ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

መንእሰያት ትግራይን ኤርትራን መጻኢ ዕድል ሃገሮም ካብ ጽልእን ቅርሕንትን ወጺኦም ፣ ናብ ሰላምን ምዕባለን ዝጥምት ኣተሓሳስባ ክህልዎም ንምግባር ኩሉ ዝኽእሎን ዝፈልጦን ክገብር ኢየ። እቶም ሰብ ሓደ መንነት ብሓባር ንኽነብሩ እቲ እንኮ ኣማራጺ ምዃኑውን ክሰርሕ ኢየ።

24 July 2023

24 July 2023

gebretsadk

gebretsadk

Пікірлер

  • @user-ei4sg9vg9w
    @user-ei4sg9vg9w4 сағат бұрын

    Berhane Nefat Ebay Asmera Wedi Rekus Keshi Kebreab Agame, Kem Vampair Dem Teray eyu Helmeka. Kwinat ab Gezaka yegberelka. Tembar Ayni Xelelti Derho.

  • @user-gi3ni7vu6v
    @user-gi3ni7vu6v9 сағат бұрын

    አብክንዲ አብጉዳይ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ አጀንዳ ዘይትገብር ብፍላይ አብ ኤርትራ ዘንፀላሉ ዘሎ ውግእ ዘይትሪኡ ? ንህወሓት እትሪአሉ መነፅር ውን ዝተዛበዐ ብምዃኑ ህወሓት ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ዘለዋ ምልከታ ዘለካ አቀማምጣ ብኡመጠን ዝተዛበዐ እዩ ።

  • @LeltiHaileLeilte
    @LeltiHaileLeilte12 сағат бұрын

    አንታ ደንቆሮ ትግራይ ንክትብትን ድካ ትልፍልፍ ዘለካ ብዘይ መራሒ ንምትራፍ እዩ ክድ እስኪ ስለ ባዕልካ ዘይትሰርሕ

  • @aronhabtay9501
    @aronhabtay950114 сағат бұрын

    Weyane don't need to trust abiy ahmed.weyane need to accept border dimarcetion, Bild relationship with Eritrea ❤

  • @semeretsewene5228
    @semeretsewene522815 сағат бұрын

    wow seems the beard was good too. I respect your ideas too.

  • @Alemaz-vi7on
    @Alemaz-vi7on16 сағат бұрын

    መርሐባ ኢንጅነር ብርሂን መብዛህቲአም ደቂ አድግራት ዝኮኑ ዉድብ ነይሮም ናይ ትግራይ ናፅነት ክቃለሱ ጀሚሮም ህዋህት እዬም አጥፌኤምዋው ::

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer944116 сағат бұрын

    Berhane ANGUAL Ebay Asmera Wedi Kershi Kebreab AGAME:- "DERHO ENTAY TEHALEM TERE MERE". Kem Vampair Bezeyka Wegee Kale Hasab Yebelkan, Rekus JEGAL Kwinat Tetewa Gezaka.

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq17 сағат бұрын

    Good News ,,

  • @berhanearaya-jh3ei
    @berhanearaya-jh3ei18 сағат бұрын

    መአረምታ ብርሂን ሓዉና ኲናት ዓድዋ ናይ መጀመርታ ፀለምቲ ኣፍሪካዉያን ንፃዓዱ ኣዉሮፓዉያን ዝሰዓርሉ ዉግእ ኣይኮነን እኳ ዳኣስ መቐፀልታ ናይ ጉራዕ፣ ጉንደት ወዘተ ዩ።

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes86219 сағат бұрын

    Get out of criticizm & say something good, 'anta guhaf'. Let Tegaru do Tigrai issue. That dream will not work, don't waste your time.

  • @gediongebra
    @gediongebra19 сағат бұрын

    ብጣዕሚ ትገርም ሰብ ኢኻ ሀሳብኻ ክርዳአኒ አይኻአልኩን

  • @user-gz6zh4tw2r
    @user-gz6zh4tw2r20 сағат бұрын

    ❤❤❤

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos797220 сағат бұрын

    ብዛዕባ ዓድኻ ግበር ህወሓት እንዳበል ኝኝኝ,,,,,,እይትበል

  • @geyesushaftu
    @geyesushaftu20 сағат бұрын

    ብርሂን ኤርትራ ካብ መሬት ትግራይ ብሰላም እንተለቃቃ ትግራይ እትዋገአሉ ምክንያት የብላን እንተዘይወፂኣ ግን ትግራይ ምስታፊ ዘይቀሪ እዩ

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer944116 сағат бұрын

    Tewegirna, Teamixna, Tedefirna, Genocide, Guzaeee Muzaee ilkum Kea Tengergru. 😂😂😂😂😂😂😂😂 .

