ትጭነቕ አለኻዶ ? | መፍትሒ | ባባ ሮቤል |

Пікірлер: 576

  • @PALN-yw7jz
    @PALN-yw7jz11 ай бұрын

    ባባ ሮቤል በኸመይ ይፈትዎ መስለኩም ኣነ ኸምዚ ኢየ ኔረ እንዳ በለ ኢዩ ዝምህር እዚ ኽኣ ንምንታይ ይጠቅመና፡ ክንቅየር ከም ንኽእል ኢዩ❤ ።

  • @ghirmaydebsh1730

    @ghirmaydebsh1730

    11 ай бұрын

    Really

  • @demekide1077

    @demekide1077

    10 ай бұрын

    @@ghirmaydebsh1730i

  • @hewangrma6836
    @hewangrma683611 ай бұрын

    ክፈትወካ አነስ ክቡር ኣቦና 💜💜💜

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal413211 ай бұрын

    ❤❤❤ ባባ ሮቤል እንቃዕ ድሓን መጻኣካ ቀዳማይ ጸላኢካ ኣታሓሳስባካ ኢዩ ትብል ብዙሕ ካባካ ተማሂርና ኢና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ቀጽሎ ❤❤❤

  • @warger2936

    @warger2936

    11 ай бұрын

  • @CanaanBananaHD

    @CanaanBananaHD

    11 ай бұрын

    ባባ ሮቤል ካባካ ብዙሕ ተማሂረ የ ኣምላኽ ይመስገን ካብ ጭንቀት ዉን ኣምላኽ ይመስገን ድሓን የ ኣነ ጸገም ኮይንኒ ዘሎ ግን ምስ ኩሉ ዓቅምታተይ ብ Brain Fog ብዝባሃል ሕማም ኣእምሮ ንክትገልጾ ኣሸጋሪ ኣብ ምስትዉዓል,ኣብ ስራሕ,ኣብ ዝምድና,ኣብ ትምህርቲ ዓቢ ጸገም ጌሩለይ ኣሎ በቃ ምስ ኩሉ ዓቅምታተይ ኣእምሮይ ዝተሸፈነ ኮይኑ ይስምዓኒ ኣሎ ምናልባት ክኣ ከምዚ ከማይ ዝስምዖም ሓበሻ ኣሕዋተይ ክህልዉ ስለ ዝክእሉ ኣስፍሕ ኣቢልካ ብዛዕባ እዚ እንታይ ክንገብር ንክእል ምክሪ ተትህበና ጽቡቕ ኔሩ ምክንያቱ ወላ መኪና ክዝዉር confuse ይኸውን ናብ ሓደጋ ከይኣቱ ድማ ኣዝየ ይፈርሕ ምክንያቱ ኣእምሮይ ሃንደበት ከምዚ ይዕጾ ሕጂ ኣብዚ ከም reply ጌረ መሊሰልካ ዘለኩ ድማ ኣቀድምካ ትሪኦ ትከዉን ኢለ ስለ ዝሓሱብኩ የ ከምዚ ናተይ ሽግር ዘለኩም ወይ ዝነበረኩም ድማ ሓሳብኩም ተተካፍሉኒ ደስ ምበለኒ ዳርጋ ኣብ ምዓልታዊ ናብራ ሂወተይ ጠጠው ኢለ ኣሎኩ ነዚ ኮመንት ከማን ብክንደይ የ ጺሒፈዮ ሓኪምን ሰባትን ዘይፈልጥዎ ሕማም ኣይሃበና ኣሕዋተይ ሽግር ረኪበ ሽግር ኣይትርከቡ ካብ ኩሉ ጠጠው ኢሉ ኣሎኩ ምስ ኩሉ መደባተይ እሞ ምክርኩም ኣይፈለየኒ ነዊሕ ሕቶ ምጽሓፈይ ይቅሬታ ይሓትት 😢😢😢።

