ዕላል ምስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ መርማርን እሱርን ዝነበሩ ኣሕዋትና ሓምሻይ ክፋል // Part 5

ዕላል ምስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ መርማርን እሱርን ዝነበሩ ኣሕዋትና ሓምሻይ ክፋል // Part 5
#ቤትማእሰርትዓላ​
#TSAmedia​
#followers​
#highlights​
#subscribe

Пікірлер: 109

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu36244 ай бұрын

    መቸም ከቢድ እዩ ብሓቂ፡ነዚ መሪር ግፍዒ ከይራኣየ ዝመጸ ኣብ ፎቆዶ ቲክቶክ ባርያ ናይዚ ስርዓት ኮይኑ ንባርነት ክጉስጉስ ዝውዕልን ዝሓድር ኣብዚ መጺኡ ቃንጻ ይስምዑ።ሰማዒ እዝኒ እንተለዎም

  • @atakltihabte1671
    @atakltihabte16714 ай бұрын

    ሰላም ከም ዝሓለፈ ክፋላት ብሓቂ ክምዝገብ ዘለዎ ዛንታ እዩ፡ ብፍላይ ካኣ ናይቶም ንጹሓት ህዝቢ ኩናማ ክንገር ዝግቦኦ ሓቀኛ ዛንታ እዩ።

  • @hfszshhm
    @hfszshhm4 ай бұрын

    መንግስ ማለት ናይ ሕልና ብሉጽ ሰብ 👌

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✊.

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi2044 ай бұрын

    ጽቡቅ ግበር ንመን ንማንም ትብል ምስላ ኣብ መንግስ ትረክባ ፡ጽቡቅ ዝገበሮ ሎሚ ይምስገነሉ ኣሎ

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✊.

  • @nouraviri4903
    @nouraviri49034 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን እግዚአብሄር መአፍትሒ የወርድ❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @Agabalongi

    @Agabalongi

    4 ай бұрын

    Make sure you keep same energy in next chapter of Eritrea

  • @tamesweden123
    @tamesweden1234 ай бұрын

    Edmen tena yehbka Tekle haweye enka kabzome Egdef neza wezka 💙💙💙🙏🙏🙏🙏

  • @soraenatie4116
    @soraenatie41164 ай бұрын

    💙😭😭💙😭😭💙😭😭💙 kulna Ertrawiya bwexhana may teray deykone ❤dem win knebehyu zelenna 💙 💙Kemey nebhat win XELOT EYU NBAHLU💙 Bmeswahty hiwatkumen gizyekumen Thanks 💙

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham53224 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ፡ክብርን ምጎስን ዕድመን ጥጵናን ይሃብኩም፡🎉🎉🎉🎉

  • @BETESEB1972
    @BETESEB19724 ай бұрын

    Mengis abi seb lebam mestewali wedi Ahadoy neber Abaka zwerede Kulu haki eiyu ane misikir eiye❤❤❤❤

  • @solomonteklehaymanot8106
    @solomonteklehaymanot81064 ай бұрын

    Mengs🎉 Amabesa Beal Hlna🎉

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✊.

  • @josijosi1566
    @josijosi15664 ай бұрын

    ዝገርም ኢዩ ንጹሃት ኣጥፍ ኦም ራሻይዳ ሃቂ ፎም ይሃድሩ ዋይ ህዝበይ ዝረክቦ ዘሎ

  • @tamesweden123
    @tamesweden1234 ай бұрын

    Hwe Mengese edmen tena yehbka enka beslame tegnkelka ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏✊.

  • @nakfa8195
    @nakfa81954 ай бұрын

    Selm kulukum seb hilna eritrawiyan yehwateyy

  • @hadaskelati2226
    @hadaskelati22264 ай бұрын

    ተክለ ኣምላክ ከተዘንትወሉ ግዚየ ሂቡካ ኣሎ ምስ መንግስ መመፅሐፍ ተትገብርዎ ንወሎዶ ክከውን thank you akile ምስ መሳርሕትኻ very painful . ንዓድና ከምዝኣቱ ግበሩ በጃኹም ህዝብና ኩሉ ጉድ ክሰምዖ ፈጣሪ ይተዓረቀና ኣጆኹም በርትዑ.

