ኢሰያስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ፡ ምብላዕ ሞዴስ ምቅያር ሳላ ብፆተይ እየ ፡ ፀላኢ እንታይ ክትገብሪ መፂኺ ኢለኒ ንስኻኸ ኢለዮ ➡️ ተጋ. ገነት 0995968607

Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ኢሰያስ ኣፍወርቂ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ፡ ምብላዕ ይኹን ሞዴስ ምቅያር ሳላ ብፆተይ እየ ፡ ፀላኢ እንታይ ክትገብሪ መፂኺ ኢለኒ አነዉን ንስኻ ኸ ታይ ትገብር መፂኻ ኢለዮ ➡️ ተጋዳሊት ገነት 0995968607
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 317

  • @user-nb1lo8yr9s
    @user-nb1lo8yr9s2 күн бұрын

    መጀመርያ ሰላም ምሕረት የውርደልኪ ሓፍትና ከኣ ማራ ዘሕዝን ኢዩ ገጢምኪ 🥺 ሰራዊተይ 🇪🇷 ኣይተልዑሉለይ ሻዕብያ ከምዚ ስራሕ ኣይሰርሕን ኢዩ ጽልኢ ኣይትንዝሑ። ኤርትራዊ ኢየ ክምክሓልኩም ኣይኮንኩን ደልየ ጽብቅ ኮንኩም ውኣ ኣይብለኩምን ኢየ መራሕትኩም ዘጻወድዎ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ኤርትራ ሕጂ መንእሰይ ትግራይ እቲ ሕነ ተፈድዩ ኣብቶም መራሕቲ ዘይምውራዱ ኢዩ ድማ ዘሕዝነኒ ሕጂ ውን ሰላም ይሕሸና ጽልኢ ምንዛሕ ኣየርብሕን ኢዩ ንኩሉ ህዝቢ😢🙏

  • @yobel-lh2rj

    @yobel-lh2rj

    Күн бұрын

    Ata Eziom Hasewti Eyom Awel Nay Eritrea Serawit Weden Gualen Eyom Nab Tegeray Keyedom Eziom Gen Awedat Teray U zemeselom Zelo

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham6183 күн бұрын

    ማሕረሻ ዘእቱስ ማህጸን ኮንቴኔር ድዩ

  • @AcAcc-kb5ju

    @AcAcc-kb5ju

    3 күн бұрын

    kkkkkkk😂

  • @yobel-lh2rj

    @yobel-lh2rj

    Күн бұрын

    Kehesewu Yedeliu Emo Gen Zeykelelu Hasot Kontiner Yeabi Kab Mahxena 😂😂😂

  • @eritrea3501

    @eritrea3501

    Күн бұрын

    ናይዞ ህዝቢ ሐሶት ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ሐሶት ባህሊም እዩ 😂😂😂

  • @negassi9598
    @negassi95983 күн бұрын

    ካበይ ኣምጺኣቶ እዚ ሓሶት መንዩ ሰሪቁ ዝቁረጽ ኣብ ኤርትራ

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ሰረቅቲ እውሬታት ስርቂ ናትኩም ምቅታል ናትኩም ፍንፋናት ።

  • @24Reem

    @24Reem

    3 күн бұрын

    ​@@almazgiday9935 አቲ ቆንዳፍ ደቂ ዓድኪ ካብ ቤተክርስቲያን መሰቀል ክሰርቁ ይውዕሉ አለው ድቃላ እሱኩም ድአ ንመን ኢኩም ሰረቅቲ ኢልኩም ክጻረፉ ንሞባይል ክትብሉ ሐውኩም ትቀትሉ እኮ ኢኩም

  • @fitsumkelati8552

    @fitsumkelati8552

    2 күн бұрын

    @almazgiday9935 ዘውዲ ሀፍቱ ማሕሌት ሀና...ደመና ከልብ ኮይነን ዘለዋ ድምጺ ኩንለን

  • @alembesrat8723
    @alembesrat87233 күн бұрын

    እቲ ዝገርም ሻዕውያ ጥራሕ ክትሰምዕ እንድያ ደልያ ኣምሓራ ምስ በለታ ደስ ኣይበላን እቲ ሓቂ ግን እሱ’ዩ

  • @user-xe6hv8bt1n
    @user-xe6hv8bt1n3 күн бұрын

    በጃኺ ዝሓፍተይ ኣምሰሉ ነት ገዳፍኪ ንስኺ ኾንኪ እንተተውግዒ ሰብ ቁሩብ ምመነኪ እንተኾነ በሊ ኢሎም ዘዳለዉልኪ ታሪኽ ክም እትትርኺ ዘለኽስ ማንም ፊደል ዙይቆፀረ ዝፈልጦ ድራማ ኢኺ እትሰርሒ ዝንኤኺ

  • @danielweldeyesus3230
    @danielweldeyesus32303 күн бұрын

    ማሕረሻ ዘእቱ ማህጸን ከመይ ዓይነት እዪ ናይ ተጋሩ ርሕሚ

  • @user-qq7xx5tr6v

    @user-qq7xx5tr6v

    3 күн бұрын

    ክንዲ ፊስቶ ውያኔ ድራማ እንዳሰረህ አብ ሓዊጠቢሶም😂😂😂😂😂😂

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ግፍዐኛ አብ አዲካ ሐፍትካ ሰቤትካ ጋልካ ይመልሰልካ አሜን

