ዑዱምና ወደብ ፍስሃየ ወዲ ጪማር//ፓርላማ እስራኤል ከመይ ነበረ//መገዲ ምስ ወዲ ዓዲ12//07//2024

Пікірлер: 84

  • @mikitv123
    @mikitv12323 күн бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብዚይ ኣባል ብምኻን ደገፍኩም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት ❤ kzread.info/dron/MOOamVYgqY1iN_gOpMBf1g.htmljoin ሳብ ብራይብ ሸር ላይክ

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab286823 күн бұрын

    ሓውና ወደብ ብጣዕሚ ለባም ዘረባ ውርሻ አቦትትካ ኢዩ።ቐሊል ሓላፍነት አይኮነን ናይ ህዝቢ ሓላፍነት።ኣምላክ ይሓግዝኩም።ደቂ ሓላል ምሬት።አጆኩም ኤርትራውያን ብ

  • @brhanalem5387
    @brhanalem538723 күн бұрын

    ሚኪ ተንቃፋይ ዝኮነ ሕቶ ኣይትሕተቶ ❤ ወደብ ወደብ ለባም መስተዉዓሊ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab286823 күн бұрын

    አምላክ ንብዓት ህዝቡ ይሬ ብልቢ አናነባዕኩ ይጽሕፍ አለኩ። ንሱሳ ዓመታት ዘሕለፍናዮ ሽግር ቐሊል አይኮነን።ብጃኩም ኣብ ልብኩም ተመለሱ።ሓደራኩም።ቒምታ አሕዋት ደው ይበል።ሓደራ ሓደራ ሓደራ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom797923 күн бұрын

    Wedeb 💪🏾🇪🇷btami Bsul Agelalxa: E/ her msakum eyu☝🏾🙏🏾 Ajokum ezi wn khalf eyu🇪🇷❤️

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab286823 күн бұрын

    ኣብ እስራኤል ዘለኩም አምላክ ይሓልኩም።ሰላምን ፍቅርን የውርደልኩም።ንኩሉኩም ኤርትራውያን አምላክ ሰላም ይሃብኩም።

  • @eyobvk9677
    @eyobvk967723 күн бұрын

    ኣናብስ ደቂ ኤረይ ይበል መደረ ይበል ዘረባ ብሓቂ ልቦና ዝፈሰሶ ቃለ ምሕተት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam973923 күн бұрын

    Miki እሙን ጋዜጠኛ ናይ 2024 welcome

  • @sabaabraham2299
    @sabaabraham229923 күн бұрын

    ብጣዕሚ ብሱላት ኣጅኹም ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኩም መወዳእትኡ ከኣ የርእየና😢😢

  • @filmonhagos2744
    @filmonhagos274422 күн бұрын

    Peace&love keeping up greats diki ery god bless you ourselfs

  • @tehabenhizbey2778
    @tehabenhizbey277823 күн бұрын

    ኣንቱም ሰባት የዋህ ሰብ ብኤርትራውነቱ እንዳተቐትለን ግፍዒ እንዳረኸበን ከሎ ኣብ መንጎ ክልተ የሕዋት ምባል ዕሽነት እዩ። ኤርትራውያን ዝተዓወትና እኮ ብመትከል እምበር ብመንነት ኣይኮነን።🙏🏽🇪🇷✌️🇪🇷🌹🇪🇷🕯️

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai144723 күн бұрын

    እግዝኣቢሄር ብደሙ ይሸፍንኩም🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos195423 күн бұрын

    መርሐባ ደቂ ኤረይ ሰላምን ፍቅርን የዉረደልና ናይ ባሐቂ ልቦኖ ዝመሎኦ ዘረባ አብልቦ የሕድሮሞ ❤

  • @tedrosberhe1850
    @tedrosberhe185023 күн бұрын

    ለባም ዘድልዮ ጊዜ ኢና በጺሕና እሞ ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልኩም ፈጣሪ ሰብ እስራኤል❤