  • @baburasmera213
    @baburasmera21320 сағат бұрын

    እንታይ ገሩካ እዩ ደብረፁዬን መሪሑን ፈረቃን እዚአ ናይ ግልካ ፁልኢ እያ ትመስል አይትዝለፍ።

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi20 сағат бұрын

    ብከመይ ዓይኒ ሪእካ ኢካ ታሐዊ አላ ትብል ዘለካ ማእከላይ መንግሰቲ ከይሕተት እኮ መራሕቲ ሕዋሕት ካብ መእከል ዝተፈንጨለ ንሕና ኢና ተሐተቲ ናብዝብል ባጫ ይቅይርዎ አለዉ ሶ ?

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz21 сағат бұрын

    Congrats you shaved 🪒

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz21 сағат бұрын

    ብፍቅሪ TDF ዝዔበደ ኤርትራዊ ብርሃነ

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot948922 сағат бұрын

    ኣይትጋገ፣ ጊዚያዊ ምምሕድዳር ትግሬይ ብሕወሓትን ብፌደራል መንግስቲን ተወኪሉ ዝመጸ'ዩ።

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader23 сағат бұрын

    ዘይ ኮና ባ ኣይትዛረብ መን ዝመሮጾ መንግሰቲ ኣሎ ትብል ኣለኻ ዝገርም እዩ ኣነሰ ፖለቲከኛ ይመሰለኒ ነይሩ

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader23 сағат бұрын

    ዘመሰለካ በግምት ኣይትዛረብ ምኽንያቱ ግዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ምንም ዘይ ሐዙ ተጎዮም ከበቲ ኣጽዋር ኣረኪቦም18ወርሒ ጸኒሑ ምንም ክሰርሕ ኣይርኣናዮን ካሊእ ይትረፍ ናይ ወሸጢ ጸጽታ ወን ከራጋግኡ ኣይካኣሉን

  • @kirosGebremikael
    @kirosGebremikaelКүн бұрын

    ተጋጊኻ ንህዝቢ አይጠቅምን

  • @user-xt4gu4qx2n
    @user-xt4gu4qx2nКүн бұрын

    Natka zytgeber

  • @AygaNuguse
    @AygaNuguseКүн бұрын

    ተጋጊኻ፣ ናይ ሕዋሓት ምክፍፋል ግዜ ዘይሓለወ ኢዩ፣

  • @AygaNuguse
    @AygaNuguseКүн бұрын

    ተጋጊኻ፣ ናይ ሕዋሓት ምክፍፋል ግዜ ዘይሓለወ ኢዩ፣

  • @Ibn_Jemaluddin
    @Ibn_JemaluddinКүн бұрын

    🇪🇷❤️🇪🇹

  • @Ibn_Jemaluddin
    @Ibn_JemaluddinКүн бұрын

    Nay adka gber hasawi 😆

  • @userfree8402
    @userfree8402Күн бұрын

    ብርሀነ ሓወይ ንፈትወካ ግን አይት አቱን

  • @SolomonKebede-uw7vl
    @SolomonKebede-uw7vlКүн бұрын

    ህወሓት ኣይትፈልጦምን ደነዝ ሽማግለ ናይ ዓድኻ ዘይትገብር ግዳ 👎

  • @user-vt1fi4wc6x
    @user-vt1fi4wc6xКүн бұрын

    💙💙💙💙👍💙💙💙💙

  • @SolomonKebede-uw7vl
    @SolomonKebede-uw7vlКүн бұрын

    ኣታ ወዲ ናይ ዓድኻ ዘይትገብር ደብረፅዮን ኢልካ ክትሞት ደሊኻ ድሁል ።

  • @user-tr6mg3gr7f
    @user-tr6mg3gr7fКүн бұрын

    ትካል ስግኣት ነጋ ኣብ ክልተ ምግማዑ ንሕዝቢ ትግራይ መርዓን መልስን እዩ።

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9rКүн бұрын

    Kbrom እንታይ ማለትካ ኢኻ? አበይX . . .ኣበይ ወሬX. . . ወረ

  • @user-kx4dz3sk3c
    @user-kx4dz3sk3cКүн бұрын

    አበይ ትፈልጥ ብወሬዲዩ

  • @keflommengsetu5135
    @keflommengsetu5135Күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Tusfai
    @Tusfai2 күн бұрын

