ቀሚሸይ ካብ ምግዳል ኣይእግደንን ኢለ በረካ ዝወፈረት ዋዕሮ - ተጋዳሊት ክብራ ሕሉፍ 👉 0978122185

Ойын-сауық

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ቀሚሸይ ካብ ምግዳል ኣይእግደንን ኢለ በረካ ዝወፈረት ዋዕሮ - ተጋዳሊት ክብራ ሕሉፍ 👉 0978122185
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 361

  • @lingofkr7916
    @lingofkr791610 ай бұрын

    እታ ፎቶኣ ኣብ ዝራኣኽዎ ኣበይ ኮን ትሁሉ እናበልኩ ይሓስብ ነይረ እንኮዕ ቢሂወት ራኣኹኺ ዋዓሮና ማራ ደስ እሉኒ ❤

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.2110 ай бұрын

    ብምንታይ'ሞ ክገልፀኩም ኣቱም ጀጋኑ ክብሪ ንኣኹም🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe388010 ай бұрын

    ደሽታ ሾው የቅንየልና ነዛ ጅግና ዋዕሮ ናብ ሚድያ ስለዘቅርብካያ ቀፅለሉ❤💛

  • @user-kx9xo6ok8u
    @user-kx9xo6ok8u10 ай бұрын

    ተጋርዋይ በዚ ጅግና ዋዕሮ እሲኪ ብትስብ ኩኑ ❤❤

  • @merilovr5981
    @merilovr598110 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ

  • @asefagerie8506
    @asefagerie850610 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ❤️❤️❤️💪💪💪

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe367110 ай бұрын

    ስልካ ጽሓፈልና እስኪ ድሓር ድማ ካብ ኣታዊኻ ብፍላይ ናይዞም ጀጋኑ ቲዲፍ ኣማቅሎም ደዊልና ዉን ክንሓቶም ኢና ብስርሖም ብጀግንነቶም ኣታዊ ጌርካ ሱቅ ምባል የለን ተዘየሎ ክትሕተተሉ ኢኻ ብሕጊ ብዝደኸምዎ ሃፍቲ ካብ ዩቱብ ምእካብ የሎንዩ ።

