ህድሞና - ጥዑም ዕላል ሕጸ ምስ ሃኒባል በለጾም Engagement Discussion with Hani - New Eritrean Video 2023

Ойын-сауық

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህድሞና - ጥዑም ዕላል ሕጸ ምስ ሃኒባል በለጾም Engagement Discussion with Hani - New Eritrean Video 2023
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaHanibal #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 378

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria70107 ай бұрын

    ሃኒባል ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ካብ ኩሉ ስም እግዚኣብሔር ጸዊዕካ ጥበብ እግዚኣብሔር ምምስጋንካ ንፉዕ እግዚኣብሔር ቃል ቅዱሳን ዝባረኸ ቅዱሳንኩም ይባርኽ ድንግል ማርያም ተጽልልኩም።

  • @goldenstar327
    @goldenstar3277 ай бұрын

    ህድእ በል አዝማሪኖ ፡ሓዳር ብሕብሪ ቃላት አይ ምዘንን ዮ ፡ ብልክዕ ሓደር አብ ጸልማት ዮ ዝራጋገጽ፡ አብርሃን ኩሉ ዮ ሓቀኛ ዝመስል ፡ ሰለዚ ድሕሪ 10 ዓመት ንገረና ፡ናይ ሓቂ ሓንቲ ምኳና !!!?

  • @ta-sy6up

    @ta-sy6up

    7 ай бұрын

    ሓዳር ንዝከባበሩ ብርሃን እዩ ሐጎስ እዩ ❤

  • @ansy4366
    @ansy43667 ай бұрын

    ክብሪ ኣምላኽ ምምስካርካ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ዝፍጽም ክርስቶስ ኢዩ ሞ ሓዳርኩም ብሓይሊ እግዚኣቢሔር ሙሉእ ይኩን

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up7 ай бұрын

    ጽቡቅ ምኽሪ ሃኒ ልዕሊ ኹሉ ፍርሐት እግዝአብሄር ዘለዎ .ዋ ሰብ ምኻን አገዳሲ ❤🎉

  • @yoditgebreyeeyesus2439
    @yoditgebreyeeyesus24397 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ ሰፊሕ ልቦና እዩ ዘለካ ኣምላኽ ፀጋ ጥዕና ሂቡ መጻኢ ሐዳርካ ይባርኸልካ 😍🙏🏽

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20467 ай бұрын

    ሃኒ መኽሰብ እንኳዕ ሐጎሰካ ምስታ ጽብቅቲ ሕጽይትኻ ፈረይቲን ጸገይትን ይግበርኩም። ዓንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ መርዓኹም ድማ የርእየና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ።ዋዉ አዚዩ ብሱል :ዉዱእ አገላልጻ አምላኽ ከምቲ ዝደለኻዮ እንኳዕ ሐበካ ። ነቲ ክብሪ ዝግብዖ ሽም አምላኽ ጸዊእኻ ሙቁር መልእኽቲ ኢኻ ሒብካና ተባረኽ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻን የዕሩኽትኻን ፈተዉትኻን ድማ ፍቅርኹም መመሊሱ የብዛሓልኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mhretberih7827
    @mhretberih78277 ай бұрын

    ሃኒ ትርጉም እግዚኣብሄር ብግቡእ ዝተረድኣካ ኢካ ትመስል ግን ከኣ ማዕተብ ዘይብልካ !

  • @elzabettesfai3900

    @elzabettesfai3900

    7 ай бұрын

    ab eritera befelay kea ab asmera si bezuh maeteb zewtur aykomen kab,mentay u endi abzi dege ms wexe u jemiru zelo kemels

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani31497 ай бұрын

    ሃኒ ሽኮር ❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ወዲ ኤረይ መዓረይ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @user-cv4jb7ti6b
    @user-cv4jb7ti6b7 ай бұрын

    ኩሉ ነገሩስ ኣብ እግዚአብሔር ዝተመርኮሰ ዕላሉ ኮታስ ፅቡቅ ወዲ ዝወፀካ የብልካን ፍቅርኩም ይብዛሕ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም❤♥🙏ሃኒ ሓወይ❤

