ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ሓንጣል Vs መስፍን John Miera Vs Mesfin - New Eritrean Show 2023

Ойын-сауық

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ሓንጣል Vs መስፍን John Miera Vs Mesfin - New Eritrean Show 2023
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 455

  • @yohannesghebrezgi9610
    @yohannesghebrezgi96107 ай бұрын

    ሰላም ንዓኹም ህድሞና ብተቕርቡልና መዛናግዕን ኩሉ መደባትኩምን ኣባኹም ዘለና ኣድናቖት ኣዝዩ ልዑል ዩ። ንሕና ድማ ዕጉባትን ሕጉሳትን ኢና። ኣብዚ ተቕርብዎ ደለኹም ውድድር ኣብ መንጎ ስነጥበባውያን ግን ርእይቶ ኣለኒ። መጀመርያ እቲ ትህብዎም መወዳደሪ ናይ ምብላዕን ምጽማምን ኣብኡ ኣነ ዕቃበ ጥራይ ዘይኮነስ ብመሰረቱ ከተትርፍዎ ኣለኩም ዝብሎ፡ ልዕሊ ኩሉ እቲ ጉዕ በርበረ ምብላዕ, ብሓፈሻ ድማ እቲ ውድድር ኩሉ ዓይነት ምብላዕ ገዲፍኩም፡ ካልእ ክንመሃረሉ ንኽእል ሕቶታት ኣዳሊኹም እንተተወዳድርዎም ዝያዳ ብሉጽ ምኾነ። ንኣብነት ተቐዲሑ ዘይዳእ ታሪኽን ሰራሕቲ ታሪኽን ኣለና። ሃብታም ባህሊ ሃገራውን ማሕበራውን ልምድታት (ብኣብነት ክጥቀስ ዝኽእል ስነምግባር) ዝውንን ሕብረተሰብን ብሄራትን ኣለና። ኣብ ሃገራውን ህዝባዊ ባዓላትን ዝግበር ኣገባብ ኣበዓዕላን ብዙሕ ልምድታትን ትርጉማትን ኣለዎ ሞ፡ ነዝን ከምዝን ዝመስል ሕቶታት ኣዳሊኹም ሓፈሻዊ ፍልጠት እንተተቕርብሎም፡ እቶም ተወዳደርቲ ዓቕሚ ኣፍልጦኦም ምፈተሹ፡ ንሕና ተኸታተልትኹም ድማ እናተዛናጋዕና ዝያዳ ምተማሃርናን ፍልጠት መኻዕበትናን መስለኒ። 2ይ እቶም ተወዳደርቲ ድማ ብቑጽሪ ብዝሕ እንተዝብሉ ሞ ውጺኢቶም ብተርታ ክሳዕ ምትራፍ እንተትህልዎ ዚ መደብ ጽቡቕ ኔሩ። እዞም ክልተ ግን 1ይን 2ይን ክወጹ ምዃኖም ርዱእ ዩ። ሽልማቶም ድማ እቲ 1ይ ናይ ዓወቱ ሽልማት እቲ 2ይ ድማ ናይ ተሳትፍኡ መተባብዒ ትሽልምዎም ምህላውኩም ጽቡቕ ዩ ግን ንመወዳድርቶም በዳህትን ብመወዳድርቶም ተበዳህትን ክህልውዎም ጽቡቕ ኮይኑ ይስማዓኒ። እንተ ዛ ናይ ምብላዕን ምስታይን ውድድር ግን ካብ ንውድድር ንመቕጻዕቲ ትቐርብ ሞ ብመልክዕ ውድድር ዘይቀጥታዊ መቕጻዕቲ ኮይና ተሰሚዓትኒ። ስለዚ እቲ ውድድር ካብ ጉዕን ካልእን ብምብላዕ ትስዕር ሲ ብኸምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስክዎ ኣወዳዲርኩም እንተትሽልምዎም ክንደይ ምበለጸ። በዚ ኮይኑ በቲ ግን ኣብዛ ቻነልን ሰራሕትን ኣስራሕትን ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ። እዚ ውልቃዊ ርእይቶይ ኳ እንተኾነ ነዚ ናተይ ሓሳብ ዝመስል ሓሳብ ዘለዎም ውን ስለዘጓነፉኒ፡ ርእይቶ ብዙሓት ዩ ኢለ ድማ ይግምት። ስለዚ ኣብ መወዳእታ እዚ ዝዋሃበኩም ርእይቶታት(Comments) ብዕቱብ ተንብብዎ እንተኾንኩም ብተገዳስነት ክትምልሱለይ ይምሕጸነኩም። ብዝተረፈ ዓወትን ኣሳልጦን ንዓኹም ሰላም ዎ ሰናይ ተኸታታሊኹም Y G