  • @samisolomon8470
    @samisolomon847010 ай бұрын

    ምሽኪነቲ ለዋህ እያ ዝንሃ አዘራርባኣ❤❤❤❤❤

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly10 ай бұрын

    እምበር ክብራ እንኳዕ ብህወት ተረፍክ ዋዕሮና♥️🔥🥰🥰🥰🥰

  • @gideyberhane2123
    @gideyberhane212310 ай бұрын

    ዎኦ ብጣዕሚ ዝገርም ፃንሒት ምስ ጅግና ዋዕሮ ምስ ኩብራ ጓልና ።👌👍🙏❤️💛❤️

  • @deguadegua3745
    @deguadegua37459 ай бұрын

    አታ ፡ ዛትግራይ ፡ ተምቤን ፡ ክንደይ ፡ ጀጋኑ ፡ እያ ፡ ትውልድ። 💪💪💪💪

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame10 ай бұрын

    እዚ ጅግንነትኪ ወለድኪ ተትርእይዎስ ከመይ ምተሓጎሱ ጀግና ዋዕሮ

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie10 ай бұрын

    ብሱሩ እውን ንቅሕቲ እያ ሕቶታታ ብዘዕግብ መልሳቶ ጠንካራ ቆልዓ እንካዕ ኣምላክ ኣትረፈኪ ካብዞም ጨካናት ኣራዊት❤❤

  • @Samitrghh

    @Samitrghh

    Ай бұрын

    በምራብም በምስራቅም በደቡብም በሰሜንም ያለ ውድ ወገኔ ሀገራችንን ከፋፍሎ እርስበርስ እያዋጋ የሚገዛ ከጣሊን የከፋ በጥቁር ጠሊያን ተይዛለች አአ መሀል በረሀብ በቀን 103 ሰው ይሞታል ወጣት እየታፈሰ በጦርነት ይሞታል ጎረቤት አስሮ የከሌ ዘር ነው የጠቆመ ብሎ ያጣላል ባል ወይ ሚስት አስሮ እሷናት የጠቆመች እሱ ነው የጠቆመ ብሎ ሰው እርስ በርሱ እዳይተማመን አድርጓል ልክ እደኢሳያስ ኮሬ ነጌኛ አብይ ያቋቋመው ቡድን ከህፃን እስካዋቂ ይታገታል ታግቶ ቤተሰብ ገንዘብ ይጠየቃል ይገደላል ይታሰራል ታስሮ ይሰቃያል ይህ ቡድን የመኪና ሹፌሮችን ማለትም እሪድ የሚሰሩትን መኪናቸውን ዘርፎ ይገላል ቤት ለቤት እየዞረ የደንብ ልብስ ለብሶ ይገላል ይዘርፋል በሆስቢታል ታዋቂ ሰዉችን ይገላል አጫሉን አቶ በንቴ ኦርጌሳ ስመኘው ገዛኢ አንባቸው ሰአረ አሳምንው ወዘተ በእስርቤት በመርዝ ይገላል ታዋቂ ሙሁራን ን ያስራል ጀዋር በቀለ ገርባን ክርስቲያን አስሮ ያሰቃያል በኦረምያ የኦሮሞ ቤር በቀን 230 ሰው ይሞታል ለዛውም ወጣት የተማረ አምራች በአማራ የአማራ ህዝብ በግፍ እየሞተ ነው ትግራይን ከኤርትራ ከአማራ አፋርን ከሱማሌ ከጅብቲ ኦሮሞን ከአማራ ከሲዳማ ከጋቤላ ከቤንሻጉል አማራን ከሱዳን ጋንቤላን ከደቡብ ሱዳን እያዋጋ ትግራይን ከአማራ እያዋጋ ነው ለሱዳንም ለኤርትራም ከፍሎ መሳሪያ ሰቶ ነው መሬት የሚሶርረው በትግራይ አማራን መስሎ ወይ ጥላቻ ሰብኮ ወይ በገንዘብ ባንዳ ፈልጎ ይገል እና አማራ ገደለ ይላል በኦሮምያም እደዛ የገባ ሰሞን በስቴዴም ቦንብ አፈንድቶ በ ቡራዮ ጋሞዉችን በሻሸመኔ በአሪሲ በወለጋ ገሎ ጨፍጭፎ በኦላ ማለትም በሸኔ በወያኔ ያላክካል የኦሮሞ ህዝብ እንደ ጭራቅ እንዲታይ ያደርጋል ታዲያ አትነሳሞይ አትነሳሞይ እዬ ባዲራ ያንተ አይደለሞይ

  • @yirgalemkinfe8436
    @yirgalemkinfe843610 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ ንስኽን ከማኽን ዝበልክን ክብሪ፣ፍቕሪን ይግበአክን።እንኳዕ ብሂወትን ብሰላምን መፃእኽልና።

  • @rotes3106
    @rotes310610 ай бұрын

    ክብሪን ምስጋናን ን ተባዓት ተቃልስትናን ህዝብናን። ኣምላክ ካብ ውግእን ኣጽዋርን ምሽካም ኣግዲፉ ናብ ቤተክርስትያን ቃሉ ንምሃረሉ ግዜን ዕድልን የምጻልና።

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g10 ай бұрын

    እንካዕ ተረፍኪ ዛመዓረይ💛❤✊✊

  • @haregtewelemedhin-zr7ne
    @haregtewelemedhin-zr7ne10 ай бұрын

    እንቋዕ ሰላም ተመለስኺ ዋዕሮ😘😘😘

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522210 ай бұрын

    ተመስገን ዋዕሮና እንካዕ ተረፍክልና👸❤️💛

  • @user-dc4xt2op8k
    @user-dc4xt2op8k10 ай бұрын

    እንቃዕ ሰላም ተመለሰት ዋዕሮና 🥰🥰🥰

  • @mghsw3508
    @mghsw350810 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m10 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤

  • @frehiwot88
    @frehiwot889 ай бұрын

    ዋዕሮ ጋለይ ቅድሜኺ መዓረይ ብርክኺ ይፅናዕ ሴላኹም ከምቲ ነጥፍአኩም ዝበሉና በቅልፅምኩም ኣዲሕንኩምና ክብሪ ነዓኹም❤❤❤

  • @user-xs3mv7ry6u
    @user-xs3mv7ry6u9 ай бұрын

    ተመስገን ኣምላክ እንካዕ ቢሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤

  • @gdgvd6448
    @gdgvd64489 ай бұрын

    እንካዕ ብህወት ተርፍኸ ማዓረይ

  • @MerryMiruts-sz7rr
    @MerryMiruts-sz7rr9 ай бұрын

    ክብራየ ጅግና❤️✊✊✊💪💪💪💪✊✊💪💪💊💊💊💊

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p10 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም መፃእክና ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤️💛

  • @user-hr2xj9bd5q
    @user-hr2xj9bd5q9 ай бұрын

    ጀጋኑና ክብሪ ይግብአኪ👈🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz10 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮና ዕንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @agona4373
    @agona437310 ай бұрын

    ዋዕሮ! ፍሊቲ! ሽኮር ለ! ፍሉይ ታሪኽ!

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w10 ай бұрын

    እምብር ክብራ❤ከምሽማ

  • @jge7tye640
    @jge7tye64010 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ጥዑማት ዋዕሮዋይ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤💗💗💗🙏🙏🙏🙏

  • @user-pd1wn6fi8y
    @user-pd1wn6fi8y10 ай бұрын

    ዋዕሮ ሓፈትና ዕድመን ጥዕናን የመነየለኪ❤❤❤

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.594610 ай бұрын

    እዛ ዋዕሮ፡ ታሪኻዊ መፅሓፍ እያ።

  • @netsi2127
    @netsi212710 ай бұрын

    ዙ ሰብ ግን ታማ ተሰዊኣ ይብልዋ ዘለዉ 😠😠😕እንቋዕ ተረፍኪ መዓረይ ❤❤❤

  • @alefumekele3184
    @alefumekele318410 ай бұрын

    ዋውውው ዋዕሮ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ❤❤❤

  • @user-tj1gc1nb1j
    @user-tj1gc1nb1j9 ай бұрын

    ተመስገን አምላክ አንካን ናብዝ አብቀአኪ ዋዕሮ

  • @user-mp5kc3ux4j
    @user-mp5kc3ux4j10 ай бұрын

    ዋውውው ጅግና ዋዕሮና እንቋዕ ከምዙይ ኢልኪ ርአናኪ ❤💛❤💛❤💛😍😍😍

  • @seluselu4716
    @seluselu471610 ай бұрын

    ክብራየ ለዋህ እንዲኺ ኣምላኽ እንካዕ ርኣየልኪ ሓፍተይ ናተይ ❤❤❤❤

  • @abrtddvhdfhhf6622
    @abrtddvhdfhhf662210 ай бұрын

    ጀግና አንበሳ ግን የቦታ ሚሰጥር ባትናገሩ መልካም ይመሰለኛል።

  • @zed-fw8xu
    @zed-fw8xu10 ай бұрын

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሰላም መፃእክ ጅግና ዋዕሮ TDF 💪💪💪💪💛💛💛💛❤️❤️❤️

  • @user-ek4rl4co7p
    @user-ek4rl4co7p9 ай бұрын

    ጀጋኑ ዋዕሮታት❤❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat683310 ай бұрын

    ጅግናና እንካዕ ረኣናኪ we proud of you and thank you for your service you safe your people 🙏🙏🙏🙏

  • @user-zx7hd7qi9e
    @user-zx7hd7qi9e10 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ እንኳዕም ብሰላም ተመለሰኪ ጅግና ዋዕሮና❤️💛

  • @SsanaS-me5ed
    @SsanaS-me5ed10 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ትመለስኺ ዋዕሮና❤❤❤

  • @heijejdhhh1034
    @heijejdhhh103410 ай бұрын

    እንካዕ ርአናክ ዋዕሮ ❤

  • @Tegaruforum
    @Tegaruforum10 ай бұрын

    ዋዕሮ ጅግና TDF❤️❤️❤️💪💪💪

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese208410 ай бұрын

    ❤❤❤❤ጀግና እንዃዕ ቢሂወት ራኣኹኺ ዋዕሮ።❤❤❤❤

  • @WTWM1234
    @WTWM12349 ай бұрын

    Wi zekolea ala 😍😍... Zeytereseani enkae terefki waero 💪💪💪...