  • @asmerthabte2492

    @asmerthabte2492

    3 күн бұрын

    Kkkkkk ygermeka u

  • @asmerthabte2492

    @asmerthabte2492

    3 күн бұрын

    ​@@almazgiday9935aytemenyo deki adki bhasot tom temerikom

  • @maereg7308

    @maereg7308

    2 күн бұрын

    @@user-qq7xx5tr6vdenkoro halay guhaf

  • @ruftalem2803
    @ruftalem28033 күн бұрын

    Kemey aynet gahafat ekum atum denakur sebat

  • @blackbulltrex

    @blackbulltrex

    3 күн бұрын

    ይገርመካ ኢዩ እዚኦም ፈንጢሕና ተዘይሰሪሕናዮም ጉዑዛይት ሕብረተብ ኢዮም። ትሓዝን ኣዋልድ ኣሕዋትና ከምዚ ኢለን ክሳቐያ። ኣማላክ ብ ምሕረትካ ራኣየና

  • @hannahaile5669
    @hannahaile56693 күн бұрын

    እዋይ ተካላት ጎረቤት ኩሉምሎም ሐሶት

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    3 күн бұрын

    ata gohaf sdetegna teref 🦈😊

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ተካል ንሲኪ ይግደፍ አራዊት እስሳ ፍንፋን ትግራዋይ አብይ በፂሑ ዝነበረ ህዝቢ ትግራይ አቱም ሐሳዳት አብ ጉድጋድ ዝዐበኩም ንሳላሳ ዐመት ዝዐበኩም ንብረት ህዝቢ ዝወረርኩም ነውራማት እሞሆይ ዝደፈርኩም ፍንፋናት

  • @KfKidane-mv6yx

    @KfKidane-mv6yx

    Күн бұрын

    Very true

  • @user-gz3ki2jp9q
    @user-gz3ki2jp9qКүн бұрын

    ተጋሩ ሕሱራት ፍጥረት ንሰብ እንደዘይ ፈራሕኩም ንግዝኣቢሄር ፍርሑ፡ሓሶትን ጥልመትን ነቦታትኩም ኣይጠቐመን።

  • @realtube6031

    @realtube6031

    17 сағат бұрын

    አንቱም ሓሰዉቲ ግናያት ሻዕቢያ ነታ ሃገርኩም ተማህሊልኩም ከም ሱዳን የመን ክትገብርዋ ብዙሕ ፃዕሪ ትገብሩ አለኹም ክፍአት አይገደፍክምወን ዉዒሉ ሓዲሩ ዋጋ ክትከፍሉ ኢኹም

  • @aexum1597

    @aexum1597

    16 сағат бұрын

    Antum dekalu eray meray shaebya haymanot zeyblkum serkty tegaru endabelkum endasenbedkum nab gudugowtkum esaias wendy tenbyen germe geru yeduqoakum alo geta yetfekum Amen 3 👎👎👎👎

  • @hadgu2562
    @hadgu25623 күн бұрын

    ሲነልቦና ናይዞም ሂዝቢ ይገርመኒ ኢዩ። ኣብ ኤሪትራ ሰሪቁ ዚተቆርጸ ሚሉአ ህወትና ገርና ኣይረኣናን ካበይ ኣምጽአሞ። ዝቀተለ ኪቅተል ኣይረኣናን። ሚሉአ ህወቶም ዝተሰበዝኪዎ ኢንተግሰዕዎ ኣይገርመናን።

  • @danielweldeyesus3230
    @danielweldeyesus32303 күн бұрын

    ዊዒጊን

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    አታ ረሳሕ ፍንፋን ስድታት አክላባት አውሬታት ።

  • @user-bx1ey7cs7y
    @user-bx1ey7cs7y3 күн бұрын

    ኣታ እዞም ዓዲ ሓሶት ስንቆም። RIP !!!!

  • @user-qg7qx7oj7h
    @user-qg7qx7oj7h3 күн бұрын

    ማሕረሻ የእትዩላ ኣቱም ሰባት ሕማቕ ኣይትዝርኡ ሓሶት ናትና ኢልኩም ሒዝኩምዎ።ማሕረሻ እንዳበልኩም ዓይኒ ዘዉጽኡ ደቂ ዓድኹም ፈጠሩልኩም።ማሕረሻ ከመይ ጌሩ እዩ ናብ ርሕሚ ዝኣቱ እዋይ ሓሶት ።በሉ ካብኡ ኣይትሕለፉ ዝዘራእኩሞ ክትዓጽቡ ኢኹም

  • @yobel-lh2rj

    @yobel-lh2rj

    Күн бұрын

    😂😂😂😂😂 Kehesewu Yedeliu Emo Gen Ab Mengo Fah Tebelom Zeykelelu😂😂😂😂

  • @user-xu5jl6yq8m

    @user-xu5jl6yq8m

    Күн бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @mihretyemane7301

    @mihretyemane7301

    Күн бұрын

    እቲ ሓሶት ናይ ኣቦታቶም እዩ ሓሲዮም ከኣ ገንዘብ ይወስዱ እዮም ።

  • @dahabmisgina8594
    @dahabmisgina85942 күн бұрын

    Aniti hasawit leba krlibi eritrawi kemu aygebrin iyu hasadat qnati kulu gize eritrea kemizi gera kitiblu idmekum milu hasewiti

  • @andayaman4097
    @andayaman40973 күн бұрын

    ንማህሌት ዝቀተለ ኤርትራዊ እንተኾይኑ ብፉሉሖ ዘይቲ ጠጥቅዎ ወይ ኣበደባባይ ይተሓነቅ። ስለምንታይ ኣብ መንደፈራ ኮሙኡ ዘይገበረ፧ ግን ሓሰዉቲ ኢኹም ኤርትራዊ ኮሙኡ ኣይገብርንዩ።

