Eritrea music Abraham Afewerki - Tmnitey/ትምኒተይ Official Audio Video

Музыка

Eritrea music Abraham Afewerki - Tmnitey/ትምኒተይ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Пікірлер: 1 700

  • @user-qn9mp8ro3j
    @user-qn9mp8ro3j5 жыл бұрын

    *ደርፊ ትምኒተይ ዝፈቱ 1000 Like ይትረፈኒ 100 Like ሃቡኒ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ 🇪🇷*

  • @user-oo5bn9lj4z

    @user-oo5bn9lj4z

    5 жыл бұрын

    ጓል ዓንሰባ ቆሓይን ስመጃና 1000000000000000... ኩሩዕ ትግርኛ ትግራዋይ

  • @abel8236

    @abel8236

    5 жыл бұрын

    ጓል ዓንሰባ ቆሓይን ስመጃና eza semjana abey eyu eba

  • @grmeleyab22meley95

    @grmeleyab22meley95

    5 жыл бұрын

    100000000000000000000000.................... like

  • @ichliebemeinemutter8924

    @ichliebemeinemutter8924

    5 жыл бұрын

    @@abel8236 ab Eritrea eyu

  • @medid.454

    @medid.454

    5 жыл бұрын

    Bisim abrish million aykonen trillion lele yiwhideki haftey. Beli beshim abrish eti liabeye like le gechieki aleku.🙏💚💛💙❤💓💖💗👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @user-nv8nf5wh3q
    @user-nv8nf5wh3q2 жыл бұрын

    አብርሸይ ሓለል መምህር ፍቅሪ 😍አብ ስደት ኮይነ ክጨንቀኒ ከሎ ናይ አብርሃም ደርፍታት ይሰምዕ 😍መን አሎ ዘስተማቅራ 2022

  • @danialamine2893

    @danialamine2893

    Жыл бұрын

    Nay behaqi memhr fqri eyu abrish. Siessterrrr nski wn natu adnaqit kab konki fqri iki

  • @alimohammad1592

    @alimohammad1592

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Mulugeta-uh5qn

    @Mulugeta-uh5qn

    Жыл бұрын

    Ane ❤❤❤❤

  • @samrawittesfasslassie4832

    @samrawittesfasslassie4832

    Жыл бұрын

    2023

  • @habtemariamhabtu2594

    @habtemariamhabtu2594

    Жыл бұрын

    ​@@danialamine2893😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢🎉😢😢😢😢🎉

  • @EGAN-ir1wr
    @EGAN-ir1wr4 жыл бұрын

    አብርሽይ ማዓርይ አብ ገነት የንብርካ ዓለም ጨካን እያ 😭😭😭 እንተ ደርፍታትካ ሞ ደም ስር እዩ ብናትካ ተስፍ ሒዘ ይጋዓዝ አለኩ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹&🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @xuseenibrahim217xuseen7

    @xuseenibrahim217xuseen7

    4 жыл бұрын

    I am Love eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇴🇸🇴🇸🇴🇸🇴 💪🏾🇪🇷🎻

  • @user-tg6gw8fv6r

    @user-tg6gw8fv6r

    4 жыл бұрын

    Elsa Fesha ጉዕዞኺ ክዕወት ,ዩ ኣጆኺ

  • @sabagerensea2610

    @sabagerensea2610

    4 жыл бұрын

    ኣጁኪ ሓፍተይይይይይ

  • @filmonokbai3227

    @filmonokbai3227

    4 жыл бұрын

    Abrish halaley

  • @fshahadish3946

    @fshahadish3946

    2 ай бұрын

    ​@- 😮😮xuseenibrahim217xuseen7

  • @Gagareacion
    @Gagareacion Жыл бұрын

    I’m Ethiopian🇪🇹 I love you Eritrea music abraham afewerki 🏅🔥🙌🤞

  • @semharmushut2200

    @semharmushut2200

    10 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @user-rw2ob7pw6m
    @user-rw2ob7pw6m5 жыл бұрын

    ኣብዚ ኣለካ ምቁር ሓዘላት ግጥምን፡ ዜማን ናይ ክቡር ስነ - ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፎርቂ !! 🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷

  • @avrammohri2887

    @avrammohri2887

    5 жыл бұрын

    King music kemaka mo abey dagmay kayfter

  • @alganeshgoitom9405

    @alganeshgoitom9405

    5 жыл бұрын

    Yes Amlakje meske jukuen amen Awet mesna jukuen Eritrea and Eritreana Awet jukuenlna amen yesus kruscis temesgen amen😃😃😃🙇🙇🙇🙏🙏🙏✋✋❤❤❤👏👏👏👊👊👊💪💪Hajale Abrham musik.

  • @tfyfy7614

    @tfyfy7614

    4 жыл бұрын

    ኣሌክ ግደፍባ ይኣክል ከነብሪየካ።ሎምስ ክክክ ኣታ ጠባየኛ

  • @user-rw2ob7pw6m

    @user-rw2ob7pw6m

    4 жыл бұрын

    @@tfyfy7614 ጠዋሊ ወሸለ መብረ ረኺበ ሃሃሃ

  • @brangrimay

    @brangrimay

    4 жыл бұрын

    😘😘😘😘❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @bobland7677
    @bobland76775 жыл бұрын

    ስወደው ኢትዮጵያዊ ነኝ ግን አብርሽን ስሰማ ትርጉሙን ሳላቀው ዘፈኑን እወደዋለው ኤርትራ ውስጤ ናት ማየቴ አይቀርም

  • @mehariteame4459

    @mehariteame4459

    2 жыл бұрын

    #kernach

  • @yisacabrham5203

    @yisacabrham5203

    Жыл бұрын

    You are welcome

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    3 күн бұрын

    ​@@yisacabrham5203😂

  • @solo8869
    @solo88694 жыл бұрын

    እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ እታ ብልቢ ዘፍቅራ ትምኒተይ ጏል ተሰነይ ይዝክር ብትዝታ ሙቁር ቃንዛ ሂወት ንትማሊ ተመሊሰ ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቅርና ዝኽሪ ይብል ባሕሪ ውሽጠይ ኣብርሸይ ቆንቃ ውሽጠይ ኣድሚጽዎ !!!!!! ከምዝ ከማይ ካብ ኣፍቃሪቱ ኮፍ ኣቢሉ ከየዛረበ ኩነታት ምጥዓም ዝኣበዮ Like

