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @danielberhane1770

    @danielberhane1770

    21 күн бұрын

    Eritv ግን እንታይ ዩ ጸገሞም ነዚ ዓወት ዚ ብሰፊሕ ፈነወ ናብ መላእ ህዝቢ ዘየቕረብዎ። እታ 45 ሰከንድ ዘይትመልእ ዜና ዘስምዑና እክልቲ ኣይኮነንትን። ህዝቢ ናብ ጎደናት ክወጽእ ከሎ EriTv ድማ መሳርሒኦ ሒዞም ናብ ህዝቦም ከይዶም Live ከመሓላልፍዎ ኔርዎም። ብዝኾነ እንቃዕ ሓጎሰና ናይ ቢንያም (King of Master)

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael378421 күн бұрын

    ኣብልዕሊ ሓጐስ ናይቢኒ ብዙሕ ብዙሕ ካልእ ሕጐስ ርእይን ተሓጒሰን። 1. ጎደናታት ኣስመራ ብሰብ ምምልኡ 2. እሞ መንእሰያት 3 ክብዝተፈላለየ ወጻኢ ሃገራትን ውሽጥን 4.ርግጸኛ እየ ብዙሓት መንእሰያት ቅድስ ቅንኢ ቀኒኦም ናብ ዝተፍላለዩ ዓውድታት ስፖርት ከም ዝዝምብሉ!!!! ... ልዕሊ ናይ ቢኒ ዓውት እዚ የሓጒስኒ። ካልእ ክልተ ብጣዕሚ ዓበይቲ ናይ ዓልምና ኣብ ስፖርቲ ጸልውት ጋዜጠኛታት ቅድሚ ክልተ መዓልቲ ናብ ኤርትራ ከይዶም ብዛዕባ ስይክል ኤርትራ ንዓለም ከላልዩ ቃል ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ማለት ብዙሓት ተጻወት ብዝተፈላለያ ክለባት ክደለዩ እዮም። *** ኤሪሊንክ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ደገዘለና ኤርትራውያን ዓቅምና ብዝፈቕዶ ከነዋጽእ ድልዋት ኢና እሞ ክምሽን ስፖርት ኤርትራ መደባቱ እንተ ዝሕንጽጽ ካብዚ ናይ ቢኒ ሄኖክ ... ወዘተ ዓውታት ተበጉ ማለት ሓደ ኢንትርናሽናል ፎርም ዘማልአ ሃገራዊ መሰልጠኒ ማኢከል ክሃንጽ ተዝብገስ ንሕናውን ዓቅምና ዝፈቕዶ መበርከትና ። ሽዑ ካብ ንእስነቶም ስልጠና ርዂቦም ኣብ ሓጸር ጊዜ ለውጢ ዘምጽኡ ምፈረዩ ነይሮም ተራእዩ ዝጠፍእ ከም ሓዊ ለቶ ከንኸውን የብልናን። ሕጂ ንቢኒ ፡ናቱ፡ ኢማ ፡ህኖክ ኣልክሳበር... ዝትክኡ ክህልዉና ኣለዎ።

  • @AlmazTekie-kc9vm
    @AlmazTekie-kc9vm21 күн бұрын

    ኩርዓት ሃገር ንኹሉ ግዜ ሓጎስ ምሳኩም ይኹን፡ ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ደቂ ሪመይ

  • @meriamosman6782

    @meriamosman6782

    21 күн бұрын

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @thomaszerai174
    @thomaszerai17421 күн бұрын

    Congratulations to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Wow what a great nation you have ❤ BiNi wish you all the best until the end 🇪🇷👏

  • @yon-h8z
    @yon-h8z21 күн бұрын

    እንቛዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ ደቅዛ ሓላል ምድሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ ኤሪ-ሊንክ ጽቡቕ ኣቀራርባ ብፍላይ ነቲ ካብ ሃገሩ ሪሒቁ ዝከታተል ፍሉይ ሓጎስ እንቛዕ እዚ ረአና ካብታ ፍትውትን ምጭውትን ከተማና ኣሰመራ መዓልቲ ናጽነትና ግንቦት 24 1991 ዝነበረ ሃዋሁ የዘኻክረካ፡ ኤርትራዊ ምዃንካ ጥራይ ትኾርዕ ትሕበን 🇪🇷

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho34121 күн бұрын

    ዓወትን ሓጎስን እዩ ዘመልከዓልካ ህዝበይ ካብ ሎሚ ንደሓር ሽግር ዝበሃል ኣብ ጥቓኻ ኣይክቐርብን እዩ ❤❤❤

  • @UpgradedTita

    @UpgradedTita

    21 күн бұрын

    Amen 🙏Amen 🙏Amen 🙏 hawey natey

  • @xaka5505

    @xaka5505

    21 күн бұрын

    Kelaaa shabiya kelewu kluu gize sher alo. Congratulations Binnn sdruu gantuun gn sle .

