'ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት' እንታይ እዩ፧

ኤርትራውነት ዜግነት እምበር መንነት ኣይኮነን። ብዓንደ ርእሱ ግን 'ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት' ዝበሃል ቅርጽን መልክዕን ዘለዎ ዝጭበጥ ነገር እውን የለን!
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.com/Mahderproduct...
Paypal: www.paypal.me/MahderPro
Mahder-production social media links;
Facebook- / mahderproduction
KZread- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
መወከሲታት|References
ቅዋም ኤርትራ
www.eritreadaily.net/News2009...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr

Пікірлер: 1 900

  • @MahderPro
    @MahderPro2 жыл бұрын

    Support Mahder-Production - ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ንማህደር ፕሮዳክሽን ምድጋፍ ይከኣል። የቐንየልና። Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true Paypal: www.paypal.me/MahderPro

  • @Tomas.okbe3

    @Tomas.okbe3

    2 жыл бұрын

    Abnetawi gobez🥰🥰🥰

  • @samieltekle9092

    @samieltekle9092

    2 жыл бұрын

    Jgna 🤴👑🦁

  • @yonastsegay5309

    @yonastsegay5309

    2 жыл бұрын

    ዳኒ ቡሉጽ ሰብ ናይ መረሃዊ ተወልደ ቃርያ ሪኢቶ ኣንብረላ እዛ ሓዳሽ ደርፊ ብዝኮነ ብጣዓሚየ ዝፈትወካ ዘድንቐካ

  • @sarmedia3220

    @sarmedia3220

    2 жыл бұрын

    ሎምስ ብሓቂ ገለ ዘይበርሃለይ ዝነበረ ነገራት ኣብሪህካላይ ከማኻ ዝበሉ የብዝሓልና ሽግርና ክሓጽር 😍❤️🥰💪

  • @user-asmera

    @user-asmera

    2 жыл бұрын

    ገን አዛ ፓሮን ከንድይ ገዜ ፈትንያስ ኣብያ

  • @efremkidane6597
    @efremkidane65972 жыл бұрын

    መዘናይ መዘዘናይ ዶ ክብለካ መምህረይ በልሕ መስተዓሊ ፈውሲ ልበይ ወዲ የማነ ዶ ክብለካ ፍትሒ ዝድለይቱ ወዲ ኪሮስ ዶ ክብለካ ሓቒ ዝፈቱ ወዲ ኣብራሃም ዶ ክብለካ ፍቕሪ ዝፈቱ ወዲ መምህር እንበር እብለካ ዝስዕር ሞጊቱ ንደረፍቲ ዝቐጽዕ ሓቒ ኣካኪቡ ንናጽነት ዝደልያ ንቕሓት ተዓጢቑ መስተውዓሊ መንእሰይ መምህር ናይ መሳቱ ንህዝቡ ዘንቕሕ በልሕ መስተውዓሊ መንነትን ዘግነትን ፈላልዩ ንህዝቢ ዘለሊ ሓርነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ ልእላውነትን ናጽነትን ፍልልዩ ዘብርህ ንህዝቢ መርገጺኡ ንጹር ናጽነት ዝደሊ ፍሉይ ቕዲ ናይ ጥበብና መዕበዪ ዳኒ ጂግና በልሕ መስተውዓሊ። ኤፍረም ኪዳነ 11/06/ 2022 ብሓቒ የ ዘድንቐካ ዳኒ መዘናይ ቕጽል ጥራይ። ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ።

  • @jhonsamuel9904

    @jhonsamuel9904

    2 жыл бұрын

    ❤❤

  • @zeritebaye8292

    @zeritebaye8292

    2 жыл бұрын

    😋👌🏽

  • @fikrteame6769

    @fikrteame6769

    2 жыл бұрын

    Efrem kidane nska wn kexlelu jigna neti haki enda seabna da nebe ahwatey

  • @Debsh7

    @Debsh7

    2 жыл бұрын

    ወድ መምህር በሊሕ መስተውዓሊ ብሓንቲ ወንጭፍ ክልተ ዑፍ ቀታሊ ናበይ ከም ዝወፍር ኣንጊሁ ዘለሊ: ልጓም ዝገብረሉ ንሃላሊ : ፈታውን ፀላእን ብርሑቅ ዘለሊ ትሕዝቱኡ ኹሉ ብሩኽ ተኽሊ:: ኤርትራዊ መንነት ዕምብረ ከም'ዚ ሙግያን ዒፈልን ዘይርከቦ ፍረ ከይተዘርአ ዝሓረረ ሰለስተ ዎሎዶ ካብ ስሩ ዘሕረረ ኣብ ዘየሎ ኮለል ምንከ ዘይከሰረ ::

  • @mlubrhangebremedhn658

    @mlubrhangebremedhn658

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ገላጺት ግጥሚ ምዳኒ ትምጥን የቀንየልና

  • @user-asmera
    @user-asmera2 жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ወሕለንት ኣግላልጻ ፈልጠት ዘምልኦ ርአየ ኣይፍልጠን god bless you ❤️❤️❤️❤️✅️✅️✅️✅️

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    2 жыл бұрын

    እታ God ሲ capital letter ግበራ

  • @simonbirhae1120

    @simonbirhae1120

    2 жыл бұрын

    aeta aegam

  • @gabigunners8073

    @gabigunners8073

    2 жыл бұрын

    @@simonbirhae1120 ደንቆሮ መሃይም ጽሕፈት ተመሃር መጀመርታ

  • @djgeezawi2313

    @djgeezawi2313

    2 жыл бұрын

    ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር

  • @adalsmejana
    @adalsmejana2 жыл бұрын

    መግለጺ ቃላት ስኢነልካ ካባኻ ብዙሕ ነገር ተማሂረ ዳኒ ሓወይ ኣይትጥፋኣና ❣️

  • @restomtes1622
    @restomtes16222 жыл бұрын

    ሓቂ መራር ኢያ ፡ዋሓጥዋ እንበር፡ንዳኒ ዘድንቅ ፡like ሃየ ርጎጽላ ።

  • @habtomokubai4992
    @habtomokubai49922 жыл бұрын

    ጸባ ኣስቲካኒ ዳኒ ኣቦ ሓቂ። ኤርትራውያን ዓለም ለኻዊ ሓቅታት ክሳብ ዘይተቀበልና ኣብንበጽሖ የለን። ከምቲ ኩሉ ግዜ ትገብሩ ቑስልና እንዳጎዳእካ ጥራሕ ሓቂ ኣስማዓና ❤️✅🙏

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @djgeezawi2313

    @djgeezawi2313

    2 жыл бұрын

    ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር

  • @MusieTV
    @MusieTV2 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ፈውሲ የእምሮ ንዳኒ ዝፈቱ like and subscribe ygber

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos32822 жыл бұрын

    ኣንታ ንስኻስ ንበይንኻ ኢኻ!!! ካብዚ ሓድሽ ወለዶ ንበይንኻ ንኹሉ ናይ ምርዳእን ምትንታንን ክእለት ሂቡካ ፈጣሪ። እስከ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😌💐🥰

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @habensamsom6176
    @habensamsom61762 жыл бұрын

    ብ ዛዕባ ሃገርና ኩልና ሓላፍነታውያን ንኩን !! Dani the great always l proud of you.