  • @azitiaziti5049
    @azitiaziti50499 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ደስ ባሃልት❤❤❤❤

  • @user-gc9se2bf9t
    @user-gc9se2bf9t10 ай бұрын

    የቀንየልና ደስትሽ ደስ ዝብል ኣቀራርባ እዩ ቀፅለሉ ንቶም ጀጋኑ ኣቅርበልና ኩሉ ግዜ ዋዕሮ ሓፍትና ክብራ የቀንየልና ሂወትኪ ፈሪምኪ ኢኪ ተቃሊስክልና እንኳዕ ተረፍኪ ዛምቤተይ❤❤❤

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde124910 ай бұрын

    ኣሰይ ጅግና ዋዕሮና እንካዕ ሰላም ተመለስኪ 💛❤✊ እዚ መደብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ኣብ ዓብዪ ደረጃ ክበፅሕ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ መደብ ደስታ ብጣዕሚ ንፉዕ ትግራዋይ 💛❤💕🌿👌

  • @maryaman2629
    @maryaman262910 ай бұрын

    ጅግና ዋዐሮ👌👌💪💪💪❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv10 ай бұрын

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ሓፍትና❤❤❤❤❤

  • @mekkkumm9165
    @mekkkumm916510 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉 ዋዕሮ😭

  • @user-fw8ot7gg3i
    @user-fw8ot7gg3i9 ай бұрын

    ደስተሸው ጅግናእኻሞ ስልካ እንተትሎቆ ፅቡቅ

  • @user-xg8lr4oh8b
    @user-xg8lr4oh8b10 ай бұрын

    ጅግና ዎዕሮ

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti10 ай бұрын

    ዛሓፍተይ ዋዕሮ እታ ስእልኪ ኣብ ልበይ ሞባይለን ሒዘኪ💚💚

  • @michaelmichael5251
    @michaelmichael525110 ай бұрын

    ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ

  • @bettybetty6542
    @bettybetty65429 ай бұрын

    ጀግና ዋሮ❤❤❤

  • @HagushHagush-gh1nx
    @HagushHagush-gh1nx7 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዠያዳይ

  • @Miry1411-nn5qy
    @Miry1411-nn5qy9 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተርፍኺ ሮኦኽኺ ዋዕሮ❤

  • @berhanalami806
    @berhanalami80610 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz10 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮና እንቋዕ ብሰላም ተመለስኺ❤❤❤

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k10 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይና ❤️😘✊

  • @merryorthodox2813
    @merryorthodox28139 ай бұрын

    ትግረዋይነት ❤

  • @kahsaygra2742
    @kahsaygra27429 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ወፃዃ ዋዕሮ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99359 ай бұрын

    ጅግና ጋል ጅግና

  • @MaraMara-ro5vl
    @MaraMara-ro5vl10 ай бұрын

    ዋዕሮ❤❤❤❤

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit886110 ай бұрын

    ማዕረይ መግለፂ ስኢነልኪ ድግና ሓፍተይ🥰💙💪

  • @user-lf7qk4lo8m
    @user-lf7qk4lo8m9 ай бұрын

    የኔ ጀገና❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-th2ov2eh9r
    @user-th2ov2eh9r9 ай бұрын

    ዋዕሮና❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu52810 ай бұрын

    Jegena. Waero. Kalate. Yebeleyene. AJOKE. ABE. GONEKUME. ALENA.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay981510 ай бұрын

    Enikae biselam Metaseki waerona ❤💛❤💛🙏

  • @dfdf851
    @dfdf85110 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ሓፍተይ ❤❤ ግን በዓል ገዛኪ /አቦ ውላድኪ አብዚ ክተልዕልዮ ደስተኛ አይኮንክን ዋላካ ደስትሽ ብዙሕ እንተ ሓተተኪ አይገለፅክዮን ምክንያት ይህልዎዶ ይከዉን ጂግኒተይ❤❤❤