  • @kudus7756
    @kudus775623 күн бұрын

    ኣጆኩም ደቂ ኤሪ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ ግናይ ትግራይ ሕኒኡ ክፈዲ ዝተበገሰ እዩ ኣሲሪርኩም ዘሎ ተጠርነፉ ተጠርነፉ (ኩልኻ ኤርይራዊ ዝኾንካ ሓንጎልካ ኣስረሓዮ ሃገር ኣለካ ጽባሕ ክኣ ኣብ ዓድና ገዛና ክንራኸብ ኢና ንጽባሕ ሓሲብና ንጠርነፍ) ኩልና ንኤርትራ ኤርትራ ንኹልና ንበል ናይ ኣቦታትና።

  • @AdmiringAlpineVillage-in2lb
    @AdmiringAlpineVillage-in2lb23 күн бұрын

    ማሻላህ ዓሌኩም ፡፡ብፍለይ ወደብ ሓወይ ፡፡ቀጽሎbro,,

  • @smonkufulu7456
    @smonkufulu745623 күн бұрын

    Welcome deki Erey ajokum xiray Amlak mskeum yekun ❤️🇪🇷💪❤️🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom797923 күн бұрын

    E/her zeyrieo yelen emo N gebari kfu Edu zrekbelu rhuk aykkwenn eyu b hayli Fetari☝🏾🙏🏼 Ajokum deki🇪🇷💪🏾: Giziu haliu zeyhalf yelen☝🏾🙏🏾

  • @temesgenogbazgi4279
    @temesgenogbazgi427922 күн бұрын

    Wedeb btami Lebam zereba ❤❤❤

  • @user-lc9mr2so3x
    @user-lc9mr2so3x23 күн бұрын

    Welcome wedi eri Jegna kubuer haw wedi hade lebey and miki kubuer haw wedi eri Jegna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁👮‍♂️🇪🇷👨‍✈️🫡

  • @user-ff1cn1zc9i
    @user-ff1cn1zc9i23 күн бұрын

    Miki kemu ewn Wedeb lebamat yhwatna eski xelot sdrakumn kul eritrawyan ayfelekum ezom yehwatey♥♥✝☪

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab286823 күн бұрын

    ጉዳይ አብ እስራኤል ንምሉእ ዕለም ዘሎ ኤርትራውያን ዘሻቐል ዘይ ሕጋዊ ነውጺ ብጣሚ ዘሕዝን ኢዩ።ነቶም ነዚ ጉዕዙይ ስነ ሓሳባት ብጣሚ ዘሕዝን ኢዩ።

  • @user-fy8sj2yq5e
    @user-fy8sj2yq5e23 күн бұрын

    ዓወት ሓወይ በጃኻ ደሃይ ሓውይ ተሓባበረኒ ደሃይ ኣጥፊኡ ትሻቒልና ሞባይሉ ኣይትሰርሕን ኣላ ሓግዘኒ በጃኻ 🙏

  • @mikitv123

    @mikitv123

    22 күн бұрын

    0547746883

  • @filmonhagos2744
    @filmonhagos274422 күн бұрын

    Nihina 9&6&2&1❣️ ezi eu ementena wahasena hageraweyn 1mazumurna eritrea eu miki hawey so provide you for my leader and you miki so great wishe bro🙏💯👌😇🇪🇷my heart mylife☝️🙏🇪🇷💟wedi robi kibrlela wedebey wedebdelaye selam 💟😇💯👌

  • @user-lc9mr2so3x
    @user-lc9mr2so3x23 күн бұрын

    Nay behakiy kubuer haw wedeb Jegna wedi eri ❤🇪🇷👮‍♂️🦁anbesa hiji mxemam yeakl beluwom nezom yeedug nay tegarue berayu kndey gzye mxemam

  • @GhirmKone
    @GhirmKone23 күн бұрын

    ❤❤❤❤wedi chimar yake❤

  • @adirar7045
    @adirar704523 күн бұрын

    Miki please raise the volume to hear your excellent job

  • @EyobWelduTecle
    @EyobWelduTecle23 күн бұрын

    Weiter so Mike viva Eritrea ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazabraha4674
    @almazabraha467422 күн бұрын