  • @gilomuqbamikael

    @gilomuqbamikael

    2 күн бұрын

    ab adina bzuh srqi yelen entehalyom dma tetehazom gubue meqxeati ygberelu temahiru kia ywexie, komu dma kone elu seb zqetle seb yelen mnalbat entegatimu dma b,biet frdi teferidu gbue frdu yqbel, ezi tzatebeo zelekin zereba gin halewlew eu, zqetel yqtel zsereqe yqtel giega abahahla

  • @berhanamichael5519

    @berhanamichael5519

    2 күн бұрын

    NMahlet ziketele emo kabana eyom nEritrawyan aynelgbelom. Haki tezarebi ezgiabher zifetwo balina nibalna ena niketatel zlona nShabia aynelgibelom

  • @wenshettamerate642

    @wenshettamerate642

    Күн бұрын

    Denkoro mehayem Arabie serawite Eirtiya bezyeka medefar entye yefete reshat🍴🍽🫗🥃🍾🍶🫖🫖🍼🔪🥄🫙

  • @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    Күн бұрын

    ​@@wenshettamerate642 Hji dea men ydefrenn yqetlenn alo nehwatka? Baelkum military nay Eritrea gierkum tgebrwo zneberum welfi koynkum wala kabta gudguadkum nab mekele mstemeleskum kea tqxlwo aldkum. Amlak tetmnitka eyu zhbeka xbuq temeneyu xbuq ktrekbu.

  • @wenshettamerate642

    @wenshettamerate642

    Күн бұрын

    @@AbrahamTesfamariam-fz7vr resha hasadat arawit serawite ahewatka adetate kayterfe zedeferu 🐖🐖🐖🐏🐏 sawa zedenkorekum leyabu 🍴🍽🏺🫙🔪🥄🍹🥛🫖🫖🍼🍼🥛🫖Tegaru jeganu kebre adetate zefeletu eyim🦁🦁

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046Күн бұрын

    ሐሶት መቦቀላ አበይ ምዃኑ ተረጋጊጹ ማሕረሻ ኢልካሎ ዘረባ እዋይ ተጋሩዋኒስ እዚኳ ክዉሕደኩም ዘብል ፈጣሪ ዘይትፈርሑ ፍልይ ዝበልኩም እግዚዮ ማሐረና ክርስቶስ ሐደ ምሑር ሰብ የለን ድዩ ኮይኑ ምሕረት የዉርደልኩም ልቦና ይሐብኩም ። ሳዕቢያ አይኮነን ዝበሐል ሐሶት ስንቃ ሻዕቢያ ኢልኪ አርምዮ ።ሳላ ዘኾለስካ ዘዕጠካ ሻዕቢያ ጉድ ረሒብካ ።

  • @solomonberhane3096
    @solomonberhane30963 күн бұрын

    ተጋሩ እንታይ ከም ዝህሰው አይፈልጡን ካብ ፍልጠት ዝጸረዩ ብምኩዋኖም ሰብ እንታይ ይብለና አይብሉን 😂

  • @biniamtsegay4350
    @biniamtsegay43503 күн бұрын

    Aythaswi shabya aytenkefekmn aythaswu ba

  • @meheratelias3036
    @meheratelias30363 күн бұрын

    Zahabte sb eritrean ziqetel ziser yeblnan serqti abalkum qetelti baltikum zizerakum taxdu alekum libi yhabkum tegaru 🇪🇷

  • @samueltesfay1513
    @samueltesfay15132 күн бұрын

    ኣቱም ተጋሩ በጃኹም ሓቂ ተዛረቡ :ኣብ ማህጸን ማሕረሻ ዝኣቱ ክመይ ዝብል እይ ።

  • @DanDan-ti6ds
    @DanDan-ti6ds3 күн бұрын

    It's really sad to hear l will pray for you 🙏 life come back to normal

  • @amanuelberhe7221
    @amanuelberhe72213 күн бұрын

    U right i like what u said

  • @avgasbbs7173
    @avgasbbs71733 күн бұрын

    ሻዕቢያ ነብሱ ገዲፉ እክለማይ ሂቡ ኣድሒንኪም ኢዪ

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    3 күн бұрын

    Eway kab zbies aximi teref asa ybeloakum alo nertrawiyan mgb yehab mejemeriya

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    3 күн бұрын

    Hgdef xelae hzb ERT tgray eu

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    አቱም አራዊት ህዝብኩም አይቀለብኩምን ልክዕ ፅሩይ ኤረትራዊ አለው ሰብ አለው ዝሕጉዙ ንትግራይ አለው ዘይ ከማካ ድቃላ አራዊት

  • @solomonteshagerethiopian6483

    @solomonteshagerethiopian6483

    Күн бұрын

    @@almazgiday9935yes you’re right but he is barya hgdf

  • @user-tx3qt3pg4z

    @user-tx3qt3pg4z

    Күн бұрын

    Gefei Shabia kab 1977 jemeru eyu atum ergumat Shabia

  • @andayaman4097
    @andayaman40973 күн бұрын

    ማሕረሻ ይእቱዉልና ትብሊ፡ ከመይ ድዩ ትንብትክን ተጋሩ፧ ኣድጊ ኸማን ማሕረሻ ኣይትጻወርን። ጀሪካንከ ይቅበልዶቲ ቀላይ ዝኾነ ኣቅሓኽን፧ ባዕልኽን ማሕረሻ ይቅበልዩ ትብላለኽን። ብሓሶት ትሓስራን ትፍንፈናን። ሰብ ዲኹም እንሶሳ ክርድኣና ኣይክኣለን።