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea13777 ай бұрын

    እዛ ወዲ ሓዳርን ተዋስኦን ሓዋዊሳቶ። በል ዳሓን ምስ ሒማኻ የንብርካ ፈጣሪ።

  • @user-qg3nk5nw7f
    @user-qg3nk5nw7f7 ай бұрын

    እንኳእ ደስ በለካ ሃኒ ሓወይ❤🙏🙏🙏🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed8367 ай бұрын

    መብሩክ ሃኒ እቲ ብሉጽ ኣክተር ናይ ሃገርና ኢንሻኣላህ ከኣ ከምቲ ሕጸኹም የርኢየና ኣበባኹም ❤ ‏‪‬‏ 👋👍

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_7 ай бұрын

    ሃኒቹ ፅሩይ አርትስ ማዕተብ እሰር 🙏

  • @weyniamdeyohannes848
    @weyniamdeyohannes8487 ай бұрын

    አየ ልቦና ሶሊ ሃፊሳትካ ኢያ አምላክ ይባርኩም ።

  • @nakfanamedia
    @nakfanamedia7 ай бұрын

    እዚ ወዲ መጽሓፍ እዩ። ኩላትና ተማሂርና። ዳርጋ መጽሓፍ ምልእቲ ኮፍ ኢለ ኣንቢበያ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሉእ ዕድመ ሂቡ መባልይቲ ይግበርኩም ሃኒ ሓወይ።

  • @soliyanamearg5734

    @soliyanamearg5734

    7 ай бұрын

    ያ ደምረኒ ብጣዕሚ ቡሱል ❤

  • @hamyewediadem6728
    @hamyewediadem67287 ай бұрын

    Kemey zey Nedgefka hani Abi seb ❤

  • @teklitsahle8895
    @teklitsahle88957 ай бұрын

    ከም ኣፍካ ይግበረልካ ሃኒ🎉ብሱል ኢኻ።ናይዚ መንእሰይ ኣርኣያ'ውን ኢኻ።we'r proud of you!

  • @kisanet4715
    @kisanet47157 ай бұрын

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ኣሰይ እንቁአ ደስ በለካ ርሑስ ጋማ 🌷🌷🌷🌷❤🇪🇷

  • @amanuelgebrekristos3498
    @amanuelgebrekristos34987 ай бұрын

    ተላፊኖም ዘይኮንስ ተዋሲቦም እዩ ዝባሃል 🎉

  • @goitom4485
    @goitom44857 ай бұрын

    ሓዳርኩም የጽንዓዮ ፈጣሪ ሃኒ ሓወይ ነይ ምውሳእ ጥራሕ ኣይኮነን ዘለካ ተውህቡ ስነ ምኽሪ ውን ስሕት ኢልካም መጺእካ ነዚ ንኡስ ውለዶ ወስ ተበልካዮ ኣይጽላእን ዩ

  • @ruthandemeskel9222
    @ruthandemeskel92227 ай бұрын

    ብመጀመርያ....... እንዃዕ ደስ በለካ ሃኒ በለጾም🌹🌹🌹 ፍቅሪ ይምላእ ኣብ መንጎ ክልቴኹም ርሑስ ሕጸ ድማ ይግበረልኩም ከም ሰብ እዃ ክልተ እንተኾንኩም ፈጣሪ ሓደ ይግበሮ ንሓዳርኩም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼 እንቋዕ ትምኒትካን መብጽዓኻን ኣስመረልካ ንዓኻን ንምጭዉቲ ንሕጽይትኻን "Only" ከምቲ "ብሰለስተ" ዝተአሰረ አይብተኽን'ዩ ዝብልዎ "ሐደ ኣምልኽ" ጥራይ ሳልሳይኩም ግበርዎ ኩሉ ጊዜ ምኽሪ ኣምላኽ ዝሰመሮ ፈጣሪ ሐዳርኩም ንዘልአለም ዝተባረኸ'ዩ ክገብሮ ✍️ብምቅጻል....... ከምቲ ዝበልካዮ "ኣምላኽ ክህብ ከሎ ሙሉእ እምበር ጎደሎ ኣይህብን'ዩ" ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ጥዕና ኣብ ልዕሊ ጥዕና ሓጎስ ኣብ ልዕሊ ሓጎስ ቅሳነት ኣብ ልዕሊ ቅሳነት ዕድመ ኣብ ልዕሊ ዕድመ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይሃብኩም🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @fabs7161
    @fabs71617 ай бұрын