    ኢሰያስ ብኩሉ ፈቲሩ እዩ ኣብ ካልኣይ ጽንተት ህዝቢ ውን ዝሕተት ኣይመስለንን እናተናበቡ ህዝብታት ከጽንቱ ዝጸንሑ መስለኒ ነጻ ምበልወ ርግጸኛ ኤ ነጻ ምበልወ መጻወቲ ኣዕራብ ክከውን እዩ ዝህዝቢ ዓገብ ዝብል የለን 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️ ኣምላክ ይሓልወ ዝህዝቢ መንበር ዝናፍቁ በዚሖም ናይታ ቆርባዕ ደቃቅ ንህዝባ ዘይትከውን ተሕዝን ኢሰያሳዊት ከን ሽፍን ተበልና ናይዚኦም ገደደ

  • @filimonbrhane131
    @filimonbrhane1312 күн бұрын

    ንትግራይ ዕንቅፋት ክከውን ይክእል እዩ ነገር ግን ሰራዊት ትግራይ ፀግዑ ህዝቢ ማእከል ተገይሩ ዕንቅፋት ብንእሽተይ ዋጋ ምሕካም ይከኣል እዩ።

  • @nameOF-bd3yn
    @nameOF-bd3yn2 күн бұрын

    ብርሒን፡ሐውና፡አጆካ፡ሐሳብካ፡ክሰምር፡እዩ፡፡

  • @Gudifay
    @Gudifay2 күн бұрын

    Godifay

  • @samsonkassa1259
    @samsonkassa12593 күн бұрын

    Are you out of your mind. Why you left Eritrea.

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4k3 күн бұрын

    በርሃነ ሓሳዊ ትግራይ ላብ ትሰፋ እላ በልካ ባ ኣዲናገርካ ለ ቅርሺኻ ክትበል ኣረጊት

  • @Tsgush-algahtamaa017
    @Tsgush-algahtamaa0173 күн бұрын

    ብሬ ጅግና ቀፅለሉ

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer94413 күн бұрын

    Berhane ANGUAL, Ebay Asmera, Wedi Keshi Kebreab AGAME. Hewehatka Temewet Ala. Zehazka Hizka Mess Dekeke Kelelka Adhen.

  • @rioriodaily
    @rioriodaily4 күн бұрын

    አጆኻ ብርሃን ወዲአበይቲ❤

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4k3 күн бұрын

    😂😂😂😂

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb4 күн бұрын

    Wiredu mieda tibl aleka dekom dekidekom ahdimom eyom..

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb4 күн бұрын

    Eritrea dea denkoro endia. belaeta eya tedalu baela.

  • @AfariMadSleuthExportedSalt
    @AfariMadSleuthExportedSalt4 күн бұрын

    ለማኝ ቀውስ ውሻ

  • @rioriodaily
    @rioriodaily4 күн бұрын

    ንምታይ ትፃረፍ አለኻ ርእስኻ ረሲኃ ስለዝኾነት ተሃፅባ!!

  • @asmaerasmaer9441
    @asmaerasmaer94413 күн бұрын

    ​@@rioriodailyTEGRAWAY eko Ab 7 Testi Tehaxibu Zeyxeri Hezbi Eyu. MAY Teyetkum. 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d2 күн бұрын

    ቤት ተሳሰታሃል ኣህያው ውጣ

  • @user-co1hv3rs7d
    @user-co1hv3rs7d2 күн бұрын

    ​@@asmaerasmaer9441አንታይ ትብል ኣለኻ ምሃይም ፋራ ቀደም ዝተረፈ ፋሹኑ ዝሓለፎ ዘረባ ትዛረብ ዓሻ

  • @saidosman763
    @saidosman7634 күн бұрын

    G i o😂😂😂

  • @hagostesfay192
    @hagostesfay1924 күн бұрын

    ሰላም ብርሃነ, ንዞም ቀሻውሽትና ሕተተለይ ታ መጻሓፍ ቅድስናሲ ኣባል መንግስቲ እንተዘይኮይንካ ኣብ ቤተክርስትያን ኣይቅበርን ዝብል ሕግ ኣሎዶ ? እንተ ሃሊዩስ ኣበይናይ ገጽን ቁጽርን ይርከብ?

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4k3 күн бұрын

    ዝምበል ኣታዩ ሃሳስ ትግራይና ላብ ትሰፋ እላ ክዲት እያ እዚ ጥያቄ ቡሱሩ ጊጋ እዩ

  • @elsadade5439
    @elsadade54394 күн бұрын

    ድምፅኻ ይቆራረፅሎ ኔትዎርክኻ ቼክ ግበሮ