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ✅💯❤️❤️❤️✊.

  • @delayhaki8382
    @delayhaki83824 ай бұрын

    ሓው መንግስ ብጣዕሚ ቡሱል ተባዕ በዓል ሕልና ኢኻ:: ይሻቐለልካ ኔረ ኣብ ኢትዮ ከለኻ: እንቋዕ ብሰላም መጻኻ::

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael81924 ай бұрын

    ሰላም ኣሕዋት ብጣዕሚ የድንቀካ ሓው መንግስ ነቲ ተባዕ ውሳነካ ታሪክ ተቀቢሩ ከይተርፍ ተዘንትዎ ኣለካ። ቀጽልዎ ግርም ስራሕ።ይጋለጽ እዚ ቀታሊ ጉጅለ

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq4 ай бұрын

    Mengis hawey kem manim Eritrawi specially dima kem Karneshimay haben eyu zisimeani Tegbarka thank you so much do some nice to everyone even to the people whom you don’t even know just be humble human being

  • @hadaskelati2226
    @hadaskelati22264 ай бұрын

    እዋይይይይይይ መንግስ ክንደይ መከራን ስቃይን ኣብ ውሽጥካ ኣሎ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣጆካ

  • @abrahamtewelde7515

    @abrahamtewelde7515

    4 ай бұрын

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✅💯🙏🙏🙏.

  • @ElenTesfagabar-cc7pg
    @ElenTesfagabar-cc7pg4 ай бұрын

    ጉድ ጉድ እባኻ ትሰምዕ ዋይ ዋይ ህዝበይ ደምኩም ይጥሪዕ ናብ ፈጣሪ

  • @tirhashagos6666
    @tirhashagos66664 ай бұрын

    Well said Grimay GOD bless you with your family

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    Mengs grmay eyu zbhal haftey n THANKYOU ❤️❤️❤️✊.

  • @mussielemlem1248
    @mussielemlem12484 ай бұрын

    እዚ ጸባ ልቡ ህዝቢ ሓደጋ ወዲቖሞ 😢

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye64924 ай бұрын

    I am very sad our our people

  • @solomonliza
    @solomonliza4 ай бұрын

    እዛ ቻነል ናብ ኩሉ ክትበጽሕ ዝግባኣ ኢያ'ሞ ኣብ ምዕባያ ዝካኣለና ንታሓባበር 🌿🙏💙

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ✅💯lkee❤️.

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh87754 ай бұрын

    ወጽዓ በደል ሓደ ኤርትራዊ ወጽዓ በደል ኩሉ ኤርትራዊ ዶ በልካ ክቡር ሓው።🌿🌿🌹🌹❤️❤️🙏🏻🙏🏻

  • @snaytfukad9523

    @snaytfukad9523

    4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel30064 ай бұрын

    Ewyy hazbna klu wxuee eyu emo nay hzbna hzbi kunama gn meglexy zeyrkebo 😭😭😭😭😭😭😭 emo kea etom zteamu hzbi ahh mengste semay yewarsom netom zhalefu. nhlwat dma rahwan mewaxetin yftrelom 🙏🙏🙏❤️❤️❤️.Mengsteab hawey n tekle haweyn dma ksab hji zehallewekum medhinealem krstos ayfeleyekum 🙏🙏🙏 ❤️❤️❤️ .

  • @zemenzemen9268
    @zemenzemen92684 ай бұрын

    መድብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣሎ።ግን ሓሳቦም ከይወዱኡ ኣብ ሞንጎ ትኾልፎም ኣለኻ።ካልእ ግን ቀጽሉሉ❤❤❤❤

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel30064 ай бұрын

    Tsa media ,Aklilu hawey THANKYOU Gbu 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ Bravo. kem teklen, mengsn zbelu n bzuh mehary zkone n knxbeyeqa eina brukey✊.

