ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ትስዕስዒ ዘለኪ ...? ፡ ጀ/ል ወዲ እምበይተይ መፅዪ ምስ ሰምዑ ሻዕብያ. . . 👉ተጋዳሊት ምሕረት (ሜሪ) 0938719806
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ምስ ዶ/ር ደብረፅዮን ትስዕስዒ ዘለኪ ...? ፡ ጀ/ል ወዲ እምበይተይ መፅዪ ምስ ሰምዑ ሻዕብያ. . . 👉ተጋዳሊት ምሕረት (ሜሪ) 0938719806
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
Пікірлер: 337
ብስልቲ ሓደ ተጋዳላይ/ት ከማልኦ ዝግባእ ቡቁዕ ፍልጠትን ዕላማን ዘማለኤት! ትግራወይቲ!!🌹❤
@user-tr8mp2tz5v
2 ай бұрын
።
ኣካውንቲ እስከ ስደደለይ ናይዛ ጅግና ዋዕሮና
እንኳዕ ተረፍክልና ዋዕሮና ተመሰገን ደሰታ ለባም የቅንየልና
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት ሜሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ!!!
@Samitrghh
Ай бұрын
አብይ ማለት በህልም አለም የሚኖር በቃ ጠቅላይ ሚኒስተር መሆን ብቻ የሚፈልግ የጠቅላይ ሚኒስተር ስራ ምን እደሆነ የማያውቅ ከእውቀት ነፃ ከልጅነቱ ጀምሮ ሲያአልም የኖረ በሳይኳለጂ የተጎዳ እሱ ጠቅላይ ሚኒስትርነቱን ከሚጣ ሙሉ የኢትዮዺያ ህዝብ ቢጠፋ የሚመርጥ ካአለስልጣን መኖር አይችልም በቁሙ ይሞታላ አይምሮ ተጎድቷል ስለዛ የተጠራጠረውን ሁሉ ይገላል ስለዚ ስራ የሚመስለው ᎈቶ መነሳት በየቡታው መታየት እዲጨበጨብለት መፈለግ እሱ ያለው ገና 7 አመት እድሜው ላይ ነው የቆመው ይህን ችግሩንየማያውቅ ሰው ይቃወመዋል የቅርብ ሰው ካለው ሀኪንቤት ቢወስደው ከውስጥ ምንጮች እንደሰማነው ሁሉንም ሰው ይጠራጠራል ይደነግጣል ተብሏል ለ ሊቱን ሲዞር ነው የሚድረው ግን ከዚ በላይ ሀገሪቷ ሳትፈርስ ከስልጣኑ አንስቶ ሀኪም እዲየየው ማድረግ ነው😊
ጅግና ዋዕሮ ንበርልና ሓውኺ ብርጌድ ንሓመዱ
፣ዋዕሮና እንቋዕ ሰላም ተረፍኪ ዘይትርሳዕ ስእሊ ብሓቂ ሓቦ ዝሰነቅናልና ኣየየየ ጊዜ ድሮ ይርሳዕ ኣሎ😓
ብጣዕሚ የመሰግነካ ደስትሽ ሕቶይ ሰለዝመለስካለይ ዋዑሮና ድማ እኳዕ ዳሀይኪ ፈለጥና💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍👍❤💛❤️💪💪💪💪💪💪💪
ስማዕ እባ ቃለ መሕተት እንበር ሓገዝ ክትገበር ኣይትረአን ሰለዚ ደስታ ሸው ኣብዚ እውን ንጠፍ ካብ ምግዳል ወፃኢ ኣብ ሲቢላት ዘሎ ሓቀኛ ታሪክ ከምህር ይክእ እንትብሎ ተትቀርብ ፅቡቅ ይመሰለኒ
ጀጋኑና ትሕቲ ፈጣሪ ሳላኹም ኢና ብርሃን ሪኢና ❤የቐንየልና ደስታ ሾው❤❤❤
ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ክምሃር ኣለዎ። ከይድገም!