  • @betieweldit3863

    @betieweldit3863

    2 жыл бұрын

    🥰🥰😊

  • @ytm3534

    @ytm3534

    Жыл бұрын

    አለና

  • @solo8869

    @solo8869

    Жыл бұрын

    Hade malti kulu senay kekeweni eyu bro ❤

  • @mhretabrhawa9569

    @mhretabrhawa9569

    Жыл бұрын

    Merci

  • @tekliabarya2074

    @tekliabarya2074

    9 ай бұрын

    ሕጂ ረኪብካያ ዶ ትኸውን

  • @selamwitgere46
    @selamwitgere462 жыл бұрын

    🇻🇳❤🇪🇷❤🇻🇳 አብርሽ ልባችን ውስጥ አለህ ህያው ነህ የልጅነት ትውስታዮ ነህ ላንተ ቃላት የለኝ ብቻ አምላክ ነፍስካ ይማሀሮ ❤❤❤

  • @nebyu2692

    @nebyu2692

    Жыл бұрын

    😂😂😂 ብትግርኛ ደኣ ዘይትፅሕፊ ኣንቲ ሓፍትና 🙆🙆🙆

  • @selinagere3359

    @selinagere3359

    2 ай бұрын

    ​@@nebyu2692ፍርቂ ፍርቂ ዝክል😂

  • @user-sh4yh8tm4x

    @user-sh4yh8tm4x

    Ай бұрын

    ​@@nebyu2692😂😂

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    Ай бұрын

    ​@neb😢😅yu2692

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    Ай бұрын

    ​@@nebyu2692😢

  • @firawynewoldemicheal9551
    @firawynewoldemicheal95515 жыл бұрын

    I am from ethiopia tigray, i just don't have words to express my love and respect for this legend. His words and his voice has a power to move through everyones vein. He is the one person who thought me the power ofmusic. He gave us hope, thought us a lot life lessons and above all he thought us love. As i said i don't have words to talk about abresh.

  • @adoliser7134

    @adoliser7134

    4 жыл бұрын

    I LOVE ABRAHAM the gteat

  • @samuelnerayo2743

    @samuelnerayo2743

    4 жыл бұрын

    Thought = ሓሳባት Taught = ምምሃር (I assume u r lookingfor this word)👍

  • @zinabubirhanu3653

    @zinabubirhanu3653

    4 жыл бұрын

    more geltseshiwal wudee

  • @abbsgirmay7842

    @abbsgirmay7842

    4 жыл бұрын

    Bless you firaweyne I'm just crying right now from what you said .. You really do know who is the legend! By the way my beloved daughter's name is weyni as well.

  • @queen_makeda2306

    @queen_makeda2306

    4 жыл бұрын

    @luana efrem really?! the teacher and king of life?! ❤️❤️

  • @michaelgherie-chimar7842
    @michaelgherie-chimar7842 Жыл бұрын

    "ትምኒተይ" ቋሕ-ሰም ይብል ዓይነይ ክትርኣዪኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣቢዩኒ ንስኺ ኢኺ ሕልመይ ንስኺ ኢኺ ጋህደይ በይነይ መን ኣሎኒ ከማይ ዶ ትኾኒ ኮኾብ ጠሚቐኪ ኣልማዛዊት ብርሃን ነብሰይ ኢለ ሰሚየኪ ክትቀርብለይ መታን ክትጠብቅለይ መታን ትምኒተይ ኢለኪ ከግህደለይ መታን ከስምረይ መታን ዑፈይ 'ለ በሪርኪ ክትመጽለይ መታን ኣዕሚቖ ኣየካፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ይርድኣኪ ይኸውን ድሌተይ እንታይ ምኳኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዑም ኔሩ እዋኑ ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምኳኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚን ኣሚንኪ ዶ 'ስኪ 'ቲ ብሂገ ዘይጸግቦ ምጭዋት የዒንትኺ ጠሚተ ዝረኽቦ ናባኺ ቀሪበ ዝማሙቖ ፍቕሪ ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኽሪ ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝውስኾ ስድሪ ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ ኣብ ዘይሕሰብ ሰዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ ወዝቢ ትዝ ኢልክኒ ብስውር መጸዋዕታ ዘዓርፍ ሃንቀውታ ኣብ ልበይ ዝሂምኪ ሃንደበት ጦብላሕታ ነቂለ ብትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ሓፍሓፍ ክብል ከብደይ ልበይ እንክሽገር ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓድሽ መነጸር ደበና ጠሚተ ዕምባባ ሸቲተ ምስ ንፋስ ብሒተ ይኸሰኪ'ሞ ይንእደኪ ዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር ኣዕሚቐ ኣየካደልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ይርድኣኪ ይኸውን ድሌተይ እንታይ ምዃኑ ኮፍ ኣቢለይ ኣየዛረብኩኽን ዘይጥዑም ኔሩ እዋኑ ግን ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምኳኑ ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚን ቀሲንኪ ዶ 'ስኺ ብሂገ ዘይጸግቦ ምጭዋት የዒንትኺ ጠሚተ ዝረኽቦ ዛንታ'የ በልኒ መጽሓፍ ክኾነኪ ግጥሚ'የ በልኒ ዜማ ክኾነኪ ደንበ ክትኮንለይ ትምኒተይ ኢለኪ ብስምኪ'ዩ ማሕላ ልብኺ ሃብኒ - ልበይ ድሮ ናትኪ ገለ'ባ በሊ -ገለ'ባ በሊ -ገለ በልኒ ኣለኹ በሊ - ኣለኹ በሊ…… ገለ'ባ በሊ ሓበነይ ኣለኹ በሊ ትምኒተየ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቒ ዶ ይጽምወኪ ከማይ ትምኒትና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትብህጊ ዶ ትሓልሚ ዶ ከማይ ዑፈይ ምጺ በሪርኪ ብሰማይ 'ተናፊቕኪ 'ተጸሚዩኪ ከማይ ትምኒተየ ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቒ ዶ ይጽምወኪ ከማይ ትምኒተየ ስልምቲ ጽምብላሊዕ ዕለብኒ ዓምቢበ ክጥጥዕ ኣነ ኣብ ዝኸድክዎ ከማዕድዋ ንሳ ትርከቦ ጎልጎል ሳዋ ዋይ ተራኢኽኒ ሎሚ ምሸት ከረን ኔርኪ ተሸፊንኪ ልዌት ኣብ'ቲ ደንደስ ባሕሪ ኣብ ጽምዋ ዘሕለፍዮ ዘኪረ ኣብ ማሳዋ ቃል ኣቲና ኢልኒ "ሓደራ!" ይጽበ'ለኹ ምጽኒ 'ነስመራ ልበይ ብስምኪ'ዩ ዝቆጽር ትርግታ ንገርኒ ዘለኽዮ ቦታ ወግሐ ጸብሐ ምስልኺ'የ ዝርኢ ትኽእልዮ ዶ ናብራ ናይ ወጻኢ ብሕልሚ ርእየኪ ሎሚ ለይቲ ተጸጊዕኪ ናይ ኣክሱም ሓወልቲ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ መሬት ጥንቲ 'ታይ ርኢኺ ኣብ ናቕፋ ዓዲ ርስቲ ኩሉ ዘይእግሞ ኣቦ ግጥምን ዜማን ኣርካን ስነ-ጥበበኛ ነ/ሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ

  • @biniamkidane8787
    @biniamkidane87874 жыл бұрын

    ትምኒተይ 💋💘💘💘💘 ቋሕ ሰም ኢለን ዓይነይ ክትርኣይኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣቢኒ ንስኺ ኢኪ ሕልመይ ንስኪ ኢኪ ጋህደይ በይነይ መን ኣለኒ ከማይ ዶ ትኾኒ ...... ኮኾብ ጠሚቐኪ ኣልማዛዊት ብርሃን ነብሰይ ለ ሰሜኪ ክትቀርብለይ መታን ክትጠብቅለይ መታት ትምኒተይ ኢለኪ ከግህደለይ መታን ከስምረለይ መታን ዑፈይ ለ በሪርኪ ክትመጽለይ መታን ኣዕሚቐ ኣየካፈልኩክን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ይርድኣኪ ይከውን ድሌተይ እንታይ ሙዃኑ ድሌተይ እንታይ ሙዃኑ ኮፍ ኣቢለ ኣየዛረብኩኽን ዘይትዑም ኔሩ እዋኑ ይርድኣኪ ይኸውን ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ትምኒተይ እንታይ ምዃኑ ..ኣመስጊነ ብምህላውኪ ኣሚነ ኣሚንኪ ዲ ስኺ ብሂገ ዘይጸግቦ ምጭዋት የዒንትኺ ጠሚተየ ዝረኽቦ .....ናባኺ ቀሪበ ዝማሞቐ ፍቕሪ ጠባይኪ ኣስተብሂለ ንዝቐስሞ ምኽሪ ሓልዮትኪ ሰኒቐ ዝምስርቶ ስድሪ ሽምዓ ወሊዐያ ንዓኺ ምስጋና ንፍቕርና ክብሪ ....ኣብ ዘይሕሰብ ስዓት ኣብ ዘይግመት ቦታ ወዝኒ ትዝ ኢልክኒ ስውር መጸዋዕታ ዘይዓርፍ ሃንቀውታ ኣብ ልበይ ዝሂንኪ ጦብላሕታ ነቒለ ኣብ ትዝታ ብፍቕሪ ነዲደ ዘይጠፍእ ሃልሃልታ ....ሓፍ ሓፍ ክብል ከብደይ ልበይ እንክድገር ሽፋን ከዲንክኒ ዓለም ጠሚተያ ብሓድሽ መነጸር ደበና ጠሚተ ዕንበባ ሸቲተ ምስ ንፋስ ብሒተ ይከሰኪ ሞ ይኸሰኪ ሞ ይንእደኪ ዋይ ናይ ፍቕሪ ነገር ኣዕሚቐ ኣየካፈልኩኽን ኩነታት ምጥዓም ስኢኑ ይርድኣኪ ይከውን ድሌተይ እንታይ ምዃኑ ድሌተይ እንታይ ምዃኑ.................

  • @user-er8xc7en2h

    @user-er8xc7en2h

    4 жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @awetboy3953

    @awetboy3953

    3 жыл бұрын

    Gela eba beli Tebehgi do Tehalmi do kemey Entaxamike kemay

  • @sadahussien6638

    @sadahussien6638

    3 жыл бұрын

    Kexla aba bro plzz 🙏🙏

  • @danielsemerab7942

    @danielsemerab7942

    3 жыл бұрын

    qexla eba hawey melieka xdeq

  • @fanuelnegasi4081

    @fanuelnegasi4081

    3 жыл бұрын

    thank you very much

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes38962 ай бұрын

    We Tegaru love you Abrish *ብሕልሚ ሪኤኪ ሎሚ ለይቲ፣ ተፀጊዕኺ ናይ ኣኽሱም ሓወልቲ፤ ኣብ ኣዱሊስ ኔርኪ መሬት ጥንቲ፣ ታይ ሪኢኺ ኣብቲ ዓዲ ርስቲ።* Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿🌿🌿

  • @robelhagos6888
    @robelhagos68885 жыл бұрын

    ናይ ሓባር ስራሕ ክህልወና ናይ ወትሩ ትምኒተይ እዩ ነይሩ፡ ግና ረቢ ስለ ዘይፈቐዶ ኣይኮነን፡ ነባሪ ስራሕካ ግና ተዘካሪ እዩ ።

  • @user-wv8tr7ig7f

    @user-wv8tr7ig7f

    5 жыл бұрын

    Kubur abrar eska wun hade kabtom nimkahlom eka emo fikrawi derfi gele belena abzelkayo edmen tienan yihabka

  • @mba3949

    @mba3949

    5 жыл бұрын

    😭😭💔💔

  • @starboy3326

    @starboy3326

    5 жыл бұрын

    We love u abrarey shikor

  • @bereketbrhane7642

    @bereketbrhane7642

    5 жыл бұрын

    Abrar niska wen jegna eka

  • @alganeshgoitom9405

    @alganeshgoitom9405

    5 жыл бұрын

    Yes wwwwwweeeee Abrham musika.

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l4 жыл бұрын

    ደርፊ ትምኒተይ ዝፈቱ

  • @amare9101
    @amare9101 Жыл бұрын

    I am an Amhara from Ethiopia and love Eritrean songs. Abraham is a legend

  • @merajohn2019

    @merajohn2019

    Жыл бұрын

    We love Ethiopian to bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇹🇪🇹

  • @solomongirmay3164

    @solomongirmay3164

    11 ай бұрын

    I love, this song from my hart.