  • @filywedibereka1961

    @filywedibereka1961

    21 күн бұрын

    ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Ruta0922

    @Ruta0922

    21 күн бұрын

    ​@@xaka5505 ሓሳድ

  • @yemanetesfamichael3400
    @yemanetesfamichael340021 күн бұрын

    ቢንያም እግዙኣብሄር እንዃዕ ፍረጻማካ ኣርኣየ

  • @user-zb1wt9xc7w
    @user-zb1wt9xc7w21 күн бұрын

    ህዝበይ ክሕጎስ ካብ ምርኣይ ዘሓጉስ ነገር የብለይን ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @barnabasyoseph5705

    @barnabasyoseph5705

    21 күн бұрын

    ናይ ህዝብካ ሓጎስ ምርኣይ ትዕድልቲ ኢዩ

  • @dana.j9062
    @dana.j906221 күн бұрын

    As Eritreans, we are resilient people and history Makers !!🙏💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫🙏

  • @Ahmedinhussein
    @Ahmedinhussein21 күн бұрын

    Degim ab Eritrea nay hagos das tezeykoynu nay hazen aytekelin iyu amin amiin amiin❤❤❤❤❤❤

  • @MeronGrmay-rv5zm
    @MeronGrmay-rv5zm19 күн бұрын

    እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ ኤረይ እግዚኣብሄር ብሰላም የፈጽምካ ወላዲተ ኣምላኽ ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን ቢኒ ሓውና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @milkakahssay1705
    @milkakahssay170521 күн бұрын

    Congratulations all Eritreans ❤❤❤ From Tigray ❤❤❤

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae29520 күн бұрын

    Unblivble Wind is faster than anything. Hagerey Tebareki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️❤️❤️❤️

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab112021 күн бұрын

    ዋዉዉዉዉዉዉዉ ዋዉዉዉዉ ዋዉዉዉዉዉ ደቂ ኤረይይይይይ ፍሉይ ነገር ገለ ዓይነት ቢኒ ቢኒ ቢኒ ኣብልዋ ኤረናን ዓለምናን ክላዋ ኤርትራዊ ቺታ ማለት ናይ ብሓቂ።

  • @hamdan-mf3wz
    @hamdan-mf3wz21 күн бұрын

    Congra our Eritrean comrades ! ኣሰይ ደስ ዘብል ቅንያት ዓወታት ደቂ ኤረይ !❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሳላ ጻዕሪ ቢኒ ህዝብና ተሓቢኑ!

  • @godgood2649
    @godgood264921 күн бұрын

    God blessed our country I am jealous 😫 I am crying happy tears love you my people ❤️ ♥️ I wish I was there ❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronteklu5410
    @meronteklu541021 күн бұрын

    እዛ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክጽብቅ ዕድላ ዘዝተወልደ ኣለኹልኪ ዝብላ❤🎉❤🎉❤❤❤❤

  • @bobbymillz9007
    @bobbymillz900720 күн бұрын

    Much love from Ghana. We rooting for him all the way. Congrats to Bini and Eritrea. The whole Africa is so excited.

  • @syoumghebrehaimanot2297
    @syoumghebrehaimanot229721 күн бұрын

    ብንያም ንህዝቢ ኤርትራ ዝምጥን ዓወት ብዓወት ዘጎናጸፈ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ

  • @alemabebe6824
    @alemabebe682412 күн бұрын

    As Ethiopian I am proud of Bini. Thank you for breaking through. As the first African. We African able to do the impossible. We need to be known by being champion, not be known by war and poverty any more!! We love you ❤❤❤

