ህዝባዊ ቃልስና ፍረ ንኽርከቦ...
ህዝባዊ ቃልስና ፍረ ንኽርከቦ...
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
Mahder-production social media links፡
Facebook- / mahderproduction
KZread- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
Пікірлер: 634
ወዲ መምህር 124ሽሕ ሳብስክራይብ ኣለዉኻ ከም ጥንስቲ ማዓልቲ እንዳ ጸብጸብና ክንጽበየካ ኣይኮናን ወይ ጠቕሊልካ ግደፎ ወይ ሓግዘና። ዝጽበየካ ሰብ ዉሑድ ኣይኮነን💙🙌🏿
@Halamadr146
Ай бұрын
ሓበሻ ዕደ ኢዩ እንበር ጠቅሊልካ ኣንሳብስክራይፕ ነንግድብራ ክልምን ኢዩ ነይሩ ንግሆ ንግሆ ምመጸ
@Peacean
Ай бұрын
@@Halamadr146 unsubscribe ዝግበሮምስ ሽሕን ምኢትን ኣለዉ ዝዓርከይ።
@Halamadr146
Ай бұрын
@@Peacean ኢሞ ትጽብት እንዳ ገበርናሉ ይጠፍእ ኮይኑ
@Peacean
Ай бұрын
@@Halamadr146 yh ሓቅቓ ንሱ ዳኣ ክጠፍእ ከም ዘይ’ብሉ ኢና ክነግሮ ዘለና🙌🏿
@Sdethfret13
Ай бұрын
ካብ TikTok aykonen eko zemtseo zelo nsu keman sesiu mealtawi video zeyewredes
ከም ሓሳብ መልእኽቲ ከመሓላልፍ ደስ ይብለኒ: እዚ ንጉዓዞ ዘለና መንገዲ እንተንቅይር ምሓሸ: እዚ እንኽተሎ ዘለና መንገዲ ናይ ዱኹማትን ሰነፋትን እዩ:: ምኽንያቱ ኣይ ዓቁሚ ሃሊዩና ብሓሳባትን ብዓበይቲ ዕላማታትን ተመርሕና: ኣይ ግዜ መሪጽና ውሳኔ ሂብና: ሓዲግ በቃ! ክብሪ ባህልናን መንነትናን ምብሉሻው ንዝመጽእ ወለዶ ውን ጸጋማዊ ሓሳብ ምግዳፍ'ዩ'ዚ:: ይርድኣና እንተል'ዩ ኣባና ክበጽሕ'ዩ ታሪኽ:ክብሪ: ምትእምማን: ሓድነት ትርጉም ሲኢኑ: ከምኡ ውን ውልቃዊ ረብሓ ሕነ ምፍዳይ ሳዕሪሩ:: ካብ'ዚ ድኽመትና/ ስንፍናና ንምሃር : ብሰሩ'ና ሃገር ገዲፍና ኣብ'ዚ ዘለናዮ ህሞት ዘለና እሞኽኣ ኣብ'ዚ ክፍለዘመን'ዚ:: እዚ ኽኣ ኣነ ስሚዕታዊ ሓሳብ ወይ ፊሹል እስትራቴጂ እየ ዝብሎ:: ኣብናይ ሓሳብ ኮነ ናይመሰለይ ይትሓለወለይ መንገዲ: ምቅትታል ኣየድልን'ዩ: ሕነ ምፍዳይ ውን ኮምኡ:: መሰልና ክሕሎ እናጸዓርና ንምንታይ እዚ ንገብሮ ዘለና ተግባር ዝፍጸም? ኣብ ናይ ፖሎቲካዊ ይኹን ኣብ'ቲ እንነብሮዘለና ሕብረተ-ሰብ ተቀባልነት የብሉን:: እዚ ክኣ መሳርሒታት ካልኦት ኮይና ክንተርፍ'ና:: ምስትውዓል ከድሊ'ዩ ካብ ስሚዕት ወጺና ብርትዓዊ መንጉዲ ንጉዓዝ:: እንትምንታይ'ሲ ካብ ናይ ቅልጽማዊ-ሓይሊ: ብጥበብ ወይ ብርእሲ ምሕሳብ'ዩ ከዋጽኣና ዝኽእል:: ነስተውዕል!! ወድሓንኩም🙋🏾♂️
ፅቡቅ ሃሳብ እዩ አነ ከም ሓደ ትግራዋይ እዝ ተጀሚሩ ዘሎ ቃልሲ ናፅነት ዉሕሉልን በሊሕን መሪሕ ዉድብ የድሊ እዩ ቃሲም ዉፁዓት ሽንቲ ግመል ከይከዉን ብርጌድ ንሐመዱ ይስዕር 💪
@M.pet.