    ናይ ባሓቂ ሚኪእ ዕድሜን ጥዕናን እሃብካ እዞም እጋይሽካ ካእ ሌባማት ናይባሓቂ ናይ ሌባማት እኔ እንድዒ እዴኤ ክንሴይ ማዕሬኩም ኬምዚእ ናትኩእ ጌሬ እይምቴዛሬብኩን ምክኒያቲ ቴቤዳሊት ኢዬ ኢሌ እብምጎቴ እንቤር ኬምዞም ድዛሬቡእዎ ሌባምን ማሃርን ዓቅልን ጌሮም ክዛሬቡእ ናይባሓቂ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ጥራሕ ኢዬ ድብል እምላክ እሓግዝኩም ሴላም እፍጤሬልኩም እፍጤሬልና 🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪❤❤👂👂

  • @weinisolomon
    @weinisolomon23 күн бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria872223 күн бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @GhirmKone
    @GhirmKone23 күн бұрын

    Miki xubuk alo❤

  • @user-mw4th4yb9h
    @user-mw4th4yb9h22 күн бұрын

    ኢግዛብሄር ምሳኩም ይኩን ደቂ ኤሩ

  • @senaitmussie7716
    @senaitmussie771622 күн бұрын

    Atum jeganu yehwatey lebamat. eskum bzey kelaalem merahti hager ekum ajokum nikulu gzie alowo ajukum lbnann kelbnan msakum eu ❤❤❤❤❤❤❤❤.

  • @rigpebebraki3908
    @rigpebebraki390823 күн бұрын

    💓🇪🇷💓💓👍🇪🇷💓🇪🇷👍🇪🇷💓💓

  • @Zeresenay-d1n
    @Zeresenay-d1n23 күн бұрын

    Merhaba wedeb maternity

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab223221 күн бұрын

    ሚኪ ጸቡቕ መድብ👍🇪🇷 ዑዱም ጋሻኻ ወደብ ለባምን ቡሱል እሩም መሃርን ሃናጸን ኣገላልጻ 🇪🇷 ኣጆኹም የሕዋትና ኣብ እስራኤል ዘለኹም ኣምላኽ ሽግርኩም ትቅንጥጠልኩም 🙏🇪🇷ሰላም ይውርደልኩም🙏🇪🇷 ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ ይውርሶም 🇪🇷🙏🇪🇷🌿🇪🇷🌹🇪🇷🪻🇪🇷

  • @Asmara87529
    @Asmara8752923 күн бұрын

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriukchannel389
    @eriukchannel38923 күн бұрын

    Dmxi hmak nieru miki please yereyo 🇪🇷💪

  • @selamteklehaymanot9786
    @selamteklehaymanot978623 күн бұрын

    Wedeb away abta parlam btgriga ketzarb nrkua basturgam mknatum asabka nmglx badik konku kkewn yemrx ❤❤❤

  • @busd7688
    @busd768820 күн бұрын

    ኩሉ ካብልኡል ፈታሪ ሰላምን ምህረት የውርደልና ብደሙ ይሸፈንኩም ምህረት የውርድ

  • @lettetecle4258
    @lettetecle425822 күн бұрын

    Amlak selam jeweredelkm🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto338823 күн бұрын

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላም ንዝደለየ ሰላም ኩኑ አይፋል ንዝበለግን መዲሂንአለም ምሳኩም እዩ ተወደቡ ሐድነትኩም አጠናክሩ እወ አከለ ድሕሪ እዚ ዝመጽእ የለን እንታይ ምሰ አንባሲ ዘትሐሕዝ አለዋ ምሰ ምቅትታል አቱም ሰባቶ ናይ እዚኦም ተላኢኮም ከይበልዐዋ ክሞቱ ሙካኖም ዘይፈልጡ ህላላ አድጊ እዬም ዕሱባት ካልእ ምክንያት የብሎሙን አብ ሰደት በሰምአም ኢሎም ሰሪሖም ከይነብሩ ብአቆራጭ ሰብ እናቀተሉ ክነብሩ ክህፍትሙ ቁሩብ ዘይሐፍሩ ሰይጣዉንቲ መድሂንአለም ይገሰጾም ደም ንጹሃት አክሰደሙን እዩ ንሰካትኩሞ ግን ርእሰ ምክልካል ግበሩ ሐላዊኩም ምሳኩም እዩ አጆኩም ክትዕወቱ ኢኩም ደሐይቲ ሰላም ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🌹🌹🙏🙏-🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💪✊❤️✍️👊🌹🇪🇷🇪🇷

  • @meazakidane1497
    @meazakidane149722 күн бұрын

    Selamn fiqiri kigebrelkum nifetari nileminelom ahwatey .