  • @cestlavie5150

    @cestlavie5150

    10 ай бұрын

    ችድ ኣታ ኣድጊ we will never forget donkey

  • @UsernameR8

    @UsernameR8

    7 ай бұрын

    Down to amhara

  • @Possiblism

    @Possiblism

    5 ай бұрын

    ስለ ትግርኛ ሙዚቃ ኣንችን ኣይመለከትሽም

  • @Loftyboy58
    @Loftyboy58 Жыл бұрын

    ቋሕ ሰም ኢለ ዓይነይ ክትረኣይኒ ኣበይ ይውድእ ሕልሚ ኣበይ ይጅምር ጋህዲ ምርዳእ ኣቢኒ This part Tho👌👌👌

  • @mussieberhane6085
    @mussieberhane60853 жыл бұрын

    ኣለኩም ዶ" ከምዚ ከማይ ኣብ 2021 August ነዚ ዘይምኖ ደርፊ ኣብራሃም ዘስተማቕሩ👌🏽👌🏽👌🏽

  • @Mamiye_alemey_21
    @Mamiye_alemey_214 жыл бұрын

    ኣሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ ኣብርሸይ መምህር ፍቅሪ ንስካስ ንእሽተይ ክትፀንሕ ኔሩካ ኡፍፍፍፍፍፍ

  • @user-fi9pk6vc8v
    @user-fi9pk6vc8v2 жыл бұрын

    ኣብርሸይ መጸነናነዐይ ❤መን ኣሎ ከማይ ከሳብ ሕጂ ዝሰምዓ🤔 2021 ላይከ እስኬ ሃቡለይ ❤❤❤❤❤❤🙏🥺

  • @senaittesfamichael3635

    @senaittesfamichael3635

    Жыл бұрын

    አነ ለኩ ኩልግዜ ትግርኛ ክስምእ እንተኮትኔ አብርሐም አፈወርቂ ምርጫይ አለኩ ካብ 2006 ክሳብ ሕጂ አለኒ መዘከርታ

  • @teweldetekle

    @teweldetekle

    Жыл бұрын

    2023

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    10 күн бұрын

    ​@@teweldetekle2026

  • @semehersemeher6909
    @semehersemeher69094 жыл бұрын

    😭😭😭😭በክየ ኣይጸግብን ኣብርሃመይ፡👍✌😍💘 ትምኒት ኢና ትምኒት ኮኾብ ሰማይ ትናፍቁዶ ትነብዑዶ ከማይ፡ድሕሪ ዚ ስራሕ ዚ ኮ ንስነጥብ ሃገርና ምንኣስ ከይመስል እምበር ልዕልዚ ጽባቀ ስራሕ ኣበደን ምስናይ ይቅሬታ።

  • @solinatey9670
    @solinatey96705 жыл бұрын

    ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ብቡልጽ ስራሓትካ ኣብ ልብና ዘይበርስ ሓወልቲ ተኺልካ ኢካ ንዘንትእለት ኣብ ልብና like ብስም ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ

  • @berituberitu9332
    @berituberitu93324 жыл бұрын

    2020 ድሰምኣ፡ዘሎ ነዛ፡ ደርፊ ላይክ ኣብርሸይ መንግስተ ስማይ የዋርስካ ኣሕ

  • @user-gb9wc3gw4e
    @user-gb9wc3gw4e4 жыл бұрын

    ትግራዋይ እየ ቃላት ዶ ኣለኩም???ንኣብርሽ ዝገልፅ ዝትክእ ፣ዝገልፅ እንታይ ኣለዎ ፅንሕ እንትትብል ቑሩብ???ኣይይ... ፈጣሪ ኣብርሽይ ብሰላም ዕረፍ:😭 ፍልፍል ብሩህ ኣእምሮ ሚሳኤል ዝኾነ ቃላቱ ፍቅርን ሓቦን ተስፋን ዘምሃረኒ በዓል ፉሉይ ተውህቦ ናይ ዘልኣለም መሃንዲስ ቐለብ ኣእምሮን ህይወትን ኢኻ ፣መምህር ፍቕሪ ኢለ ይገልፆ ፣ ይቕረታ ቃላት ስለዝሓፀረኒ እየ።ህያው ኢኻ ኣብርሽ ጥበብ ፍርያትኻ ኣብ ልብና ብፅኑዕ ሰፊሩን ይቕፅልን ኣሎ! @Desta16/6/3020

  • @tsegayhaiysh9086

    @tsegayhaiysh9086

    2 жыл бұрын

    ::::::♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪💔💔💔💔😍💟💟💟♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @eluboy

    @eluboy

    Ай бұрын

  • @semharmushut2200

    @semharmushut2200

    10 күн бұрын

    ❤🇪🇷🙏

  • @user-nx2cc9sh6z
    @user-nx2cc9sh6z Жыл бұрын

    I miss you aebrshey ሓላል መምህር ፍቅሪ 💔

  • @yonastes6172
    @yonastes61725 жыл бұрын

    ኣብሪሽይ ናይ ፍቅሪ ታተ መግለጺ ሲኢነሉ ገለ በሉዎ ተንብቡዋ ዘለኩም ነዛ ጸሕፍተይ Leik ገርኩም ከኣ ጽፍዕ ኣብሉኒ ፍቅርን ሰላምን ቅሳነትን ንዓኩም ደቂ ኤረይ ሓላል

  • @tiktokeritrea292

    @tiktokeritrea292

    3 жыл бұрын

    Leik moyte🤣🤣

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam58645 жыл бұрын

    *Abitey kem lebey* *ሓልዮትካ* *ልግሲ ውሕሉል ቃላትካ* *ፍቅርኻ ተስፋኻ* *ጽንዓትካ ሓቦኻ* *ፍቅርኻ ዘይነጽፍ ባሕሪ‘ዩ 😥❤* *ጥበብካ መዋዳድርቲ የብሉን መምህረይ❤❤*

  • @anonymoushacker5643
    @anonymoushacker56435 жыл бұрын

    መንዩሞ ትግርኛ ተዛራቢ ኮይኑ ብናይ ኣብርሃም ደርፍታት ኣብ ናይ ፍቕሪ ይኹን ናይ ህይወት ትዝታት ዘይጠሓለ? ኩልግዜ ኣብ ልብና። ካብ መቐለ።

  • @weizeritgurum1660

    @weizeritgurum1660

    4 жыл бұрын

    gh

  • @eritrea.n.t9218

    @eritrea.n.t9218

    3 жыл бұрын

    Tigerna teray zeykone kulatkum Ethiopiawyn tisuwo ekum nay abraham and sami berhane!!