Ай бұрын
Nhna nsier bel etom brgied nhamedu tblom zeleka natka eyom.Ayoka nayna
@hiwetfetanaeyu918
Ай бұрын
Ane abel hade libe❤ eye suk mibal xibuk eyu
@Eritreanlibya
24 күн бұрын
Zearkey kem gorebet mkbbar adlay eyu gn ab mengo hade aynet zega talka metaw neo nbelo.
ዳኒ በሊሕ ለባም መስተውዓሊ ንሓቂ ዝመውት እንኳዕ ብሰላም መጻካና ኣይትጥፍኣና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mare74
28 күн бұрын
Nhaqi kem zmewt evidence alo diu adiom tdefae ezi diu n haqi mumat
ወዲ መምህር በጃኹም ንሰላም ዝጉስጉስ ሓሳብ ተዛረቡ ህዝብና ብኩፉእ ይጥፍእ ኣሎ😢ነቶም ዝሞቱ ኣሕዋትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ!
@user-ov5hu5ly6h
Ай бұрын
ገና ሰሚዕካ ከይወድእካያ ትዛረብ ወላስ ግጡሙ ዩ ኢልካ ኢካ ክክክ
@wediteages9391
Ай бұрын
ኖ ኣነስ እዚ ዕገርግር ሳዕቤኑ ስለ ዝበዝሐስ ደው ክብል ካብ ዝብል ሓሳብ እየ ክሪኦ ቀልጢፈ ኮመንት ጽሒፈ
@EriHome-fu2zq
Ай бұрын
@@wediteages9391ኣንታ ሓውና እዛ ሽፍታ ውድብ ሰላም ተትደሊ ኔራ ክሳብ ሕጂ ምጠፋእና ኢልካ ዶ ትሓስብ
@WediHagereseb-we9um
Ай бұрын
@@EriHome-fu2zq ናይ ብሓቂ መልሲ አያ ጽልትና ሰላም፡ዝድልዩ ተዝኮኑ ዳ አዚ ጉዳይ አዚ ተብጊሱ ባ ትም አስኪ በሉ ከምዚ ትጽህፉ ከማን ናይቲ ስርዓት ኢደበዛ ኢኩም ስብ ክርአየልኩም ትጽሕፉ
@wedijohn5724
Ай бұрын
Nqedem xubuq gerka blbi semeayo buruk ezi guya guya mefto ygdef ember nehazbna zeawuto aykonen ybl alo nuosey
እንተ ተሰሪሕሉ ጽቡቅ መበገሲ ሓሳብ ኢዩ። በርትዕ!!!
ዳኒ ዓርከይ ኣዚካ ኢካ ንፉዕ:: እታ ጠሚትካያ ዘለካ ኩርናዕ ካኣ ኣዚያ ኣገደሲትን ብልጽትን እያ::
@emanuelephrem4307
Ай бұрын
😂😂 ናይ ባዕዲ መንግስትን ሰራዊትን ሒዝካ ንኤርትራዊ ናጽነት ከምጻልካ ኢየ ክትብሎ?