  • @Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h

    @Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h

    7 ай бұрын

    ያ ጽቡቅ ኔሩ እቲ መደብ ሓደዓይነት ዩ እቶም ተጻወትን 1ይ 2ይ ከም ዝወጹ ፍሉጥ ዩ እዚ ዝበልካዮ ግን ይሰማምዓሉ የ አብ ጥራሕ ከብዶም ጉዕ አብሊዖም ጨጎርኦም ሊሒጸሞም ከደንግጽካ ብዝኮነ ካብዚ ኩሉ comment ናትካ ብልጽቲ ሓሳብ ፈተየ ግብእቲ ያ ከአ 👌👏👏

  • @maekelemeasho3700

    @maekelemeasho3700

    7 ай бұрын

    ✅✅✅

  • @aarontesfai1328

    @aarontesfai1328

    7 ай бұрын

    🎉🎉😂😂😂

  • @tekakesete964

    @tekakesete964

    7 ай бұрын

    💕🙏Nedhret tamles abetey zeabnlo Sahel ajkom baret xebuge serah❤

  • @mussieghirmai9979

    @mussieghirmai9979

    6 ай бұрын

    Very nice program

  • @Setotaye2024
    @Setotaye20247 ай бұрын

    እጅግ እጅግ እጅግ እጅግ የምወዳቹ አርቲስቶች እንደነዚህ ሚሎን ቢሆኑልን ውይ ፈጣሪ ጤናና እድሜ እመኝላችሁዋለሁ እወዳችሁዋለሁ✊🏾❤

  • @alenalkieritrea3862

    @alenalkieritrea3862

    7 ай бұрын

    ትግርኛ ትሰሚያለሽ ?

  • @Setotaye2024

    @Setotaye2024

    7 ай бұрын

    @@alenalkieritrea3862 አዎ በደንብ ኤርትራዊት ነኝ ግን አዲስ አበባ ነው ተወልጄ ያደኩት😊

  • @alenalkieritrea3862

    @alenalkieritrea3862

    7 ай бұрын

    @@Setotaye2024 ይቺ ናት ሀገሬ ይቺ ናት ኢትዮጵያ ምን ማለት ነው ታዲያ? You sound Ethiopian

  • @Setotaye2024

    @Setotaye2024

    7 ай бұрын

    @@alenalkieritrea3862 የግጥም ስም ነው ስለምወደው ነው

  • @quazencarneshim5857

    @quazencarneshim5857

    6 ай бұрын

    አሰይ አሰይ ኣዲያም ስብሃቱ እንቛእ ብሰላም ካብቲ ክፉ ኣዲ ወጻኺ፡ I am very happy to se you again እዞም ሃሳዳት ከጥፉኺ ሃሲቦም ኔሮም፡ ናሆም ከ"? ቆልዑ ከመይ? Prais God!!!

  • @user-qf8ym4rv4q
    @user-qf8ym4rv4q7 ай бұрын

    ጹቡቅ ስራሕ ኣህዋተይ ጠለበይ ከይትሓልፉዋ please ን ኣማን ወዲ ነገደን መብራህቱ ሰሎሙንን ኣምጹኡልና

  • @tesfaiyohannes8557
    @tesfaiyohannes85577 ай бұрын

    ብሉጻት ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @Sami-xq3qs
    @Sami-xq3qs7 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ባህታ ዝፈጥሩ ስነጥበባውያን ሃገርና ኢዮም ኣሬ ሓወይ ግን ንሽተይ ዝተራእየኒ ርኢቶ ክህበካ መራሒ መደብ ብምዃንካ መጠን ቁሩብ ህድእ በል ብጣዕሚ ትርበሽ ኣለኻ ወላ ተመሊስካ ረኣዮ ኣብታ ኮፍ ትብላ ከማን ረጊካ ኮፍ ኣይትብልን ኣለኻ ይቅሬታ ባህርኻ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ከም መራሒ መደብ ግን ወላ እቲ ዝህቡኻ መልሲ ከማን ትኾልፎም ኣለኻ ይቅሬታ ዝዓርከይ ንፉዕ ምባል ኣይጠቅመካን ኢዩ ኢለ ኢየ ❤❤