  • @eriadikeyh7974

    @eriadikeyh7974

    3 күн бұрын

    Natom Nay harmaz dyu 😂😂

  • @yobel-lh2rj

    @yobel-lh2rj

    Күн бұрын

    Eweyyy Ane Zeyhalfeley Kendezi Hasot Sheytan Ab Tegeray U Wediku Meseleni😂😂😂😂

  • @bajajachirod8109
    @bajajachirod81092 күн бұрын

    መን ዲያብሎስ ከምዝኾነ ጊዜ ባዕሉ አብ ባይታ ንሪኦ ዘለና ኢዩ ክቡር መራሒና ኢሰያስ አፍወርቂ ብአኹም ሓንቲ ክልል ከተመሓዳድሩ ዘይካአልኩም አይኮነን ነቶም ጎይተትኩም አሜሪካ ዘንበርከኽ ጅግና ኢዩ እሞ ተጋሩ ንባዕልኹም ክጥዕመኩም ሓቂ ፍተው አብ ዘይኮነ ነገር ሸኾርተት አይትበሉ ካብዚ ዘለኹሞ ዝገደደ ከይትረኽቡ ልቢ ግበሩ ሓሶት ክጎድአኩም እምበር አይጠቀመኩምን

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai17432 күн бұрын

    ብዛዕባ ኤርትራ ዝንቡዕ ፍልጠት ኢዩ ዘለኩም።ኣብ ኤርትራ ስርቂ ፡ዓመጽ፡ቅትለት የለን ማለት ኣይኮነን ግን ዉሑድ ኢዩ።ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝቐተለ ይቕተል ፡ዝሰረቐ ኢዱ ይቑረጽ ዝበልክዮ ግን ካበይ ኢኺ ኣምጼእክዮ ኣይፈልጥን ኢየ።ኣብ ኤርትራ ተወሊደ ፡ዓብየ ከምኡ ግን ሬኤን ሰሚዐን ኣይፈልጥን።ኣብ ኤርትራ ስርቂ ፡ዓመጽ ፡ቅትለት ብጣዕሚ ኢዩ ነውሪ።ኩሉ እቲ ሕብረተሰብ ክኣ ሓላዊ ከባቢኡን ሕብረተሰቡን ኢዩ፡መንግስቲ ውን ንገበኛታት ግቡእ መቕጻዕቲ ይህብ ኢዩ።ኣብ ህዝቢ ምንቃሕ ህዝቢ እምበር ኣብ መንግስቲ ኣይትመርኮሱ ጎረቤትና ተጋሩ።ሰላምን ፍቅርን ንኹሉ ፍጥረት ዓለም።

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea38623 күн бұрын

    ማሐረሻ የእቴሙላ አብየት ሐሶት 😂😂

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ሐሶት አይኮነን ግን ፈጣሪ አብ ስድራኩም ይመልሰልኩምምም አክላባት

  • @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    Күн бұрын

    ​@@almazgiday9935Amlak dea qedimu melisulkum endyu kema temenikum kemta tmnitkum dma hibkum beal Mahlet rekibeno😢 xbuq temeneyu amlak xbuq khbekum

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte24923 күн бұрын

    Mahresha atuwa ba kemey ela ala

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    2 күн бұрын

    🇪🇷👍🤣

  • @coredawit3260
    @coredawit32603 күн бұрын

    ዳይብሎስ በለት አበይ አዴኺ ትፈልጥዪ ኢሳያስ ቆንዳፍ ጨናዊት ተሐፀቢ እሰከ መጀመሪያ ለማኒት

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    እሰያስ ንስካን አራዊት ቀተልቲ ፍንፋናት ምካንኩም ዐለም ይፈልጠኩም

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    2 күн бұрын

    🇪🇷❤️🤣

  • @habtomandemichael5745
    @habtomandemichael57453 күн бұрын

    Always laying this people, who can we live together, OMG.

  • @tesfaalemzerai808
    @tesfaalemzerai8083 күн бұрын

    ማሕረሻ?

  • @tesfomaraya316
    @tesfomaraya3163 күн бұрын

    Entay eyu gerki Iseias diablos tblyo bahri Eritrea kitwersi slezyfkedeliki diyu bzkone dizeraekiyo xubuk gierki ixedyo

  • @amanuelbelay8486
    @amanuelbelay84862 күн бұрын

    Hasot meftihi aykonene abe lebekume temeliskum neselamen dehenet kelelekume hesebu hasotien hesedenan gedefu wageu kebide iyu deyenatekume ayetmeneyu begzabeher keyteferedu

  • @goitomangesom486
    @goitomangesom486Күн бұрын

    ኣቤናይ ዓለም ይነብሩ እዞም ህዝቢ ብጃ ኤርትራ ኩስትር ብላ 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @goitomisaac1437
    @goitomisaac14373 күн бұрын

    ህዝብ ኤርትራን መንግስቱን ብሕግን ጭዋ ስነምግባር ዝተሃንጸዩ ከምቲ ትሕስውዮ ዘሎኺ ኣብ ኤርትራ ሰሪቑ ዝተቆርጸ ቀቲሉ ተባሂሉ ዝተቀትለ ሰሚዕናን ርኢናን ኣይንፈልጥን። መርገም ድዩ ወይስ ውርሻኹም እቲ ሓሶት?