    Wise man, congratulations 🎉

  • @senaitsultan2890
    @senaitsultan28907 ай бұрын

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ውላድኩም የርእየና❤❤

  • @tesfalemfissaha1124
    @tesfalemfissaha11247 ай бұрын

    ክብሪ ኣብ እምነት ፈጣሪ ዘለካን፡ ክብሪ ኣብ ወድሰብን ከምኡ ውን ኣብቲ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ፍቕርን ኣኽብሮት ነንሕድሕድናን ኣድኒቐካ!😮

  • @user-ii6kx4ko1g
    @user-ii6kx4ko1g7 ай бұрын

    ሃኒ ኣስሊ ባሓቂ ጹቡቅ ትምህርቲ ብዝኮነ ኣምላክ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባርክ ❤❤❤🎉🎉

  • @user-gx6ex7wz6c
    @user-gx6ex7wz6c7 ай бұрын

    .ኣሰይይ ሃኒ ሓወይ ዓብይ ሰብ ትመልሱ ደስ ዝብለካ ዕጋበት እዩ ይፈጥረልካ ብዝኸነ እንኳዕ ናብዚ ኣብጸሐካ ሩሑስ መርዓ ከዓ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fc7gj9su7q
    @user-fc7gj9su7q7 ай бұрын

    ሃኒየ እንቃዕ ሓጎሰካ ከምቲ ሕጸኩም የርእየና ኣበባኩም ፍቅርኩም የብዝሓዮ ልዑል ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mimonaa8939
    @mimonaa89397 ай бұрын

    ደይ ከምዚአየ ደልየ ከምዝአየ እልልልልልልልልልልልልልልልል ሐጎስኩም ሐጎስናዩ Congratulations my dear 💞 ፈቃር ፍቅሪ ይቅበል ሃኒየ

  • @yosberaki340
    @yosberaki3407 ай бұрын

    እንኴዕ ትምኒትካን መብጸዓኻን ልዑል እዝግኣብሔር ኣስመረልካ ምስ ምጭውቲ ሕጽይትኻ Only.

  • @azmeramehari5316
    @azmeramehari53167 ай бұрын

    ዋውውው ደስ ዝብል አገላልጻ ሃኒ ሓውና ብዓቢኡ ኣብ እግዚኣብሄር ዘለካ ክብሪ🙏 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣሪ ኪዳንኩም ይባርኸልኩም❤❤

  • @rosaequbazigi4877
    @rosaequbazigi48777 ай бұрын

    እንካእ ሐጎሰኩም ሐዳርኩም ብርሐን ይግበረልኩም ሀኒ ብርሐን ገጹ ብርሐን ሐሳቡ ምስ ብአል ቤትካ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz62287 ай бұрын

    ጹቡቅ ምግባር ዕግበት ናዓካ

  • @simretandemariam9132
    @simretandemariam91327 ай бұрын

    Thanks heni. For sharing your experience 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g7 ай бұрын

    ትክክል ፅብቅ ፅብቅ ትረክብ ኢካ።

  • @yoditberaki5767
    @yoditberaki57677 ай бұрын

    Congratulations Hani abi seb anbesa Wedi Eri xada God bless you always 🙏❤️🙏🌹🙏🇪🇷🌹❤️🇪🇷

  • @user-qk1ro2fu8q
    @user-qk1ro2fu8q7 ай бұрын

    Well said Hanibal!! Keep it up man

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael14427 ай бұрын

    Hannibal congratulation very beautiful engagement ceremony I wish you all the best in your future venture !💐

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael13997 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽብቕ ኣገላልጻ

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe44767 ай бұрын

    Amazing guy I don’t have word. I says congratulations 🎉🎉🎉 wedaekum yeriena hani wedi