  • @solomonasefa7190

    @solomonasefa7190

    3 жыл бұрын

    መንዩሞ ትግርኛ ተዛራቢ ኮይኑ ብናይ ኣብርሃም ደርፍታት ኣብ ናይ ፍቕሪ ይኹን ናይ ህይወት ትዝታት ዘይጠሓለ? ኩልግዜ ኣብ ልብና። ካብ ሚዛን አማን።

  • @user-qc1uq4kz6v

    @user-qc1uq4kz6v

    3 жыл бұрын

    መንዩ ኸ ኤርትራዊ ኮይኑ ተሸጊሩ ልክዕ ከም ገዝኡ ኣብ መቐለ ዘይሓደረ

  • @wegenemekonen8244

    @wegenemekonen8244

    3 жыл бұрын

    Bzgba gelixkayo

  • @rutaasgedom4508
    @rutaasgedom4508 Жыл бұрын

    ኩርዓት ኤርትራውያን ንጉስ ስነ ጥበብ ኣብርሸይ ብመንፈስ ኣብ ውሽጢ ኩሉ ሰብ ዘለኻ ከምቲ ሰብ ፈጣሪ ፈትይካ ኣብ ዘለኻዮ ገነት ለምለም ይኹነልካ ♥♥♥♥ so much.

  • @user-cf4xo1kq3n

    @user-cf4xo1kq3n

    Жыл бұрын

    ኩርዓት ኤርትራውያን ጥራሕ ኣይኮነን። ንዓና ንተጋሩ ለ ኩርዓትና እዩ። ካብ ኣስመራ ብላዕሊ ኣብ መቐለ ናይ ኣብርሃም ደርፍታት ይስምዑ።

  • @user-cf4xo1kq3n

    @user-cf4xo1kq3n

    Жыл бұрын

    @@rutaasgedom4508 ኣብርሁሽ ኣይኮነን ትግርኛ ንዛረብ ንሰምዕ ኣምሓሩ እውን ይሰምዕዎ እዮም። በተለይ ኣብ ትግራይ እሞ ብፍሉይ ኣብርሃም ካብ ልብና ኢና ንፈትዮ ኣብ መናፈሻታት ድዩ ገለ ብቻ ኣብ ኩሉ ኣብርሁሽ ኢካ ትሰምዕ

  • @user-cf4xo1kq3n

    @user-cf4xo1kq3n

    Жыл бұрын

    @@rutaasgedom4508 አሜን ሰበይ

  • @tomtomtombossa

    @tomtomtombossa

    4 ай бұрын

    Well deserved. He was not a narrow minded person. He sang for love. It gives me goosebumps when he mentions nay Aksum Hawelti.

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    10 күн бұрын

    ​@@tomtomtombossa😮

  • @mulawweldeslasie9726
    @mulawweldeslasie97264 жыл бұрын

    አብርሃም አፈወርቂ the Eritrean legend አቦ ፍቅሪ ትርግታ ልቢ ደቅ ሰባት ኮታስ ፅሩይ ኦክሲጅን ትንፋስ ደቅ ሰባት ፈጣሪ አብ ገነት ደንብርካ. ካብ መቀለ።

  • @mmmnnnn8791

    @mmmnnnn8791

    3 жыл бұрын

    Abrsh abo fkri

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 Жыл бұрын

    ኣቦ ፍቅሪ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ኣብ ገነት የንበርካ 😍😍 ኣቦ ጥበብ

  • @user-me5mz9mz1u

    @user-me5mz9mz1u

    2 ай бұрын

    Gkdk

  • @merhawihabte2762
    @merhawihabte27622 жыл бұрын

    ትምኒተይ ዝፈቱ ከማይ ላይክ ከይበለኒ ከይሓለፍ

  • @mahariShaile
    @mahariShaile4 жыл бұрын

    ane kab tigray eye, abrshey gin nkulatna eyu moytuna. nebsu ab genet yenbra! n eritreawyan yehwatna dima rahwan kisanetn ymneyelom

  • @amanuelhabtai6037

    @amanuelhabtai6037

    4 жыл бұрын

    Kursusat

  • @bellavibes668

    @bellavibes668

    4 жыл бұрын

    @@amanuelhabtai6037 Sdi entay koynka

  • @ihatexeadupeopleblackboy4731

    @ihatexeadupeopleblackboy4731

    3 жыл бұрын

    @@amanuelhabtai6037 entay adeka habituka resah

  • @abrahamfin5992

    @abrahamfin5992

    3 жыл бұрын

    Aytgedeslu yhwatey kemziom zeameselu mennetom zeyfletu ab mongona atiyom yqeyaymuna alewu.

  • @dotiguyo2023
    @dotiguyo2023Ай бұрын

    he is wonderful singer. May his soul Rest in peace

  • @fatujatta4274
    @fatujatta42743 жыл бұрын

    I am from Senegal and unfortunetly I can not understand the language but this song is just😍😍😍😍

  • @tesfuweldemicael3336

    @tesfuweldemicael3336

    3 жыл бұрын

    Don't worry bro i describe by English bro

  • @Davi-rx

    @Davi-rx

    2 жыл бұрын

    I speak the language from the music, and I live in senegal currently.

  • @fatujatta4274

    @fatujatta4274

    2 жыл бұрын

    @@Davi-rx owww thats wonderful

  • @Davi-rx

    @Davi-rx

    2 жыл бұрын

    @@fatujatta4274 it is

  • @weldatwedi10

    @weldatwedi10

    Жыл бұрын

    abrsh ebrhmo

  • @user-lv3dz5mr1c
    @user-lv3dz5mr1cАй бұрын

    ዎ መምህር ኣብርሃም ተመለሰናባ😢😢

  • @francescovelardi1869
    @francescovelardi18694 жыл бұрын

    I just left Asmara but I missed it already 😔... 🇪🇷 🖤 🇪🇹

  • @BBGL02

    @BBGL02

    4 жыл бұрын

    Francesco Velardi than go back

  • @fathergascoigne4609

    @fathergascoigne4609

    4 жыл бұрын

    @@BBGL02 know the difference between then and than...... ignorant bitch

  • @jojoghebre3310

    @jojoghebre3310

    3 жыл бұрын

    Anta hafta ija...👍

  • @nfnfdbdndn9515

    @nfnfdbdndn9515

    3 жыл бұрын

    @@BBGL02 off hdyia

  • @samitekia8631
    @samitekia86315 жыл бұрын

    ya jema bsm abraham eske like habuni des eluni eu zelo

  • @hamovlogs3567

    @hamovlogs3567

    5 жыл бұрын

    way hamam nai like hazkum alo

  • @erilove6277

    @erilove6277

    4 жыл бұрын

    Sami Tekia hibeka aleku des yebleka bro

  • @filimongebremeskel5812

    @filimongebremeskel5812

    3 жыл бұрын

    HAMO VLOGS iiiiu

  • @user-bg1hv1xu2n
    @user-bg1hv1xu2n Жыл бұрын

    ትርጉሙን አላቀውም ግን በጣም ነው እምወደው አብረሽየ ነፍስህን ባጸዴገነት ያሳርፍት l love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-cl6ew9dy5g
    @user-cl6ew9dy5g3 жыл бұрын