  • @TitiGualAbrha-hv3je
    @TitiGualAbrha-hv3je10 ай бұрын

    ጅግና ሓፍትና እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ❤❤❤❤

  • @usren7
    @usren710 ай бұрын

    ቃደማኪ እግዚአብሔር ግርማ ይኩንኪ ንእስተይ ሓቦኛ

  • @amitgebreegziabher1118
    @amitgebreegziabher11189 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ

  • @Tigray122
    @Tigray1229 ай бұрын

    ክብርቲ ጓል ኩቡራት ጅግና ጓል ጀጋኑ ዋዕሮ ኣዲኣ ዋዕሮ ባዕላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እንኳዕ ክኣ ብሰላም ተመለስኪ ❤️💛🙏🏻🙏🏻እንታይ ነሩዎ እዚ ኣምላክ ኩልኩም ዝወፈርኩም በጃ ህዝብኩም ክትቃለሱ ንኩልኩም ብሰላም እንተ መለሰኩም ክንደይ ሕጉሳት ምኳና ነርና ሎሚ ከምዚ ሕጂ ዘለናዮ ኣይምኳናን ነርና 💔💔💔😭🖤🖤🖤::ግን ተመስገን እዩ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ዝሓለፈ ይኣክል ይበለና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r10 ай бұрын

    ጀጋና ጓል ጀጋኑ ዋዕሮ❤️❤️❤️❤️ 💪💪💪💪💪💪

  • @AskalAyayi-vy4tz
    @AskalAyayi-vy4tz10 ай бұрын

    ዋዕሮ ❤✊

  • @fuch9239
    @fuch92399 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና እንኳዕ ናብዚ አብዐኪ❤❤❤

  • @Ktekle
    @Ktekle9 ай бұрын

    Long Live our Tegadalit Kibra. She is so humble and determined Tegadalit. Tigray is lucky having you, Kibra. God bless you and your family.

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe621610 ай бұрын

    _ክብርቲ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ሓይልኹም ይባረኪ_

  • @romanatsimu9460
    @romanatsimu946010 ай бұрын

    ጅግና ኢኺ ዛሓፍተይ ዋዕሮ እካዓ በሰላም ተመለስኪ

  • @djdjkriri4o367
    @djdjkriri4o36710 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ተጋዶሊት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zufanbeshir4098
    @zufanbeshir409810 ай бұрын

    ውይ ተመስገን ኣበይ ትኾን ትህሉ ይብል ነይረ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤❤

  • @user-td1gx8dz7g
    @user-td1gx8dz7g9 ай бұрын

    ጀግና ውዕሮና❤❤❤❤

  • @philmonhaftayph
    @philmonhaftayph9 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዛሓፍተይ ጅግና። ዋዕሮ📌

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom328710 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም ተመለስክልና ጅግናየ❤❤

  • @berites1783
    @berites178310 ай бұрын

    መግለፂ ሲኢነ ጀጋኑ ❤👍✌️🙏💊💊💊💊🙏❤️❤TDF❤❤❤❤

  • @user-nr3sy9yy3m
    @user-nr3sy9yy3m9 ай бұрын

    አሰይይይይይ ጣፋጭጭጭ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy10 ай бұрын

    ተመስግን አንካዓ ብሰላም ተረፍኪ ጅግና ዋዓሮና ❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu52810 ай бұрын

    Thanku So Much. Waero. Goeleye. Ezegabehere. Yebareke.Neseka. Gazetega. Dema. Akerarebaka. Betaeme. Mese. Akebrotu selezekone. Betaeme. Ena. Nekebereka. DESTA. SHOW. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @user-ng5pq3cp2y
    @user-ng5pq3cp2y10 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w10 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮና❤❤❤

  • @FanuseFanuse-kr7yj
    @FanuseFanuse-kr7yj10 ай бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ❤💛🥰

  • @huvhvvduh6089
    @huvhvvduh60899 ай бұрын

    ኣሰይ ኣንበሲት ዋዕሮ❤❤❤❤❤

  • @user-fd6co5dq9o
    @user-fd6co5dq9o9 ай бұрын

    😊😊😊❤❤🎉🎉 ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብኺ

  • @ddjjejejejie1698
    @ddjjejejejie169810 ай бұрын

    ጀጋና❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay59319 ай бұрын

    ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ

Келесі