  • @rutab9507

    @rutab9507

    6 ай бұрын

    Thank you nayleby tezarebka kizareb meaet eyu

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d7 ай бұрын

    ኣብ ክልቲኦም ምክብባር ኣዝዩ ይምስጥ teamwork ዝብሃል ከምዚ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @antoniohidray9101
    @antoniohidray91017 ай бұрын

    ኣነስ ግርማይ ክስዕር ኢደሊ ነረ ሓደ ብኩሉ ነገሩ ማራ አዩ ዘደንግጸኒ ጊን ጆሚራ ለዋህ ኢዩ ክህቦ አዩ

  • @SamuelEye1988

    @SamuelEye1988

    7 ай бұрын

    Yh joni bqereba eye zfelto azyu eyu halal seb😊

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay92367 ай бұрын

    ሸውሃት ናይ ስነጥበብ ኤርትራ እዮም ዕድመ ይሃብኩም ። ጆን ሜራ ብማሰ ይምጻኣና ትብሉ ኣብዚ ጽቐጡ

  • @Erilove8102
    @Erilove81027 ай бұрын

    ኣዝዩ ምቁር መደብ ምስ ብሉጻት ሰባት፡ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷

  • @dana.j9062
    @dana.j90627 ай бұрын

    ክልተ ካብቶም ዝፈትዎም ስነ - ጥበባውያንን ልዕሊ ኩሉ ድማ ጀጋኑን . እግዚኣብሄር ብብዝሒ ይባርኽኩም፡ ነዊሕን ጥዑይን ዕድመ ይግበረልኩም 🙏💚❤️💙🙏

  • @Rakibella17
    @Rakibella177 ай бұрын

    ኬፍ ኣለኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤ ፈጣሪ ዕድመ ስደትና ኣሕጺሩ ኣብ ቀይሕ ባሕርና ሓቢርና ሸናዕ ክንብል ክንተኣኻኸብ ይግበረና❤ ፈጣሪ ን ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ይባርኽ ወትሩ ዓወት ንሓፌሽ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነቶም ሂወቶም ሃቦም ሂወት ዝሃቡና ብጾት ይኹን❤🇪🇷❤️

  • @woldinotendino8223
    @woldinotendino82236 ай бұрын

    ህድሞና ነባሪ : ንበሪ ንዘንትእለት! ብትገብርዎ ዘለኹም ብምዝንጋዕ ዝተዓብለለ ውድድር የቐንየልና።

  • @kibreabtewolde198
    @kibreabtewolde1987 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ ኬፍ ዘሎዎም ሁዱአት አብ ሞነጎኦም ብጻይኑት ዘለዎ ውድድረ amazing all God bless you ❤

  • @azebweldu7852
    @azebweldu78527 ай бұрын

    ደቂ ኤረይ ተምጽእዎ ብጣዕሚ መሳጢ ደስ ድብል ኢዩ ግን እዛ ጥረ ስጋ ኔብልዋ ሓደራኹም 😮 የቀንየልና ኣያታትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ህድሞና ካ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤

  • @t.s6056
    @t.s60567 ай бұрын

    ባኮ ካብ ዳዊት ኢዮብ ተተ ካብ እንዳ ዝማም ክሪኤኦም ይደሊ ኣለኩ ኣብ ምቁር ውድድር❤

  • @teshememsgane3008
    @teshememsgane30087 ай бұрын

    ግርማይ ጆን ዕድመ ይብኩም ደስ ዝብል ዕላልኩም አዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ አምላኽ ምሳኹም ይኹን።

  • @tsegajesusismylord124
    @tsegajesusismylord1247 ай бұрын

    ዝኸበርኩም ጋዜጠኛታት ነዞም ፍቱዋት interview ክትገብሩ ከለኹም እታ ሳሎን ንሳቶም ኮፍ እንተ ዝብልዋ ንስኻትኩም ድማ እተን ሰድያ መማዕረጋልኩም ኔረን ተባረኹ