@lion9733
Ай бұрын
@@emanuelephrem4307entay kblo deliyu entay yeitiyuka msh bariya eka dehar ka eritreawi naxnet alewo elka eka msh tiamn
@emanuelephrem4307
Ай бұрын
@@lion9733 ንህዝቡ ብባዕዲ ክህርም ዘይደሊ ባርያ እንድሕር ድኣ ኢልካዮ፡ ብባዕዲ ትዓጂቡ ዝመጽእ ድማ ሃገራዊ ክትብሎ ኢኻ ማለት ኢዩ?! ኤርትራ ሉኡላዊት፡ መሬትን ህዝብን ዘለዋ ሃገር ኢያ! ጥዑይ መንግስቲ መጽዩ፡ ሕሙም መንግስቲ መጽዩ ዝቀያየር ናጽነት ድማ የብላን። ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ 100 ዓመት ተቓሊሱ፡ ረፈረንደም ኣድሚጹ (99%) ዝፈጠራ ሃገር ኣላቶ። ጨቋኒ መንግስቲ ስለ ዘሎ፡ ባዕዳዊ መንግስቲ ሒዘ ክመጻካ ኢየ ዝብለኒ፡ ታንክን ድፋዕን ሒዘ፡ ዓወት ንሓፋሽ እንዳበልኩ ኢየ ክጽበዮ!!!! ንኺድ!!! መሬት ሲኦል ትቀየር🤷🤷
ሰላም ወዲ መምህር ንኡስ ሓወይ ሰርሓዊ ሸዊታዊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ወሰናይ ዳኑ ወደይ እዚ ትብሎ ዘሎካ አብቲ ንደልዮ ሽቶ ክቡጽሕ ከማኻ ዝበሉ ብሉጻት ከይተሓለልኹም ምስ እትሰርሑ እዩ አጆኹም ሕውነትኹም አደልድሉ እግዚኣብሔር ይባርኹም ኩልኹም እቶም ስለ ሃገርኩምን ሕዝብኩም ሑልዮት ዘለኩም ግዲ ዝብለኪም 💙💙💙💙💙💙💙
Good job wedi memhr hawey thamks❤❤🇪🇷🙏
ሕጂ እንቃዕ ብሰላም መፃኻ ሞ ሕጂ እዩ ቀንዲ ራሕካ።
Outstanding as always Wedi Memhir
Dear Wedi Memhir, I haven't been able to follow your program for a while because I was very busy traveling. I had been away for a year and had decided not to use social media. Now that I'm back, I watched your video first and I found the sticker in it very interesting. In recent years you have probably given ideas about current politics in our country, especially about the Iseyas devil dictatorship and how to combat it. I am glad that today you can give your opinion on the current situation and the movement of Berged ne Hamdu. I believe that their movement can lead to a good strategy to fight the dictatorship. Many people react emotionally and disapprovingly, but do not come up with an alternative or solution, while that is precisely what is necessary. What I find special about you is that you always explain the situation and then propose a better strategy. I think that's very clever and intelligent of you.
Thank you wedi memher ❤
ሰላም!ትግርኛ-English ንዑ ምሳይ ተመሃሩ! ኣብ ኣሜሪካ፡ኣብ ካናዳ ፡ዓዲ እንግሊዝ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም! 💡📚✍️👂🗣️
@tesfaysimon2727
Ай бұрын
Thank you for taking the time to share such valuable content. I appreciate your effort and thoughtfulness.
That's a great input my brother. This is up for good debate with a good intentions.
ወዲ መምህር እንቋዕ ብሰላም መጻካ። ንኩልና ደልይቲ ፍትሒ ድማ ጽንዓት ይሃበና ልንብና ጉህዩ።💔 ንጸላኢና ከም ጸላኢ እንተዘይ ሪእናዮ ክውድኡና'ዮም። ክንደይ ግዜ ልቦና ክንገብር ኢና።
ወዲ መምህር እንኳዕ ዳሓን መፃእካ❤❤❤
Thank you ❤
Bravo መምሂር ውዲ መምሂር፡
No one has still won in Hgdef's Political game. Our understanding in politics is very poor because we didn't have any basement. That's the main problem with our people, everyone expresses their feelings not thinking. This feeling becomes dead after sometime then we create other one, which absolutely mislead us and we get into the trap of Hgdef's game.
@Soli354
Ай бұрын
You explain it well but what can we do is z real problem
@Magdelina792
Ай бұрын
So what do u think of z solution .....
@heruy8274
Ай бұрын
@@Soli354We can educate ourselves, control our emotions through meditation, and use our critical thinking skills before we open our mouths.
@heruy8274
Ай бұрын
@@Soli354h
ናይ ብሓቂ ጅግና ወዲ መምህር ጅግና። በጃኻ ኣይትጥፍና ኢኻ ኣብ ቀጻሊ።
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ዳኒ ብሱል ❤️
Bravo wd memher .....keepgng..👍👍
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿 ነጽር፡ ስፋሕ፡ ተዓወት።
Wedi memhir you got a good enlightenment,You have a good comprehension about politics and life affairs as whole..
Gobez🎉 hitotatey kulene akeribkaley thanks wedi memhr
ወዲ መምህር ጅግና❤❤
Wellcome wedi memhr 💙🌿💙
እንቃዕ ዳሓን መጻእካ❤❤❤❤
🦁 ዳኒ 🥰👍 ንሓመዱ ንዕወት 👑💙🦁💪🙌🙏
እንቋዕ ብሰላም መጻኻና💙💙💪🏿💪🏿
Thanks dani clear info so 👌 👍 keep it up with the new politics strategies, fully I have agree with you and thank a lot.