  • @sahleyonas7844

    @sahleyonas7844

    11 ай бұрын

    ​@@CanaanBananaHDሰላም ሓወይ እዚ ትብሎ ደለካ ኣብ ኩልና እዩ ዶሎ ንኣብነት ተለፎንካ ኣቢ ኢድካ ከላ ኮለል ትብል ትደልያ እዚ ካኣ ኣእምሮና ካብ ኣካልና ወጽዩ ናይ በይኑ ስራሕ ይሕዝ ኣይውሃሃድን ነገራት ሒዝካዮም ከለካ ኮለል ትብል ትደልዮም ብዛዕባ መፍቲሒታቱ ግን ኣነ ውን ከምዛ ናትካ እየ መልሲ ቅጽበ ብዝኮነ ኣብቲ ታኣምኖ እምነት ብዝያዳ ክትማላለስ ኣለካ

  • @mebrahtikiflemariam1002

    @mebrahtikiflemariam1002

    11 ай бұрын

  • @meharitgeremikeal2114

    @meharitgeremikeal2114

    11 ай бұрын

    ​❤❤❤❤

  • @tekhlitfissehaye-ou8cm
    @tekhlitfissehaye-ou8cm15 күн бұрын

    መምህር ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና❤❤❤❤

  • @brijap5171
    @brijap517110 ай бұрын

    ንቲ ሕማም ኣባይ ዘሎ ተገሊፁ ይቅንየለይ❤ ባባ ካብ ሐዚ ክምክር እየ ክድሕን ድማ ተስፋ ይገብር 🙏ገንዘብ መጥፍኢ ሕክምና ዘይረ 😣እስኪ ኣሕዋተይ ብዘይካ ፈጣሪ ከሊእ ተጨኒቀ እንታይ ካይንኪ ኢሉ ዝሓተኒ የብለይንሞ ኣጀኪ ዝብል ተስፋ ሃብኒ🙏😍😊

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566

    @rahelasmerinabelalifestyle5566

    10 ай бұрын

    አጆኪ ዝሐፍተይ ኩሉ ሽግር አለዎ ብብዓይነቱ ድአ ይኩን እንበር አቀኑን ዓይነቱን ይፈላለ እንበር ኩሉ ውሽጡ ሽፊኑ እንዳኸደ እንበር ኩሉ እዚ ትርእዩ ካብ ነብሰይ ጨሚርካ ሙሉዕ ማለት አይኾነን ግን እንታይ እዩ ደረቱ ተመስገን ብጾሎት ምስ ፈጣሪኻ ምቅራብ አዝዩ የህድአካዩ ሰብ እንተጨከነልኪ አበይ አለኺ ከመይ አለኺ እንተዘይበለኪ አይትገደሲ እቲ ዝፈጠረኪ ብሩኽ አቦኪ ግን ከቶ አይክገድፈክንዩ እዩ ንነብስና አነ ይሐይሽ ኢልና እንተዘየጸናናዕናያ መሊስና ባዕልና ክንጉዳዕ ኢና አጆኪ አጆኪ ዝሐፍተይ ሂወት ሐጻርያ ተጠቀምላ ንጓሂ ዝከውን ጊዜ አይትፍቀድላ ሐደራ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን

  • @brijap5171

    @brijap5171

    10 ай бұрын

    እሺ ዛሓፍተይ ይክብረለይ❤❤❤

  • @user-hv9fo2tv3i

    @user-hv9fo2tv3i

    2 ай бұрын

    Ajiki haftey natey amlki kab akemna nelaili fetna ayhbenanu so ajona nkaleso

  • @user-zm4pv4eu3f
    @user-zm4pv4eu3f16 күн бұрын

    ባባሬቤል ቀፅሉሉ ንካታተሉኩም ኣለና

  • @tekilafiss5686
    @tekilafiss568611 ай бұрын

    ዶክተር ሮቤል ክክክክክክክክ ንዓይ ዝዛረበኒ ዘሎ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። Thank you MR Robel❤❤❤❤❤