  • @adiiamadiiam6549
    @adiiamadiiam65497 ай бұрын

    Woww wounder fül Acterss 🇪🇷🇪🇷🥰thanks great show &Thanks ህድሞና ንበርይ 🙏🇪🇷🥰🌹

  • @tesfaslasiewelderufael94
    @tesfaslasiewelderufael947 ай бұрын

    አብ ምክብባርኩም ባህሊ ኤረትራ ኢኹም አንጸባሪቅኩምሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @dinahalal1736
    @dinahalal17367 ай бұрын

    Selam selam sdrana🇪🇷✋🇪🇷✋🇪🇷✋

  • @kisanet4715
    @kisanet47157 ай бұрын

    ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና, ህልዋትን ጀጋኑና 🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonhaile8418
    @solomonhaile84187 ай бұрын

    Ghirmay thank you Ni Yirgalem Bahre zizekerkaya .🙏 Edmien Tienan YIMNEYELKA 🙏

  • @abrahamkflemariam4303
    @abrahamkflemariam43037 ай бұрын

    ናይብሓቂ ሙቁር ውድድር ምሳኹም ንዛናጋዕ ኣለና ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣብራሃም ማንጆስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @guashtewelde4785
    @guashtewelde47857 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hideatg6312
    @hideatg63127 ай бұрын

    Two of my favourite artists I love you both and God bless you

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai66976 ай бұрын

    እዋይ ኤሪትራ ናዓኹም ወሊዳ ቀሲና ትሕደር ዘይትምነዉ ሰባት! ሩሑስ ልደትን ባዓል ሐዱሽ ዓመት ይግበረልና ፈጣሪ! መባልዕትና ዓመት አብ አፍልዳት ገዛና በጺሑ'ሎ 🎄🎉🎁✨ ❤️🇪🇷🙏።

  • @tesfayezere6419
    @tesfayezere64197 ай бұрын

    ኣቐዲመ ሩሑስ ሰንበት ይግበረልና፡ ተኸታተልኩኹም ድማ ሓጎስና ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣብ ኩሉ መደባትኩም ዝከታተል ፡ ተስፋይ ዘርኤ

  • @tesfalemabraham2296
    @tesfalemabraham22967 ай бұрын

    ጽቡቕ መደን'ኳ እንተኾነ ፡ጥረ ስጋን ጉዕን ግን ዘስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ጌርኩማ

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey2637 ай бұрын

    Good job deki erey hdmona thanks and n beal shashu genet kea ba amtsiulna 🇪🇷

  • @kikki5502
    @kikki55027 ай бұрын

    Ezi aron keftweka ❤️🤩 you seem very humble

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom2337 ай бұрын

    Bitaemi des dibil medeb!!! Thank you so much!!!

  • @habteslassieyohannes1267
    @habteslassieyohannes12676 ай бұрын

    Hdmona Nebarit, des zbl srah Gue gn enteterflom ❤

  • @afewerkigoitom7579
    @afewerkigoitom75797 ай бұрын

    Woww ኣታ ኣዛ ሰብኣይ ደኣ ነግራም ጥራይ እንድያ ትመስለኒ ኔይራ ለካ ተደራቢ ሞያ ከኣ ኣለዎዩ🥰🥰🥰

  • @MatiasBeyene-ui3qg

    @MatiasBeyene-ui3qg

    7 ай бұрын

    ናይ ሜዳ ቁጽሪ ሓደ ኦርጋንስት እዩ ኔሩ ኣብ ዝበዝሕ ደርፍታት ጊታር ወይ ኦርጋን ሒዙ ኢኻ ትረኽቦ!!