    King 🤴 in Africa omg I am feeling this music 😱 🇪🇹🇪🇷🎧❤️🙏🏻

  • @elilitansangualan5948
    @elilitansangualan59482 жыл бұрын

    ንሕና ኹሉ ኢና ሰብ ታሪኽ📚 ሰብ ያታ 📝 ሰብ ባህሊ 👨‍⚖️👰 ሰብ መንነት✍️። እቲ ዝከበረ ምሳና ኣሎ ት ግ ሪ ኛ 🥰

  • @user-oo5bn9lj4z
    @user-oo5bn9lj4z5 жыл бұрын

    ኣብርሃም ክንዲ 100000000000000000000000000000000...

  • @user-wb2id9fx5b

    @user-wb2id9fx5b

    3 жыл бұрын

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @ambishandom1665

    @ambishandom1665

    Ай бұрын

    Awhidkaluuuu

  • @berekethaile8420
    @berekethaile84203 жыл бұрын

    Septermber 1998, we were starting 8th grade in section 5. My classmate Senay used to sung this sing to the my other classmate Timinit. What a way to remember this legendary song.

  • @berekethaile8420

    @berekethaile8420

    2 жыл бұрын

    Wed Guulay nebsi ab zelekayo selam

  • @luliyashmendi5809

    @luliyashmendi5809

    10 ай бұрын

    1998 is qedem u lol

  • @user-yo7oy4fb5x
    @user-yo7oy4fb5x8 ай бұрын

    አብሩሽ አቦ ጥበብ 😢😢😢 ታይሞ ይኩን እቲ ጥዑይን ፈላጥን ጅግናን ዘይነብረላ ጨናዊት ዓለም ከንቱ ዓለም ብላሽ ዝኮነት ገና ንእስነትካ ከይመነካ ትምንጥለካ እታ መሬት ክዓ ጨካን ሱቅ ኢላትቅበል አይደልን ዘይትፈልጥ 😢😢😢😢😢😢

  • @orangeafrro586
    @orangeafrro5864 жыл бұрын

    ኣንታ እዞም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ይሰምዕዎ'ዶ ነዚ? 💕🙏🏽🇪🇷!!

  • @eyerusendriass8191

    @eyerusendriass8191

    3 жыл бұрын

    ኣይመስለንን።

  • @eyerusendriass8191

    @eyerusendriass8191

    3 жыл бұрын

    ኣይመስለንን

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    Күн бұрын

    ​@eyerusendri😢ass8191

  • @banaappbanaapp828
    @banaappbanaapp8285 жыл бұрын

    በሓቂ ሎሚ ሎሚ ስምዒት ህዝብኩም ተረዲእኩም ዝሰደድኩልኩሙና የቅኔልና

  • @Peace-zf1br

    @Peace-zf1br

    5 жыл бұрын

    Semett do balki nay mentyy

  • @goytomkidane4398

    @goytomkidane4398

    4 жыл бұрын

    ኣብርሃም ልሳን ትግርኛ

  • @nevergiveup-gj7yo
    @nevergiveup-gj7yo5 жыл бұрын

    Ahhh abrishyyy memhir hiwot eza derfi fkri zejemrkilu ya tezkireni thanks berther

  • @jafargaffer2280
    @jafargaffer22803 жыл бұрын

    ابراهام ليتك كنت بيننا ..اشتقنا لك جدا ولم نعد نطيق نسمع اغيات من ايا كان !!! انت كملت الغناء والحن والأداء الخرافي .. صوتك القوي يدغدغ احاسيسنا وقلوبنا .. تبكي ماقينا حبا لك وتشتاق قلوبنا لك .. من بعدك ماتت الدهشة وغاب الابداع .. عزاءنا الوحيد الحانك الحانية و الباقية فينا ما حيينا .. ان ظللت احكي لاولادي واحفادي عنك ..لن ولم اوفيك حقك .. لقد سموت بغناءك وارثك الفني وبلغت الثريا ..ارقد بسلام يا من منحنا المتعه والفن النبيل ..

  • @abelman7460
    @abelman7460 Жыл бұрын

    ብግጥሚ እባ ኣቅምጥዋ ብፅሑፍ ኣሕዋተይ ❤❤

  • @fnanftwi9070
    @fnanftwi90705 жыл бұрын

    Eza derfi mmnawa seine gdin ab mealti ksema aleni bsim abrsh eske like kemzikemay entelikum

  • @raeimusse244
    @raeimusse2445 жыл бұрын

    ezi bahris bka chaka koinulna werks fihrka ywexe ember werki do ykiber fetawi abrish like hbuley

  • @tsefutekle8347

    @tsefutekle8347

    5 жыл бұрын

    ብሓቂ ወርቂ ተውጽእ እምበር ወርቂ ዶ ይውሰድ ዓለም ጨካን ኣቦ ፍቕሪ

  • @wedisemere3279

    @wedisemere3279

    5 жыл бұрын

    Nay behaky Thnks Nay himamey ya habibi Ana

  • @anditbraun7550

    @anditbraun7550

    4 жыл бұрын

    Bahri entay geyru hgdef mendef wala ketilemo ykunu kbretey ab eritrea deytenerge enber deytegebre yelen dhar kea kone elom geyromo ykonu ezom hasadat Abrish halal ftret mengste semay yewarska 🙏🙏🙏

  • @abbaa8712
    @abbaa8712 Жыл бұрын

    I am from Oromia Ethiopia. Love this song

  • @maekelezeribruk4534
    @maekelezeribruk45344 ай бұрын

    As Eritrean we are not lucky because we lost our star singer ,I don’t have words to describe him he was unique person.

