#Ban

Пікірлер: 118

  • @amiteytekle
    @amiteytekle2 жыл бұрын

    ከይተገረምኩ ኣይተረፍኩን ኣነ ዳርጋ ባሕታዊ የ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን ማለት በይነይ የ ዝፈቱ ምስ ነብሰይ ምዕላል እቲ ምንታይ ብዙሕ ጸቕጢ ስለዘለኒ ዶ ይኸውን ፡ኣይተርፍን ዩ ነዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኩ ግን ንባዕለይ ሂወተይ ድርሰት ምኻና ተረዲኤ ፡ኣቕራቢ ዛ በደብ ብጣዕሚ የ ዘመስግን ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ጋል ኩን ወዲ ሳብስክራይብ ገረ ዳርጋ ኣይፈልጥን የ ሞ ሎምስ ኣትየያ ,,,የ,,,ቐ,,,ን,,,የ,,,ል,,,ና

  • @yosiefabraha4576
    @yosiefabraha4576

    ኣጆኺ ባና

  • @samsonteklay2845
    @samsonteklay28452 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ዚቢል ኣቓራርባ ከመኡ ኢዊን መሃሪት ትረካ። 🌼🌻

  • @gedamaxqku1451
    @gedamaxqku1451

    ብሓቂ ውሕሉልን ቡሉጽ ኣቃራርባ በልባ ኢደመን ትዕና የህብኪ ቅጸሎዮ

  • @user-zu3xk4gg4j
    @user-zu3xk4gg4j

    Bahqi mahrit qexlyo zahaftey fetari adme yhabki ❤❤❤

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ኣቃራርባ ዝድነቅ ።

  • @freta8958
    @freta89582 жыл бұрын

    እታ እንኮ መምህረይ ናይ ሓቦን ተስፋን ሞራልን እንተሃሊያ ሙኒባ ሞዛሪ እያ

  • @ghirmayhaile8200
    @ghirmayhaile82002 жыл бұрын

    ባና ሜዳ የመስግነኩም ሰለ'ቲ ናብ ቋንቋና ተርጐምኩም ነዚ ኣዝዩ ዝተሓላለኪ ከቢድ ብዴሆ ሰግራ መምህር ሕብረተሰብ ዝዀነ

  • @user-kp4rb6xd8m
    @user-kp4rb6xd8m2 жыл бұрын

    ዋውውውው ማሃሪ ታርኽ ቀጽልዎ በጃኹም ፓርት 2 ኣይትደንጉይና

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696

    አምላክ ዕድዲን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya22662 жыл бұрын

    ብጣዓሚ ደስ ዘብል ዛንታ ከምዚ ገርኪ ክትምሪናን ከተባራቲዕናን ናዕኪ ካብቲ ዘሎኪዮ ኣዚኪ ክትብርቲዕን ክትነፊዕን ይምሕጸን ናዕና ድማ ሰሚዕና ኣብ ልብና የሕድሮ ጎበዝ ካብዚ ናይ ኣነዋሪ ኣዛራርባን ይሰውረና ።

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay86982 жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ምሃሪ ስራሕ ኣበርቲዕኪ ቀጽልዮ ፊሊ ሓፍተይ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኪ

  • @jonilove6576
    @jonilove65762 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ፓርት 2 ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @zeraiyosef8494
    @zeraiyosef84942 жыл бұрын

    Bteami mehari zkone tariki hiwet Part 2 eba sdedlna

  • @luwamsium7052
    @luwamsium70522 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ሰሓቢት & መሃሪት ዝኮነት ዛንታ ምስ ትርጉም ኣቀራርባ ፊሊ ሓፍተይ ቀጽልዮ ንሕና ዉን ኪንጽበ ኢና

  • @danielwelday4305
    @danielwelday43052 жыл бұрын

    ደስ ዝብል መደብ ኣጆኪ ቀጽልዮ ኻልኣይ ክፋል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @habtomtesfamukal2111
    @habtomtesfamukal21112 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዝገርም ዛንታ ኣይካኣልኩን ብንብዓት ወድእያ ባጃኪ ባ ክብርቲ ሓፍተይይይ ፓርቲ 2 ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ክንጽበየኪ ኢና

  • @habtomhaile6022
    @habtomhaile60222 жыл бұрын

    ዋውው ዝነኣድ ብሉጽ ስራሕ እዩ በእነት ካብዛ መልእኽቲ ብዙሕ ተማሂረ ኣነ ኢደይ ኣብ ሳህራ ተሰይረ ግን ኩሉ ግዜ ሸፊነያ እየ ዝኸይድ ነየረ ምኽንያቱ ሰባት ከይሪእዋ ብዝብል እየ ኣዝያ ተሃስያ ክሰርሓላ ስለ ዘይክእል ለሚሳ ስለ ዘላ ውን ሕጂ ግን ነርማል እየ ዝጥቀመላ ዘለኹ ካብ ሕጂ ንንየ ግን ደጋዊ ስንክልና ዋላ ሓደ ጸገም ከምዘይብሉ ተማሂረ። ውሽጣዊ ስንክልና ጥራይ ኣይሃሉ እምበር።

  • @mulu6622
    @mulu6622

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ኣጆኺ ቀጽልዮ

  • @musseteklit2860
    @musseteklit28602 жыл бұрын

    መምህርቲ ናይ ሂወተይ ዝድንቃ ወዲሰ ዘይጸግባ ዉድእቲ ጓል ሄዋን ንጹህ ልቢ ኣለዎ ናይ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ሓብትና ከምዚ ጠቃሚ ነገር ከተመጽኢ ብምኽኣሊ የመስግነኪ ቀጽሎ።

Келесі