  • @MahariTesfay-po1dr
    @MahariTesfay-po1dr6 ай бұрын

    Wow 🎉🎉🎉🎉

  • @da8387
    @da83877 ай бұрын

    ግርሜሶን ጆንሜራን ዳኣ ማይን ጸባን ኢልካስ ትም ሕትም'ያ 🙌 🇪🇷✌️🇪🇷 ❤✌️❤

  • @woineteklea275
    @woineteklea2757 ай бұрын

    Welcome dekie Eritrean God bless you dekie Amen 🙏 🙌 Thanks great work 👍 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕

  • @rahelgh5427
    @rahelgh54277 ай бұрын

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @user-qf2oy7xq4n
    @user-qf2oy7xq4n7 ай бұрын

    I love you daki eri halali eri for ever ❤❤❤❤

  • @greatstar5111
    @greatstar51117 ай бұрын

    Thank you Hdmona btaemi zfetwom snetbebawyan Love you deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @amanuel-.
    @amanuel-.7 ай бұрын

    ጥረ ስጋ ኣይባህልናን፡ ከይልመድ ብዙሕ ኣይተምጽእዎ።

  • @user-jc7zz1ek4i
    @user-jc7zz1ek4i7 ай бұрын

    ደቂ ኤረይ ሽኮራት ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @user-rm1fi3py5x
    @user-rm1fi3py5x7 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ህድሞና ብተቅርብዎ መደባትኩ ብጣዕሚ ሑጉሳት ኢና so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie96407 ай бұрын

    እዚ መደብኩም ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለካ ትምሰጥ ትዛነ ኣዝይኻ ከኣ ትዛናጋዕ፣ ሓው ኣሬ ከኣ ተቓናቢርካ ምስ ካላኣይትኻ ከምሕረልኩም ውቁባት ምዑሩጋት ሰሓብቲ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም፤ ነዞም ኣዝዮም ኣዝዮም ፍትዋት ክልተ ኣንጻር ገጸ ባህሪ ንሓንሳብ ከኣ ኣዕሩኽ ክልቲኦም ነንሕድሕዶም ዘይባላለጹ ብምቕራብኩም ወሰን ዘይብሉ ምስገና ይብጻሕኩም። እዞም ክቡራት ይንበርሉልና ወትሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም። 👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍✅💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HAREGU1
    @HAREGU17 ай бұрын

    The best one Actress 💕💕💕💕💕♥️♥️♥️♥️♥️🌾🇪🇷👏💖🇪🇷💖

  • @edenmicael1889
    @edenmicael18896 ай бұрын

    ❤ ኤርትራዊ 💪💪🙏❤️

  • @Fani_media
    @Fani_media7 ай бұрын

    Admen tanan yhabkum deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane74027 ай бұрын

    Well come 2. HERO Artists keep it. Enda zimam. I Love too much ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h
    @Nay-Hiwetey-Ngsti-Adey-Ya-q5h7 ай бұрын

    ግርማይ የደንግጸካ 3000 ዘይ ትገብርሉ ዕድመ አብ ግምት የእቲኩም ሽሕ ሲ አይ ትጎድአክሙን ያ በቲ ሸርፊ ክቡር ዩ ግን መስዋእቲ ትከፍሉ

  • @sabahaile4297
    @sabahaile42977 ай бұрын

    እዚ መራሒ ወዲ መደብ ብዙሕ ዘረባ ይብዝሕ ኮይንስ !"!!!!!!!!!!!!! ምዝራብ ከሊ ልእዎም

  • @rutab9507

    @rutab9507

    6 ай бұрын

    Nay bihake kizareb

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina20857 ай бұрын

    ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤

  • @user-jh6te8iv8h
    @user-jh6te8iv8h7 ай бұрын

    Great job.

  • @hayatabdallah8132
    @hayatabdallah81327 ай бұрын

    Betaemi des zeble medeb ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-eb4oq8yy2b
    @user-eb4oq8yy2b7 ай бұрын

    I love you deki Erey shikorinatat ❤❤

  • @erishikorshikor4675
    @erishikorshikor46757 ай бұрын

    I love you, deki Eri shikorina God bless you guys ♥️ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-eo3or7bx2b
    @user-eo3or7bx2b7 ай бұрын

    Selamka ybzah wedi areyyy 🇪🇷💯💯💯💯

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel44517 ай бұрын

    Our Eritrean 🇪🇷 heroes ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alighindae
    @alighindae7 ай бұрын