  • @robelsolomon8321
    @robelsolomon83212 жыл бұрын

    ዳኒ ሓወይ መግልጺ ሲኢነልካ ኣባራብሮ አስከ ነዚ ደንዝዙ ዘሎ መንአስይ💯📚📚📚✅️

  • @Josephsol55
    @Josephsol552 жыл бұрын

    One thing I really love about you is your ability to express about any topic in Tigrinya with out mixing English words like some so called educated Eritreans, that means you are unapologetically comfortable with who you are! I’m really gob smacked how brilliant you are, keep going but at the same time I advice you to refrain from using divisive words. Use your talents to unite people 👍

  • @antihgdef

    @antihgdef

    2 жыл бұрын

    ንምንታይ ደኣ ንስካ ብ ቓንቕኻ ዘይትጽሕፈሉ

  • @mannieberhanu3469

    @mannieberhanu3469

    2 жыл бұрын

    Indeed Indeed

  • @Josephsol55

    @Josephsol55

    2 жыл бұрын

    @S H I realised I made a mistake come in into the land of knots and making comments. You take it however you want to take it but you completely misunderstood me. Good luck!

  • @rylystyk

    @rylystyk

    2 жыл бұрын

    he is beyond words

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    @@Josephsol55 ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @yohannesmeasho9130
    @yohannesmeasho91302 жыл бұрын

    What a brilliant analys by a young Eritrean, keep it up.

  • @user-uw7kk9fs1t
    @user-uw7kk9fs1t2 жыл бұрын

    ሓቂ ዝዛረብ ሰብ ክርኢ ከለኹስ ደስ ይብለኒ ከማኻ ይብዝሑ

  • @dejensultsn1220
    @dejensultsn12202 жыл бұрын

    ከማኻስ ተዝኾኑ ዳኒ ብሮ ከማኻ ኢዮም ዘድሉዩና ዘለዉ ኣብዛ ምድሪ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና 😍😍😍😍😍

  • @Daniel-hd8ov

    @Daniel-hd8ov

    2 жыл бұрын

    N eritrea nmfrasa kem Hager koyna n keytkxln nhzbi eritrea zewardn yedluyna alewu ktbl donkoro.eska hi tekawamay eye ybl tkown mkwam kemey dyu? Mkwam nmengsti neti mengsti zhebno emo xubuq Eykone tkawemo hazbka twdb the ember hzbkan hagerkan mennetkan enakasheshka aykonen.

  • @dejensultsn1220

    @dejensultsn1220

    2 жыл бұрын

    @@Daniel-hd8ov እዚን ከምዚን ኢና እኮ ንብል ዘለና ሓደ ሰብ ልቡን ቀልቡን ዝተዘርዐ ሰብ ከምዚ ከማኻ ንማለቱ ኢያ እታ ሞንኮብካ ርእሲ ተሰኪማ ትኸይድ ዘላ ተሕዝን ንስለ ህዝብናን ሃገርናን ንሓሊ እሞ ንሕና እምበር ንስኹም ድኣ ኣብ ሕማቅ ጹቡቅ ኣሎ ኣብ ጥምየት ዝምኢ ራህዋ ኢዩ ዘሎ እንዳበልኩም በየን መልክዕ ኢኹም ንስለ ህዝቢ ይሓልዩ እባ ? መንነተይ ትብሎ ዘለካ ከ ናይ መንነት እንዳ ሰማዕካስ መንነተይ ኢልካ ትዛረብ እንታይ ዲዩ መንነትካ ኤርትራዉነት ክትብለኪ ኢኻ ሕጂ መሕፈር

  • @Daniel-hd8ov

    @Daniel-hd8ov

    2 жыл бұрын

    Nhzbi Eritrea sle zserefka nfthi tkales zeleka mesilka aleka ember wedi memhr eko mesarhi nay xelati hzbi Eritrea mkanu beti zzarobe nxur eyu.ktkawem entekonka mejemeriya hzbka fto.fkri hzbka zeyblka nay dege mennet zekuraka seb kemey gerka ktkales.

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @djgeezawi2313

    @djgeezawi2313

    2 жыл бұрын

    ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር

  • @zakiwerede2317
    @zakiwerede23172 жыл бұрын

    U r getting deeper and deeper, Good work as always 🙌

  • @awetkesete4083
    @awetkesete40832 жыл бұрын

    We proud you wedi memhr. Nice presentation and well organized ideas. Keep going

  • @fevenundselihommulugeta9081
    @fevenundselihommulugeta90812 жыл бұрын

    ብጠዓሚ ጹቡቅ ኣቃራርባ ዳኒ ። ኤርትራዊነት መንነት ኢሎም ዝሓስቡ ዉሑዳት ኣይኮኑን ከምዚ ዓይነት ትምርቲ ኣድልዪ እዩ።ቀጽሎ

  • @eritrealove8953

    @eritrealove8953

    2 жыл бұрын

    ኤርትራዊነት ከበር መነንት ኢሰያስ አንበሳ💞❤🙏

  • @user-uw7kk9fs1t
    @user-uw7kk9fs1t2 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጅግና ጸረ ምስሉይነት ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ

  • @ghudadtewelde2537

    @ghudadtewelde2537

    2 жыл бұрын

    Dani jegna, 👑👑

  • @zeritokubab2742

    @zeritokubab2742

    2 жыл бұрын

    Qelqel mekele

  • @godschild9020

    @godschild9020

    2 жыл бұрын

    Dani bro qexlo 🤝

  • @djgeezawi2313

    @djgeezawi2313

    2 жыл бұрын

    ምስታ ሓዳሽ ደርፈይ አብዘአ ብምጥ ዋቅ ክትከታተሉ ትኸእሉ ትግራውነት እንታይ ማለት ሙኻኑ ትነግር እያ። ው/መምህር ህየሳ ክትገብረላ ተስፋ እገቢር

  • @tesfutesfu4328
    @tesfutesfu4328 Жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ Thanks more dani

  • @DB-zk3oq
    @DB-zk3oq2 жыл бұрын

    You are so brilliant 🤩 well said well done It is sad that most of our young generations are still struggling to understand this 😢

  • @Ninotes17
    @Ninotes172 жыл бұрын

    ወላ ገጹ ብካራ እንተ ጠበሐ ዓያሹ ኣይኮናን ትግርኛ ምኻኑ ኣይጠፋናን እዩ, it was funny 😀 Thank you ዳኒ

  • @ማይ-ሓናሲ

    @ማይ-ሓናሲ

    2 жыл бұрын

    Fannyን funny ን መጀምርያ ከም ፈላልየን ።

  • @adiamabay6731

    @adiamabay6731

    2 жыл бұрын

    ክክክክክ

  • @weditkaboumodieley6291

    @weditkaboumodieley6291

    2 жыл бұрын

    Kkkkkkkkkkkkk

  • @eri-kid1779

    @eri-kid1779

    2 жыл бұрын

    @@ማይ-ሓናሲ ንስካ ውን ትግርኛካ ኣሪምካ ምጽሓፍ ከድልየካ'ዩ 🤣🤣

  • @michaelhaile3116

    @michaelhaile3116

    2 жыл бұрын

    ዳኒ seems to be talented ! But he is stupid enough for not selecting where to sow his talent. ኣብ ናይ ከምዚ ከማኻ ደናቁር ሜዳ ጓይላ ምድጋሱ የሕዝን::

  • @solomontesfamariam8273
    @solomontesfamariam82732 жыл бұрын

    ተባረኽ ፣ ተስፋ መጻኢት ኤርትራ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @yonast14
    @yonast142 жыл бұрын

    I appreciate the way you articulate your points! Nay haki eka wedi memhir! Keep teaching truth!