Welcome back wedi memhr
Great
Well done, as always 👏 🎉
You hit the nail on the head today, Dani. I think this collaboration with Abi-Ahmed is a good strategy and I also see a weak point in the Eritrean leadership. For a successful movement you need three things: organization and organization and
100%Agree Nkulu fllyatnan , hadsh hasabn knmayet zekel wudb yedlna alo sle zkone 100% hasabatka ysemamae ye thanks Dani❤
Tnx dani 👍👍
ተስፋ ናይ ምቁራጽ ዘይዞነ፡ እዚ ሕዝቢ ብፍጹም ኣይክዕወትን ኢዩ። ክሳብ ሕጂ ንተቃለሰ ይቃለስ፡ ንተቃዋሚ ይቃወም ። ኣንጻር ነብሱ ኢዪ ዘሎ ክሳብ ሕጂ። ስለዝስ ካብ ንቅሓት/ፍልጠት ንላዕሊ ዕሚዒት'ዩ ዘለዎ።
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ዳኑ🥰
Welcome my dear wise young man.:. please keep teaching your peers
@aidahaben8445
Ай бұрын
Is it possible for you to go around and teach
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ብርጌድ ንሓመዱ ስምዒት ጥራይ ሒዙ ዝጎዓዝ ዘሎ መንእሰይ ዩ . ብዘይካ ጽልኣት ናይ መንግስቲ ኣዝዩ ብሱል ዝኾነ ሓሳብ የብሉን :: እቲ ምቁዋም ጽቡቅ ዩ ግን ናብቲ ናቶም ደረጃ እንድሕር ወሪድካ እዚ ካብቲ ንሶም ዝገብርዎ ዘለው ፍሉይነት የብሉን !! ፍትሒ ማለት ምስ እቲ ዝኸድዎ ዘለው ኣይከይድን ዩ ሓሳበይ ንሰብ ግዴታ ከምቲ ኣነ ዝኸዶ ዘለኹ ኺድ ኣይትብሎን ኢኻ :: ከተረድኦ ፈትን እንተ ኣቢካ ግደፎ ምትህልላኽ ግን ፋይዳ የብሉን ክሳራ ጥራይ ዩ እዚ ሕጂ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ እስራኤል ስምዒት ዝበዝሖ ዩ & ህልኽ እውን ኣለዎ ኣብ ደገ ተካቲልካ ዝቅየር ዝኾነ ነገር የለን ስለዚ ዝገበሩ ይግበሩ ጋይላ ግደፍውም ሕጂ ብዜይካ ክሳራ መኽሰብ ይብሉን ጥራይ ምውዳብ ብኣፍልጦ !!
Wellcome መምህር ውዲ መምህር ነዊሕ ተጸቢናካ
Anese kulu geze qedamay comnte yexehfe gen layke zytehebuni ymcheka daniway bro ❤
@aklilueyasu8330
Ай бұрын
kid ab tgray like dle...ezi nay eritrean tray eyu
@RedUnited-ob7xy
Ай бұрын
ብዛዕባ ትግራይ ኣይኮነን እዚ
@aklilueyasu8330
Ай бұрын
@@RedUnited-ob7xy emo entay ymlketeka ab nay eritrean guday like do walas dislike tdeli aleka. nska ndebresion tray smaee
@RedUnited-ob7xy
Ай бұрын
@@aklilueyasu8330 ነዚ ዝጻሓፍካሉ ወዲ ይጽሕፍ ኣለኹ ኢለ እኮ እየ ሶሪ
@samieldesta1860
Ай бұрын
Eta layke kemzia tutekaley like 😁
Good jab Wedi Memhr
Thanks
ኣብዚ ጉዳይ ዘለኹም ርኢቶ ባ ጽሓፉ ብሩኻተይ
@kunijikunini5797
Ай бұрын
Rieto
Thank bro
Good job wedi memhir
Keep it enlighten eritean people wedi memhir and you are right forget about those zombies(degefti isayas) keep moving
ሰብ ምግጋይ እንዶ ግደፍዎ፡ ኣቢ ገንዘብ ከፊሉ ክጥቀም ዝደሊ ደኣ ምስ ጅቡቲ ዶ ይጥቀም የለን ዩ? ወጻኢታት ዘይብሉን ሓይሊ ባሕሪ ዝሃንጸሉን ናይ ዋንነትን ዓይነት ከምዝደለየ ኣጸቢቅካ እናፈለጥካ፡ ኮነ ኢልካ ጠምዚዝካ ክተእምን ምፍታን ግቡእ ኣይኮነን
@selamselam2754
Ай бұрын
ይገርመካ እዩ እንታይ ይኸውን አሎ ክብል ጽኒሐ ተደሚመ
@Eritreanlibya
24 күн бұрын
Emo nhna ezom hzbi kemzi zelenayo kunetat mgsgas yhaysh ksab meas bwshti even bdege kntafae mefthi ko tesainu yehwat!