ዋዕሮ ኩሉ መሊኡ ዝዓደላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤
ኣሰይይይይይ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ዝኹሉ ውረድ ደይብ ሓሊፍኪ ንዓና ንክትብሊ ዝተቃለስክልና ዋዕሮ ሓፍትና ተጋዳሊት ሜሪ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ትግራውነት ማለት ሕቡእ መርሚርካ ዘይብጻሕ ሚስጢር እዩ ተመስገን እንኳዕ ካባኻትኩም ተፈጠርኩ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
Dear Mery, first l want thank The Almighty God for saving your life. Secondly, l thank you for your service. Thirdly, you are very gifted with communication skills. I like the way you explaining and appercating our leaders and TDF. I haven't seen anyone who appreciate our leaders and TDF like the way you said it. You are beautiful and talented. I am glad you are ours. I am proud of you. I love your popular picture. By the way, you have beautiful hair. May the Lord God bring us full victory. May the Lord God bless you and keep you safe with your entire family, in Jesus' precious name l pray. I love the Cross you wear. Desta show, thank you for bringing this beautiful lady on your show. I like your smile and the way you ask your guests. You are very polite man. The Lord God bless you and your entire family, in Jesus' precious name l pray.
ጅግና ዋሮ እንቃዕ ብሰላም ተረፍኪ 💙💙💙❤❤
ትሕቲ እግዚኣብሄር ሓበንና ናዓኻትኩም ኣይኮነን ዶ ናዓኻትኩም ዝኣክል ዝኽፈል ስለዘይበልና እንተዘይሓገዝናኩም ሃሊዩና እንተ እንሕግዝ እውን ንዓኻትኩም ዝምጥን የለን መስቀል ጎይተና መድሓኒና ኣሚንኩም ከምዝሓነቕኩምዎ ኣድሒንኩም ኣድሒኑና ኣተም ጀጋኑ ኣትን ዋዕሮታት
ሰብ በቢ ዓቕሙ ንክሕግዞም ቃለ መሕተት ትገብረሎም ሰባት ስልኪ ቁፅሮም እናፀሓፍካ እንተተቐምጥ ፅቡቕ ምኾነ
@TGgf-vr1ly
2 ай бұрын
ስልካኮ አብላዕል ፅሕፉ አሎ።
አንካዓ ብሰላም ተመልስኪ 🤲✝️ሓፍተይ
አጀዊትኺ ዋዕሮ! ውዱቡ ዝኾነ ብቅዓት ዘለዎ ሓሳብክን የዒስ የብል እዩ! ዕድመን ጢዕናን ተመንየልኪ!!!
Happy to see her alive
ሽኮር መሊኡ ዝዓደላ ዋዕሮ ❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ሃለክልና ዋዕሮና ❤❤❤❤❤
ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ሰላም ተረፍኺ❤
ዋዕሮና 💪❤እቲ ትጭፍረሉ ዘሎ ግን ኣብ ኣፅቢ 2013 መጋቢት 19 or20 እዩ ብሓንሳብ ነይርና💪
thank you destsh hawey keep it up!
I’m so happy haftei you are alive JIGNA
ጅግና ዋዕሮ ትግራይ መሬ
እምበር ሰላሊዓ ኣቲ ጀግና ከማኪ የለን እንኳዕ ሃለኪልና
ጅግና ዋዕሮ እንከዕ ብሰላም ተመለስኪ
ብጣዕሚ ደስበሃሊ እንካዕ ቢሂወት ሃለኪ❤❤❤
Welcome back our hero🙏🙏🙏💐💐🥰🥰😍😍✊✊💪💪💪✌️✌️
ጅግና ዋዕሮ ትግራይ💪💪💪💛💛❤️❤️
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ከይዲ ቃልሲ እዚ ከሉ መከራ ሓሊፊ ኑዙይ ንምትራኽ ወይም ቃለመጠየቅ እኳዕ አብፃሓኩ ዝተረፈ ናይህወት ዕድመኺ ሰላም ክኾነልኪ ይምነ ደስታ ሸውም ንዞም ወረቃውያን ተጋደልቲ እዳ ደለኻ አቅርበም ንወሎዶ ዘለዎ ትርጉም ዓብይ ሰለዝኾነ❤️💛❤💛❤🎉🎉🎉🎉
I wish you peace and have many in your life from Canadian Eritrean. You will never forget what we have done to you, but hopefully you would forgive us.