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz62287 ай бұрын

    አሰይ ሃኒ ምጩዉ ወዲ ካብ ሐፋተካ ተቀማጢት ርይድ እንቆዕ ሐጎሰካ ማርዓ ከይትርሳዓና ሰደትና የሕጺሩ አብ መርዓካ ያሐዉሰና

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom34807 ай бұрын

    hanibal azika bsul seb ika GOD bless you

  • @elsakiros6509
    @elsakiros65097 ай бұрын

    God bless you 🙏 you have good understanding about marriage may God Abraham bless your life time 🙏♥️🙏🌹💐♥️🇪🇷🇧🇻

  • @simretandemariam9132
    @simretandemariam91327 ай бұрын

    Congratulations ❤❤❤❤heny 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea62277 ай бұрын

    Egzabher Amlak Edman tinana yehbka hani hawey 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏

  • @edentecle818
    @edentecle8187 ай бұрын

    Congratulations Hani wedi eri mekseb happy for you 🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s6 ай бұрын

    ❤❤❤ሃኒተይ ለባመይ

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela2787 ай бұрын

    ሃኒ እንቃዕ ሓጎሰካ፡ ከምቲ እታ ጋዜጠኛ ዝበሎቶ፡ እቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞ ሰብ ኣይፍለዮ፡ ርእሲ ሰበይቲ ሰብኣይ፡ ርእሲ ሰብኣይ ድማ ክርስቶስ እዮ እሞ፡ ከምዚ ኣብዚ ኢንተርቪ መውጺ ኣፍካ እግዚቤሄር ኣምላኽ ዘሎ፡ ኣብ መርዓኻ ድማ፡ ምክሪ ኣምላኽ ዝሰመሮ፡ ክኾነልካ ሰናይ ምንዮተይ ክገልጸልካ ይፈቱው፡ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ፡ መዝሙር ዳዊት ክዛረብ እንከሎ፡ ኩሉ እትገብርዎ ዘበለ ንክብሪ ኣምላኽ ይኹን ኡሉ ኣሎ፡ ከምኡ ድማ ሃዋርያ ጳውሎስ ንብረትኩም ዘበለ ንዕዮ ወንጌል ዝበቅዕ ጥራይ ይኹን፡ ኢሎምና ኣለው፡ ሃኒ ቡሉጽ፡ ዋሃቢ ጥበብ እግዚቤሄር ኣምላኽ እንተዳ ኮይኑ፡ ኩሉ ካብኡ፡ ኩሉ ድማ ንዑኡ እዩ፡ ከምቲ ዝበልካዮ፡ ኣምላኽ ክህብ ከሎ፡ ሙሉእ እንበር ጎዶሎ ኣይህብን እዩ ዝበልካዮ፡ ሓቂ እዩ፡ ንሱ ዝደልዮ መሰዊኢ ድማ ሙሉእ እዮ፡ እቲ መሰዊኢ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ካኣ እንታይ መሲልካ፡ ብጸጋ የሱስ ክርስቶስ፡ ንነብስኻ ብምእማን፡ ምክሪ ኣምላኽ ኣብ ሂወትካ ክፍጸም፡ ንልብኻ ኣብኡ ከተማቅባ፡ ቁኑ ምርጫ እዩ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ፡ ከም ቀራቢኻን ፈታዊኻን። Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። Romans 10 (ትግ) - ሮሜ 9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። 2 Corinthians 5 (ትግ) - 2ይ ቆረንቶስ 17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ። 18: እዚ ዅሉውን ካብቲ ባዕሉ ብክርስቶስ እተዓርቀና፡ ኣገልግሎት ዕርቂውን ዝሃበና ኣምላኽ እዩ። 19: ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።

  • @yoditmehari48

    @yoditmehari48

    7 ай бұрын

    Qale hiwet yesmealna bruk gn qale amlak msti kunwtat zkeyd neabnet sle mewsbo hawrya pawlos zxehafo kemu wn sle qalkidan neu krie elu slezmexae ti seb bzkone sleqalu egziabher ymesgen