  • @rehasetgebregziabher1202
    @rehasetgebregziabher12024 ай бұрын

    እዋይ ህዝበይ በዞም ሽፋኣቱ ሓሲሩ ይነብር ኣሎ

  • @ocubit
    @ocubit4 ай бұрын

    Good job Akile

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael81924 ай бұрын

    ንክሰምዖ ክጸሮ ኣይከኣልኩን ግፍዒ ህዝብና ብ ደቁ ኢዩ ካብ ጸላኢ ንላዕሊ። ንመርማሪ እውን ዝገረመ ዘሕዘነ😭

  • @tesfaluulmichael9222
    @tesfaluulmichael92224 ай бұрын

    ኢዶም አይስአኑ ህግደፍ።

  • @alazarhaylemicael8192
    @alazarhaylemicael81924 ай бұрын

    33 ተወለድቲ ኩናማ ተሰሚሞም ሞይቶም ይብል መንግስ😭😭።ብጣሚ ኢዩ ዘሕዝን ኣብ ሃገሮም

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71844 ай бұрын

    እዋይ ህዝብና እዚ እዩ ኢድ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ኤረትራዊት ምኻነይ ኣፈንፊኑኒ ረሳሕ ዝኾነ ህዝቢ

  • @tekleteare3363
    @tekleteare33634 ай бұрын

    Selam Selam Akile Kem u win Tekle & mengs Ajekum Jeganu Deki Hizbii❤

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✊.

  • @kesete767
    @kesete7674 ай бұрын

    Mengsti,btaemi,lebam,mestewali,eka edmen,tienan,yhanka,amlak

  • @YerusalemYerusalemsalvatore
    @YerusalemYerusalemsalvatore3 ай бұрын

    Haki u tezaribu mengs musa kabado zibelkayo dahay tefihena neru thank you kemey gere ne Family kinegir betam kebuduni uffffffff ❤️‍🩹😭😭😭😭😭😭😭😭 thank you behaki haki tezaribka amlak edemen tehenan yahabka ane Kunama ye sad 😢 rip my Kunama people 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e4 ай бұрын

    ኣየ ግፍዒ እዞም ጽቡቓት ክኡናማ ኣሕዋትና ዝረኸብዎ። የሕዝን እዩ፡ ንዓኻውን ኣብዚ ኣረሜናዊ ግብሪ ተለኪምካ ግዳይ ኮንካ።ንሕናውን ሓቅሓ ነዚዃ ኩሉ ኣይፈልጥን እዩ ግን እቲ ኻልእ ህዝቢ ፈሪሁ ሱቕ እዩ መሪጹ። ኣጆኻ ጥዕና ጽንዓት ይሃብካ፡ ኩሉ ዝራኣኻዩ ስቓይ ከትጥቃዕ፡ ንስኻ ኣብታ ዝነበርካያ ዓቕምኻ ጌርካ ኢኻ ሞ ተጠንቀቕ፡ እዚ ኹሉ ኣብ መጽሓፍ ከምዝጻሓፍ ግበር፡ ኣጆካ። እቲ ንምጽሓፉ ዘድሊ ነገረናሞ ኩሉ ከከምዓቕምና ከነበርክት፡፡ ብዝገበርካዮ ኩሉ ኣገልግሎት ነመስግነካ።❤

  • @binites7284
    @binites72844 ай бұрын

    Welkam

  • @nakfa8195
    @nakfa81954 ай бұрын

    Jeganu ekum seb hilna dma ekum

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✅💯✊.