  • @GhirmKone
    @GhirmKone23 күн бұрын

    Ata melat

  • @anvarpulatov2072
    @anvarpulatov207223 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @solomonisaak9549
    @solomonisaak954923 күн бұрын

    Atem heserat feteret seb tewadewa alekem

  • @trhasmogos4291
    @trhasmogos429123 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GhirmKone
    @GhirmKone23 күн бұрын

    Xubuk al0

  • @GhirmKone
    @GhirmKone23 күн бұрын

    Miki xubuk alo

  • @AlgaTekle
    @AlgaTekle22 күн бұрын

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🙏🙏

  • @robelgabir5010
    @robelgabir501022 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @GereAdu
    @GereAdu23 күн бұрын

    Berayu gem Eba shefatu mbal eti natas nhamata men du 5 sebat n 1 seb bkara zketdlu

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto338823 күн бұрын

    ብከመይ ንሰላም ምምጻእ ጽቡቅ ሰላን ፍቅሪ ተሐላሊካ ተከባቢርካ ሰሰራሕካ ምግባር ከትራከብ ሰላም ዝሐወይ ተብሃሂልካ ብትሕትና በሰምአም ኢልካ ትከይድ አብኡ እዩ ደሎ እቲ ሰላም ነዚ ዘይፈልጥ የለን ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👊👊✍️👊✍️✊✊💪👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👊

  • @enbayemichael9246
    @enbayemichael924622 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @enbayemichael9246
    @enbayemichael924622 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adiyamsiyum
    @adiyamsiyum22 күн бұрын

    Amilak misakum ykun

  • @BerihumeashoBerihumeasho
    @BerihumeashoBerihumeasho20 күн бұрын

    Tsantaki tsray tseklla nab adi halokin

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte743222 күн бұрын

    Maybe they will kill us today but tomorrow they will pay the price for what they did it's not going to be easy for there children but My god bless you deki Eri anabes and RIP for beloved one jegna ayneberen tariku eyu zeweres

  • @JemalBerhane
    @JemalBerhane23 күн бұрын

    Bog bel hmaq seb welida adikeren hasawi

  • @AdmiringAlpineVillage-in2lb
    @AdmiringAlpineVillage-in2lb23 күн бұрын

    እንታይ ዝብል ምስላ ናይ ኣቦና ሽምፍረሓንስ ዘኪረ፡፡እንታይ ያ እታ ምስላ ፡ቀታላይ መረታይ ፡ተቀታላይ መረታይ ፡ታሚታይ ከ ኣብምንትምንታይ ይብሉ፡፡

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e22 күн бұрын

    ሚኪ🦁 ዓይነይ😍 ነቶም ሃገራዉያን ደዊልካ ባ ንገሮም ናይ ብሽግሌታ (ካስኮ) ናይ ርእሲ ቆቢዕ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ክገዝኡ ኣለዎም👍👍 እቶም ጸላእትና ኣብ ርእሶም ካስኮ ተሸፊኖም ኢዮም ዝኸዱዎም ዘለዉ: እቶም ሃገራዉያን ግዳይ ከይ ኮኑና በጃኻ በጃኻ ደዊልካ (ካስኮ) ክገዙኡ ከም ዘለዎም ሓብሮም ዝያዳይ😚😘😘