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    2 күн бұрын

    🇪🇷❤️👍

  • @Afewerki-pp6pn

    @Afewerki-pp6pn

    20 сағат бұрын

    ማንካ ታኒካ ኸ ይሰርቑ ዶ????

  • @mebrattesfay5436

    @mebrattesfay5436

    17 сағат бұрын

    @@Afewerki-pp6pn komale agame 🇪🇷🤣🤣

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046Күн бұрын

    አቱም ተጋሩ መን ክሐፍረልኩምዩ ደሐር ንወለዶኹም ዘሕፍር ታሪኽ አይትግደፉ እዋይ ጉድ ሐሶት ባሕላዊ ጸወታኹም ድዩ ናተይ ሐሶት ይበልጽ ካብ ካልኦት እንዳበልኩም ቅድድም ድዩ ቁሩብ ነቲ ሐሶት መታን ከይጋነን ደቀቅቲ ነገራትከ ዘይትመርጹ ማሕረሻ ኢልካሎ አቱም ሰባት እቲ ማሕጸን ተጋሩ ከመይዲዩ ዋላስ ኪሻ ወይ ዘንቢል እዩ ኮይኑ ማሕረሻ ዘእቱ ። ግደፉ ተጋሩ ሐሶትን ክፍአትኩምን በዚሑዩ እዚ መከራዚ ወሪድኩም ዘሎ ፈጣሪ ፍርሑ ፎዕ ገጽኩም ትርሐቅ

  • @redaetesfamariam221
    @redaetesfamariam2212 күн бұрын

    ክክክክ መን እዩ ዝሰረቀ ይቅተል እልኪ ኣብ ኤርትራ ዋይ ዘይሰምዖ የብለይን !! ኣታ እዛ ኤርትራ ከመይ እያ ምስጢር ኮይናቶም ዘላ ኩሉ ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረብዎስ ጌጋ ኣብ ባይታ ዘየለ ትዛረቡ ገናናናናና ስነ ልቦና ናይ ኤርትራዊ ኣይፈለትክሞን ዘለኹም

  • @solomonberhe7963
    @solomonberhe79633 күн бұрын

    Ata entay eya tbl zela ezia 😂😂😂 bedan

  • @tediambes3908
    @tediambes39082 күн бұрын

    Hasawit,Eritreawi u do elki hiji ke! Gohafat,gohafatkum akibulna

  • @habtegubretu9795
    @habtegubretu97952 күн бұрын

    You pushed her to said crime happened to Tigray people because you are not a prophation journalist.

  • @user-qg6uh7pd8q
    @user-qg6uh7pd8q3 күн бұрын

    Eway. Tegarus. Abzeyrebh. Kunat. Meskneyti. Kolueu. Atfekumom. Asenkilkumom

  • @abrahamfesahaye6341
    @abrahamfesahaye63413 күн бұрын

    ፡መሰኪን ቆልዑ ቤት ትምህርቲ ዓጺኹም ኣብ ሽግር ኣእቲኹሞም ጨካናት

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ይመስለኩም ማንም ዝዐፀዎም የለን ንህዝቦም ንዐዶም ወፅዮም ዝተቃለሱ እዮም አቱም አራዊት ።

  • @AsterTesfaye-jd7ms
    @AsterTesfaye-jd7ms2 күн бұрын

    ዘይኮነ ሓበሬታ ኣይትሃቢ። ብመጀመርታ ንፋስኩም ኣይውቃዓና ከምዚ ናትኩም ገበናት የብልናን ኣብ ኤርትራ።እንተ ኣሎ ድማ ምርሻ ይኹን ኢድ ምቑራጽ ሕጊ የብልናን።

  • @Hadgembus
    @HadgembusКүн бұрын

    ደቂ ሐሶት ስንቆም ደቂ መርገም ግብረሶዶማዊት ማለሊት እዋይ መን ካሐፍረልኩዩ ማሕረሻ ዘእቱ ማሕፀን ትግራይ ??

  • @aexum1597
    @aexum159716 сағат бұрын

    Agoky waero, hanty mealty alla naye edom enkeflom nezome kaydamat shaebyan 🙏🏾💪💪💪💪💊❤

  • @user-ey7zm3dw4o
    @user-ey7zm3dw4o2 күн бұрын

    አቲ ካብቲ ርእሶም ዉረዱ ሻዕብያ ሻዕብያ አይትበሉ አይትሐስዊ እግዝአብሄር ፍርሀ መስጣ ኤርትራውያን ይብጻሕኩም

  • @Qudeagreat
    @Qudeagreat10 сағат бұрын

    Haftey mearey ajoki. Aytibkeyi.

  • @berakikesete9517
    @berakikesete95172 күн бұрын

    ጌጋ ሓቤረታ ኣይትሃቢ ከምኡ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ሰብ እንተቀትልካ ንሓዋሩ ትእሰር። ድሓር ድማ ኣባና ንብሲ ወከፍ ስድራ ስውንእን ስንኩሉን ደሞዝ ኣለዎ። ወያነ ከምዝኣ ኣለዎም ድዩ?