  • @tesfagabirteklezghi7887
    @tesfagabirteklezghi78877 ай бұрын

    ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ። ጥበብ እካ ንባዕልካ ኩቡር ሓወይ

  • @kisanetsolomon309
    @kisanetsolomon3097 ай бұрын

    Congratulations Hani hawey amlak hadarkum ybarkelkum ❤❤❤❤

  • @yohananegasi4460
    @yohananegasi44607 ай бұрын

    Congra hani hawey

  • @hidatrida9836
    @hidatrida98367 ай бұрын

    Congratulations hani 🎉🎉 and keep going well said ❤❤❤❤ i’m very happy for you🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅♥️❤️♥️💯💯💯💯💯💯💯

  • @nardoszerihun7212
    @nardoszerihun72127 ай бұрын

    Congratulation hani hawey xegue yehbzhalkum goyta

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz62287 ай бұрын

    ባሐቂ እዋይ ጡዑም ዕላል

  • @hateyentertainment
    @hateyentertainment7 ай бұрын

    Hani hawey Enkoe hagoseka btaemi des zebl melsi meredaeta Respekt 🫶🏼

  • @Blumengras4
    @Blumengras47 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ naybhaki belh seb hani hawey merakum yerena

  • @Acnt12
    @Acnt127 ай бұрын

    Ezi wedi lebam eu Amlak ziamene ayhafirn kulu gize 🙏

  • @user-nu4vo8dj3c
    @user-nu4vo8dj3c7 ай бұрын

    Congratulations hani hawna qal kidan abrhamn saran ygberelkum ❤❤❤❤🎉

  • @godblessme6889
    @godblessme68897 ай бұрын

    Nfelemayey endye interview rie mara tegerime maere kndzi belih lebam tmesleni ayneberkan Haney shkor amlak edmen tenan yhabeley fetari hadarkum ybarkelkum ❤❤❤❤

  • @yesewneger7519
    @yesewneger75197 ай бұрын

    Nay baki besal seb abhiwetka kulu selam hagos zelewo hiwet kithilf yimneyelka ruhs gama ❤❤❤❤bultsi artist 😍

  • @yoditberaki5767
    @yoditberaki57677 ай бұрын

    Great answer ✅💯👍👌

  • @freitahagos1591
    @freitahagos15917 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ congratulations to both you 👏 ❤️ 💖 💓 ♥️

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl7 ай бұрын

    Lebam edmen tienan yhabka hawna Hany ❤❤❤.

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl7 ай бұрын

    Hani hawey EGZIABHEIR AMLAK mebalyti mekarbti ygberkum hadarkum Fetari ybark ❤❤❤.

  • @samidesta4550
    @samidesta45507 ай бұрын

    Nay bhaki hani hawey atehasibeka and ridietka mara fetieyo ma favourite person ❤❤❤❤❤

  • @loveujesus7265
    @loveujesus72657 ай бұрын

    hani hawey Amlak ybarka ❤❤❤❤❤ hadarkum amlak ybarkelkum

  • @meheretalmedom3322
    @meheretalmedom33227 ай бұрын

    Congratulations 🎈🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷 my Favorite actor Hani Beletsom

  • @user-qd2tg7pn5z
    @user-qd2tg7pn5z7 ай бұрын

    Congratulations 🎊 👏 💐 hani and soli ruhus Gama menabrti yebelkum amlak !!

  • @Zaid-on5rn
    @Zaid-on5rn7 ай бұрын

    Congratulations hani hawey 🎊 👏 💐 🥳 🎊 ❤❤

  • @kokobsamsom3958
    @kokobsamsom39587 ай бұрын

    Congratulations haniye egziabhier amlak nay hadarkum zemen ybark mlue hagos ygberelkum love you deqi erey ❤❤❤❤❤

  • @qal.bitaw.nezkar8437
    @qal.bitaw.nezkar84377 ай бұрын

    congera hani enka abzi abqaka

  • @user-hm7vh9xk4c
    @user-hm7vh9xk4c7 ай бұрын

    Congra Hani haweyy❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @salinateklewaini9985
    @salinateklewaini99857 ай бұрын

    Smart 🧠 eika ezgabiher tbebu awridlka btaemi adniqeka 💯✔️🇪🇷 gna keythamq kexlo kemzi zelekayo hawey mearay ❤❤ ❤

