Mesfin Hagos-ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ምስ ተወከልቲ መንእሰያት ብቀጥታ ሕቶታት ይምልስ

News&Politics EmbabaEri ዕምባበ ኤሪ by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara#MesfinHagos#ERIEBABA# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here / @gizemedia theasmeraeritrea@gmail.com
© 2019 Copyright_ EmbabaEri

Пікірлер: 27

  • @ertrirawit7914
    @ertrirawit79143 жыл бұрын

    ኣቱም ጅጋኙ መኒስያት ኢዋይ ኽንድይ በላሕቲ ብጣዕሚ ትሕጉሱ ኢዛ ሃገር ጽባሕ ንዓኩም ኢያ ኣጅኹም ኣምላኽ ይሓግዝኹም

  • @amanueltesfai6856
    @amanueltesfai68563 жыл бұрын

    Haaaa no abe wetsai zelewu yekidu yebegesu enbere men dea kemetelome abe facebook wegie yelen

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha7723 жыл бұрын

    ከቡር ጅግና መሰፍን ሐጎሰ ከሉ መልሰኻ ብጣዕሚ ሙኩር ኪኤላ ሙኸንካ በዚ አጋጣሚ ከገልፀለሸካ የፈትው እቲ ዘህዝን ሀገር ክትመረሁ ዝግባአኩም ተሰዲድኩም ገሌኹም አብ ጉዴጋደ ተቀቢርኩም ተሰፍ ይገብር ሕዝቢ ኤርተራ ከትበራበር ሰጋብ ሕጂ መርዚ መደዘዚ ሰቲና ኢና ዘለና ንከኹቡር ጅግና መሰፈን ሐጎሰ ድማ ምሉእ ጥዕና ይምነየሉ።

  • @milliongebremichael522
    @milliongebremichael5223 жыл бұрын

    ኩቡራት ደቂ ሃገር ስለቲ ኣዝዩ ኣገዳስን ኣኣዋናውን ጉድይ ሃገርን ህዝብናን ዝገበርኩሞ ዘሔብንን ዘኹርዕን እሞ ኻኣ ምስቲ ጅግናን ኣቦናን ኣያናን መስፍን ሓጎስ ክብረት ይሃብኩም። ብምቕጻል እዛ ሃገር ተስፋ ኣለዋ ንስኻትኩም ተስፋ ሃገር መጻኢት ኤርትራ ኢኹም' ሞ ሕጂ ኢያ እታ ግዜ ብገንዘብናን ብኩሉ ክንሳተፈሉ እንኽል, ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ዘዘለዎ ብብዓቕሙን ተሳታፋይ መታን ክኽውን ጎስጋስ ሓቤሬታን ክትድሊየና እዩ። ኣጆና እቲ ዓወት ናይ ደቂ ሃገር ኢዩ።

  • @bestoflive2745
    @bestoflive27453 жыл бұрын

    ዘዔግብ መልሲ መስፍን ሓጎስ ጥራይ ተበገሱ በል ኩሉ ድሉው ኣሎ ኣይትዝሓሉ በጃኹም

  • @amanueltesfai6856

    @amanueltesfai6856

    3 жыл бұрын

    Haaaa neseka kea tebegese aytezehale

  • @uke3369
    @uke33693 жыл бұрын

    Btammi zehugs kalemeteyek semina mirhanna sigabzeleka kubur mesfn nehina ab tehteka allena..

  • @abelkidanebahram9726
    @abelkidanebahram97263 жыл бұрын

    Nay babies,

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia59563 жыл бұрын

    well-done deki Eri 👍

  • @ezgimelesgezahgn9554
    @ezgimelesgezahgn95543 жыл бұрын

    Hade haboghna seb ni hageru zi Serh eyu

  • @tesfom4464
    @tesfom44643 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ዘኽርዕ ፡ሕቶን መልስን።

  • @hadnetchanel3485
    @hadnetchanel34853 жыл бұрын

    Welcome our hero 💕

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin18413 жыл бұрын

    ኣምበሳ

  • @abelkidanebahram9726
    @abelkidanebahram97263 жыл бұрын

    Ezi dea kdmi 1 dekik ztezarebo zeyzkirsi also kmerih oy hahahaha

  • @uh748
    @uh7482 жыл бұрын

    seb diu.