  • @user-mq2yh2yd6x
    @user-mq2yh2yd6x4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zt6up2cg1v
    @user-zt6up2cg1v4 ай бұрын

    ኣብ 2018 ኣብ ዳ'ስለያ ኩናማ ኔሮም ምሳይ መእሰሪኦም ምኽንያት ኣዝዩ ይገርመካ ፡ ሓደ ህግደፍ ዝደለይዎ ሰብ ብለይቲ ደቂሶም ከለዉ ብጥቃ ገዝኦም ስለዝሃደመ ንኹሎም ኣኪቦም የእትዮሞም ፡ ኩናማ ማራ ዝተወጽዑ ሕብረተ ሰብ ኢዮም

  • @fkreykahsay5665
    @fkreykahsay56654 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @amanuelmulugeta4475
    @amanuelmulugeta44754 ай бұрын

    Teklino enqae b selam wexaka dawit michel tekedadamay korso znebere wedi senafe du

  • @tekletewelde805

    @tekletewelde805

    4 ай бұрын

    Ewe Xbuk aloka ❤

  • @miletebahta7184
    @miletebahta71844 ай бұрын

    እዛ ዘረባ እዚኣ ቅድሚ ህጂ ሓደ ኣብኡ ዝነበረ ገሊጽዋ ኔሩ ጉድጋድ ኩዓቱ ኢሎም ብላዕሊ እቲ ሰነዳይ ዝብሃል ከሚካል ክዕምሎም ክብል ሰሚዖዮ ኔረ

  • @nakfa8195
    @nakfa81954 ай бұрын

    Telephonkum nay mengis grmay and tekle telephonkum eba habuni pleace

  • @TTK2022

    @TTK2022

    4 ай бұрын

    ተለፎኖም ክትወስድ መን ኢካ መጀመርያ ስቅ ኢልካ ቴለፎን ኣይወሃብን ኢዩ

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ​@@TTK2022✅❤️.

  • @fretahabtemariam3202
    @fretahabtemariam32024 ай бұрын

    Ewyyy gfie zrekbwo ahwatna kunama btaemie hazine 😢

  • @Higuain1995
    @Higuain19954 ай бұрын

    እቶም ዘጋፉዑ ሺሞም ዘይትገልጽዎም ምናልባት ገሊኦም አብ ስደት ይህልዉ

  • @user-zt6up2cg1v
    @user-zt6up2cg1v4 ай бұрын

    መንግስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ኩሉ ዛንታኻ ኣብ ኤርትራ ዓድታት እናኸድካ ንህዝብና ከተዘንትወሉ ይምነየልካ

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham53224 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉

  • @user-lj2bm7gz7b
    @user-lj2bm7gz7b4 ай бұрын

    ሰላም ነጻ ወዲ ሰብ መጀመርታ ብልሳን ኣዲኡ ኣምላኽ ዝዓደሎ ምስ ዝጥቐም ነጻ ሰብ ምዃኑ የመስክር ። ባርነት ብምጥፋእ ቛንቋ ኣዲኡ እዩ ዝጅምር ።

  • @dawittewelde2836
    @dawittewelde28364 ай бұрын

    Hi

  • @MESERET-FLTET
    @MESERET-FLTET4 ай бұрын

    ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣሕዋት!! መጀመርያ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የመስግነኩም፣ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ብዘይ ሕጊ፡ ብዘይ ፍርዲ ምስዋር፡ ምስቓይ፡ምቕታል... ወዘተ ዜጋታትና፣ ዘይ'ከም ብዙሓት ኣሕዋት ብትብዓት ምስክርነትኩም ዝሃብኩም። ሓዉ ኣኽሊሉ ፣ ብምቕጻል ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ናባኻ፥ ኣነ ኣብ ሃገሩ ን ልዕሊ 21 ዓመታት ዝጠፍአ ሓዱሽ ገብርሂወት ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣቦ ዘለኒ እየ። እዞም ኣሕዋት ካኣ ክፈልጥዎ ወይ ካኣ ንምድልዩ ክሕግዘኒ ዝኽእል ሓበሬታ ክቡኑ ይኽእሉ እዮም ኢለ ኣሚነ ስለ ዘለኹ፡ ረኺበ ከዛራቦም ደልየ ኔረ 'ሞ ከተራኽበኒ ፍቓደኛ 'ዶ ትኸዉን። ፍቓደኛታት እንተኾይኖም ሓው መንግስን ፡ ከምኡ ዉን ሓዉ ተኽለን። ብዛዕባ ኣቦይ ዝርዝር ሓበሬታ👇kzread.info/dash/bejne/dpWZqKeFZrjSiM4.htmlsi=E0AruxkHwq4gx-v-