  • @ghideyghirmay3800
    @ghideyghirmay38007 ай бұрын

    Hani hawey kem atehsasbka yegbarlka amlke. Abnatwie eka 👍👍👍💞

  • @estifanossereke7744
    @estifanossereke77447 ай бұрын

    Congratulations hani hawey

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat47197 ай бұрын

    Congratulations 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯

  • @filimonhagos5140
    @filimonhagos51407 ай бұрын

    Congratulations Hani Lebam Mestewali❤❤❤❤❤🎉

  • @Meradc1
    @Meradc17 ай бұрын

    Abet lbona btami belih seb hani azmarino ❤❤🎉 congra kea

  • @Sunlight-lm7bs
    @Sunlight-lm7bs7 ай бұрын

    ❤❤❤ congratulation hani ms bealti betka amlak ybarkum eske thanks hdmona nebarit ❤❤❤❤

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane72267 ай бұрын

    Hasab ❤yesmirelko ,gin hixes hade meadi gerka zigiber abti bahlina teketetilka ynte konka 🙏🌻

  • @okbatsionfesehatsion467
    @okbatsionfesehatsion4677 ай бұрын

    Waww hani i love

  • @selemawitghide3232
    @selemawitghide32327 ай бұрын

    Haney xibuk Congra enqa abzi abkiaka ❤❤❤

  • @helenlove2791
    @helenlove27917 ай бұрын

    EGZIABHER KEMTI TDELYO AB QURUBAEN SGDAEN YEBTHEKUM HENI HEWEY AMEN (3) ❤🎉

  • @nesanetteklemariamteklezgi8507
    @nesanetteklemariamteklezgi85077 ай бұрын

    Congratulations hani🎉🎉🎉

  • @hakibrhan
    @hakibrhan7 ай бұрын

    Ab Egziabiher ztewekele ayhafrn eyu🙏! Abriesiu win msli eti Eritreawi kbrtat zwkiel meniesey eka👏👏👏

  • @bietilk775
    @bietilk7757 ай бұрын

    Wow hani congratulations 🎉🎉🎉kabti zednqeka hade namlak teqedm mkanka wow mebalyti kunu

  • @asyaobeker4226
    @asyaobeker42267 ай бұрын

    congra hani 🎉

  • @user-hu5yl8hx7v
    @user-hu5yl8hx7v7 ай бұрын

    Hanitey bteami eye zfetweka rhus gama ygberelkum ms soli❤❤❤❤

  • @tesfalemyemane2247
    @tesfalemyemane22477 ай бұрын

    Congra hani hawey kabtom qedmot degfk ey ❤❤❤❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion5547 ай бұрын

    Congratulations Hani and your fiancee soli.

  • @SirajZaki-qm3hr
    @SirajZaki-qm3hr7 ай бұрын

    Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Hani habiby 🥰🥰🥰🥰 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AF-yu2wo
    @AF-yu2wo7 ай бұрын

    Congratulations 💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ql5rr2nv2q
    @user-ql5rr2nv2q7 ай бұрын

    hani bro god bless you good idea

  • @Yosiefjose
    @Yosiefjose7 ай бұрын

    Congratulations Hani wedi

  • @almazgoitom6528
    @almazgoitom65287 ай бұрын

    Congratulations 🎉🎉🎉Hony hawey ❤❤❤

  • @yakobteklemariam7758
    @yakobteklemariam77587 ай бұрын

    Congra ❤ hani blux seb amlak menabrti mebalyti ygberkum

  • @habengde8311
    @habengde83117 ай бұрын

    Congratulations hainy hweiy amlka hderkmio yberkelmo

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu94957 ай бұрын

    Lebam bhaki meglesi yelen, congra yehwat ❤

  • @biniamhaile9428
    @biniamhaile94287 ай бұрын

    Hani habibi congra

  • @selihom2775
    @selihom27757 ай бұрын

    Congratulations Hani & Soli Zemenkum kulu yibarek Bereketu yimesgen amlak amen

  • @edenkfle2651
    @edenkfle26517 ай бұрын

    Congra hani ❤❤❤❤❤

Келесі