    Welcome dki erey

  • @Erione_mendelay
    @Erione_mendelay7 ай бұрын

    መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሙቁር ካብቲ ወድድር አብ ሞንጎ ትእትውዎ ዕላል ዋዛታት ይስሕበካ ጸወታ ግን ይባላሾ አሎ ካብቲ ቅድሚኦም ዝነብረ መለኪዒ ማዕረ አይኮነን። ውድድር ካብቶም ዘይተርፉ ጥረስጋን ጉዕን ጻዕዳ ጽጉርቲ ፣አንቃቆሖ ምስታይ ግድን ክህሉ አሎዎ አብዚኦም መቅረት ዘሎዎ፡፤ መራሒ መደብ አሬ ካአ ንፉዕ አጆካ ቀጽሎ ኮሚዴን ማይናስ ምስ ዳዊት ኢዩብ ፣ሞድሻ ምስ ሄኖክ ዋሪ መታሃላክቲ ኮይኖም ነዚ ምደብ ክምቅርዎ ክዕቢዎ ይክአሉ ኢዩም ኪሮስ ካብ ጀርመን

  • @edenyemane6801
    @edenyemane68017 ай бұрын

    Kilte mukurat edmen tienan yhabkum 🇪🇷 ❤️ bitaemi ena nfetwekum

  • @eripeace3838
    @eripeace38387 ай бұрын

    Wow deki Erey ketsebkelkum. 👍

  • @girmaytsegay2408
    @girmaytsegay24087 ай бұрын

    ዖድመ ኣብግምት የትውዎ, ሓደ ዖይነት ዖድመ ግበርዎም, ብዝኾነ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ዖድመን ትዖናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abeilhabteab-iw8ts
    @abeilhabteab-iw8ts7 ай бұрын

    መርሓባኣ ቶፎቶዉቲ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane72267 ай бұрын

    Xibokat ,miyrogat deki Eritreana agekom 🙏❤🌻👍

  • @fevenmussie4915
    @fevenmussie49157 ай бұрын

    ግዕዛይ ምዕዛይ ዘይብልኩም ጹሩያት ፍጥረት ከተቅንኡ❤❤❤❤❤

  • @fifififi-zd5ch
    @fifififi-zd5ch6 ай бұрын

    Selamkum yebziyu deqi erey xubq serha❤❤❤❤❤❤

  • @ATesfa462
    @ATesfa4627 ай бұрын

    Good enjoyment eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 long lives 😊

  • @Warsay4565
    @Warsay45657 ай бұрын

    nice!!!!!!

  • @welensa3725
    @welensa37257 ай бұрын

    እግዚኦ ❤❤❤

  • @MahariTesfay-po1dr
    @MahariTesfay-po1dr6 ай бұрын

    Selam Selam Selam 🎉🎉🎉🎉

  • @dawittewelde9094
    @dawittewelde90947 ай бұрын

    Thanks hdmona

  • @user-oo1vh2uk7z
    @user-oo1vh2uk7z6 ай бұрын

    Atum tiumat fitret tieum sienayo mistefelenakum edmen tienan yihabkum,meteakakibo dima yifterelna 🙏

  • @mussieenbay-oy2wb
    @mussieenbay-oy2wb7 ай бұрын

    መጀመርታ ብጣዕሚ ጹቡቁ መደብ ደቂ ኢረይ ዕድመ ይሃበለይ . from juba

  • @merhawityemane6494
    @merhawityemane64947 ай бұрын

    ማራ ጽቡቅ ህድሞና ነባሪት

  • @nebiyatmender5005
    @nebiyatmender50057 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🎉🎉🎉🎉ደቂ ኤረይ ሕቡናት ብታኤሚ የ ዘድንቀኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabitaokubu2150
    @sabitaokubu21507 ай бұрын

    Deki Eriey btaimi dess debl wudder Grmay Jon mera ahwatna idmenn teinann Jahabkum❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sele3948

    @sele3948

    7 ай бұрын

    Xibuq medeb neru deqi Erey Abta shilimat gna fer aykonen big difference between 5000 Na and 2000 Na please 🙏 temetatani gberwo❤

  • @Selamowi
    @Selamowi7 ай бұрын

    ህርመት ሙዚቀኛታት ጉጅለ ባህሊ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሓባር ስራሕ ብምንባሩ ክሳብ ሎሚ መቐረቱ ኣይጠፍአን

