ሕውየት ኣብ ቀዛሕታ - Kezahta

Ойын-сауық

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 121

  • @user-ji6wm1yn3k
    @user-ji6wm1yn3k7 ай бұрын

    አብየት ሓፍተይ ክንደይ ጉዱ እዩ ስብ ፀይሩ ዝከድሎ ፅንዓት ይሃብኪ😢😢😢😢😢

  • @meazamuruts7872
    @meazamuruts78727 ай бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ ኣዶ ውፅዓት ክብረት ይሃብኪ ኣብ ዝከድክዮ ኩሉ ፈጣሪ ኣብ ጎንኪ ይኩን ክቡራት መደብ ቀዛሕታ እውን ምስታ ሓፍትናን ኣዴናን ኣገዳሲ ነጥቢታት ኣልዒልኩም ብምዝርራብኩም ክብረት ይሃበልና ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y7 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ መሰየ 😢 🙏ዝኹሉ ፀሪኪ ንትገብርዮ ሕውየት ድማ ብልቢ የመሰግነኪ 🙏ብሓቂ ጅግና ኢኺ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom32877 ай бұрын

    መሲየ ጅግና ሓፍትና አዶ ዉፃዓት ናዓኪ ዝኮን ቃል የብልናን❤❤🙏

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v7 ай бұрын

    ❤❤❤የቅንየልና በክየ መዓረይ መስየ ስለ ዘቅረብካልና🙏♥♥♥

  • @user-gc9se2bf9t
    @user-gc9se2bf9t7 ай бұрын

    ሜሲየ ሽኮር ጅግና ኢኺ ክብርቲ ኣዴና ሓፍትና በርትዕልና ኣጆኺ ከም ኣነ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኪ ክከውን እየ ብገንዘብ ዋላ ተዘይሓገዝኩ ብሞራልን ሓቦን ኣለኹ እየ ሓንቲ መዓልቲ ብኣካል ኣብ ጎንኪ ተረኪበ ነዴታተይ ኣሕዋተይ ክሕግዘን ተስፋ ይገብር እየ ሓፍትኪ ካብ ስዑዲ ዓረብ❤❤❤❤

  • @zaydgalhadush6948
    @zaydgalhadush69487 ай бұрын

    ሓምደ ትብለዐኒ ላኣየ እፍፍፍፍ አጀና ተጋሩዋይ😢😢😢 አብ ጎኒ ኣደታትና ኣለና

  • @Haftom8449
    @Haftom84497 ай бұрын

    ፅንዓት የሃብኪ መስየይ ልነና እውን መንገስተ ሰማይ የዋርሰን😢😢😢😢😢😢

  • @user-oi2bs1bt9q
    @user-oi2bs1bt9q7 ай бұрын

    ቀዛሕታ ሚድያ ❤💛የቀንየልና ብጣዕሚ ነመስገን መስየ❤💛

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y7 ай бұрын

    መሲየይ ጅግና ዋዕሮና ኣጆኪ ጽንዓት ይሃብኪ ንወላዲትና መንግስተ ሰማያት የዋርሰን😥😥 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @user-mv9jz3qs5n
    @user-mv9jz3qs5n7 ай бұрын

    ኣጆኪ መሲ ጅግና ዋዕሮና ፀላኣኪ ይንባዕ 😢😢

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv237 ай бұрын

    Ajoki waero tigraweyt 💔💔💔💔🙏🙏🙏

  • @user-uy8vh5iz5h
    @user-uy8vh5iz5h7 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብ መሰረት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @user-qo6tf4re1i
    @user-qo6tf4re1i7 ай бұрын

    ስላም ስላም ቤኪየ ንበላይ ብርሃነ እቅርበልና እናስላስ ዓድይ ዝብል ደርፉ

  • @almazadamu9175
    @almazadamu91757 ай бұрын

    Thank you 🙏🏾 very much for your voice for voiceless we appreciate for your hard working. Meseret God bless you and your family keep up your great job I appreciate ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kingdomofaxum6891
    @kingdomofaxum68917 ай бұрын