  • @selamseluma4279
    @selamseluma427911 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሀልካ ክቡር ሐወና ሮቤል ብጣዕሚ እየ ዝገርመኒ ልዕሊ 15 ዐመት እየ ዝፈጦ ወይ ዝተከታተልክዎ ትምርትካ ቡዙሕ ድማ ጠቂሙኒ እንዳበርታዕካ ድማ ተባራትዐና አለካ አጆካ ከማካ ዝበሉ አህላፍ ህላፋት ኩኑ አሜን ❤🙏❤️🙏❤️🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye64011 ай бұрын

    ባባ ሮቢል ባዓል ብሉፅ ኣእምሮ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ስለቲ እትህበና ትምህርቲ የቐንየልና❤👏 ጭንቀት ዓብዪ ሕማም እዩ ብሓቂ😢

  • @betu46
    @betu4611 ай бұрын

    መርሓባ ባባ ሮቤል መምህር ሂወት 💯✅❤

  • @rozlove8820
    @rozlove882011 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ብሓቂ ብፍላይ ኣብ ስደት ንዘለና መንእሰያት ብዙህ ጭንቀት የሕሊፍና ኣብዚ በጺሕና ምባል ገዲፍና ንጭነቕ እስከ ትሕቴና ንርኣይ ካልኣይ ክፋል እንተትህልዋ ባባ ሮቤል ደስ ምበለና!

  • @user-tz5zk4nu5z
    @user-tz5zk4nu5z11 ай бұрын

    ባባ ሮቤል ሓይሊ ውሲከ እንዳ ሰማዕክዎ ንዓና ንክሕሸና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @GualRaya-vz4zz
    @GualRaya-vz4zz11 ай бұрын

    ይጭነቕ ጥራይ ኢልካ ባብተይ😢❤😢😢😢😢😢😢😢 ብጭንቐት ርእሰይ ክፍንጀር ይበጽሕ😢😢😢😢😢

  • @WediMera-xo6en

    @WediMera-xo6en

    2 ай бұрын

    Ajoki hafteyy nty 🙏😘😘

  • @elsatekle5307
    @elsatekle530724 күн бұрын

    ባባ ሮቤል ብዙህ የመስግነካ ኣነ ግን ብዙህ እየ ዝጭነቅ ለይቲን ቀትርን ኣይድቅስን እየ ዋላ ክገድፎ እንተ በልኩ ኣብዩኒ ዋላ ፀሎት ክገብር ከለኩ ኣብ መንጎ ጭንቀት ይገብረለይ ምክርኩም ሃቡኒ የህዋተይ

  • @furtunakebede5193
    @furtunakebede519311 ай бұрын

    መርሕቅባ ባባ ሮበል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብልቢ ኢና ንፈትወካ❤❤❤

  • @AkberetKeshi-mb5dh
    @AkberetKeshi-mb5dh16 күн бұрын

    Amen 3

  • @amanuelhailegergishweldege8411
    @amanuelhailegergishweldege841111 ай бұрын

    Baba rabi btaemi eye zednkeka kulu gzie bulux mara eyu ztekmeni kexlo

  • @user-bu3pl4xk1y
    @user-bu3pl4xk1y2 ай бұрын

    የቀንየልና ክብር ሓውን ሮቤል

  • @tibezerai5571
    @tibezerai557111 ай бұрын

    የቀንየልና ሮቤል ሐውና ዕድመን ጥዕና'ን ይሃብካ ምስ ስድራኻ 💪💓😍💕🙏💪💪🙏

  • @user-gn7kc3in5o
    @user-gn7kc3in5o6 ай бұрын

    ኣረ ኣቦና ማዓረይ ናይ ሂወትና መምህር ኩሉ ሰብ ጡዑይ ክኮን ጡዕዮም ንሰባት ከጥዕዩ መምሃራን የብዛሕዮም ከማኩም። ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ነዞም ቁኑዕ መምህር ምኽሮም ንክሰምዕ እስካብ እዛ ዕለት ዘፅናሓካኒ ተግባራዊ ንክገብሮ ዕድመን ጥዕናን ሃበኒ ፈጣሪ❤