  • @user-wf9do9xk8j
    @user-wf9do9xk8j3 күн бұрын

    Amlak msaki ykun genetica haftna btami kbret yhabeley se kulu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe52792 күн бұрын

    ጌጋ ሓበሬታ ኣይተመሓላልፋ ኣብ ኤርትራ ሰብ ዝሰርቕ ይኹን ዝዕምጽ ሰብ ዝቐትል የለን እንተ ኣጋጢሙ ክኣ ግቡእ መቕጻዕቲ ተቐጺዑ ወይ ማእሰርቲ ይፍረዶ ተማሂሩ ክኣ ይወጽእ ።ንዝቐተለ ቅተል ንዝሰረቐ ቁረጽ ዝብሃል ሕጊ የለን ኣብ ኤርትራ ፈቲኽዮ ድኣ ።

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever693 күн бұрын

    ንስኹም ክትሕስዉ ፈጣሪ ኪቐጽዓኩም፡ ፈጣሪ ድዩ ክርብርብ ንስኩም ንዕዘብ ኣሎና፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለኩም ጽልኢ ቀጽልሉ ኣጆኹም ኣበይ ኣብጽሒኩም'ሎ ገና መስጣ ኤርትራ ገና ገና

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb

    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb

    2 күн бұрын

    Tigraway zihisu yelen Tigraway jaki eyu zizareb hatela gin zeybilu hibreteseb yelen ayinibilin entekone hasot natkum eyu seb ayimoten eniwet ayineberen kitiblu seb felitikum nihna keyfeltnakum misakum zehlefnayo aziu eyu zeteas3na beal kurkah nisikum siltan entileku mefeterkum kisab titseliu eyu kikewin. Tigray bisenki Shaebiya ab Tarika rieyato zeytifelit lijdet tefetsimula eyu. Higi ameknokum akebatirkum zikeyer tarik yelen.

  • @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    @AbrahamTesfamariam-fz7vr

    Күн бұрын

    ​@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Men deayu nhzbi eritrea nmxnat America haguzuna zbl znebere meles entay elu, memhr muluwerq entay elu? America hansab teagesu eti hzbi ysded eyu zelo ksab zwdae elatna zbele mendyu? Rocket nab ati awde kunat znebere serawit zeykone nab selamawi hznbi znebrela Asmara mtukuas ke nay selam enbaba dyu? Hbri aynkum des aybelenan ke nay fqri dyu? Shaebya meqele kdmss axwar sle zeyblu dyu nmeqele huxa zeygebera? Qurub hsb ablu nhzbi Eritrea quslu nkhakk aytdefafewo. Bkemzi teqexilkum xlen xelemen ab mzrae qexilkum selam tetehasimkum gn menkesti mendelay qelil aykonen. Ente kielka neten bdeqi aden zemexa zelewa ahwatka tetabeq, neti behwatka zzref zelo abyate meqdes tetabeq

  • @peacefuleri1805
    @peacefuleri18053 күн бұрын

    እዞም ህዝቢ ብጣዕ የፈንፉኑኻ ኣበየናይ ዓለም ዮም ዝኑብሩ ድሑራት ገጽኩም ትከወል ፎእ

  • @teklitdayir148
    @teklitdayir148Күн бұрын

    Akmki tezarebi ATI haftey

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati85522 күн бұрын

    በዚ ዘረባ ኢዳ ዘይኮነስ ምልሓሳ እዩ ክቑረጽ ዝነበረ ንልማኖ እዮም አብዚ መጺኦም ዝትርብኡ ብዛዕባ ዝወኣልዎ ኲናት አይዛረቡን ክሓድሙ ወይም ክሰርቁ ስለዝሕረሙ

  • @mebrahtuaregay3520
    @mebrahtuaregay35203 күн бұрын

    እዚኣስ ዓቕማ ደይትዛረብ ብዛዕባ ኢሰያስ ሲ እንታይ ትፈልጦ ኣለዋ በጀካኹም ጸላኢ የብላን ንነብስኹም ሕጂኸ መን ይዕምጽ ኣሎ እምበርዶ ጥዑይ ድሓስ ኣለዎም እዩ እዋእ?

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari50612 күн бұрын

    ኣየ ተጋሩ ሰብ ዘይኮነኩምን እቲ ሓሶት ብሓሶቱስ ቁሩብ ሰብ ዘእምን ዘይትሕስዉ ማህጸን ዝኣትዎ መሓረሻ ዶ ደንጎላስ መኻዚኖ ድዩ በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ሕጂ ኸ ድኣ መን ይፍጽሞ ኣሎ እዚኹሉ ግፍዒ ሻዕብያ ጭዋ ሰራዊት ኢዩ ዝኸፈአ ከይመጻኣኩም ሓሶት ግደፉ ፈጣሪ ኣይተቆጥዑ።

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati85522 күн бұрын

    kzread.info/dash/bejne/k5OAtJKSetebebg.htmlsi=C0J6WvaYKsziw2gb ክልተ ምልሓስ

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto34433 күн бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ሓፍትና አጆኺ በርትዑ

  • @brhanalem5387
    @brhanalem53873 күн бұрын

    ዋእ ድያብሎስ እዩ ! ክትደፍራ ዝዝሰረቀ ይቁረጽ እዋይ ዶረና ዝዋዓልክን ትመስላ እቲ ማህጸንክን ከመይ ድዩ

  • @solomonengdom1155
    @solomonengdom11552 күн бұрын

    ሐሶት ስርቂ ከምባህሊ ዝወሰዱ ሕብረተሰብ ሕልና አልቦ ዝኮኑ ሕብረተሰብ ንፍሶም አይልከየና ።

  • @mosesmoses7893
    @mosesmoses78933 күн бұрын

    Komal ageme resah,.krshnuki neruwom shormuta

  • @coredawit3260
    @coredawit32603 күн бұрын

    ብግዲ ሻዕቢያ ክትብል ደልኺ ቆማል ቆንዳፍ

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    3 күн бұрын

    Ata gohaf sdetegna teref 🦈

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ሻዕብያድአ መንሞ ዘይፈልጦ ዐለም ዝፈለጦ ፍንፋናት