  • @bereketkefela5455
    @bereketkefela54555 жыл бұрын

    Will kommen abirshay abo kulu bizay afellay entay mo nake nake zekewn fedelt yabilayn🍒🇪🇷🇪🇷🐫🐫

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather11115 жыл бұрын

    My favourite song of all times,,,am sure I am not the only one still listening it.

  • @user-xt1hb9wq2p

    @user-xt1hb9wq2p

    3 жыл бұрын

    ኣነ ኣለኹ ፡ ካልኦት ከማናን ❤️

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves25062 жыл бұрын

    Abrham is not only musician he’s educated guy ever it’s big lost for Africa especially for Eritreans rest in pace legend ❤️✊

  • @user-cq2xj8fe2z
    @user-cq2xj8fe2z2 жыл бұрын

    💎ኣብርሸይ ንጉስ ጥበብ ንጉስ ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና💎😍

  • @semra5955
    @semra59555 жыл бұрын

    Ur the best Eritrean singer as always🇪🇷❤💪🇪🇷❤

  • @yohanentertainment3868
    @yohanentertainment38685 жыл бұрын

    ኣንታ መምህር ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኢካ ኣብርሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ

  • @yoloaman
    @yoloaman4 жыл бұрын

    I will never get tired of listening to this song i love Abraham Afewerki. He’s like eritrean’s Michael Jackson.

  • @nebyattesfamariam5466

    @nebyattesfamariam5466

    Жыл бұрын

    Sndks. Skd d

  • @merhawihabteslasie1078
    @merhawihabteslasie10789 ай бұрын

    Abrshey !!!you always in our minds and in our memory Rest In peace the king is never die❤❤❤

  • @memumsganandnglmaryamyish4739
    @memumsganandnglmaryamyish47395 жыл бұрын

    ኣበራሃመይ መምህር ምንባር መምህር ጥበብ መምህር ፍቅሪ መምህር ሓልዮት ሲኒት ኩሉ ጸጽብቁ

  • @senay-tium-eka
    @senay-tium-eka5 жыл бұрын

    Abraham king of art no one will replace you forever 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @user-qx1nj8ui9o
    @user-qx1nj8ui9o Жыл бұрын

    ኣሕ ኣታ ነዚ መምህር ሂወት ዳኣ 1000000 ከማን ከይውሕዶ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ትምኒተይ ኮኾብ ሰማይ

  • @tesfaymehari3761
    @tesfaymehari37615 жыл бұрын

    He is the king of Art!!!

  • @xuseenibrahim217xuseen7

    @xuseenibrahim217xuseen7

    4 жыл бұрын

    Tesfay Mehari I am king

  • @user-qn1cl3wu1h
    @user-qn1cl3wu1h5 жыл бұрын

    Shikor & kekafleki hasabey bi hirfan yixbeyen aleku❤🙌

  • @user-dy9tv3rb7c
    @user-dy9tv3rb7c5 жыл бұрын

    ኣብርሽ ፍቅር እንታይ ይወፃካ ፈጣሪ ጨኪኑ ሂቡ ወሲዱልና ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ😭

  • @yuelzekarias138
    @yuelzekarias138 Жыл бұрын

    Abraham is king of 🇪🇷 Eritrea I love you abraham afewerki

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox9 ай бұрын

    ናይ አብረሃም ደረፈ ከሰመዕ ከለኩው ንባዓተይ አዮ ዘመፅአኒ ❤

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination-5 жыл бұрын

    እታ ዝምነያ ረኪበያ ሎሚ ረኪበያ ይብላ ነይረን ኣደይ ሃንሱ ጎሬቤትና ሎሚ ከኣ እቲ ብህንቀውታ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ሕጋዊ ምልቃቅ ደርፍታት ኣብርሃም ረኪብያ እሞ ከምዚ ከማይ እንቃዕ ሓጎሰና መሰል ንብረት ምሕላው ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ እሞ ያላ ህዝበይ ንተሓጋገዝ ደኣ።

  • @xuseenibrahim217xuseen7

    @xuseenibrahim217xuseen7

    4 жыл бұрын

    Good song

  • @yonijunior5192
    @yonijunior51925 жыл бұрын

    I miss you everything brother ❤😭❤

  • @tiegstyghilay9929

    @tiegstyghilay9929

    4 жыл бұрын

    ❤️❤️❤️❤️

  • @user-vj8de9yf2f
    @user-vj8de9yf2f Жыл бұрын

    ታይ ኢለ ክፅሕፍ ሲ አበይኒ ዉሸጠይ አብሩሽ መምህር ሂወት ኣብ ገነት የነብረካ

  • @israeltsehay5236
    @israeltsehay52364 жыл бұрын

    እንወድሃለን እናስታውስሃለን እናከብርሃለን ከአዲስ አበባ ኢትዬጵያ ❤️❤️❤️

  • @AaAa-nc3kc
    @AaAa-nc3kc5 жыл бұрын

    አብራም አፈወርቂ ትዝክሮ ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ግዜ አብሂወትካ ዝነብር ነይ ሂወት መቀረት እዪ so ilove you 4ever from ethiopia

  • @adgojitechnology9058
    @adgojitechnology90588 ай бұрын

    From tigray i havent word for this legend ❤

  • @aidaeritrin7944
    @aidaeritrin79442 жыл бұрын

    Tekle tesfazgi👌 Yemane barya👌 Abrham afewerki 👌 Legends❤❤❤

  • @finilove4656
    @finilove46562 жыл бұрын

    Abraham afewrki 👑👑you are bast music entay emo ኣለም ጨካን i miss you so much 👑😭💔💔💔😭😭😭😢😢 uyyyy alem 9 Ahhhhh 💔😭😢😢 I love you abi yake 😢😭😭😭

  • @yohanatsegay1488
    @yohanatsegay14885 жыл бұрын

    King 👑 for ever no one ☝️ can replace you our hero ahhhh alem kethelew nerka tay mo yegbre

  • @amanuelgebremedhin6595

    @amanuelgebremedhin6595

    4 жыл бұрын

    Absolutely true

  • @habtommengis5256

    @habtommengis5256

    11 ай бұрын

    ​@@amanuelgebremedhin6595Acctully, God can 😅.