  • @nutcase1995
    @nutcase199521 күн бұрын

    Love to Biniam from Texas, USA!! 💚💚💚

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d21 күн бұрын

    ኤርትራዊት ኣደ ወላዲት ጀጋኑ ማህጸንኪ ይባረኽ ክብር ህዝበይ ግዜኻ ዩ ሎሚ ተሐጎስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️🍀🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀👏❤️❤️❤️

  • @user-wc6fb3jk9d

    @user-wc6fb3jk9d

    20 күн бұрын

    @@weyni4695 ተጋሩ እስከ ፈትኑ ሓቀኛ ታሪኽ ክትሰርሑ ፈተኑ ናባና ጽግዕ ጽግዕ ኣይትበሉ ንሕናን ንስኹም ዓቢ ጋግ ኣሎ ኣብ መንጎና ናይ ደምን ናይ ጓኖትን።ንዓና ካብ ተጋሩ እዘነን ኣዕራብ ይቀርባና ካባኹም።

  • @selamawitberhe4283

    @selamawitberhe4283

    19 күн бұрын

    @@user-wc6fb3jk9dwhy do we have to be haters this much . God help us an give us peace

  • @YohannesTesfazghi-yt5nm
    @YohannesTesfazghi-yt5nm21 күн бұрын

    This eritra youth gather like 90s great brothers.

  • @tsionwelday893
    @tsionwelday89321 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷We are Eritrean for ever

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel40121 күн бұрын

    Proud To Be An Eritrean 🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪

  • @millygebra3929
    @millygebra392921 күн бұрын

    Bini the great congrats. You have surely made mana Eritrea proud and the whole continent of Africa. Keep going. Sky is the limit! Victory to the masses.

  • @teklit3568
    @teklit356821 күн бұрын

    ኤርትራ ዓደይ ብርሃና ዝኩላዓሉ ነዊሕ ኣይኮነን ፡እዚ መጀመርታ ኢዩ፡ ነፍስ ወከፍ ካኣ ኣበርቲዑ ክጽዕር ኣለዎ፡1 ንነብስኻ፡ንስድራኻ፡ ንሃገርካ ፡ናኣፍሪቃ። ክብሪ ያሃብካ ቢኒ በሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ምስ ዓውትካ የርእየና ፈጣሪ🎉🎉🎉

  • @user-jo7im4qe3w
    @user-jo7im4qe3w20 күн бұрын

    Tu travailles bien tu gagnes donc il n'y a aucune discrimination à ce point bravo Biniam🎉🎉🎉

  • @user-dk7gw5gm6h
    @user-dk7gw5gm6h21 күн бұрын

    ሃገረይ ኤረትራ ህዝበይ ንዘላኣለም ክትሕጎሰ ንበሩ

  • @Erei1
    @Erei121 күн бұрын

    ቢን ጅግና ሓበን ሀገር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @aklilughebretnsae295
    @aklilughebretnsae29520 күн бұрын

    Bini Zehdi Eritrea 🌲🌲🌲❤️❤️❤️

  • @user-hj8yf6zq5w
    @user-hj8yf6zq5w21 күн бұрын

    Kurae hzbet halal tehaben Eretrawi🎉🎉🎉🎉🎉❤❤bini king walta hager🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @tsehayegebrehiwot6225
    @tsehayegebrehiwot622521 күн бұрын

    Congratulations Eritrea 🇪🇷 ❤🙏🌼 Please celebrate responsibly 🙏❤️

  • @elsakeflu742
    @elsakeflu74221 күн бұрын

    Congratulations Bini and the honest people of eritrea

  • @lidyatewelde2690
    @lidyatewelde269021 күн бұрын

    Thanks eri link kxbeyomum xenihe congratulations all Eritrea ppl ❤❤❤

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda441721 күн бұрын

    ERILINK ብቐዳምነት ኑፉዓት ኢኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልሉም ቀጺለ እዚ ዓወታት ንጓናጸፎ ዘለና ምግለጺ ናይዛ ምጽውቲ ባንዴራና'ዩ እትምንታይ "ደምናኣፍሲስና ስለዝታዓወትና ኩዒትና ማዕድና ስለ ዝለዝተዓወትና ንባሕርና ተኻላኺልና ስለዝታዓወትና መሬትና ብልምዓት ወቂባ ንሪኢ ስለ ዘለና'ሞ ባንዴራናን ህዝብናን ዓወታት'ዩ ስምና ዓወት ንሓፋሽ ።