  • @azebweldu7852

    @azebweldu7852

    3 күн бұрын

    ​@@user-nb2he2xw8v ማዕረ ኮይና ክትምክሑ ክትምክሑ ክክክክክክ ተረፍ የምን ሱዕዲ ተረፍ ድሮን ተረፍ ፒፒ ተረፍ መንደላይ ተረፍ ኩሉ ኢኹም 😂😂😂😂😂

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez2 күн бұрын

    እዋይ አይትሐስዊ አብ ኤርትራ ኢዱ ዝቁረፂ የለን እቲ ሰብ ባዕሉ ሲነስሪዓት አለው ሰራቂ የለን እዚኩሉ ትብልዩ ዘለኪ ሐሶት እዩ (ንዓኪ ) ግን ምሕረት የዊሪደልኪ

  • @Mulugeta-js4ct
    @Mulugeta-js4ct3 күн бұрын

    Hasawit, nskis hzi ka kwhdeki, ktlmni elki eki ab medrek wexiki, elkum dma nmahlet zketele nab eritrea ketexegewo delikum, serekti baelkum amexti baelkum

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte24923 күн бұрын

    Entay u zi gasha gasha

  • @LiyaBrhane-rp3zk
    @LiyaBrhane-rp3zk3 күн бұрын

    Eza haftey ab adna eritra zqtel yeblna zqurex ente nay eseyas mdnaq gn qexlyo

  • @yonaskidance3273
    @yonaskidance32733 күн бұрын

    Ata etay eyama tbl enya hashet eyu shaebya ema xbuk eyom zgebrulna neyrom ezma bsuru hashet eyu

  • @ytm6798
    @ytm679813 сағат бұрын

    N Issias Tednqyo Eki ??? What kind of a flawed leading question... , So in-Competent journalism

  • @user-qn4ji8sx9u
    @user-qn4ji8sx9u3 күн бұрын

    ንሓሶት ድሕር ኣይትብሉን ኢኹም ተጋሩ

  • @almazgiday9935

    @almazgiday9935

    3 күн бұрын

    ፍንፋን ረሳሕ አብስድራኩም ይመልሰልኩም እዚ ሐሶት እተኮይኑ ባጎኒ

  • @mihretyemane7301

    @mihretyemane7301

    Күн бұрын

    ​@@almazgiday9935 ኣባና ስሓሰብኩሞ እንዲኹም ጉድጋድ ንፋሓሪኣ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ሕጂ ደኣ መን ቀቲሉ ይድርብየን ኣሎ ኣሕዋትኪ ።

  • @lemlemgebreyesus4569
    @lemlemgebreyesus45692 күн бұрын

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene2702 күн бұрын

    😢😢😢😢uway hasot caby ngebir nebiret aywsidn ayblin ieu bejkin athsuwa hiezb adwa akusum rama yemskuru atin haswut

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham6183 күн бұрын

    ተጋደልቲ ዘይኮኑ ፉሉይ ሐይሊ ኦዮም

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8mКүн бұрын

    ኣንቲ ሓታቲት ግን በጃ ሻዕብያ ተሰጡሕኪ ጋሕ በሊ ብስብስ ሩጉማት ዘርኢ🐉

  • @zergabirdaniel4390
    @zergabirdaniel43903 күн бұрын

    Ata ezom tegaru nkfletu Eritrea shaebya wey merahti Eritra eyom zxiweu kemey eyom bejaka aye nebse mthat kahsm

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    3 күн бұрын

    Ata gohaf sdetegna teref 🦈

  • @ytm6798
    @ytm679813 сағат бұрын

    What kind of Title did you put ?

  • @user-ed4xp3gs3q
    @user-ed4xp3gs3q3 күн бұрын

    Kab context wetsae, riesi aytihabiy. Negerat aytetamimiy.

  • @caligyal4579
    @caligyal45793 күн бұрын

    Agame hasawet Resha kondaf 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68113 күн бұрын

    ❤❤🎉🎉

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    3 күн бұрын

    Egziabher Amlak nhzbi Tigrayn hizbi Ereatrean kesinu znebrelu yemxialu haftna ka enqae bhiwet wexaeki

  • @amanuelberhe7221
    @amanuelberhe72213 күн бұрын

    I m so sorry i hate war

  • @midnightmoon1318

    @midnightmoon1318

    12 сағат бұрын

    Sorry for what ?

  • @eritr
    @eritr2 күн бұрын

    How can you call her Tegadalit when she is not. She is a defeated bandit.