  • @ElenTesfagabar-cc7pg
    @ElenTesfagabar-cc7pg4 ай бұрын

    😢

  • @tamesweden123
    @tamesweden1234 ай бұрын

    💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy42194 ай бұрын

    Ygerm😢

  • @binites7284
    @binites72844 ай бұрын

    Mengesy tehagsna beaka melu Tena ka yemnylka

  • @YerusalemYerusalemsalvatore
    @YerusalemYerusalemsalvatore3 ай бұрын

    Iti Musa kabedo zibel kayo mistiyom tektelu ketilomo diyom wes ati hesir bet alo mulu Information ba abeni Family na u ba please 🙏

  • @nakfa8195
    @nakfa81954 ай бұрын

    Mengs hawey and tekle hawey

  • @salamawitdaniel3006

    @salamawitdaniel3006

    4 ай бұрын

    ❤❤❤✊.

  • @shellalkakish8872
    @shellalkakish88724 ай бұрын

    If you're been part of this, why you tell us? What is your message to people of kunama?

  • @user-lj2bm7gz7b
    @user-lj2bm7gz7b4 ай бұрын

    ሰላም ኣክሊሉ ዮሴፍ ቛንቋ ትግርኛ እንተ ተዘውትር ካልእ ቓላት እንግሊዝ ተዘይ ሓዋውስካ ዝምረጽ እዮ።

  • @tabraham312
    @tabraham3124 ай бұрын

    ህዝብና ብዘይሓደጎደል ውጹዕኳ እንተኾነ ::ናይ ህዝቢ ኩናማ ፍሉይ ግፍዕን ንፍጹም ጽንተቶም ኣብ ህይወቶምን መሬቶምን ዘተኮረ ብምኳኑ :መግለጺ'ቲ ዝላዓለ ንኤርትራዊ ሃገራውነትን ሰብኣዊ ጭካኔ ስለዝኾነ ::በደልን ግፍዕን ቁጽርን መጠንን ዘይኮነስ ?ዓይነት ስለዝኾነ :ኣብልዕሊ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ከምዝተፈጸመ ብዓይኒ ስብእናን ፍትሕን ክንርእዮ ታሪኻዊ ሓላፍነት ምኳኑ :ምስትውዓል ዘድልዮ ምኳኑ ዘይምዝንጋዕ !!! ንስለ ትብዓትን ንጹር ሓበሬታን ሓው መንግስ ( መርማራይ ነበር) ይኹን እሱር ነበር ዘለኒ ኣድንቖት ድማ መዘና የብሉን !!!

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e4 ай бұрын

    ነቶም ኩናማ እዚ ኹሉ ግፍዒ እቲ ቀንዲ ምኽንያት እንታይ እዩ?

  • @haregumirach3707
    @haregumirach37074 ай бұрын

    Nkittsewyo zeykal eyu tsiat yhabkum

  • @Higuain1995
    @Higuain19954 ай бұрын

    እዝስ ብሳተላይት ንኤረትራ ክሓልፍ ኣሎዎ ናይዞም በላዕቲ ሰብ ኩሉ ህዝቢ ክሰምዖ ኣሎዎ. ተኽላይ ዓደን ነጊሩ ነሩ እዩ ዝሰምዖ ሲኢኑ እምበር. (ህዝቢ አሬትራ በላዒኡ ገበል አብ ሳሕል ጠፍጢፉ የዕቢ ኣሎ ) ኢሉና ነሩ 1981 ዓ ም 😢😢😢

  • @gmil865
    @gmil8654 ай бұрын

    😢🫣🫣

  • @dubatop7581
    @dubatop75814 ай бұрын

    Hasot leyabu

  • @skkunamaculturevideo8355
    @skkunamaculturevideo83554 ай бұрын

    ጥራይ ግደፉና ካባኻ ንላዕሊ ንፈልጦ ጸወታ ኣይትጻወት!!!!!!!

