ዝገርም ሓቀኛ ናይ ፍቅሪ ሂወት ፡ ባንቡላ እግራ እንዳበሉ ይፀርፍኒ ፡ "ያዛት ትንሽ ናት " ኢሉ ፀላኢ ክሕዘኒ 👉 ተጋ. ሸዊት 0996153089
subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ኣብ ሕማቅ ኩነታት እንከለኩ ንፍቅሪ ተሓቲተ ፡ ዝገርም ሓቀኛ ናይ ፍቅሪ ሂወት ፡ ባንቡላ እግራ እንዳበሉ ይፀርፍኒ ፡ "ያዛት ትንሽ ናት " ኢሉ ፀላኢ ክሕዘኒ 👉 ተጋ. ሸዊት 0996153089
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.
Пікірлер: 69
እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓኪ ዋዕሮና ሓዳርኩም ይባረክ መዓረይ
ደሰትሸይ እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ዋዕሮና እንኳዕ ደሰ በለኪ ❤❤❤❤
ፁቡቅ ሓዳርን ሂወትን ይግበረልኩም ወሊድከም ንምንምሳዓም የብቅዕኹምጀጋኑና💊💊💊💊💊💊💊💊🌲🌹🌳❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚኣቢሄር እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ
እንኳዕ ናብዚ አብቀዕኪ ዋዕሮና ሓደርኩም ይባረክ ጅግና ደስበለኪ ❤❤❤❤❤
አጆኪ ዛ ሓፍተይ ጅግናና ኢኪ❤❤
ጅግናና እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤
ፎቲኺ እኮ ኣየምጽእክዮ መዓረይ ጅግናና ኢኺ ዝሓፍተይ
ናይ ብሓቂ ጀግና አየ ጀግና ዋዕሮ ሓፈተይ እንኳዕ ደሰ በለኪ
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ❤❤❤❤
እንኳዕ ደስ በለኪ ጅግና ንብፂተይ 💪❤
እንኳዕ ደስ በለኪ ዋሕስ ህልውናና ጅግናና ኢኺ ናይኩሎም ሰማእታት ዕሸላት ብርኪ ሊሎታት መርዓኺ መርዖኦም እዩ ኢለ ኣለኹ ሓበነይ ቃላት ሲኢነ እምበር ብውሽጠይ ቡዙሕ ሓሳብ ነይሩኒ ግን ምሳኺ ዝነበራ ብፆትኪ ምሳኺ ዝነበሩ መቓልስትኺ ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ነዚ ዕድል እዚ ዘይረኸቡ ዝሓለፉ ዘኪረ ታሕጓስን ሓዘንን ታሓዋዊስኒ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ 😢😢😢በሊ ንብፆትኪ ዝትኩኡ ውላድ ክትወልዲ ይምነ ❤❤❤❤
እንኳዕ ናብዝ አብቀዐክ መሪዓ አብራህም ሳራ ይግበረልኹም ዋዕሮና 💞💞💞💞
,ፈታና ዘይቡለ ሂወት የብሉኑ
ጅግና
ጂግና
ዋዕሮና❤
My Hero God bless you 🎉🎉
Heroes ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤
❤❤❤
Waeroooooo❤🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤😊😊
❤❤❤❤😊😊😊😊
Enqae birhan reaki zhaftey NEGZIABHER Amlak Kibrn misganan ybxahayo
♥️♥️♥️♥️♥️💖💖💖💖❤️
❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
Xeruye ternga tezaebe xehfe
@MamMule
6 күн бұрын
Nibaelka atsrika kittshf zeykealkas
@Hareg675
5 күн бұрын
ኣነስ ናትኻ እዩ ምንባብ ኣብዩኒ😂😂🙈 መጀመሪያ ብግእዝ ፃሓፍ ወይ ኣፅሪኻ ፃሓፍ ዋእእ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
😘💘😘💘😘
💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ አብራሃምን ሳራን ይግበረልም
"ሓደ ኣልዒሉኒ ሓንቲ ኣሲራህለይ" ትብልናሲ: ሽም ጀጋኑ ሰማእታትና መን'ዩ ከልዕሎ ደኣ። በቃ ምስ ሽሞም ይቀበሩ?
እንታይ ዘየፍቱ ኣለኪ ዋዕሮ ትግራይ::
😂
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