@user-dg4el6nu9v
2 ай бұрын
Shut up lier
ጅግና ዋዕሮ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ❤
ቖራፅ ዋዕሮ ትግራይ❤️❤️❤️የቐንየልና::
ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍክልና❤❤
ዋዕሮ✊✊✊
ጀግና❤❤ዋኢሮ ብምንታይ ኪገልፀኪ❤❤ጀግና።
TDF ኣንቱም ጀጋኑ ይሕዋትና ሰራሕቲ ፉሉይ ቅያታት ኣብ ዓለም ♥️♥️
Gigan geganu gual wuaro keberti Tigrawueyti ,Enkua Egziabiher besekam wuesaki. Abzihasere giziye selam yewirdelkum hizbitat Tigray❤🎉🎉🎉❤
የቀንየልየልና ሓፍተይ ማዓረይ
ሽኮር እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ
ደስዝብል እካእብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋእሮ ተጋዳሊ ኻብዚኩሉ መከራ ወፂኢኪ ምውላድኪ እኻእ ደስበለኪ ዘሓፍተይ ❤❤❤❤❤
ደስታ ሽዎ ና ሚዲያ ፊሪያት የማነ ና ሚዲያ ሕቶ ትታሓቱ ተለኹም ደስ ትብልኒ ❤❤ ምስረት ሚዲያ ትባሃል ድታምፂኤም ጀጋኒ ና ❤❤ 👉 ሃሳስ እያ ሕቶ አይታሓቲትይ
እድብቲ ንኤዋላዛ ኣሕሕሕ ታማክግበርመራሕትናንዶሞ ኸድዓምኹም ዋይኣነዋላህዝቢ ውን ኻድዕናኩም ወፅእና ሰላማዊሰልፊወፅእና ከይንሕግዘኩም ኣጀንዳ ናፈጠርናንንባዕልናንባላዕኣለና መሕዘኒ ንስኩምብዛምፃእኩሞ ሰላም
ዋዕሮ ሜሪ ብጣዕሚ ብስልቲ ርግዕቲ ጅግናና ኢኺሞ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ሙሉእ ስድራኺ❤❤❤
ኣብ እዋን ፀልማት ብጥዑም ፍሽኽታኣን ሳዕስዕታን ንህዝብና ወጋሕታ ዘበሰረት ዋዕሮ የቐንየልና ደስታ ሸው ብህይወት ምህላዋን ብዓይነይ ስለ ዝረአኽዋ ደስስስስ ኢሉኒ ደስታ ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት
ኣምበስት ቅድመኺዳኣነ ተባላሽያ ኣደወአ ዕድመንጥዕናንይሃብኺ
ጎበዝ ናይ ተጋዳላይ ድስፕሊን ብትኽክል ዝበቕዐት አንደበት አገላልፃኺ ብጣዕሚ ፈቴዮ ። ቃልሲ በላዒ ሰብ ዩ ። ናይ መጀመሪያ ምስልኽን ናይ ሕዚን ክነፃፀር ከሎ አይራኸብን ። ብዝኾነ እንዃዕ ብሂይወት ተረፍክልና
Desta you are the best
ዋዓረና❤❤❤❤❤
ሰራዊት ትግራይ ጀግና ተቃላሳይ ንኮርእሉ ሰራዊት እዮ ዓለም ዘስደመመ እዮ ❤❤❤
I hope the story will be documented properly.Time will come when justice will prevail!!!!
Enqwae halewklna waero haftina❤🎉❤🎉❤🎉
ናብ ዛሓሸ ደረጃ ክትመፅእ አለዋ ብሓዊ ከም ወርቅ ዝተፈተነትእያ👍👍👍👍👍👍
❤hero& gentle sister Gal Tigray.
ጀግናና ዋዕሮና ንህበን ብአኩም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤
ጅግና ዋዕሮ ትግራዌቲ
ጅግና ዋዕሮ ሓፊትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና ዋዕሮና❤❤❤
ደሰትሽ ጅግና ዋዕሮኻ ተ/ጋ ሜሪ ነቶም ኩነታት ክትገልፅ እንተላ ጨና ጅግንነታ አፀቢቁ ዩ ዘገልፃ እንኳዕ ተረፍኪ እኳዕ ስሐተኪ እዚ መስወእቲ
ጀግና ዋዕሮና እንኳዕ ብህይወት እንኳዕ ተረፍኪ እንኳዕ ረአናኪ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍እንካዕ ራኣናኪ እንካዕ ናብዚ ኣብፀሐኪ።ናትና ዋዕሮና።ጅግና ና።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪🙏
❤❤❤wow happy to see you ዋዕሮ
ምሕረት ጠንካራ ከም ብረት
Desta show, thank you for bringing this brave young lady. I truly was thinking of her and wondering if she made it through the horror. THANK GOD SHE MADE IT! There was a Dr beautiful smile… did she make it? I think I have shared her on my facebook and I wrote” ፈገግታ አመላ" please let us know.