  • @user-en6ds5hb9u
    @user-en6ds5hb9u10 ай бұрын

    ሮቤል ብጣዕሚየ ዘድንቀካ ኩሉ ትምህርትካ ደስ ዘብልዩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom86011 ай бұрын

    መርሐባ መምህር ሮቤል የቀኒየልና ጺብቅ ትምህርቲ አምላክ ዒድመን ጥዒናን የሃብኩም 💕💯👍🏽🙏🏽💕

  • @user-dc2pm3bp8g
    @user-dc2pm3bp8g2 ай бұрын

    يعطيك العافيه حبيبنا واخونا جزاك الله خير والله درست والله وانا كان عندي والله تعلمنا منك يا اخي العزيز يديك العافيه والله

  • @ayneta747
    @ayneta74712 күн бұрын

    ኩቡር ኣያና ሮቤል ጭንቀት ዝባሃል የለን መንእሰይ ዓዱ ከምዝመለስ እንተሰሪሕኩም ጥራይዩ ጭንቀት ዝፍወስ ወድሓንካ

  • @helensolomon4116
    @helensolomon41162 ай бұрын

    ብሩኽን ክቡሩን ኣቦና ኣቶ ሮቤል ስለቲ ሃናጺ ምኽርኹም የቐንየልና።

  • @user-gn7kc3in5o
    @user-gn7kc3in5o6 ай бұрын

    ባባ ሮቤል ብጣዕሚቅኑዕን ሓቀኛን መምህር ኢካ ቀፅለሉ ትምህርትካ ድማ ተግባራዊ ክንገብሮ ኢና ከም ንዕወት ድማ ርግፀኛ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤

  • @Natsnet575
    @Natsnet5752 ай бұрын

    Kemey gere tetew kebilo!! nisa eko ya kebidatini zela baba robel. hade mealti kulu eti shigratey mis halefe mchinak ygedfeni ykewin balu ember anes yftino aleku kulu natka mkri gin ayteawetkun. Anyways bitami yemesgineka amlak edmen teanan yhabelna🙏🙏🙏

  • @romangedeye9684
    @romangedeye9684Ай бұрын

    ትክክል ፀሎት ድማ የድሊ እግዚአብሔር ይሐልየና

  • @user-ju3mm7hj5u
    @user-ju3mm7hj5uАй бұрын

    Baba Robiel enqoe bselam mexaka❤️❤️❤️

  • @haygetgebutan287
    @haygetgebutan28711 ай бұрын

    ብሐቂ መምህር ሂወት ኢኻ፡አምላኽ ይባርኸካ!

  • @tekliabarya2074
    @tekliabarya2074Ай бұрын

    ዋውውው ዘም "ደቀይ" ኢልካና ድስ ዝብል እዩ።❤

  • @adhanetbeyene7676
    @adhanetbeyene767611 ай бұрын

    Nay behaki mexananatin meharitn eya Baba Robel Good job keep continue God bless you!!!

  • @rehaboth203
    @rehaboth20311 ай бұрын

    The Tigrinya speaker society is really learning from your lessons and getting encouraged and changing for the better. Thank you baba Robel for sharing your wisdom. Keep sharing us your knowledge. God bless you.

  • @abrehetanania7269
    @abrehetanania72694 ай бұрын

    እግዝአቢሔር መመሊሱ የባርካ.ዕድመ የሀብካ ቡዙሕ መስግነካ.

  • @samuelmebrahtu8125
    @samuelmebrahtu812511 ай бұрын

    Bedebka btami yu zmisteni bahaki memihri ika blibi 🐝🌹🐝🌹 shimi nhbi eka nasnelubona hasabatika lebami hasab aleka kemaka blibi wuhudati yomi kemaka nakan kemizikemakan da rina tedebisna kab internetis darga wediseb abibterneti kuzuruguho zwioli zolo ninterneti kemizikemaka whdati yomi blib ykenelina ❤.