Welcom ዳኒቲ ግን ብጣዕሚ ትጠፍኣና ኣለኻ
*🙏🙏🙏* *"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"!!* *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቅድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*
Thx bro
እንኻዕ ሰላም መጻካልና መዲ መምህር
ነዚ መንእሰይ ኣብ ምክስካስን ወዳበኡ ኣብ ምሕያልን ቅድሚ ሕጂ ዓቢ ኣበርክቶ ኔርካ ኢዩ እንተ ሕጂ ግን ካብዚ መንእሰይ ኣርሒቕካ ርሕቅካዮ ስለምንታይ? ሓይሊ ሓሳባትካ መዳትግቲ ኣልቦ ክሳብ ዝኾነ ካብ ምግስጋስ ድሕር ኣይትበል ::
@dsegtjioojgvvfv
Ай бұрын
❤።
@BETESEB1972
23 күн бұрын
ሓቂ ዶ መሪራትካ 😂😂😂😂😂😂😂😂
I can't wait to listen u .... geza atie ksemea eye
@user-iz1ud4wx9b
Ай бұрын
Bexihki demo gezaki family kmy xenihom
@milena-im7em
Ай бұрын
@@user-iz1ud4wx9b 😂 mara eye sihiqe selam elomka
@selam841
Ай бұрын
@@milena-im7emkkkkkk nay ke
Very ti.ely!!! Well deed!Dani
Wellcom wedi memhr good job ❤
ምንቅስቓስ ሰመያዊ ማዕበል እቲ ዝበለጸ ዝሓሸን ክገብሮ ኣለዎ ዝብሎ ኣነ ፡"ነዘን ኩለን ውድባት ናብ ሓደ ኣምጺኡ ካብ ኩለን ውድባት ዝተዋጸኤ ሓያል መሪሕነት ወይ ውዳቤ ምምስራት ሰመያዊ ማዕበል ድማ ብ መርራሕቱ ኣብ ዚ ናይ ኩለን ውድባት ጽላል ኣትዩ ፡እቲ ዝፍጠር ጽላል ሕብረ ውድባት ውድብ ምሉእ ተሓታትነት ናይ ሰመያዊ ማዕበል ተሰኪሙ ተናቢቡ ፡ጽባሕ ኣብ ዝፍጠር ለውጢ ብዘይ ዕግርግርን ጎንጽን ግዝያዊ መንግስቲ ክምስርት ዘኽእል ስነ ሓሳብ ክህልዎ ምግባር እዩ፡ ዝመስለኒ ኣነ ፡ እዚ ኣብ ደገፍቲ ዝተኣከብዎ ሳዕስዒት ግን ከም ሞዴሉ ዝወደቐ ክጥመት ይግበኦ።💙💙💙💙💙💙💙💙
Tefika wedi memhr nesbse mls mls da Bel bro💙💙💙💙
Tkkl aleka I think doctor aby gn b genzbna kefilna bahri ntekem aybeln mesleni wedi memhr hawey ❤❤
Well done dani, ጽቡቕ ሓሳብ ኢዩ፡ እቶም ፖሎቲካውያን ውዳበታት ኣብዚ ሕጂ ልቢ ኢለን ነዚ ማዕበል ክመርሐኦ ክንፈቕደለን ኣሎና፡ በይንና ክንከዶ ወይ መሪሒነት ነቶም ተመክሮ ዘለዎም ኣያታት ክንህቦም ኣሎና፡ ንሕና ድማ ከም ማዕበል ስልጣንና ከይጭወ ንሕሉ፡ ተፈራሪሕካ ዝኸውን ኣይኮነን፡ ክመርሕ ዝኽእል ብብቕዓት ነምጻዮ፡ እቲ ስልጣን ምሕላው ካኣ ናብ ህዝቢ( ማዕበል) ንገድፎ።እዚ ነዚ ማዕበል ክጨውይዎ ደልዮም፡ ስልጣን ደልዮም ኢልና ከምዚ ናይ ኢሳይያስ ብሕሪ ከይሰራሕ ኣደስኪልዎ ዘሎ፡ ነዚ መሪሕነት ድማ መን ይምራሕ ክንብል ኣደስኪልናዮ፡ መርሒና ዳኣ ንቆጻጸር እምበር፡ ዝመጸ ይምጻእ፡ ሕጊ ጌሩ ዝመርሕ ይምራሕ።
Welcome wedi mmihr 👍👍
Merhab 💖 👈🏽
Welcome bro❤
Good job keep it up!