  • @yemanehabte9952
    @yemanehabte99522 жыл бұрын

    Well ahead of your generation smart and very articulate, keep the video coming, you always dig and talk something we all not ready to talk.

  • @esrommekonen331
    @esrommekonen3312 жыл бұрын

    ኣነ በዞም ቱቱላ ዝኮነ መልሓሶም ዘይትዳሃል ምካንካ ኢዩ ዝገርመኒ ጅግና ኢካ ።ቀጽሎ ጥራይ ።

  • @hureynatey478
    @hureynatey4782 жыл бұрын

    ነዞም ፈሊጥና ኢሎም ሃተፍተፍ ክብሉ ዝቀነዩ ጽብቅቲ መልሲ ኢካ ሂብካዮም ፎርሳ 👍

  • @Lio305
    @Lio3052 жыл бұрын

    ዳኒ ጅግና ነዛ ኩላ ሰብ ትምሕራ ኣለካ ካብዚ ጽንጽዋይ ናይ ህግደፍ ቀጽሎ👏🏽👏🏽👏🏽

  • @hiyabzeru8146
    @hiyabzeru81462 жыл бұрын

    You explain 💯 clear and easy to understand bro

  • @yosefmeles6575
    @yosefmeles65752 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ዓርከይ ከማካ ዘኩርዓኒ የለን መግልጺ ኢየ ዝስእነልካ ኣምላክ ኣድመን ጥዕናን ይሃበልና!

  • @merihtsegay2776
    @merihtsegay27762 жыл бұрын

    Thanks so much ጽቡቕ ኣገላልጻ

  • @ngstik1kahsu170
    @ngstik1kahsu1702 жыл бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ለባም መስተውዐሊ ንዓካ ዝወለደት አዶ ዝተዓደለት እያባ ብዚ ዕድመካ ዝኩሉ ልቦና ፣ሓቂ ኤርትራውነት ልክዕ ከም ኢትዮጵያውነት ዜግነት እዩ

  • @ikbenblij9979
    @ikbenblij99792 жыл бұрын

    Ik ben het met u helemaal eens. ኣነ ሄኖስ ይበሃል ወዲ 16 ዓመት ኢየ ኣብ ሆላንድ ምስ ስድራቤተይ ይቕመጥ ኣለኹ ።ካብ ኤርትራ ድባርዋ 2016 ኢና ወጺና ሓብተይ ፕሮሰስ ጌራ ኸኣ የእትያትና ። ኣነ ክብል ደልየ ዘለኹ ግን ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል የለን ኢለ ኩሉ ግዜ ምስ ምዕባይ ምዕባየይ ሓብተይ ንካታዕ ንሳ ግን ክትበልዓኒ ኢያ ትደሊ በቦን በደን ሓብተይ ክንሳ ትግራዋይ ኢኻ ንስኻ ትብልኒ ሕጂ ግን ነዛ ቪድዮ ኣስሚዐያ ነዓኻስ ብኻ ዘያምጻእኩኻ ካብ ኣዲስ ኢላትኒ ከይዳ ን ወዲ መምህር ኣይትፈትዎን ኢያ ኣነ ኸኣ በንጻሩ ማማ እንታይ ኣእተወኩም እንታይ ትፈልጥዎ ኣለኩም ኢዩ ስቕ ዘይትብሉ ኢያ ትብለና ኩሉ ግዜ እዛ ቪድዮ ክትፍውሳ ኢያ ኢለ ኢየ ዝትስፎ ዘለኹ ። ወዲ መምህር ጅግና የቐንየለይ ስለ ቲ ኩሉ ትምህርትኻ

  • @fthawigebreeyesus7936

    @fthawigebreeyesus7936

    2 жыл бұрын

    ዋውው ከሙኡ ኢዩ ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ኢዩ ነገሩ ብራቮ ሄኖስ ልኽዕ ኢኻ ዘለኻ ደቂ 66 ዘይ ፈለጥዎ ወዲ 16 ፈሊጥካዮ

  • @temesgenabraham1329

    @temesgenabraham1329

    2 жыл бұрын

    Waww nfue kola kemaka yebzhayom bflay ezom thti aserte shemonte amet

  • @kisanetkahsay5129

    @kisanetkahsay5129

    2 жыл бұрын

    Hade malti krduaukayom

  • @afewerkitsadu7705

    @afewerkitsadu7705

    2 жыл бұрын

    ስነ ሐሳብ ሐቂ ወይ ሐሶት ሰበይ ሰብካ ስጋይ ስጋኻ አይብልን እዩ። ሐቂ ግን ኩሉ ግዜ አይትሰዐርን እያ

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie29302 жыл бұрын

    ብሉጽ ስራሕ ወዲ መምህር !! ነዚ ዘሎ ጽላለ ክፍውስ ዝኽእል ከምዚ ዝመስል ስራሕ ይምነ ነይረ። ዝያዳ ድፍኣሉ።

  • @Azmarinos
    @Azmarinos2 жыл бұрын

    ንሱ ዩ እቲ ሓቂ!!!! Thanks, Dani.

  • @nazinganigusie
    @nazinganigusie2 жыл бұрын

    Brilliant message too everyone, Keep it up, Danny Wedy Memher, U are awesome berther //..

  • @kiflezigta759
    @kiflezigta7592 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ መምህር ብሓቂ ጽቡቅ ገሊጽካዮ።

  • @bashatube8986
    @bashatube89862 жыл бұрын

    ናይ ሓሶት መንደቕ ሃዶሽዶሽ ኣቢልካዮ ወዲ መምህር ጅግና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @kokobxbah6630

    @kokobxbah6630

    2 жыл бұрын

    100%

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @emeamlakadey7927
    @emeamlakadey79272 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጎይታ ሓቅን ርትዕን ! እግዚኣብሔር መመሊሱ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልካ !

  • @johngoitom2533
    @johngoitom25332 жыл бұрын

    Thanks for sharing your knowledge brother.