  • @user-ey2bu7ut1f
    @user-ey2bu7ut1f11 ай бұрын

    ይቀንይልና ክብር ኣቦና❤❤❤❤❤

  • @hhb98ndndn58
    @hhb98ndndn5811 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኸሪ

  • @mohanwaralv4097
    @mohanwaralv409711 ай бұрын

    Tack du e bästa ❤

  • @michaelyebiotesfay7015
    @michaelyebiotesfay701511 ай бұрын

    ሮቤል ብጣዕሚ የድንቀካ❤❤❤❤ ቡዙሕ ተማሂረ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ፡

  • @fachehagos3757
    @fachehagos375711 ай бұрын

    ባባ ሮቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢካ ትህበና’ሞ ብጣዕሚ ነመስግነካ

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot766311 ай бұрын

    Yqnyelna baba Robiel❤🙏

  • @jeremiah5707
    @jeremiah570711 ай бұрын

    Thank you Baba God bless you long live

  • @user-sk2pe4gl3p
    @user-sk2pe4gl3p2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @nuraabdorahman4741
    @nuraabdorahman474110 ай бұрын

    ماشاءالله ❤

  • @simretkidane-yd1ee
    @simretkidane-yd1ee11 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ባባ ሮቤል መም ሂወት

  • @Tekle319
    @Tekle3196 ай бұрын

    Thanks Baba Rebi

  • @tgiraylove4288
    @tgiraylove428811 ай бұрын

    የቀንየልና ክብር አቦና

  • @YohanaLegese
    @YohanaLegese17 күн бұрын

    Betami des zebel temrti u ❤

  • @TesfahiwetAraya
    @TesfahiwetAraya2 ай бұрын

    Abshr baba robi adme yehabka

  • @user-ti7ps1rm5j
    @user-ti7ps1rm5jАй бұрын

    Tanks keep up

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i2 ай бұрын

    Thanks baba edmen tenan yhabka

  • @onelove4781
    @onelove478111 ай бұрын

    Well said!!! 🙏🙏🙏

  • @febunatey7986
    @febunatey79866 ай бұрын

    Waw, no words baba robel thanks

  • @sarasaraa1298
    @sarasaraa129810 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃቦኩም

  • @youel..116
    @youel..11611 ай бұрын

    Memher betami des zebel temhrti ❤

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha75511 ай бұрын

    ናይብሐቂ መምህር እየን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤

  • @merhawwit
    @merhawwit2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤Egzaebiher Yemesgen

  • @_john2000
    @_john200011 ай бұрын

    መምህር..❤

  • @tsehayzerit7874
    @tsehayzerit78743 ай бұрын

    Thanks baba Robel Gbu😊

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon891511 ай бұрын

    Thanks more dear doctor

  • @nahi8977
    @nahi897711 ай бұрын

    ዋውውውውው እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ዕድሜኻ የንውሓዮ ወላዲ

  • @azzurranovelli2890
    @azzurranovelli289011 ай бұрын

    Grazie dottore nay bhaki 😘

  • @simonweldit
    @simonweldit10 ай бұрын

    Kbret yhabelley Baba Robel

  • @adiamyemane9585
    @adiamyemane958511 ай бұрын

    Tebarek danke 🇪🇷🤗🇪🇷🤗🇪🇷🤗🇪🇷

  • @abrahamtesfamicael9798
    @abrahamtesfamicael97982 ай бұрын

    Baba robel nay wlkey eu ezi thanks

  • @user-un4ks3br3v
    @user-un4ks3br3v9 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጎበዝ

  • @yohannesmedin7825
    @yohannesmedin782511 ай бұрын

    Thank you, doctor .