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    4 ай бұрын

    Ata lekbat barya Isaias wedi seteyti dem

  • @skkunamaculturevideo8355

    @skkunamaculturevideo8355

    4 ай бұрын

    @@BETESEB1972 you are part of that problem do not pretend out of this problem you are one of them killer

  • @skkunamaculturevideo8355

    @skkunamaculturevideo8355

    4 ай бұрын

    @@BETESEB1972 ንስኻ እውን ክፍሊ እዚ ዅሉ ኢኻ ተዛሪብካ ። እሞ ደኣ ቐታሊ መን እዩ ? ንጹህ መሲልካ ኣይትርኣየካ። ንስኻ ሓደ ኻብቶም

  • @carocaro8636
    @carocaro86364 ай бұрын

    Puur wicked and devilish system

  • @skkunamaculturevideo8355
    @skkunamaculturevideo83554 ай бұрын

    ንስኻ እውን ክፍሊ እዚ ዅሉ ኢኻ ተዛሪብካ ። እሞ ደኣ ቐታሊ መን እዩ ? ንጹህ መሲልካ ኣይትርኣየካ። ንስኻ ሓደ ኻብቶም

  • @bitatv6004
    @bitatv60044 ай бұрын

    😢😢😢😢 እቶም ደቂ ፎውሊና ኩናማ ዝገለጾም ደቂ ዓደይ ኢዮም።እቲ ዘሕዝን ንሕና ውን ኣብ ዓዲ ከለና ብሓቂ ፈንጂ ቀቢሮም ከቢድ ገበን ከም ዝፈጸሙን ናይ ኢዶም እንቋዕ ረኸቡ ዝበልና ኢና።ብድሕሪ ቀጺሉ ኣብ መንጎ እቲ ትግርኛን ኩናማን ሕብረተሰብ ውን እቲ ዝነበረ ምትእማንን ሓድነትን ላሕሊሑ ማሕበራዊን ባህላውን ርክብ ኣቋሪጹ ኢየ ገዲፈዮ ወጽየ።

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    4 ай бұрын

    Hasot eiyu ane wedi Ahadiu n mengis eiye nere lekbetbet aytibel

  • @ElenTesfagabar-cc7pg
    @ElenTesfagabar-cc7pg4 ай бұрын

    አቱም ገበቲ ኩፉእ ንደቅኹም ስቃይ ትገደፍሎም አለኹም ናይ አዳምእና ናይ ሂዋን መርገም ናባና ከምዝሐለፈ ትስቃይ ነብ ደቅኹም ካሐልፍዩ ፈጣሪ ይዕዘባሎ ሰማታቱ ብገነት የብሮም አሜን

  • @amanuelmulugeta4475

    @amanuelmulugeta4475

    4 ай бұрын

    Semaetat ab barenet knnebr dyom tesemiom

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    4 ай бұрын

    Suk bel lekbat barya Isaias

  • @bobsmart8302
    @bobsmart83024 ай бұрын

    በጃኹም ስርዓት ዶስ ሰራዊት ዶ እናበልኩም ኣይተጽሙሙና። ህዝቢ ኤርትራ ዓመጸኛ ግፍዔኛ ፈታው ነብሱ ደንቆሮ ፋሺሽቲ ዝመስርሕዎ ተዛራቢ እንስሳ ዝዓይነቱ ደቁ ቆልዩ ዝበልዕ መሕፈር ህዝቢዩ። ደቁ ኣብ ጋህሲ ደርብዩ ሃህህህ ኢሉ ክኹልስ ዝወርደሉ ህዝቢዩ። ደቁ ባሕሪ ሃሊቆም ዝስዕስዕ፣ ስንኩላን ገድሊ ተረሺኖም ገጹ ዝጠዊ፣ ብጀካ ከብዱ ዘመድ ዘይብሉ ባርያ ኩፉእ ናይ ኩፉእ ህዝቢ። ኩሉ ሂወተይ ግሩምዩ ኤርትራዊ ምኻነይ ግን ከም ዓበቅ የጽልኣኒ። ሺት ዝኾነ ህዝቢ።