  • @michaeldesta3883
    @michaeldesta38832 жыл бұрын

    Well said. Brave, keep reading

  • @michaelasmelash2060
    @michaelasmelash20602 жыл бұрын

    ወዲ መምህር ጽብቅ ነገር ደስ ዘብል ብዙሕ ኣለካ ብጣዓሚ ኢየ ድማ ዘድንቀካ ።ኣብ ናይ ሎሚ ዛዕባካ ግን ኣይግድን።ንሕና ኤርትራውያን ናይ ምሕደራን ጸገም እንበር ናይ ካልእ ሽግር የብልናንን ስለምንታይ ኢዩ ሕጂ ንኤርትራውነት ንሙቁሻሽ ትሰርሕ ዘለካ ኣይተረድኣንን።ቃልሲ ዝበዝሐ ኤርትራዊ እዚ ትብሎ ዘለካ ኣይኮነንን ንሕና ብተፈጥሮና ኣብ ዝተፈላለዩ ብሄራት ዝተኣከብና ህዝቢ ኢና ከመይ ኣቤልካ ኢካ እሞ ዝተኣከበ ህዝቢ ፋሕ ክተብሎ ትደሊ ዘለካ ኣይተረድኣንን።ቆንቃካ ሃይማኖትካ ባህልካ ናይ ዝተፈላለዩ ብሄራትካ ከም ጸጋ ከም መስሕብ ኩሉ ጌርካ ክትቆጽሮም ይግበኣካ ። ንስርዓት ሕውሓት ዘለካ ደገፍ ኣጊኢድካ ድምጺ ክትኮኖም መሰልካ ኢዩ ብህዝቢ ትግራይ ጌርካ ሸፈነ ኣይትሃቦም ኢካ።ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ድማ ማዓት ድማ ብጣዓሚ ኢዩ ዝሕዝን ዝበዝሐ ድማ ኮኒንዋ ኢዩ ።ብኣንጻሩ ስርዓት ሕውሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣስመራ ምሳይል ክድርቢ ከሎ ግን ዳርጋ ዝበዝሓኩም ተዳነገጽቲ ሕውሓት ኮቦሮ ሓምሓም ኢኩም ሃሪምኩም ።ኣብ መወዳእታ ንፍቅርን ስኒትን እዚ ክልተ ህዝቢ እንተ ትዛረብ ጽብቅ ኔሩ ብጽልኢ ዝዓወረ ሰብ ስለ ዘለውና ።ሓድሽ ነገር የለን ኣይክህሉን ኢዩ ድማ ኤርትራውያን ኢና ክንላቦስ ንክእል ካልእ ነገር መንነት ይኩን ወላ ዜግነት የብልናንን ።

  • @habtewe8914

    @habtewe8914

    2 жыл бұрын

    can you tell me the difference between identity and citizens briefly, bro

  • @huruykfulom2870

    @huruykfulom2870

    2 жыл бұрын

    Good answer

  • @OneLove-ed6hr

    @OneLove-ed6hr

    2 жыл бұрын

    እዚ ኩሉ ንረክቦ ዘለና ሽግር ካብቲ ናይ ብሓቂ መንነትና ሪሒቅና ንነብር ስለ ዘለና ኢዩ ዝወርደና ዘሎ,ህያው ምስክር ናይ ትግራይ ኣምሓሩ ክመስሉ እንታይ ረኪቦም እዚ ንሪኦ ዘለና ኢዩ

  • @user-hl7lr7ry1m

    @user-hl7lr7ry1m

    2 жыл бұрын

    Ab Asmara missile kdrbe,ziwerede gudat aytehaberenan,bmntay keneregagx nikil?

  • @semharkahsay1946

    @semharkahsay1946

    2 жыл бұрын

    ናተይ ሪኢቶ ከኣ ተወሓደ ኳ መንነትን ዜግነት ዘይፈሊ ህዝቢ ከቶ ናይ ምሕደራ ይኹን ቁጠባ ምዕባለ ከምጽእ ኣይክእልን ምኽንያቱ ትርጉም መንነት ሰለዘይፈለጥና ኢና ኣብ ዝኹሉ ሽግር ወዲቅና ኩሉ ብሽፍኑ ዝበሃል ነገር ስድሪ ከማን ኣይንጓዓዝን።

  • @HighlyFavored
    @HighlyFavored2 жыл бұрын

    Dani to the point. Keep up the good work

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes72 жыл бұрын

    ብመጀመርያ ጽቡቅ ን ርጡብን ክእምን ዝኽእል ኣገላልጻ 👏! ቀጺለ ብመሰረት ኣርእስትካ ርእይቶይ ይገልጽ። "መጀመርታ ዳርጋ ሓሙሽተ ዓይነታት መንነት ኣሎ ገለ ካብኣቶም ክንጠቅስ እንበኣር ( ባህላዊ መንነት፡ ዓሌታዊ መንነት ፡ ሃገራዊ መንነት ወዘተ ,,,) ስለዚ ንሕና ኤርትራውያን ብዛዕባ መንነት ከምቲ ዝገለጽካዮ ናብቲ ነጥቢ ክነብል " ዓንደ ርእሱ መን-ነት መን ሙካንካ ወይ መለለዩኻ ዝገልጽ ካብ ኮነ" ንሕና ኤርትራውያን ውን ከምቲ ኩሉ ዝገለጽካየን ሃገራት ንኣ፥ ከም እንግሊዝ / UK ወዘተ ,,,/ ዝኣመሰላ ሃገራት መንነት ክህልወና ናይ ግድን እዩ ። ምክንያቱ ንሕና ኤርትራውያን ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስኩልካ ሃገራዊ መንነት ኣለና ንሱ ከኣ መጀመርያኡ ብ ሕጽር ዝበለ ኣገላልጻ ኣብ ታሪኽ ምስ ንምለስ " ካብ ኒላውያን 2 ተ ብሄራት ናራን ኩናማን ፥ ካብ ኩሻውያን 4 ተ ብሄራት ሳሆ ፡ ዓፋር ፡ብሌን ፡ ከማኡ ውን ቤጃውያን (ቤኒ ዓምር / ሕዳረብ ) ፡ ካብ ሴማውያን ከኣ 3 ተ ከኣ ትግርኛ ፡ ትግረ ን ራሻይዳን ኣለውና ብውህደት ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ኣብ 6 ዞባታት ከኣ ፋሕ ኢሎም ይነብሩ ። ኣብ ክልተ እምነት ከኣ ይጥርነፉ ማለት ክርስትና ን ምስልምናን (💒🕌) ። ሓበራዊ (official) 2ተ ቛንቃታት ኣለና ትግርኛ ን ዓረብን ከምኡ ውን መብዛሕትኡ( majority) ህዝብና ከኣ ከደራይ ሕብሪ ይውንን ። መለለዪ ኤርትራዊ ከኣ በዚ ዝተጠቅሰ ዓለም ለኻዊ ሃገራዊ መንነትና ይፍለጥ። ዓለም ውን ን ኤርትራውያን በዚ መንነት እዚ ትፈልጠና እዚ ግን ብ ውሕዱ ካብ ብዙሕ ናይ ኤርትራውያን መንነትና እዩ ። ነዚ ይመስል ናተይ ርይቶ ☝😇,,,!!!

  • @mikalxegay
    @mikalxegay2 жыл бұрын

    Thanks dani, keep it up!!

  • @gueshabrhaley4666
    @gueshabrhaley46662 жыл бұрын

    Exactly, 100 % true 😍💯✔️

  • @Getishentertainment
    @Getishentertainment2 жыл бұрын

    በሊሒ መንእሰይ ናይ ባሓቂ ✊

  • @dannyhd8301
    @dannyhd83012 жыл бұрын

    articulation 100....content 1000..delivery 100000..u r one of a kind...