  • @dreamdoit9434
    @dreamdoit94344 жыл бұрын

    RIP~ ABRHAM~AFWERKIE 😢❤💧 AAAAA AAA AAA AAA AAA AAAAAAAAAA AAA AAA AAA AAA i am proud to be eritrean... “we all die. The goal isn’t to live forever, but to create something that will.” ╭┈┈┈┈╯   ╰┈┈┈╮  ╰┳┳╯    ╰┳┳╯ 💧        💧

  • @ZemaBeats
    @ZemaBeats2 жыл бұрын

    Even I don't understand Tigrigna, your music is my soul therapie. Love you 😍 and miss you 😟 Rest in peace brother 🙏 🇪🇹 ❤️ 🇪🇷

  • @misghinatesfamichael4466
    @misghinatesfamichael44663 жыл бұрын

    ሂወት ኣብ መንፈሳዊ ይኩን ዓለማዊ ብተስፋ ኢያ ትነብር!!!

  • @filmontesfay9703
    @filmontesfay97035 жыл бұрын

    ❤️🎶So nostalgic !Lovely,Beautiful,Positive And Messageful Music! Maestro And Teacher Abraham Afewerki!🎶 ❤️So Loving,Talented, ❤️🎶Man Of Loving Music! ,Messageful,Positive and Wise Legend!🎶 “Good Art Never Dies!”

  • @ephremzewdie2604
    @ephremzewdie26044 жыл бұрын

    Abreham afeworki is a wonderfull laky singer i love it abreshe ነፍስ ይማር ከ ኢትዮጵያ

  • @abyssinialeathercraftzerub983
    @abyssinialeathercraftzerub9833 жыл бұрын

    ቃላት የሓፅረኒ ንዓኻ ዝኸውን ኣብረሸይ ፈጣሪ በይማና ኢዱ የቀበልካ😭

  • @torrestesfamariam1007
    @torrestesfamariam10075 жыл бұрын

    Viele Dank für Alles .Music Abreham Afewerki 🙏🙏🙏🙏📼📼🎼🎼

  • @michealitelos6332
    @michealitelos63325 жыл бұрын

    Abeshe kokob Eritraweyain Reste in peace abo selam abo feikrei jeigna wedi Eri!

  • @awetkflay2969
    @awetkflay2969 Жыл бұрын

    እሓ ኣብሪሽ ኣቦ ፍቅሪ ዓለም ቸናዊት

  • @mesfing1988
    @mesfing1988 Жыл бұрын

    This song still, give me chills, every time I hear Howard hit that high note. It will always be one of my top favorite songs forever.

  • @user-tb4oe2ws1r
    @user-tb4oe2ws1r6 ай бұрын

    መን ኣሎ ከምዚ ናይ ኣብሪሽ ክዝከር ዝነብር መምህር ፍቕሪ ኩሉ ነገረይ ክጭነቅ ከለኩ ናትካ ሙዚቓ ሰሚዐ ይረጋጋእ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hamekeren9362
    @hamekeren93624 жыл бұрын

    Misss yo Teacher ABRAHIMO 🇪🇷 🇪🇹 🇺🇸..

  • @D_SALU
    @D_SALU3 жыл бұрын

    ኣብርሃም መምህር ሂወት ወትሩ ኣብልብና ኣብ ገነቱ የንብርካ❤️🇪🇷🙏🙏🙏

  • @abiniyam
    @abiniyam4 жыл бұрын

    The best Tigrigna artist of all time, you will be remembered forever

  • @tesfaelemangosom4719
    @tesfaelemangosom47194 жыл бұрын

    እዋይ ተራእኪኒ ሎሚ ምሽት ከረነይ ነርኪ ተሸፍንኪ ልየት we love you kerenino abrish asil asil

  • @smretsmret2064
    @smretsmret20645 жыл бұрын

    Btami tenq nay abraham derftat zemxakumnlna Abraham wstye new alem godelo abraham btakoy mn thonyalesh

  • @tesfaeyusinqeyeri7384
    @tesfaeyusinqeyeri73845 жыл бұрын

    Ja Jeman ne abrsheyyy like like eska habuleyyy abrsheyy halal Tenafaqi fetrt ahhhhh entay imo 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @abrahalemulugeta7328
    @abrahalemulugeta73284 жыл бұрын

    ትመኒተየ ስልምቲ ጽንብላሊዕ ዕለብኒ ዓንቢበ ክጥጥዕ ። ኣብርሸይ ፈውሲ ልበይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake33496 ай бұрын

    መደዓዓሲና ሞራልና ከይንቆርጽ ውትሩ ድርፍካ መስ ሰማዕና ኢና ኣብሪሽ ታንክስ። ተምኒተይ ዘፈቱ ኣብ 2024 ዘስመዕካያ 100 ዘከውን ሊይክ ኣቡኒ ድቂ🇪🇷❤❤

  • @abrhamhabtu6259
    @abrhamhabtu62595 жыл бұрын

    Tebeb malet Ab wushtika Atu dikskis. Kubur seb Ab genetu yenbrka fetari.🌙

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi4293 жыл бұрын

    667 ሰባት ዲስላይ ገይሮ ዲየ ዝርኢ ዘለኹ ዋላስ ዓይነይ ኢዩ? 667 ሰባት ትግሪኛ ኣይሰምዑ ጸማማት ኢዮም ማለት ዩ። ምሳይ ትሳማመዑ ለይክ ብስም ኣቦ ጥበብ ኣብሪሽ ወዲ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ፍቕሪ

  • @user-wb2id9fx5b

    @user-wb2id9fx5b

    3 жыл бұрын

    Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💙💗❤💞💜

  • @girmaxentezare6201

    @girmaxentezare6201

    3 жыл бұрын

    agame eyom

  • @atakltitafere5687

    @atakltitafere5687

    2 жыл бұрын

    @@girmaxentezare6201 ዓጋመ ካባካ ንላዕሊ የፍቅርዎ ድሁል ልሕቲት

  • @desbeledermas5966

    @desbeledermas5966

    2 жыл бұрын

    Tigrinya zey semeu koynom aykonin ab ezni miedal ayneberun

  • @mesimesi8168

    @mesimesi8168

    2 жыл бұрын

    Aytesahatkan nay msmay cheger zlewem eyom mesleniy😂🤣🙈

  • @GezahegnWeld
    @GezahegnWeld2 ай бұрын

    I am a keen fan of old Eritrean music since my childhood, especially the works of renowned artists. Recently, I came across the music of Abraham Afewerki (golden man). As a speaker of Afaan Oromo and Amharic from Ethiopia, I would have been delighted to also listen to Tigrigna to fully grasp the messages in his songs.

  • @user-wh7uo1qp2c
    @user-wh7uo1qp2cАй бұрын

    Imagine if he’s till Alive though but his Legacy will live in our hearts forever 😢🫶🏾🫶🏾❤️🙏🏾

Келесі