  • @zemenzemen9268

    @zemenzemen9268

    4 ай бұрын

    ትኽክል ገሊጽካዪ ፡ዘሕዝን ዩ

  • @skkunamaculturevideo8355
    @skkunamaculturevideo83554 ай бұрын

    ኣካል ናይዚ ስርሒት እንተኾንካ ንምንታይ ፍለጥ ትብለና ኣለኻ ? መልእኽቲ ንህዝቢ ኩናማ እንታይ እዩ ነይሩ?

  • @yklmno5617
    @yklmno56174 ай бұрын

    ሻዕብያ ቄርዲድ ኮይና ህዝብና ተጥፍእ አላ እዛ ርኽስቲ ጻሕጻሒት ውድብ ሻዕብያ ተሐግሒጋ ክትጠፍአ አለዋ እዛ ርኽስቲ ውድብ

  • @mhreteabmhrea6409
    @mhreteabmhrea64094 ай бұрын

    ኩናማ ዕጥቃት ፈንጂ ይተክሉ ኣይነበሩን ድዩ ዝኮውን ዘሎ ቲ ዘረባ?ብዛዕባ ናትካ ህዝቢ ተዛረብ ።ኢዙ ሃተውተው ኢዩ

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    4 ай бұрын

    Mihireteab bdem tihitet dika Anta lekbat barya isaias hilina Alibo

  • @mhreteabmhrea6409

    @mhreteabmhrea6409

    4 ай бұрын

    @@BETESEB1972 ኣታ ኪንደይ ትሓሚቅ ኢካ።ህዝቢ ቲግሪኛ ኢና ጸነተ ብዛዕባ ህዝቡ ዘይተንተ ማለተይ ኢየ።ሻዕብያ ንኩናማን ዓፋርን ኣጽኒቱ ኢሎም ኣብ 2016 ሰለማዊ ሰልፊ ኪወጹ ትዝኪር ዶ ኣታ ድፉን።በዓል ኢዚ ዝሃብዎም ጸብጻብ ኢዩ።ስለዚ ንነብስካ ኢና ጠፋካ ንካሎት ምሕላቅ ሲ ሓቂ ኣይኮነን። ማለተይ ኢየ ።ወዲ ዛ ፕሪፈሪ ዋሒድ

  • @eritr
    @eritr4 ай бұрын

    Ata Komal game

  • @abelsolomon8055

    @abelsolomon8055

    4 ай бұрын

    Hamed blai

  • @tamesweden123

    @tamesweden123

    4 ай бұрын

    Rese gebru baryu egdef

  • @eritr

    @eritr

    4 ай бұрын

    @@tamesweden123 ..Yes we're proudly HGDEF. We will forever be HGDEf. Agame komal kondaf.

  • @kobromberachi5944

    @kobromberachi5944

    4 ай бұрын

    @@abelsolomon8055Askuti af kelbi kem abl nska ekum seb tewardu zelekum

  • @BETESEB1972

    @BETESEB1972

    4 ай бұрын

    Wedi seteyti dem barya Isaias

  • @bobsmart8302
    @bobsmart83024 ай бұрын

    ንስኻ ድማ ትገድ ድ፣ ሕብረተሰብ ተዛራቢ ትግርኛ ኢኻ ትብላ ነብስኻ፧ ኣቤት ሙስልይነት። ሽም ኣሎካ ትውልድኻ ዝ ሃበካ። ሕ፨ሰብ ተዛራቢ ትግርኛ ኣኮነን ሽምካ።

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru20594 ай бұрын

    Btamizgerm.tarki

Келесі