Great idea
Welcome wedi Memher Danny
Bravo wedi memhr 👏👏👏👏👏
Dani schön, dass du wieder kommst.
እንኳዐ ብሰላም መጻካ ዝሓወይ❤❤❤
Welkom back dani
Welcome dani memhr ❤️❤️
Welcome back ❤wedi memhir
Good job 👍
Keep going bro.
Welcome wedi memher
Welcome dani wedi ❤❤❤
Welcome Dani Shkor 💕💕
wedi memhr good job 👏👍
Well come dani❤😊
You r too mach brada🎉🎉❤❤
The sad truth is people start acting like thier enemies believing that's the only way they can win. But on the process they become exactly like their enemies and becomes too late to be themselves.
Great hasab💙💙💙
Welcome wedi memhr jigna
❤❤❤❤wonderfull Spche!
ንፉዕ ብሓቂ
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ❤
I propose the creation of a new group exclusively for university students, which will harness the diverse talents and skills of its members to contribute to national development. Initially, we can include students from various fields such as law, political science, and others to draft and refine the rules and regulations for the group. Meanwhile, those studying arts and entertainment can lead our promotional campaigns and other creative endeavors. This way, each member can contribute uniquely to our collective goal based on their area of study. I believe this approach will be effective and impactful.
@SUN-zc6vw
Ай бұрын
That is indeed a wonderful idea.
@zemuy9938
Ай бұрын
How do we intend to assemble such a diverse group of individuals?
@3littlebird-vx3yo
Ай бұрын
ንምንታይ ብትግርኛ ዘይትጽሕፎ ባርያ ።።
@zemuy9938
Ай бұрын
@@3littlebird-vx3yo ንስኻ ኣምበር ንምንታይ ኢንግሊሽ ዘይመሃርካ ደንቆሮ
@3littlebird-vx3yo
Ай бұрын
@@zemuy9938 ንስኻ እውን ባርያ ኢኻ። ንምንታይ ቋንቋ ኣዲኻ ዘይትዛረብ ብቋንቋኻ ሓፊርካ።
ፁቡቅ - አለካ - ብርገድ - ንሓመዱ - ንኩሉ - ተቃለስቲ / ፍትሓውያን - ጠርኒፉ - መንግስቲ -ናይ - ደገ - ክምስሪት - አለዎ ። ኢዚ - ክብል - ከለኩ - ካብ - ኩለን * ዋላ - ዘይፍትሓውያን / አክረርቲ ቀብላን / እንዳን - ማለተይ - አይኮንኩን ። አብ - ፍትሕን /ቃልስን - ዝሳተፋ - ውድባት - ኢየ ። አይኮነን - ክልተ ክርስታያን ክቃተሉ ( ሻሂ - እንዳሰተኩ - ፍልም - ክሪኢ - ኢየ - ዝብል - ክዕደም/ ይኩን፡ክሳተፍ ቁቡል አይኮነን ) ። ሓቀኛን/ ፍትሓውያን / ንኩን ። ሓሳብካ ግን ብጣዕሚ ፁቡቅ - ኢዩ ። ቀልጥፍካ አብ ግብሪ ክስሪሓሉ አለዎ ። ምስ ብርገድ ንሓመዱ ንቅድምት ። ዓወትና - ብቅልፅምና ።ፈጣሪ - ኩሉ - ዓለም - ምሳና -ኢዩ ።
Waw waw what a smart idea keep it up bro 👏
Willkommen dear bro🎉🎉🎉
Good job 💙💙💙✝️🙏🏾
Welcome back Dani hawna
Bravo
Nice seeing you "Lion"❤
Enqae bselam mexaka wedi memhr
ብጣዕሚ ስጡም ትንተናን ክውንነትን ምስ እዛ ዘላ ሃዋህው እታ ብኮ ክንጥቀመላ ኣለና። እዚኣ እንተ ኣምሊጣትና ጌና ዋጋ ክንከፍልን ቃልስና እውን ክምጠጥ እዩ። የቐንየልና ስለ እቲ ብሱል ሓሳብካ።💙💪🙏