    የቐንየልና በረኸት ንመሲ ስለቕረብካልና ❤ ወሰንቲ ነትብታት አልዕልኩም ናይ ሕውየት ባንኪ አካዊንት ተተካትትለና ድማ ዝበለፀ።

  • @gygg2506
    @gygg25067 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ መሰየ😢 ዝኩሉ ፀሪኪ ንትገብርዮ ሕውየት ድማ ብልቢ የመሰግነኪ🙏ብሓቂ ጅግና ኢኺ💊🥰🥰

  • @berhanalami806
    @berhanalami8067 ай бұрын

    መሲየይ ጅግና ዝሓፍተይ ማዓረይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti7 ай бұрын

    *_እፍ😢😢😢 ነቢዓ ኣንቢዓትኒ ኣነስ😢_*

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14647 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd7 ай бұрын

    መስየ ብምንታይ ቃል ትግለጺ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዙርያኺ ይኹን ኣዶ ዉፅዓት ናይ ብሓቂ ኣደ ንስኺ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ መስዋይ 🙏❤️ኣነስ ኣይፈልጥይ ኔረ ኣጆኺ መስየ ፅንዓት ይሃብኪ ንኣዴና ንየሕዋትናን መንግስተ ሰማይ የዋርሰን 😭💔

  • @SalamA-dp8dg
    @SalamA-dp8dg7 ай бұрын

    መሲትይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eradaerada1089
    @eradaerada10897 ай бұрын

    ኣጆኪ💔💔😭😭😭😢😢😢😢😢😢

  • @hadasDugom
    @hadasDugom6 ай бұрын

    መስየ ፅንዓት ይሃብክ ፈጣር እሰን ለ መንግስተ ሰማያት ያውርሰን😢😢😢 ብጣዕሚ እና ነመስግን❤😊🎉

  • @yanita7632
    @yanita76326 ай бұрын

    ሁሉ ትግራዋይ በየቤቱ ስንት ስቃይ ተፈረደበት 😭😭😭 ብርቱ ነሽ ሃፋተየ አሁንም ያበርታሽ ሐላይ አዴታትና💊💛❤️🥰🥰🥰

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k7 ай бұрын

    መሲዋይ ዋዕሮ ክብሪ ንዓኺ ጀግና በርትዕልና😢 ደሞ ዝሓፍተይ የፎትወኪ እየ ሓፍትኺ🙏💚😍

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14647 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ አይትብከየ ማዓረይ😢😢❤❤❤

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k7 ай бұрын

    ምስየይ ጀግና ዋዓሮ ኩሉ ምንከራ እናሕለፍኪ አጀኪ አብ ጉንኺ አለና ምስየይ😢

  • @user-qi2vk7wd3q
    @user-qi2vk7wd3q7 ай бұрын

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤❤💘😍

  • @TsritiTsriti
    @TsritiTsriti7 ай бұрын

    ሙስየ ጅግና ኣጆኪ ዛምበይተይ በኪያ ኣብካትኒ ማዓረይ ኣዴ ውጻዓት 😢

  • @tgray2416
    @tgray24167 ай бұрын

    አጀኪ መስዋ ፅንዓት ያሃብኪ 😢❤❤

  • @melestesfay5687
    @melestesfay56877 ай бұрын

    እዋይ ሕዝበይ እዋይ ተጋሩ ዝተዋረድናሉ ዘመን ዋይ ሕወሃት አፍታ ክፍእቲ ግዜ ተሓንዲዶም ከይዶም ደሓር ቆላሕ ዘየለ ጉድ ዓይኒ ምምህዳር ዝበሓል የለን ድዩ ሽግረን ዝነግር ኡፍፍ ማዓረየ ተዓዲልኪ ርድእ እንትብልየል ዝስመዕኪ ታሕጋስ ይረእየኒ አሎ ፈጣሪ ይሓግዝኪ ኡፍፍ 😭💔