  • @user-yb3pj8uu8y
    @user-yb3pj8uu8yАй бұрын

    ይቅናይልና የኔ አባቴ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ♥️♥️💙🙏

  • @habengebreab8207
    @habengebreab820711 ай бұрын

    Nay bhaqi BABA thank you so much❤

  • @biniyambrhane1252
    @biniyambrhane125211 ай бұрын

    Nay bhaqi abay tmhrti Thanks 🙏

  • @user-bm6sq4uf6j
    @user-bm6sq4uf6j2 ай бұрын

    Well said! God bless you 🙏🏽

  • @merhawithadish1138
    @merhawithadish113811 ай бұрын

    Buzuh ena nmehar baba robel edmenthnan yhabka ❤❤❤

  • @mulushewawari3665
    @mulushewawari36654 ай бұрын

    wow thank you very much.

  • @fisahayeabadi7609
    @fisahayeabadi760911 ай бұрын

    You are wonderful I appreciate you to much.

  • @tigrinyanewschannel61
    @tigrinyanewschannel6111 ай бұрын

    Tebarek

  • @HiyabFthi
    @HiyabFthi8 күн бұрын

    Thank you so much

  • @absiblessed8542
    @absiblessed854211 ай бұрын

    Thanks babaye lov you❤❤❤

  • @anbesameharifqrieyuamlakhe9689
    @anbesameharifqrieyuamlakhe96899 ай бұрын

    Thank bab robiel

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh16019 ай бұрын

    Thank you sir.

  • @selamteweldebrhan2661
    @selamteweldebrhan26616 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ❤

  • @RobelTsegai-jz3gt
    @RobelTsegai-jz3gt10 ай бұрын

    GOD BLESS YOU FATHER.

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye656111 ай бұрын

    Thanks Baba Robel ❤️🙏

  • @vsduety5954
    @vsduety595411 ай бұрын

    ባባ ሮቤል ❤ብሉፅ ቀፅልሉ ብዙሕ ላተምሃርና ኢና🙏

  • @isseydavid8506
    @isseydavid850611 ай бұрын

    Thank you very much 👍

  • @snitmebrahtom8642
    @snitmebrahtom864211 ай бұрын

    Great advice as always

  • @user-mf1iy7zg2d
    @user-mf1iy7zg2d11 ай бұрын

    የቀነየልና ባባ ሮቤል❤

  • @faliyoab607
    @faliyoab60711 ай бұрын

    Thank you so much you are a great teacher.

  • @SirajZaki-qm3hr
    @SirajZaki-qm3hr11 ай бұрын

    Exactly baba Robel Thanks more 🇪🇷❤❤❤❤

  • @wedimeakele4236
    @wedimeakele423611 ай бұрын

    Thanks Baba Robel

  • @Alpha-mp2ms
    @Alpha-mp2ms11 ай бұрын

    You are my inspiration baba robel 🤗🤗

  • @HBAChannel1987
    @HBAChannel19879 ай бұрын

    ❤❤❤ Smart man Thank you, GBU!!!

  • @selamtes9795
    @selamtes979511 ай бұрын

    Amlak brkkk yeblka doctoreye for more!U r really inspiring our generation!!!❤❤❤

  • @user-ww5yh1em8f
    @user-ww5yh1em8f11 ай бұрын

    Good job boss, interesting point

  • @ademromodan4704
    @ademromodan470411 ай бұрын

    Good job thanks alot.

  • @Shewit325
    @Shewit3252 ай бұрын

    Thanks baba Robel

  • @user-lg2pi9tf8h
    @user-lg2pi9tf8h10 ай бұрын

    Yes you are right thank you so much

  • @user-jt1wn9wv3h
    @user-jt1wn9wv3h5 ай бұрын

    God bless u dear father

  • @negasitesfamichael5680
    @negasitesfamichael568011 ай бұрын

    መርሓባ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ መምህር ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @freweinitesfai-vo4bk
    @freweinitesfai-vo4bk4 ай бұрын

    Thank you so much Dr Robel 🙏

  • @marssemay69
    @marssemay6911 ай бұрын

    Thank you 🙏🏽!

Келесі