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari7 ай бұрын

    Welcome hdmona nebarit❤

  • @kidistiamaniel6524
    @kidistiamaniel65246 ай бұрын

    WOW ❤AMAZING 😂 I SO HAPPY FOR ❤ YOU GUYS HOPEFULLY 🙏🏻 A BLESSING YEAR TO ALL 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @cheatet1234
    @cheatet12347 ай бұрын

    Good job guys

  • @berihzeriu413
    @berihzeriu4137 ай бұрын

    ሰላም ደቅ ኤረይ ንኮብደሓን መጽእኩም 🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-pj7pf6dc1s
    @user-pj7pf6dc1s7 ай бұрын

    Aseyyy❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉mulue tena yhabeley fetari

  • @zafumesfun
    @zafumesfun7 ай бұрын

    ዋው ብጣዓሚ ደስ ክትብሉ

  • @kibromteklay6037
    @kibromteklay60377 ай бұрын

    ሓርበኛ ግርማይ እታ ዝተረኽካያ ብ1989 እያ ነይራ ኣሃዱና እንዳ 85 ኣብኡ ስለዝነበርና እቲ ዘጋጠመኩም ሓደጋ ይዝክሮ እየ !!

  • @asteryakob3027
    @asteryakob30277 ай бұрын

    ሰላማት ደቂ ኤረይ ስነ-ጥበባውያንና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሄሉ ሽኮር ❤❤❤

  • @sawetaweldansa8416
    @sawetaweldansa84167 ай бұрын

    🙏🙏🙏 mebera amxlna

  • @ht261
    @ht2617 ай бұрын

    Thank you, deki rimey. Anes beka ezi hagoskumn fishiktakumn blibi mukanus amena yekniaka. Zeydigem hiwet eyu emo astemakrwo.

  • @user-mu4un2mx2w
    @user-mu4un2mx2w7 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ቀጽልዎ ከይተቃርጽዎ ህድሞና🎉🎉🎉🎉

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom95087 ай бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ደስ ክትብሉ 🇪🇷♥️🌹🇪🇷

  • @giromkidane2994
    @giromkidane29947 ай бұрын

    ኹቡራት የሕዋት ተቐኒየልና በዚ ተቕሩቡልና አጋይሽ ብሕልፊ እዚኦም ኩቡራት ብልቢ የመስጋን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweyninegash5235
    @freweyninegash52357 ай бұрын

    Btaemi zdnek eu nezom artist hagerna moral eu kexlwo ❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetyemane3862
    @genetyemane38627 ай бұрын

    My favorite 😍 💓 one ❤️ 💖 😊

  • @yosanbahta3653
    @yosanbahta36537 ай бұрын

    Btaemi des zibl❤❤❤

  • @user-mo3mq3nf3w
    @user-mo3mq3nf3w7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ብኡነት ደስ ኢልኩምኒ !!! እታ ጆን ሜራ ቖምሽጢ ኮይኑ ዝተዋስኣላባ ዝፈልጣ እንተለኩም ጽሓፉለይ❤

  • @zenawimebrahtom5875

    @zenawimebrahtom5875

    7 ай бұрын

    ኮምሽታቶ እያ ትብል

  • @user-mo3mq3nf3w

    @user-mo3mq3nf3w

    7 ай бұрын

    ብጣዕሚየ ዘመስግነካ !!!

  • @user-qv5hu2nj6f
    @user-qv5hu2nj6f7 ай бұрын

    Waww xbuk medeb deki erey edmen tenan yhabkum fetari qexlwo❤

  • @amangebre1375
    @amangebre13757 ай бұрын

    Asey mukurat ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽

  • @kidistiamaniel6524
    @kidistiamaniel65246 ай бұрын

    It’s really funny and then it’s very good job❤

  • @user-gl4wl9vc8i
    @user-gl4wl9vc8i7 ай бұрын

    ንክልቲኦም አየ ዝፍትዎም ንመን ከም ዝድግፍ ጠፊአኒ ደኪ ሪመይ ንመን መሪጸ ንመን ክግድፍ 🤷

  • @wedizeray4619
    @wedizeray46197 ай бұрын

    Sey music 🎶 🎵

  • @guashtewelde4785
    @guashtewelde47857 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemwolday2976
    @lemlemwolday29767 ай бұрын

    ሰላም ሰላም ❤❤❤❤

Келесі