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i7 ай бұрын

    😭😭😭ኣጀኺ ክብሪተይ ኣብ ኣፀደ ነብስ የንብረለና🙏

  • @kikigalgerea2015
    @kikigalgerea20157 ай бұрын

    ጅግና ሓፍተና እድሜና ጥዕና ይሃብኪ❤

  • @lovezeru1173
    @lovezeru11737 ай бұрын

    ሕልና እዮ ዳኛ እግዚአብሔር ወሲኩ ልቦና ይሃብኪ

  • @user-qn4rm3ue7x
    @user-qn4rm3ue7x7 ай бұрын

    _መሲዋይ ጅግና ኣደ ውጽዓት😥❤_

  • @tsehayyirgalem1068
    @tsehayyirgalem10687 ай бұрын

    gegna mesi bertio zehafteye

  • @wxzlli
    @wxzlli7 ай бұрын

    💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @TplfWinner
    @TplfWinner7 ай бұрын

    Our respected sis.we wish long life withfull health 4u&4all tgaru😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @edon7537
    @edon75377 ай бұрын

    አጀኪ መዓረይ ዋዓሮና😢😢😢😢😢😢

  • @akiberhe7548
    @akiberhe75487 ай бұрын

    Very strong my sister Mesi, may God bless & protect you my dear 🙏❤

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij1997 ай бұрын

    መሲየይ ኣጆኪ ንስኪ ጅግና ጠንካራ ኢኪ😢😢😢😊😊😊😊❤❤❤

  • @selamgoytom-dj4mb
    @selamgoytom-dj4mb7 ай бұрын

    መሲየ ፅንዓት ይሃብኺ 😢 ሓዘንኺ ሓዘና እዩ

  • @titi1401
    @titi14017 ай бұрын

    Lebam kemaki zebele yebzehayo kibrti hafti!

  • @user-wh5eg2ve7k
    @user-wh5eg2ve7k7 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 አሕ አጀኪ ምስየይ ፅናዓት ይሃብኪ ክብረተይ

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb47917 ай бұрын

    Waero haftena we are so proud of you❤️

  • @selugaltigray5137
    @selugaltigray51377 ай бұрын

    ሜሲየ💕💕💕🙏

  • @awethalefom2828
    @awethalefom28287 ай бұрын

    I really appreciate Zehaftey, you're so amazing!

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg92597 ай бұрын

    መሲ ጅግና

  • @user-il9ev7il7l
    @user-il9ev7il7l7 ай бұрын

    ትግራይ 💛❤️😥😥😥😓🙏

  • @teddyamhara
    @teddyamhara4 ай бұрын

    She was my music teacher in elementary school in Welkayt. Sorry for what happened to you teacher Meseret.

  • @app9839
    @app98397 ай бұрын

    ከብድ እዩ ፅናዓት ይሃበና አጆኪ አጀና

  • @user-jw7zo8es4b
    @user-jw7zo8es4b7 ай бұрын

    መሲየይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💊💊💊💖💖💖

  • @selamtube5095

    @selamtube5095

    7 ай бұрын

    ነጊዬ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @hfhb8272
    @hfhb82727 ай бұрын

    ሜስየ ኣጀኪ😢😢😢😥💔💔

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe7 ай бұрын

    ትግራይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @suosuowe6666
    @suosuowe66667 ай бұрын

    ኣጆኪ😭😭😭

  • @merhawitkidanemariam3617
    @merhawitkidanemariam36174 ай бұрын

    ጀግና መሲየዓባይ ሰብ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣብ ጉንኪ ኣለና ❤❤❤

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di7 ай бұрын

    ❤ኣጆክይ መስየይ

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha38457 ай бұрын

    Messert, our sister we are so sad to happened death and massacre. Appreciate your support to victims. God bless you.

  • @user-qp2qo9dc9r
    @user-qp2qo9dc9r7 ай бұрын

    መሲ ጀግና ኣጆኪ😢😢😢

  • @nardos294
    @nardos2947 ай бұрын

    Mesiye jegna

  • @hemedenhemu2956
    @hemedenhemu29567 ай бұрын

    መሲ ጀግና አጆኪ

  • @habu207
    @habu2077 ай бұрын

    ❤️💛😘😥

  • @selam801
    @selam8017 ай бұрын

    መሲዬ ሰወድሸ የኛ ጀግና ሴት❤😊

  • @yorda277
    @yorda2777 ай бұрын

    Mengsti tigray entay yegbri alo hizbina yewda alo

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p7 ай бұрын

    ❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @halefay12
    @halefay127 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @titi1401
    @titi14017 ай бұрын

    💔💔💔😢😢😢!

