Jack Ma ከም ወይተር ኮይነ ስራሕ ምስ ሓተትኩ "ንስኻ ጸቡቅ መልክዕ የብለካን" ኢሎም ነጺጎምኒ። ሎሚ ግን ወናኒ 50.3 billion ክኸውን በቂዐ።
Ойын-сауық
#Bana Media
ሎሚ ማሺን ካብ ወዲ ሰብ ዝበለሕን ዝሓየለን ክኸውን ይኽእል እዮ፣ ወዲ ሰብ ግን ዝለበመ እዪ። ሰለዚ ደቅና ዝያዳ መሃዝቲ ንምኻን ብዝግባእ ክንምህሮምኣለና ኣለና።
Thank you for watching, please don't forget to like and subscribe
Пікірлер: 30
ሰላም ናዓኪ ይኩን ፊልማዊት ሓፍተይ ከም'ኡ ድማ ሳዓብቲ ባና ሚድያ ንክልኩም ተካታተልቲ እዛ ቻነል ዕዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ብቀዳምነት ክብረት ያሃበልና ካይመስገንኩኪ ኣይካሓልፍን እየ ካብ ቲክቶክ እየ መጽየ ናይ (ዓሊ ባባ ) ( ጃክ ማን ) ኣናቃቃሕቲ መሳናክላቱ ፈንጢሱ ኣብ ዓወት ዝበጸሖ ጾሚቅኪ ብምምጻኪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ብድጋመ ፓርትታት እንዳ ገበርኪ ተትክጽልልና ከመይ ደስ ምበለና ዝካኣል እንተ ከይኑ ናይ ባዓል ናልሳን ማንዴላ ዊን ተተቅርብልና ጽብቕ ኔሩ ክብርቲ ሓፍተይ የቀንየለይ ትረግጽዮ ለምለም ትዛረብዮ ቀለም ይግበረልኪ ብሩክ ማዓልቲ 29/3-2022
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Yqenely Tesfa hawey. Eshi keqrb eye ykal eyo
@user-vk8ev6iy4c
Жыл бұрын
Samuel ዓርከይ ሃመይ ሞ ዋውውው
ቀጽልዮ ዛሓብተይ ካባኪ ብዙሕ ተማሂረ ከማኪ10000000 ዩክና 👏👏👏
jegna seb eki ( behaki aziye eye zednqeki berkity fetret!♥
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Yqenely zhawey
1000000 like pls keep it up
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you Danny
ሰላም ንዓኺ ባና ሓፍተይ! ንኽትቅጽልዮ ዘለኒ ድልየት ክገልጸልኪ ይፈቱ፡ ብፍላይ ናይዚ ጃክ ዝበሃል ብዛዕብኡ ብዙሕ ክፈልጥ ይደሊ የ ግን ብቋንቋ ትግርኛ ዝተጻሕፈ ኣይረኸብኩን፡ ሕጂ ግን ንዓኺ ብዝበለጸ ብድምጺ ረኺበ ኣለኹ፡ ስለዚ ቀዝልዮ፡ ከመይ ኢሉ ናብ ዓወት በጺሑ እንታይ ተጠቂሙ ብምዕራፍ ገርኪ ቀጽልዮ፡ ኮምኡ ውን እቲ ደቂቅ ኣይትውሕድዮ ማለት እንተ ወሓደ 30 min እንተዝኸውን ተመራጺ እዩ። ምኽንያቱ ኣውሪድና ዋላ ኣብ ስራሕ ክንሰምዖ ስለ ንኽእል። የቀንየለይ
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Eshi and thank you
Always You have Powerful massage dear!Thank you for sharing
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you
❤
ዎው xbuki ተመርት ትሓንክስ ሶ ሙች
ባና ባና ከም ስማ ኢለ ሱቅ ክብል ይመርጽ።ሓንቲ ክላበወኪ ግን በጃኺ ናይ ጃካ ማ ኩሉ ካብ መጀመርታ ታሪኹ እባ ኣምጽእልና።
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Eshi
Thank you for sharing sis respect
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you
ሓፍተይ ኩሉ ግዜ ንተቅርብዮ ምሃሪ ትርጉማት ካብ ብሉጽ ሰብ ቡሉጽ ሓሳብ ይውለድ ኢልና ክንዓጽዎ። ኣይትዝሓሊ ኣበርቲዕኪ ቀጽልዮ።😍
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you Habtom
ሰላም ነዓኪ ባና ሓፍተይ ጎበዝ ቀጽልዮ ብሕጂ ውን ብዙሕ ኢና ካባኪ ንጽበ ናይታ ተማሂረላ ዝበለ ፊልሚ ሊንክ ወይ ኣርእስታ ስደድለይ
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you Fthawi hawey. Forrest gump eya tbl ab netfllix trekba aika
I am proud of you my dear sis , ,,,,
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you habiti
ባና ሓፍተይ ዝከኣል ተኾይኑ እታ ክላሲካል እባ ሊንክ ስደድለይ ደልየያ ነይረ።
@banamedia5262
2 жыл бұрын
kzread.info/dash/bejne/q5elwa-QaZjIotI.html selam azia eye nsa ente koyna aza zdelkay
ስለቲ ሓበራዊ ፍልጠትን ሓበራዊኢ ዕብየት ተረዲእኺ ብሉጽ ነገር ስለዘካፈልክና ክብረት ይሃበልንና ክብርቲ ሕስፍትና ። ሰብ ዘለዎዩ ዝህብ፡ ኣብ ውሽጥኺ ሓበራዊ ጸገ ምምህላውኪ ደስ ዝብልዩ ። ፍልጠትኪ የብዝሓዮ
Selam filimawit haftey sraki bitaemi adniqeyo gobez ajoki qexlyo zkone hagez kabaki delye neyre bkemey kirekbeki ykiel facebook account ki entay eya tbl sorry zikea l tekoynu eye Thank You for You Reaction
@banamedia5262
2 жыл бұрын
Thank you. friend request sedidelka aleku ane
@rahaseokubamicael1707
2 жыл бұрын
Ok fili haftey thank You so much Hii belni eske kirieya