  • @ebn2531
    @ebn2531 Жыл бұрын

    Speechless! Keep up the good work👏👏

  • @elsagebremedhin3286
    @elsagebremedhin32862 жыл бұрын

    ወዲ መምህረየ ዕድመን ጥዕና😘❤❤ን ይሃብካ አንባቢ ውሽጠይ

  • @Daniel-nr6bl
    @Daniel-nr6bl2 жыл бұрын

    If it were enough by virtue of being Eritrean in this world, it would have been a blessing. Unfortunately, it is not enough. It just does not pay the BILL. Danni, you are making a lot of people to think twice and scratch their head. Your critics might not like it, but rest assure they are mesmerized by your explanation.👍

  • @Learn-And-Unlock

    @Learn-And-Unlock

    2 жыл бұрын

    “People will do anything, no matter how absurd, in order to avoid facing their own souls. One does not become enlightened by imagining figures of light, but by making the darkness conscious.” ~Carl Jung 🖤 What I want to emphasis here is, yes there could be good sights on the darkness of his psychological speech therapy. But let's zoom out and try to see the bigger picture. What's the final goal??? We do have history as a simulation to wat u guys intended to achieve, if the idea is original not moon light.

  • @habtomtesfay1272
    @habtomtesfay12722 жыл бұрын

    Thank you so much Wadi Mamher. I am really appreciated you, keep up the good job. you stand for the right, I do not know what to say just I am going to say to you, you are the hero. God bless you. .

  • @saraaa325
    @saraaa3252 жыл бұрын

    ወድ መምህር ❤❤❤

  • @ariboy0505
    @ariboy05052 жыл бұрын

    ዳ'ኒኢተይ ብዓል ቡሱል ኣእምሮ።👊🇪🇷

  • @semirabahtaluba6823

    @semirabahtaluba6823

    2 жыл бұрын

    Ajoka

  • @dave9428
    @dave94282 жыл бұрын

    መንነትካ ተሓቲትካ ስምካን ስም ኣቦኻን ኢካ ትጠቅስ መንነት ማለት መን ኢካ ማለት’ዩ። ዜግነት እንተታሓቲትካ ከኣ ሃገር ኢካ ትጠቅስ። መንነትካ ተሓቲትካ ካብ ስምካን ስም ኣቦኻን ሓሊፍካ ሃገር እንተ ጠቂስካ ግን እታ ሕቶ ኣይሰማዕካያን ማለት’ዩ። እዚ ማለት ‘መንነትካ’ ምስ ተሓተትካ ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ሱዳናዊ ምስ ትብልዩ። ስለዚ መንነትን ዜግነትን በበይኖም እዮም።ናተይ ርዲኢትዩ! ኤርትራዊ ዜግነት እምበር መንነት ካኣ የለን።

  • @selotesfagabir8988

    @selotesfagabir8988

    2 жыл бұрын

    Alo elom kemununa zftnu sebat gn alewu

  • @wedimereb1166

    @wedimereb1166

    2 жыл бұрын

    Meninet kibrtat anababra hbreteseb eu, simka simaboka tetehatitka kea simkan sim abokan timlis , entay eu meninetka eu elu tehatilukas simkan sim abokan kitmliselu abey adi terau wahalelna kiblas xahli yiatina diu zbahal.?

  • @dave9428

    @dave9428

    2 жыл бұрын

    @@wedimereb1166 ane natey rdiet eye xihife nska kia natka aredadia aleka gdn aykonen hade aredadia kihlwena hawey. Entedelyen xahli yietena entedelyen dsti yietena. Example Hade meninetu deytefelte seb geben gieru entetebahilu men mukanu smun sm abiun aytefeleten malet do aykonen?

  • @popentertainment5720
    @popentertainment57202 жыл бұрын

    You make me wise. Proud of you, Keep it up.

  • @samigo5865
    @samigo58652 жыл бұрын

    ዋውውው Thank you ዳኒ ብራቮ እጺ ኢዩ እቲ ሓቂ ንሕና ከም ህዝቢ ኣብ ሕልሚ ኢና ጸኒሕና ንዘይ ጭበጥ ክንጭብጥ ኣብ ዝከፍኣ ወዲቅና ካብ መንነትና,ክብርታትና,ብዓቢኡ ከኣ ካብ ሓቂ ኣብ ናይ ይምሰል ጉዕዞ ኢና ጸኒሕና ሕጂ ንበራበር ኣለና እቶም ዝተረፉ ከኣ ከማና የማስሎም ወዲ መምህር ከኣ ቀጽሎ ኣዝዩ መሃሪ ዝኮነ መደባትካ ካይተሓለልካ ጸዓረሉ።

  • @hagoshaile9436
    @hagoshaile94362 жыл бұрын

    ሰላም ዳኒ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ። ቀጽሎ ከኣ።

  • @isuboy1
    @isuboy12 жыл бұрын

    ዳኒ ሐንቲ አብ መሬት ትወድቅ ዘይብላ ዘረባ ብራቮ ቀጽሎ❤️🙏❤️🙏❤️🙏

  • @tesfalemhabtom4170
    @tesfalemhabtom41702 жыл бұрын

    ኩራዕ ወድመምህር !

  • @solomontinsu5629
    @solomontinsu56292 жыл бұрын

    That's the clear description of identity keep going man .

  • @alfadilmohammedbrhan1486
    @alfadilmohammedbrhan14862 жыл бұрын

    ቋንቃ፥ ብገዛእ ነብሱ ገላጺ እዩ። መንነት፥ ኣንነት፥ ዜግነት፥ ሓድነት ዝብሉ ቓላት፥ "ነት" ዝብል ፊደላት እንተ ኣጉዲልካሎም ትርጉሞም ንማንም ሰብ ክርድኦ ዘጸግም ኣይኮነን። መን ኢኻ (መንነት) ንዝብል ሕቶ፥ መልሱ ብዙሕ እዩ። ንኣብነት፥ መን ኢኻ? ወዲ ወይ ጓል ምዃን፥ ጾታዊ መንነት ይገልጽ። ትግርኛ፥ ትግረ፥ ሳሆ ምዃን፥ ብሄራዊ መንነት ይገልጽ። ሓራቕ፥ ነዳሪ ምዃን፥ ስምዒታዊ መንነት ይገልጽ። ኤርትራውነት፥ ንሃገራውነት ዝገልጽ ሓረግ ካብ ኮነ፥ መን ኢኻ ንዝብል ሕቶ ድማ ብኤርትራዊ ክምለስ ዝኽእል ካብ ኮነ፥ ንሱ ውን ሃገራዊ መነንት እዩ። ንኽትሸጣ እትደልያ ድሙ ግና፥ ኣመላኺዕካ ነብሪ ክትከውን ይኸብድ እዩ'ሞ፥ ሓደራ ሓውና! ግዳ ሎምስ ዝገዝእ'ዶ ከይሰኣን ኢልካዮ።

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    2 жыл бұрын

    Kbur haw Eritrea, Eritrean identity yeblan, etnic identity ember eyu ko zbleka zelo, Bhaxiru Eritrean regime does not make Eritrean identity still now, And it s FAKT

  • @solomonaman6234

    @solomonaman6234

    2 жыл бұрын

    U kan listen att about 3:00 minuter

  • @alfadilmohammedbrhan

    @alfadilmohammedbrhan

    2 жыл бұрын

    @solomon aman: ብስነ-መጎት፤ ዘየለ ጥራሕ እዩ መን (መንነት) ምዃኑ ዘይፈልጥ። ሃገረ ኤርትራ፤ ከም ነፍሲ ወከፍ ሃገር መንነት ኣለዋ። ኤርትራ፤ መን'ያ ዝብል ሕቶ ንነብስኻ ሕተታ'ሞ መልሱ ኣብኡ'ሎ። እንተወሓደ፤ ሃገር እያ ዝብል መልሲ ትረክብ ትኸውን። ኣብኣ ዝነብር ውልቀ-ሰብ ድማ ናቱ መንነት ኣለዎ። እኩባት ሰባት ( ሓደ ብሄር፤ ሃይማኖት፤ ዓሌት ወዘተ) ዝውንኑ ድማ ሓደ ናይ ሓባር መንነት ተጠቒሞም መን ምዃኖም ክገልጹ ንቡር'ዩ። ፖለቲካ ጸሊእካ ዝቕየር ትርጉም ቃል ግን የለን ሓው።

  • @aliabdurahman3373

    @aliabdurahman3373

    2 жыл бұрын

    Well said Bro.