  • @user-my2mq7vn5d
    @user-my2mq7vn5d7 ай бұрын

    😢😢😢

  • @TrhasGalTigray27
    @TrhasGalTigray277 ай бұрын

    💔💔💔💔😢😢😢😢😥

  • @user-kd8gh8re4v
    @user-kd8gh8re4v6 ай бұрын

    Ajoki zhaftey

  • @assefademeke7360
    @assefademeke73607 ай бұрын

    ናይ ሕውየት ባንክ አካውንት ተዝክፈት እና ዝተካለ ሓገዝ ተዝግበር

  • @dianayonas6231
    @dianayonas62317 ай бұрын

    💔💔💔😭

  • @user-ev5bj1qx5r
    @user-ev5bj1qx5r7 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @shewit6785
    @shewit67857 ай бұрын

    ዋይ ህዝበይ መዓዝ ኮን ክሓልፈልካ ይከውን ውይይይይ ከመይ ልብካ ይሰብር ካብ መከራ ናብ መከራ 😢😢😢

  • @fanatkle3852
    @fanatkle38527 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam79927 ай бұрын

    😢😢😢😢❤

  • @nechitesfamariam9481
    @nechitesfamariam94817 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭ጽንዒ ሑፍተይ

  • @hintsetyoutube
    @hintsetyoutube7 ай бұрын

    😥😥 bata.m yasnial😢

  • @fethawinetlehulachen113
    @fethawinetlehulachen1137 ай бұрын

    I’m very sorry my, dear. Your story broke my heart. Let them rest in peace. You’re a hero Mesi. What you’re doing to heal Tigray will also heal you. God bless you! Documentation and accountability of Tigray genocide is required for Tigray to go forward.

  • @hemedenhemu2956
    @hemedenhemu29567 ай бұрын

  • @edon7537
    @edon75377 ай бұрын

    በጀኩሙ ድምፂ ከንኑ ቅርሹና ተበልዒና😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭ደም ነባዑና 😭

  • @genetgebre480
    @genetgebre4804 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @lemlemgrzhr4473
    @lemlemgrzhr44737 ай бұрын

    mesi👸💚

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa4537 ай бұрын

    መሲ ጂግና ❤❤❤

  • @MerryHaogos
    @MerryHaogos7 ай бұрын

    ድምፂ ንኹነን ገንዘበን ልተኻልኣ ኣሕዋትና

  • @fanatkle3852
    @fanatkle38527 ай бұрын

    💔💔💔💔💔💔😢😢😢

  • @FreyAlem
    @FreyAlem7 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢❤️💛❤️

  • @genetgebre480
    @genetgebre4804 ай бұрын

    😍😍😘😘

  • @ezbhamenn2050
    @ezbhamenn20507 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe7 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @UaeUae-sg2yk
    @UaeUae-sg2yk7 ай бұрын

    😭😭😭😭

  • @awerusyum3243
    @awerusyum32437 ай бұрын

    😭💔😭💔

  • @lulbahri
    @lulbahri7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85067 ай бұрын

    😭😭💔💔😭😭

  • @desta3939
    @desta39397 ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @user-dj6mj3si6e
    @user-dj6mj3si6e7 ай бұрын

    ላክ ሸር ዘይትገብሩ ሰኽኢልካ ሪኢኻምኻድ ታይማለትእዩ

  • @yute2286

    @yute2286

    7 ай бұрын

    ልምንታይ

  • @user-jw7zo8es4b
    @user-jw7zo8es4b7 ай бұрын

    😭😭😭😭😭

  • @milimili2419
    @milimili24196 ай бұрын

    😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤

  • @Sara-sr4sg
    @Sara-sr4sg7 ай бұрын

    😥😥😥😥😥

Келесі