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane627921 күн бұрын

    ❤እግዚአብሔር ይመስገን❤ስለ ኤርትራን ህዝባን❤ተባረኩ ደቂ ኤረይ❤ቢኒ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን❤

  • @helenaki18
    @helenaki1821 күн бұрын

    Congratulations Bini Jigna wedi Erey🦾🇪🇷❤️Enquae hagosena deki Erey🙏🏻🇪🇷❤️

  • @Rafael_Yemane
    @Rafael_Yemane21 күн бұрын

    We would love to welcome you to Eritrea. Despite being labeled as a bad country by many, Eritrea is a beautiful and welcoming country. If you decide to visit, you will see for yourself. Eritrea is a country that believes in self-reliance and does not depend on Western aid. Due to the American policy towards Eritrea, you may not find positive information about our country on Google, as we do not rely on Western aid. Go Bini and we love you

  • @elsat792
    @elsat79221 күн бұрын

    Viva Beni, Eritrean’s Eritrea 🇪🇷! 🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈💕💕🎈🎈🎈🎈🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹✊

  • @tirhashabte5001
    @tirhashabte500121 күн бұрын

    Congratulations to all Eritrean people i am so proud of you 🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dana.j9062
    @dana.j906221 күн бұрын

    ከም ኤርትራውያን ተጻዋርነት ዘለዎም ፡ ጻዕራማት ህዝብን ሰራሕቲ ታሪኽን ተኣምራትን ኢና።🙏💫🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯💫🙏

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel757620 күн бұрын

    Wow wow I wish I was there Congratulations to all of us Bini King of Africa we Bow and Salute you forever ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @2tedros
    @2tedros20 күн бұрын

    Love you too much my people..... Reduce me joy of tears ❤❤❤❤🇪🇷🍾🇪🇷🍾. Make me happy to see our children celebrating in street of Asmara, above all the fact all are praising the higher power glory to God is amazing ❤

  • @mendelawit
    @mendelawit21 күн бұрын

    ነቢዐ 🥺🥺🥺ቓላት ኣቢኒ ርእሰይ ሓሚመ በቓ ግን ሕብንቲ ኤርትራ ኣላትኒ ሕብንቲ ኤርትራዊት ከኣ ኣለኹ 🥺

  • @user-zl2lz3pq8k
    @user-zl2lz3pq8k21 күн бұрын

    We are speechless Bini...hero isn't even a world to describe your limitless victories!! 🙏🫡👏🥇👌🎊🎉🇪🇷🇪🇷❤️🥳👍🏿

  • @user-ln5ry7dm7h
    @user-ln5ry7dm7h21 күн бұрын

    You guys are amazing.🎉🎉🎉 I felt all the excitement that all the people are feeling❤ thank you very much🎉🎉🎉🎉🎉 keep it up❤🫶🏾🇪🇷🫶🏾🇪🇷🫶🏾🇪🇷

  • @huruykibreab9741
    @huruykibreab974121 күн бұрын

    Ya jemia enkae hagosena❤❤❤❤hzbi eritrea ksab eza amet kltegize kemzi aynet hagos kinhgos yrdeani hanti ezi zkenanayon zelenayon bnay awet jigna bini hanti dma 24 may 1991 jeganuna meret eritrea hara zwexetla mealtn .endiey nezian tmesasel mealti hagos salseyti ayrekebkun .please entela habruni❤❤❤🎉❤🎉

  • @KZ.7160
    @KZ.716021 күн бұрын

    He is not even home yet but people are going crazy in asmera I can only imagine how it’s going to be when he comes back home. Congratulations to Bini and Eritrea.

  • @user-rh7jt1ro9e
    @user-rh7jt1ro9e20 күн бұрын

    ኣሰይ ዕልልልል ብሓጎስ ነቢዐ ብሓቂ ቢኒ ጅግና ናትና ሓበን ብኣኻ ኮሪዓ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንቋዕ ሓጎሰካ ከኣ ህዝበይ viva bini🎉❤❤

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_3421 күн бұрын

    Congratulation Biniam and Eritrean people ❤️🇪🇷🙏⚘️🍇🔥👏🎁💯💯💯🎁💯🎁💯🎁💯🎁💯🎁❤️🙏⚘️🍇🔥👏👍💯👍💯👍💯❤️🎁🇪🇷🙏⚘️🍇🔥👏👏👏👏👏👏

  • @NohGhide
    @NohGhide20 күн бұрын

    Congratulations all Eritreans Biniiiiiiii ❤️🇪🇷💪👑🫶🦁🍀

  • @weldesilassiefekadu6748
    @weldesilassiefekadu674821 күн бұрын

    ስውኣትና ዝገደፉልና ጠሊ ንሪኦ ኣለና ሕጂ!!!