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    @@solomonaman6234 ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @tefese4286
    @tefese42862 жыл бұрын

    እቲ ትዝገርመኒ ኣብ’ዛ ኤርትራ ንህግደፍ ጌጋታትካ ዊሑዱ ኢሎም ዝቃወሙ ኤርትራውያን ከምዘለዉ ዘይምርደአይ እዩ እምበር፤ ዳኒ

  • @tedrosabai4589
    @tedrosabai45892 жыл бұрын

    Future bright young man I love his analysis it’s very clear and brilliant got bless you thanks 🙏

  • @MA-xu8rn
    @MA-xu8rn2 жыл бұрын

    Perfect. You are amazing. The truth as it is!!!

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde12492 жыл бұрын

    ኣቤት ፍልጠት ኣቤት ብልሒ ደኒየ ይበል ዕድመ ይሃብካ ❤🙏

  • @hermonberhe1889

    @hermonberhe1889

    2 жыл бұрын

    ኣታ ቆልዓ ኩሉ እምበር ተሓዋዊሱካ: ኣብ ሕማቕ ኩነት ከም ዝወደቕካ ዝምስክር: እቲ እትመርጾ ዘሎኻ ኣርእስቲ እዩ:: ብዝኾነ ብዝዕባ እንታይ ኢኻ ክትዛረብ ደሊኻ ዘሎኻ? በቃ እዛ ኤርትራዊ መንነት ሕውዝውዝ ኣቢላ ዘውድቐትካ ኢኻ መሲልካ ዘሎኻ:: ሰላም ዕረፍቲ ደሊኻ ንመንነትካ ተቐበሎ:: ምስቶም ካብዚኦም እየ ኣነ እትብሎ ህዝቢ ተጸጋዕ:: ንኤርትራውነት ስነ ኣእምሮኣዊ ኩነት እንዲኻ ከተፍርስ ደሊኻ ዘሎኻ: ክፈርስ ብፍጹም ዘይከኣል እዩ:: ኣብ ዓለም ስምብራት ዝገደፈ እዩ ኤርትራዊ መንነት:: ስለዚ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘሎኻ ኩነት ሕውዝውዝ ኮይንካ ዝተዛረብካዮ ኣብ ቪድዮኻ: ምስ ዝትንተን: ብዝዕባ መንነት (Identity) ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ቀቢላታት ወይ እንዳታት (Ethnicity) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዝዕባ ብሄራት (Nationality)ዲኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ዋላስ ብዛዕባ ዓሌት: ንኣብነት ኣብ ሕብሪ ቆርበት ዝተመርኮሰ ዓሌት (Race) ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ? ስማዕ ትርጉም መንነት ማለት: መን ኢኻ ንስኻ: ባዕልኻ ንነብስኻ ከመይ ኢኻ ትገልጻ:: ከም ሐደ ወድሰብ: ኣብ መስርሕ ዕቤትካ ኣቀዋውማ ስነ ኣእምሮኻ ኩነት: ኣብ ዓለም ብምንታይ ትልለ ጥራይ ዘይኮነስ: ኣብ ዓለም ብዝግለጹ ጠባያትካ እውን መንነትካ ይገልጹ እዮም:: ንኣብነት ሓደ ጸሊም ዝሕብሩ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ: ኣብ ቱር ዲ ፍራንስ ስዒሩ ዝብል ወረ ምስ ዝዝርጋሕ: ተስዓን ትሽዓተን ካብ ሚእቲ (99%) ኤርትራዊ ክኸዉን ኣለዎ ምስ በለ እቲ ሰማዒ ህዝቢ:: እቲ ተዓዋቲ ወዲ ሩዋንዳ ክኸዉን ይኽእል:: ስለዚ እዛ ከም ኣብነት ዘቕረብክዋ ናይ ብሽክለታ: ትርጉም መንነት እትገልጽ ኣብነት እያ::

  • @hannibaltesfealem8176
    @hannibaltesfealem81762 жыл бұрын

    Proud of you Dani keep it up brother.

  • @selamawithabte4560
    @selamawithabte45602 жыл бұрын

    You are so smart and intelligent you explain it very well God bless you I wish I can like 1000 times keep up the good work !

  • @samisimple4023
    @samisimple40232 жыл бұрын

    Proud of my Tigrinya identity. ብሉጽ ኣጋላልጻ ዳኒ። ክብረት ይሃበልና👌👌

  • @Lucas-pf8yu

    @Lucas-pf8yu

    2 жыл бұрын

    ኽቡር ሓው ትግርኛ ዝበሃል ቓንቓ እምበር መንነት የለን መንነትና ትግረዋይ ምኻና ኣሚና ክንቅበል ይግበኣና.

  • @heruy8274

    @heruy8274

    2 жыл бұрын

    Tegrena is a language, not an ethnic designation. In fact, the "ena" or "inya" in Tegrena/Tegrinya is an Amharic suffix meaning language of. So Tegrena means language of the tigre in Amharic and Tigre we are not. The only proper and traditional ethnonym for all Tegrena speaking peoples is Habäsa. In former times we use to call our Tegrena language "qwanqwa Habäsa" which means language of the Habäsa. If you want to identify with your ethnic identity, be proud to be Habäsa hawey.

  • @HAN-lx1nh

    @HAN-lx1nh

    2 жыл бұрын

    @@Lucas-pf8yu ትግራዋይ ዝበሃል መንነት ከማን የልን ምኽንያቱ ብዙሓት ተጋሩ ብሄራት ስለ ዘለው ::

  • @efrem7433
    @efrem74332 жыл бұрын

    ዳኒኤል ብሉጽ መንእሰይ ብሓቂ እስኪ ንገሮም ነዞም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ብፍላይ ነዞም ተረፍ መረፍ አምሓሩ!