  • @FtihBeledukh5362
    @FtihBeledukh536222 сағат бұрын

    እንባእ ኣብ ኤርትራ: ዝቀተለ ይቀተ ዝብል ሕጊ የለን:: ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ::

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte24923 күн бұрын

    Fooo entay aynet hizbi yom haki zeyfeltwa

  • @fasielsamielatoy9360
    @fasielsamielatoy93603 күн бұрын

    ብጣዕሚ ተንካፍ ዛንታ

  • @amachidanu540
    @amachidanu5403 күн бұрын

    Agame kedamay nay amerika eyu ms esu ktwedaderu aythafrun qomalat hji kea jemrwo bhalawi xeweta yxbeyekum alo esu deqi bayden me eweyti

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte24923 күн бұрын

    Eti mahresha ke resinu du

  • @Qudeagreat
    @Qudeagreat11 сағат бұрын

    Tebahilu

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625Күн бұрын

    በስመአም ሐሶት ይሕሶ እዩ ማሕረሻ ደአ ዘይከዉን ግዳ ሐቂ ተዛረቡ ክርህዉ ዕላጅ😂

  • @zewdizeray1633
    @zewdizeray16333 күн бұрын

    Yemanm nftam wshetam

  • @yohanesmekonan2315
    @yohanesmekonan23152 күн бұрын

    Sad menaseyat awdeomom tigray teaser malet million young people die eziom dema bezay hekemena derbyomom. Tigray teaser. Sad sad

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket136810 сағат бұрын

    Emo yhakmki kidi nabeu

  • @TefitOdem-nh6dl
    @TefitOdem-nh6dl2 күн бұрын

    Konidaf agame hasawit amenzira

  • @brehanbekele1345
    @brehanbekele13452 күн бұрын

    ኤርትራዋች ኢትዮጵያን የጠሉ ተገንጣይ ናቸው ግዜው ሲመች ከኢትዮጲያ ይነቀላሉ

  • @NgistiTeklehaymanot
    @NgistiTeklehaymanotКүн бұрын

    Btami eyom zehznuka qurub frhat amlak zeyblom kekefuu kzarebu fooo eretrawi daliki kemen aytrekbn kemzi zgebrr fofofooo mefenfen

  • @weldemichalgebretnsae647
    @weldemichalgebretnsae6478 сағат бұрын

    Egzabihier baolu kfedyelna yu dhan atum newramat sefer hasot. Wala hji aysekahkmun thswu alekum gena!

  • @naliru6096
    @naliru6096Күн бұрын

    ኣየ ተጋሩ ፈጣሪ እንቋዕ እታ ግናይ መልሓስኩም ርእዩ ቁርጽርጽ ኣበለኩም ክክክክ እቲ ዕላማ ከመይ ጌርካ ዝኾነ ኣብ ትግራይ ዝግበር ገበናት ናብ ኤርትራ ተጸግዖ እዩ ክክክ ንማህሌት ዝብልዋ ዝቐተለስ ብኣቡኡ ኤርትራዊ እዩ ክክክክ ብዝኾነ ንስኹም ነንባዕልኹም ትዋድኡ ኣለኹም ምኽኒት ኣይትድለዩሉ ካልእ ኢሳያስ ዝቀተለ ይቐትል ዝሰረወ ይቐትል ዝብል ሕጊ ኣለዎ ትብል ኔራ ካበይ ዘምጽኣቶ ሓሶትዩ ሙዃን ኣብ ትግራይ ሓሶት ቅንኢ ሕስድና ናይ ኣቡኦም እንድዩ ንኣፍልጦኹም ኣብ ኤርትራ ቅትለት የለን ስርቂ የለን ከምቲ ናትኩም ደቀንስትዮኹም ብቐትሪ ዝጭወያን ዝቕተላን ደቀንስትዮ ኤርትራ ከምድላየን ቀትሪ ይኹን ለይቲ መን ኢኽን ዝብለን የብለንን ነዚ ሰላምናን ጭውነት ህዝብናን ስለዘውንኣኩም ኢኹም ብሜድያ ን ኤርትራ ጸለሎ ክትቀብኡ ላሕ ትብሉ ዘለኹም ደጊምና ስለቲ ሓሶትኩም ብግብሪ በሕዋትኩም ትሪኢዎ ኣለኹም ብዲሕረኹም ከምዝይ በሉ ዝብሉኹም ኣለዉ

  • @maysaglaintrtiment4417
    @maysaglaintrtiment4417Күн бұрын

    Anta ezom tegarus kendey tehesewu ab eritran kemzi zebelkeyo aykonen mekurax keman kewehdekum reshat

  • @tediambes3908
    @tediambes39082 күн бұрын

    Nab tigray zikeyid kea Eritreawi aykonen....

  • @sabazeru2153
    @sabazeru21533 күн бұрын

    ብመጀመርታ ነዚ አቅራቢት ስለምን ታይ ክትህግዚያ ዘይት ግብሪ ሕጂ መን ይቀትል ዘሎ ዝእምጽ ስለ ምን ታይ ትሕስው ቆማላት ካብ አለም ክትጠፉ ነይር ዝግባ

  • @rahb3577
    @rahb35773 күн бұрын

    Eway tegarus keyhasekum zeykonelkum

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari54822 күн бұрын

    ሓፍተይ ኣጆኺ ኩሉ ክቕየር እዩ።ኣብ ኤርትራ ግን ዝሰረቐ ይቑረጽ፡ዝቐተለ ይቕተል ዝብል ሕጊ ኢሳያስ የለን።ኣብ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ከም ባህሊ ዘየለ።ኢሳያስ ንጹሃት እዩ ዝቖርጽን ዝርሽንን።ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ግን ስርቂ፡ዓመጽ ከም ባህሊ ነውሪ እዩ።ትግራይ ውን ብሰንኪ እዞም ቀተልቲ ስለዝወደቐት እዩ እዚ ኩሉ ሽግር።ኣጆኹም ኩሉ ክዕረ እዩ።

Келесі