  • @samiyitbarek6205

    @samiyitbarek6205

    21 күн бұрын

    Kkkkkkkkkkkk

  • @cinemaroma-hl4vg
    @cinemaroma-hl4vg19 күн бұрын

    ❤❤❤❤ማራ ተሓጉሰ እዚ ሑቡን ህዝበይ ተሓጊሱ ምስ ሬኤኩ ሓጎሰይ ፈሲሱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tyamche7716
    @tyamche771621 күн бұрын

    Wow! My GOLDEN PEOPLE OF ERITREAN..NO WORDS TO EXPESS MY PEOPLE 🎊 BINI AND HIS FAMILIES AND ALL ERITREAN ALL OVER THE WORLD ❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab223220 күн бұрын

    CONGRATULATIONS💪🇪🇷🙏 BINI JIGNA 💚🇪🇷FOR ALL🇪🇷 ERITREANS 🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷🙏🙏🇪🇷💯🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷🪻🇪🇷🍁🇪🇷🎊🇪🇷💚🇪🇷🐪🇪🇷🌻🇪🇷🌸🇪🇷🍾🇪🇷🇪🇷

  • @edenpazom9452
    @edenpazom945220 күн бұрын

    እልልልልል ንብሎ ጠፊኢና እኮዕ ሐጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea622720 күн бұрын

    I am proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanekiros9549
    @brhanekiros954921 күн бұрын

    Eri link bqedamnet yemesgnekum ab srahkum awet n asalton ymnyelkuom congratulations nmulo ezbi Eritrea Eriterawinet kubur mennet ❤❤❤

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke400020 күн бұрын

    Erilink good job! God bless you all!🇪🇷❤️

  • @user-zu6bl2lg6l
    @user-zu6bl2lg6l20 күн бұрын

    እንቃዕ ሓጎሰካ ወዲ አረይ መዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uk6xf8fw4q
    @user-uk6xf8fw4q21 күн бұрын

    Ane Eritreaw❤❤❤❤❤❤❤

  • @asterfecadu5753
    @asterfecadu575320 күн бұрын

    ቢኒ ጅግና ❣️❣️❣️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @haderakelati1160
    @haderakelati116020 күн бұрын

    ኤርትራ ሃገረይ ማህጸነ ለምለም ቢኒ ጥራይ ዘይኮነስ ኣሻሓት ቢኒ ብሕጂ ከተፍሪ ከምዝኾነት ድማ ርግጸኛ ኢየ። ❤🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉❤🎉!!!

  • @SamuelTesfaldet-ys2gd
    @SamuelTesfaldet-ys2gd21 күн бұрын

    Asmera🇪🇷🇪🇷🇪🇷 zelewu si ተዓዊትሎም ኣቅኒኦምና ኣምበር ካብ ሊብያ🇱🇾🇱🇾

  • @adiamiseyas1889

    @adiamiseyas1889

    21 күн бұрын

    ወላ'ነ ቀኒኤ

  • @ldrahimalh22

    @ldrahimalh22

    20 күн бұрын

    aqniomuna weladitey hji eye wexiye kab sjn nay osama gn bhagos nebie

  • @BiniWedifadl
    @BiniWedifadl20 күн бұрын

    ጸዋር ሓላል ለዋህ ህዝበይ እንኮዕ ሓጎሰካ❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mi6718
    @mi671820 күн бұрын

    My people 💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚

  • @bqse6142
    @bqse614220 күн бұрын

    #Erilink selam selam Yohanna Einquae hagosena ewayy kemzi aynet hagos 91 Naxinet tray eya nera vivaaa wedi girmay Bini wedi haras nebri golgol 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷 🚴🚴🚴🚴🚴🚴🚴 👏👏👏👏👏👏👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Natu-bl7ll
    @Natu-bl7ll21 күн бұрын

    Thanks 🙏🙏 ERI Link 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hirmontesfay-hn5lk
    @hirmontesfay-hn5lk20 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ the first great eritrea bini Grmay congratulations