Wow Thakn you were 🙏❤️🔥
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኽልና ዋዕሮና ኹሉ ግዜ ዛቪድዮ ይሪኣ ነይረ ተመስገን ኸዚዶሞ ደጊመ ብምርኣየይ ተሓጊሰ❤❤❤
Very smart intelligent and here God bless you❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ትግራይ🐅💖🐅
I wish you kiss and harmony for you and for all the people of Tigray. Peace at last.
Besal bhaki Nikahat, wene, arhki amatit haftina . enqae terefki senayki ybzah ezahaftey!!!
❤❤❤❤ enqae terfki jigna waero
❤❤❤❤❤❤ መዐረይ❤❤❤❤
ስለዝረእናኪ ደስ ኢልና ጅግና❤ ግን በጃኻ ተገዲስካ ሕተተልና እቲ ምስኣ ዘሎ "ሓፂር ፀሊም ንላዕሊ ዓይኑ ዓሚቱ" ዝስዕስዕ ዘሎ 'ተጋ ሙለይ ገብረየሱስ' ድዩ ኣይኾነን በለልና። (ስዉእ እዩ😢) መተዓቢተይ መማህርተይን ማሓዛይን እዩ ነይሩ😢 ስድራ ተረዲኦም እዮም ኣይትሰከፉ🙏🏽
ዋውውው እንካዕ በሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጅግና ዋዕሮ
ሰላም ሰላም ስድራና 💙💙
እንኳዕ ተረፍክልና ዋዕሮና ደሰታ ለባም የቅንየልና💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞😘😘😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤💚❤
Wow, thank you for your commitment, jigna waero
Desta Show,tsibuq eyou,gin tigregnaka please, please amehayish.
ኩለኩም ተጋደልቲ ትግራይ ከምዚኣ ተጋዳሊት ኩኑ በጃኹም ካብዚ ብዙሕ ተምሃሩ ስልካ ለኣኸልና ደስትሽ ዓብይ ሰብ
ኹሉ ሓሊፍክዮ ኣንቲ ሓራስ ነብሪ ❤❤❤❤
Nifieti Jigna Waero Nebri ❤❤❤
WELCOME
ዕልልልልልልል ብጣዕሚ ታሓግሰ ዋይይይይይይይ ተመሰግን ፈጣሪ እንኳን ብህወት ተረፍኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የቀንየልና ዋዕሮ ሓፍትና🙏እንኻዕ ብሂወት ርአናኪ🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊
እንኳዕ ተረፍክልና ዋዕሮና ብጣዕሚ ትድነቕ ወናም ሓቦኛ ጅግና ኢኺ❤❤❤
ጅግና ዋዕሮ
Wewwww 🙌
Peace
ስልኪ ቁፅራ ኣምፀአልና🙏
Ajeki jgna Tdfy ekoe wetsaki ❤❤❤❤❤❤
ዋእሮ ጅግናና
ጀግና ዊዕሮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ማዓረይ❤❤
Abzia media zela hasot kea n beyna ye
Wowww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ቭድዮ ኣብቲ ግዜ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኮይነ ኣውርደ ደጋግመ ይርእያ ነይረ። ካልእ እቲ ምስኣ ዝስዕሰዕዘሎ ዶ/ር ደ/ፅዮን እዩ ዝመስለኒ ነይሩ።ጎይታ እንኳዕ ተረፍኽልና ።ናይጀጋኑ ጅግና።
@sunrise3179
2 ай бұрын
ንስካውን ብጣሚ ጅግና ኣብቲ ግዜቲ ኣብ ትሕቲ ጸላኢ ኮይንካከምዚ ዓይነት ቪድዮ ኣውሪድካ ብምርኣይካ።
ደስቲኖ