  • @keburemanenate1998
    @keburemanenate199823 күн бұрын

    ሚኪ ንዝምልከቶ ኣካል ኣብጽሐልና ኣብዚዕን ክልተ ኣመታት ቀረባ እዋን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፡ ብጉጅለታት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ዝፍጸም ዘሎ ዓመጽ ብዓሚቕ ስክፍታ እየ ዝጠቅስ። እዚ መጥቃዕትታት ብፍላይ ኣብ እዋን ሓባራዊ ፍጻሜታትና፡ በዓላትና፡ ብታሪኻውን ፖለቲካውን ወጥሪ ዝድረኽ ኮይኑ፡ ብተሓባባሪ ገለ ኣባላት ፖሊስ ቤተ እስራኤልን ባይቶን ፈላሻ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ብሽም ኤርትራዊ እቁባ ዝሓተቱ ትግራዋይ ኢትዮጵያውያን ዝገደደ ምዃኑ ናይ ኣይኒ ምስክርን ጭብጥታት ምርኩዝ ብምግባር ነዚ ዝፍጽምዎ ተግባራት ብሕጊ ንክረኣየልናን መእለቢ ክግበረሉ ንዝምልከቶ ኣካል ከይሰኣረረ እንከሎ ደው ንከተብልሉልና ንጠርእ ። ዝኾነ ህዝብን ኣሕዛብን ዓለም ኣብ ሐገራት ከምቲ ኣብ ኣህጉራዊ ሕግታት ሰብኣዊ መሰላት ዝተቐመጠ፡ ልምድታቱ፡ ባህሉን በዓላቱን ብሰላም ከብዕል ዘይምንዛዕ መሰል ኣለዎ። ንሰበስልጣን እስራኤልን ኣህጉራውያን ትካላት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ብህጹጽ ንጽውዕ፤ 1. **መጥቃዕቲ ምምርማር:** ዕሙቕ ዝበለ መርመራታት ምክያድን ንኹሎም ተሓተትቲ ኣካላት ሓላፍነት ምውሳድ ። 2. **ሓለዋ ምርግጋጽ:** ንማሕበረሰባት ኤርትራ እኹል ውሕስነት ምሃብ ብፍላይ ኣብ እዋን ባህላዊ ፍጻመታት። 3. **ሓድነት ምድንፋዕ፡** ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ብሄራት ምርድዳእን ሰላማዊ ሓባራዊ ህይወትን ንምዕባይ መደባት ምትግባር። 4. **ሰብኣዊ መሰላት ምዕቃብ፡** ኩሎም ውልቀ ሰባት ብዘይ ፍርሕን ዓመጽን ናይ ምንባር መሰሎም ደጊምካ ምርግጋጽን ምሕላውን። ብቕንዕና፣ [ዓወትፋሽ ]🇪🇷🌼🇪🇷🌼🇪🇷🌼🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte743222 күн бұрын

    Ajokum deki eri neziom kemziom lomi menalbat seb keketlu yekelu gen waga natu kebed eyu

  • @user-ff1cn1zc9i
    @user-ff1cn1zc9i22 күн бұрын

    stop Eritrean hostility and Jono side Eritreans ,with knife &sharp instruments and ,honest people they got killed children left with out father, mother hear her son died it is a shame history in Israel ,this time will pass but history gone be forever

  • @yordatesfa2411
    @yordatesfa241122 күн бұрын

    እዞም ሐደ ልቢ ሲ ኩሉ ልቦነአኦም እዪም ብሱላት!! ኤርትራዊ ማለት ከምዚ እዩ። አምላኽ ጥራይ ምሳኹም ይኩን ❤❤🙏❤️❤️

  • @awetsahle7387
    @awetsahle738723 күн бұрын

    Wedeb hawey tsbuk megletsi bhaki amlak msakum yukun

  • @user-qm6gp1ho8d
    @user-qm6gp1ho8d23 күн бұрын

    RIP😂😂😂😂

  • @birneshhagos1954

    @birneshhagos1954

    23 күн бұрын

    R I P ንዕካ ይግበረልካ አብ ዉሽጥካ ሕማቅ ስለዝቦቆሎ ሰላም እንታይ ሞካኑ አይርድአካን እዩ

  • @yirgalemmelake9189

    @yirgalemmelake9189

    23 күн бұрын

    Egzabher amlak mhret yewrdelka libukum reskum teberizu foooo🤑

  • @michaelkahsay4398
    @michaelkahsay439822 күн бұрын

    ሓሳዊ ንስኻ ክትካረጅ ኣለካ

  • @timnithaile2529
    @timnithaile252922 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @diborates1416
    @diborates141623 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @bekhitamerke2938
    @bekhitamerke293823 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

Келесі