  • @Alem917
    @Alem9172 жыл бұрын

    መርሓባ ዲኒ ብሉፅ አርኣያ መንእሰያት እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ብጣዕሚ የ ዘመስግን ንነዊሕ ጊዜ ዘይተመለሰለይ ሕቶ ሐዚ ተመሊሳትለይ💕

  • @user-kj6ne1fm5u

    @user-kj6ne1fm5u

    2 жыл бұрын

    አሉየ እኒኤኪ 😁😁😋

  • @Alem917

    @Alem917

    2 жыл бұрын

    @@user-kj6ne1fm5u ለለዶ በዚ ተራኺብና😁

  • @zeritokubab2742

    @zeritokubab2742

    2 жыл бұрын

    Qumal adi grat

  • @jafietkiros3160

    @jafietkiros3160

    2 жыл бұрын

    ተስፋጽየን ውን ካልኡ ገዲፍካ ንወዲ መምህር ከይተረፈ ነዞም ኩሎም ብትግርኛ ዝኾርዑ ዘበገሰ ኢዩ ክብሪ ውን ይግብኦ ዕድል ደኣ የብሉን ጽሉእ ኢዩ እምበር

  • @Alem917

    @Alem917

    2 жыл бұрын

    @@zeritokubab2742 ታ ገይረካ እወ ትግራወይቲ እየ ጓልዞም ጠቢባን ማእመራን

  • @michaelabraha6211
    @michaelabraha6211 Жыл бұрын

    Thank you!

  • @godislove1986
    @godislove19862 жыл бұрын

    Keep up the good work 👍

  • @user-sx2pu8hh1u
    @user-sx2pu8hh1u2 жыл бұрын

    ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ከም ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ስራሕ

  • @Wedieritrea323

    @Wedieritrea323

    2 жыл бұрын

    ፀ ዝባሃል ፊደል ኣብ ኤርትራ የለን ጸ እዩ ናትና ! ፀ ናይ ትግራይ እዩ ስለዚ ተጋሩ ካብ ጉዳይና ኢድኩም ኣልዕሉ !

  • @newlooke4381

    @newlooke4381

    2 жыл бұрын

    @@Wedieritrea323 ፀ ናይ ግእዝ እንበር ናይ ትግራይ ኣይኮነን ወገነይ።

  • @Wedieritrea323

    @Wedieritrea323

    2 жыл бұрын

    @@newlooke4381 ጸ ኸ ናይ ላቲን ድዩ

  • @lion9733

    @lion9733

    2 жыл бұрын

    @@Wedieritrea323 ጽሉለይ ኩሉ ግእዝ ኢዩ

  • @newlooke4381

    @newlooke4381

    2 жыл бұрын

    @@Wedieritrea323 እሞ ናትና ኣይኮነን ዲዩ ኣበሃህላኻ ፀ

  • @user-tv3hp2dl7p
    @user-tv3hp2dl7p2 жыл бұрын

    ጥበብን ምስቱዉዓልን ይዓድለና ዝብሃለሉ ንከምዚ ናትካ ዓይነት አማዛዝና እዩ ንዓና እዉን ጥበቡ ይግለፀልና ኩሉግዜ ከይአድነቁኻ አይሓልፍን እንድየ ሎሚ እዉን ያድንቀካ ካብ ሃገረ ትግራይ 💛❤️ ሓቂ እዩ ዘንብረካ ሓቂ አምላኽ ስለ ዝኾነ ስለዚ አብ ሓቂ ንበር እቲ ሓቂ ሰላም ክህበካ ሰላም ንአብ መላእ ዓለም ዘሎ ቡዱል ህዝቢ

  • @filmongebresilassie6224

    @filmongebresilassie6224

    2 жыл бұрын

    kondaf agame . tigraway keyetfana dekisna malet zebet

  • @dandanny5331

    @dandanny5331

    2 жыл бұрын

    @@filmongebresilassie6224 ሓወይ ዓጋመ ክትብል ኣውተቡስ ገዲፋትካ ትኸይድ ኣላ ሃየ ኣርክብ ። *ኣስተውዒልካ ተረድኣያ ፡ እዚ ዘለናዮ ግዜ ክልወጥ ኢዩ፡ ስለዚ ኣካል ናይዚ ለውጢ ዲኻ ወላስ ግዳይ ንነብስኻ ሕተታ ?

  • @Pro-oe6ht

    @Pro-oe6ht

    2 жыл бұрын

    @@filmongebresilassie6224 lash belo yeake, tigraway sle zkone trah ketetifio thasb aleka. Ken belo nay hmam.

  • @Pro-oe6ht

    @Pro-oe6ht

    2 жыл бұрын

    Hagere Tigray, 😆😆😆 moyte diye gele

  • @matistudio596

    @matistudio596

    2 жыл бұрын

    entay yetweki hji eske Nay eritrwyan eyu ko ezi geza

  • @heileweldetnsae5613
    @heileweldetnsae56132 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tkh4049
    @tkh40492 жыл бұрын

    You explained it well!!!!!

  • @user-vx2qv7gy5i
    @user-vx2qv7gy5i2 жыл бұрын

    መግለጺ የብልናን ንዓካ ዝከውን ዓቅሚ 👏👏👏💪

  • @tedrossium7473

    @tedrossium7473

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ወዲ መንጌ ዓርከይ።

  • @user-vx2qv7gy5i

    @user-vx2qv7gy5i

    2 жыл бұрын

    @@tedrossium7473 ተዲ ዓርከይ ኣነ ንስካ ውን ኣብ ኡስርበት ሊብያ ኢና ታክብና 😂

  • @tedrossium7473

    @tedrossium7473

    2 жыл бұрын

    @@user-vx2qv7gy5i ኣንታ ሓቅቃ ዝበዝሑ ቤተ ሰበይ ባ ኣብ ሊብያ አየ ተላሌዮሞ።

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray2 жыл бұрын

    ንሳ ኢያ እታ ሓቂ ሓቂ ክእመን ኣለዎ!!! ወዲ መምህር ኣንበሳ እቲ ሓቂ ንገረና

  • @solomontekleab4531
    @solomontekleab45312 жыл бұрын

    Dani, the conscientiously tallest man on a land of pygmies. You are much apperciated!

  • @user-zu3xh5xe9m
    @user-zu3xh5xe9m11 ай бұрын

    Eway entay ele emo kgelxeka eye...audio mexhaf eka kulu eti biaemurey zhasbo emo kgelxo zeykl nsaka tezrebo aleka...amlak msaka ykun amlak memelisu ni hangolka ybark...abu koleku nishtey mekri khbeka mexhaf qudus anbib kulu tibeb kab amlak eyu...hanti nishtey geiga sle zrakulka eye...nhanti qdsti ade dmyana tbahal sebeyti ktbl ezia abay geiga eya bro tanks beqa sleti tmhrtka kemaka ybzhulna ❤❤❤ kab adis

  • @user-os1yl8hc3i
    @user-os1yl8hc3i2 жыл бұрын

    🌟🏆🥇🥇🥇ሓቂ ጽርይቲ ኸም ማይንጉሄ ገሊጽካዮ💯💯✅☑️ እቲ ዘይርዶኦ መሃይም ሕጂ እነሄልካ ትክክል መልሲ ዓይንኻ ኽፈት !!!!!