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari174221 күн бұрын

    conguratulations❤erey🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay696621 күн бұрын

    Congratulations! Beni you break records to the whole world. We all Eritreans are happy. Also we are proud of you 👍🏾 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @fitsumghebreselassie9600
    @fitsumghebreselassie960021 күн бұрын

    Thanks for sharing your experience god bless you ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪🌿🍀🌳🌴🌲☘️👌

  • @user-yk9gm9vj6k
    @user-yk9gm9vj6k20 күн бұрын

    Omg l am so happy Congratulations 🎉 my peoples 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Bini bini

  • @Jony-cj7cq
    @Jony-cj7cq21 күн бұрын

    EREY weladit jeganu, enquae hagosena hzbi ERITREA 🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷

  • @moab3336
    @moab333621 күн бұрын

    Thanks Erilink ❤❤ congratulations Eritrea 🇪🇷 ❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion55421 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @sophiaafworki1284
    @sophiaafworki128420 күн бұрын

    Bini Vidiiiiiii❤❤❤❤!!!! From 🇧🇪 🇧🇪

  • @user-sj4iz9co6h
    @user-sj4iz9co6h20 күн бұрын

    Woooow 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya292421 күн бұрын

    Qeini Abeikum yedefen deki ERI ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ik7uu2tf9r
    @user-ik7uu2tf9r20 күн бұрын

    🎉❤❤❤eritreawin kubur meninnt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑💯🏆🐅

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw21 күн бұрын

    Mother 👩‍🍼 ERITREA and father 👩‍🍼 ERITREA and all Africans Mothers and fathers 👨 👨‍🍼 🙄 ❤️ congratulations 🎊

  • @mikalaraya2924
    @mikalaraya292421 күн бұрын

    Eritrea Eritrea ❤❤❤❤

  • @user-sy7nh8po9f
    @user-sy7nh8po9f21 күн бұрын

    Offf ezi kunetat mes raku ዓደይ ናፊቀ love you 🇪🇷adey i,am proud of you congra bini🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WediZewi
    @WediZewi21 күн бұрын

    Hagosey meglexi yebulun. Daniel amxueulna

  • @x91boti
    @x91boti21 күн бұрын

    Bini is proud that people you make not only us Eritrea proud but that the whole African continent🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🔝🔝🔝🔝

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe447621 күн бұрын

    Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉 my country of eriteran ❤

  • @nazretmichael1360
    @nazretmichael136021 күн бұрын

    Bini bini enqae natna konka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .I am so proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Iyttaanqef egzabher msakn ykun 🙏🙏🙏 ata Amani Amlaku egzabher entay ysano nkula zena qeyrkayo anta kndey ytem ezi awet xeba ste xeba astikan beqa bini bini bini.......

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus639020 күн бұрын

    Naybahaki..ertrawinet kubur mininet. Viva.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @salemaEritrea
    @salemaEritrea21 күн бұрын

    ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ተሓጎሰካ ሓላል ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rigattekle5375
    @rigattekle537520 күн бұрын

    Congratulations ♥️ Jegna wedi Eri

  • @user-bk9dk3jg8h
    @user-bk9dk3jg8h20 күн бұрын

    This is huge accomplishment late alone for his mother land,to all black peoples in entire world. Congratulations

  • @AA-xb7em
    @AA-xb7em21 күн бұрын

    Thank you for sharing Erilink❤

  • @HanaHayle-sh7mb
    @HanaHayle-sh7mb20 күн бұрын

    Asey Bini jgna❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mb5rh2ut5m
    @user-mb5rh2ut5m21 күн бұрын

    Hizebey. Enka. Hagoseka Anta. Halal. Bini. Jigena. Akurikana❤❤❤❤

  • @zaidsimon9363
    @zaidsimon936321 күн бұрын

    Amen Amen Amen 🙏🏾 Egzabher yhalewou🎉❤

  • @yoditbereket8776
    @yoditbereket877620 күн бұрын

    Nibateyyy wedie anes 😢😢😢😢Kenieeee behaki msakum kihlu neyrni kurae eritrawi awet natka EU enkae eritrawit konku enkae hagosena deki ereyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Bini edmen tienan yhabka nezi zerakana thank you 🙏🙏🙏🙏

Келесі