  • @hakimetkeley1256
    @hakimetkeley12563 жыл бұрын

    Nover nover senselet higdef zbetik entelo bhlmi trah eu kikewin alewo wekaru adisegdo mehferat

  • @letinagimie539
    @letinagimie5393 жыл бұрын

    Kila hider esiki ata kedae abzi edimeae Si uffff

  • @rigat9104
    @rigat91043 жыл бұрын

    leba seraki sltan zeyrekebku elkas ms weyane konka n ereatrawiyan ktwaga e men ynlka gunta nay ereatra eka malet kem weyane seb aydgfekan eyu n hzbi erwatra ayfeletkayon malet eyu bza eba ereatra kethesba ktgez a he he he sheynka deks kem weyane

  • @noahsirak8643
    @noahsirak86433 жыл бұрын

    ልክዕ ኣቦና መስፍን ምትዕጽጻፍ እምበር ቀደም ከምዚዮም ኔሮም ትግራይ ኢልካ ኣብኡ ኣይንበርን ኢዩ።

  • @lilimehari1751
    @lilimehari17513 жыл бұрын

    Anta Leba weyan

  • @susugidey8571

    @susugidey8571

    3 жыл бұрын

    serfi keyri 🤣🤣🤣

  • @meronkesete8389
    @meronkesete83893 жыл бұрын

    ዝከበርካ ኣቦና ኩቡር ኣቶ ተጋዳላይ መስፉን ሓጎስ ዕዙዝ ሰላምታይ የቅርበልካ! ብምቅጻል ኢዚ ትገብሮ ደለካ ቃልሲ ኣብ መወዳእታ ክበጽሕ ኣብ ዛሃጸረ ግዜ ብምሉእ ልበይ ይድግፎ ። ኣብ ጎንካ ቡዝሓት ሰባት ከም ዘለና ድማ የራጋግጽ ንዝኮነ ዝግበር ሓገዝ ኣብ መስምር ኣለና።

  • @letinagimie539

    @letinagimie539

    3 жыл бұрын

    Eway guddd abesa mis aregea weqaru yexawitulu ybehal deqi agame axawitomilka ata kedae dihur kibret zeybilu kinsemaka aynidelin kkkkkkkkkkllllllllkkkkkkkkkk fooooe

  • @brhanetekle7361
    @brhanetekle7361 Жыл бұрын

    ማዕረ ክንደይ ድንቅርና ናይ ፖለቲካ ከም ዘለዎ እዚ ጋዘጠኛ እንተዝፈልጥ ክንደይ ምሓፈረ

  • @awkaneritrean5982
    @awkaneritrean59823 жыл бұрын

    እቲ ቃለ መሕትት ጽቡቕ ጌርና ሰሚዕናዮ ኣለና ። እቲ ዝገርም ድማ ብዛዕባ ተቓለስቲ ውድባት ዝተዋህበ መልሲ እዩ። እኹል መጽናዕትን ኣፍልጦን ከይሓዝካ መልሲ ምፍናው ከቢድ እዩ። ብረቂቕ እንተ ረኣናዮ እውን ሙሉእ ቅኑዕ መረዳእታ ዝህብ ኣይኮነን። እቲ ዘሕዝን ድማ ዝኾነ ርድኢት ዘይብልካ ንኹለን ነተን ምንቅስቓሳት ወይ ውድባት ከም ትፈልጠን ኮንካ ክትምልስ እንከለኻ ንዝመጽእ ዝድለ ዘሎ ናይ ሓባር ቃልሲ ሕማቕ ስምብራት ከይገድፈሉ ጥንቃቐታት ክግበር ምተገበኦ። "እተን ዝገደፍኩወን ሕጂ ይጸንሓድየን ኣይጸንሓን ውን '' ወዘተ ዝብል ሓረግ ከም ዓቢ ገዲም ስለምንታይ ከምኡ ኢልካ ኣይርደኣናን። እተን ካብ ቅድም ዝጸንሓ ኣለዋ ወዘተ እንታይ ክትብል ስለ ዝደለኻ እዩ።ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ኩሉ ግዜ ዘጋግየና ነጥቢ እንተሎ ካብ መዘንቲ ነኣድቲ ጥራሕ እንተኾና ናብ ጌጋ መደምደምታ ዘብጽሕ እዩ እሞ መዘንቲ ክንከውን ዝሓሸ እዩ።

  • @letinagimie539
    @letinagimie5393 жыл бұрын

    Hasawi resah aregit

Келесі