  • @One_Day-Ab-Adey
    @One_Day-Ab-Adey2 жыл бұрын

    ሰላም ወዲ መምህር እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንማሃር ቀጽሎ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ክፍሎም ይከኣሎ መንነተይ ትብል ደርፊ ብልጽቲ ደርፊ ኮይና ረኺበያ ብዝያዳ ንስኻ ነታ ደርፊ ሰሚዕካ ኣብታ ደርፊ ዘለካ ትዝዕብትታት እንተ ተካፍለና ጽቡቅ ነሩ ። *የቀንየለይ*

  • @adamdebesai

    @adamdebesai

    2 жыл бұрын

    ሓቅኻ: ኣነ ውን ከምኡ ይሓስብ ኔረ::

  • @nahomyemane6780

    @nahomyemane6780

    2 жыл бұрын

    ደይ ነታ ደርፊ ብተዘዋዋሪ ክነቅፍ እዮ መጽዮ

  • @nabalnabil3218
    @nabalnabil32182 жыл бұрын

    Well said bro..keep it up

  • @almazalmaz1003
    @almazalmaz10032 жыл бұрын

    ዋውው ብጣዕሚ ዝገርም ኣጋላልፃ❤❤❤

  • @lion9733
    @lion97332 жыл бұрын

    ያ ንስካ ተብዓታይ ኢካ ኣዴካ ሓደ ክንዲ 1000 ወሊዳትልና ወላ ነቲ ትብሎ ዝቃወሙ ኣምሰሉታት ከምዘለዉ እንዳፈለጥና ግን ከምዝሓስቡ ምግባርካ ክብሪ ይሃብካ

  • @titichannel8465
    @titichannel84652 жыл бұрын

    ጭንቀት ዝኮነ ዘመን ዝፈጠ ተኣምር🤣🤣 ይበለይን ስለ ፓለቲካ ዳነዬ ሸኮር ❤️💛😘😘

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    2 жыл бұрын

    ሸርሙጣ ስለ ዝኾንኪ እንድኣልኪ እምበር መንነትን ፖለቲካን ዶ ምፍላይ ምስኣንኪ መሸኒት ኣስላማይ ዝጥዓመት ግን ከምኡ እያ

  • @redbag3453

    @redbag3453

    2 жыл бұрын

    Siq Beli foshikual

  • @moss446

    @moss446

    2 жыл бұрын

    Fqrey kemey qeninki

  • @abebechimbae7252

    @abebechimbae7252

    2 жыл бұрын

    ተምሐሪ ተሰድድኪ ምንባር አይትፍተዊ ሃገርኪ አዬ መሰል ዘለኪ

  • @Lucas-pf8yu

    @Lucas-pf8yu

    2 жыл бұрын

    ምቅርቲ መንነትኪ ትግራወይቲ ዜግነትኪ ኸኣ ኤርትራዊት ይብለኪ ኣሎ.

  • @4stargeneral542
    @4stargeneral5422 жыл бұрын

    Thanks perfect explain

  • @user-go4kn1tk5o
    @user-go4kn1tk5o2 жыл бұрын

    Excellent young man 👊

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom72042 жыл бұрын

    እዞም ኤርትራዊ መንነት ዝብል ደቂ ኣባት ኣይኮኑ ውን ደቃሉ ኢዮም ወዲ መምህር ጂግና ትግርኛ ❤️❤️👑👑

  • @ruthh1755

    @ruthh1755

    2 жыл бұрын

    Kem beal Solo wedi Teshager😂😂🤣😂

  • @blueblueablueblue5904

    @blueblueablueblue5904

    2 жыл бұрын

    ብፅብጽ ተሐባእ ቆፍቋፍ አጋመ

  • @Fthi366

    @Fthi366

    2 жыл бұрын

    @@ruthh1755 Solo seb mesel Fano🤣

  • @ruthh1755

    @ruthh1755

    2 жыл бұрын

    @@Fthi366 tikikil Sami ab Eritrawinet tehabiom kineburu nayzelewom hayli akakibom yixieru alewu. Nihina gina riesiti abotatina alena abuu kea kixenihana eyu selam yewridelina 🙏

  • @amlesetalazar9886

    @amlesetalazar9886

    2 жыл бұрын

    selam Dani wedi memhr kulu atekrbo hasabat bulux ayu kexilo nufua menasey aka abzia gin riato alatini Eritrea bi beherna anber bi meninetna Eritreawnet ana zibl hasab ayu zeleni kab eritreawi wexae zirkeb meninet zelena koynu aymesleni azi zibelkayo meglexi nay beherna anber nay meninetna aykonen aye zibl Thanks❤

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi19972 жыл бұрын

    As always diamond mind Dani'na 💎 ዓይኒ ኣባይካ ድፍን ይበል🙏 ርእሲ ተመን ሎሚ ኢኻ ዝጨፍለቅካዬ:: ኣገናዕ 👏

  • @helenkahsay4257
    @helenkahsay42572 жыл бұрын

    Well done 👍 you said all the truth specially the last part 👏

  • @amensmedia23
    @amensmedia232 жыл бұрын

    Keep it up!

  • @wmwm7045
    @wmwm70452 жыл бұрын

    ዳኒ ኪብለካ ኣቦ ሓቂ መድሃኒት ዘውሕጠና ኩከነና ፎውሲ ሓዊና ክንስከም ሓላፍነት ዓዲ ጸላኢና ኣለልና ክንሰርዕ መጻኢ

  • @wedibrhane4780
    @wedibrhane47802 жыл бұрын

    ንሓቂ ሕቀቀላ ደኣ ዳኒ ጂግና ኣብ ሃገርና ንሓቂ ክሳብ ሕጂ ይሓቁላ ኢዮም ዘለዉ እቶም ጀጋኑ ኣያታትናን ጋዜጠናታትን፡🇪🇷😍

  • @Rut96969
    @Rut969692 жыл бұрын

    You are amazing 👏🙏⛱

  • @abelabelodi2866
    @abelabelodi28662 жыл бұрын

    Thank you bro

  • @Debsh7
    @Debsh72 жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ብሱል ሓሳብ :: Thank you for your service.

  • @tesfalemabraham3797
    @tesfalemabraham37972 жыл бұрын

    ሰላም ወዲ መምህር። ህግደፍ ካብ ሃገር ክትሃንጽ ሰብ ምህናጽ ይከብድ ይብሉ ሓቂ አዩ። ግን ህግደፍ አንታይ ዓይነት ሰብ አዮም ሃኒጾም ገለ በለና።

  • @samitekl6318

    @samitekl6318

    2 жыл бұрын

    1 + 1 = tefiuka

  • @batman7877

    @batman7877

    2 жыл бұрын

    @@samitekl6318 5

  • @ruthh1755

    @ruthh1755

    2 жыл бұрын

    Hade kulit hade sambue😂😂🤣😂

  • @peacfuleri8147

    @peacfuleri8147

    2 жыл бұрын

    ሃገር ማለት ሰብ እዩ። ክቡር ሓው። ዝሃነጽዎ ሰብ ስለዘየለ፡ ወይ ከምቲ ግቡእ ሰብ ስለዘሃነጹ፡ መሰሉ ዘየክብር፡ ወይ ስለመሰሉ ዘይሓትት፡ ርእሱ ዘድንን 'ሰብ' ሃኒጾም ኣለዉ፡ ስለዚ ኸኣ እዛ እንርእያ ዘለና ሃገር ኣላትና

  • @ruthh1755

    @ruthh1755

    2 жыл бұрын

    @@peacfuleri8147 agree💯

  • @ftwiteklu4489
    @ftwiteklu44892 жыл бұрын

    You are very smart!!!

  • @youllneverwalkalone9849
    @youllneverwalkalone98492 жыл бұрын

    Thanks