ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ርእሶም ክብሪ (ወዲ ክብሪ) Vs ክፍለማርያም መብራህቱ (ኤፍ-5) - New Eritrean Show 2023

Ойын-сауық

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ርእሶም ክብሪ (ወዲ ክብሪ) Vs ክፍለማርያም መብራህቱ (ኤፍ-5) - New Eritrean Show 2023
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZread - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 625

  • @mikieletesfamikael7820
    @mikieletesfamikael78207 ай бұрын

    F5 ዋው ኣበይ ተሓቢኡ ነይሩ በጃኹም ደርፍታቱ ከምበሓድሽ ክስራሕ ክተባባዕ ኣለዎ ናይ በሓቒ ተሰሚዑ ዘይ ሙኖ ደርፍታት ።

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey87977 ай бұрын

    ከምዚኦም ኣምጽኡልና ስነ ጥበብና ብግቡእ ዝገልጽዎ ዓበይቲ ኣቦታትና ኣርካናት ኤርትራ ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawikibreab2238
    @merhawikibreab22387 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ካብ ኣያታትና ጾምና ከኣ ብሰላም የፈጽመና፡፡ መራሒ መደብ ከኣ ንፉዓት

  • @michltsegay9638
    @michltsegay96387 ай бұрын

    ኣየ በዓል ፍሽኽታ ኣመሎም። አስከ በሉ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ሙሉአ ጥዕናን ዪሃብኩም። ዕይኒ ኣባይኩም ድፍን ዪበል።

  • @habtetareke9215
    @habtetareke92157 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ኣዝዮም ደስ ዝብሉን ዓቢ ታሪኽ ሓዘል ትምህርትን ስለዝሃቡና ኣብ መወዳእታ ህድሞና ነባሪት ዝወሰድኩሞ ውሳነ'ውን ኣዝዩ ደስ ዝብል ኢዩ ❤❤❤ ቀጽልዎ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና

  • @kisanethaile6074
    @kisanethaile60747 ай бұрын

    ኣቦታተይ ጀጋኑ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bene4809
    @bene48097 ай бұрын

    ኣነ ምስ ዕብየቶም ፡ እዚ ውድድር ክጎድኦም ዩ ኢለ ኣዝየ ተሽቑሪረ ጸኒሐ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። በዓል ኣሮን ደቅና ከኣ ብሉጽ መደብ ኢኹም ተቕርቡ ዘለኹም ። ኤርትራ ዝትንክፍ ፡ ድፍእ ይበል።

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish20657 ай бұрын

    F5 ብጣዕሚ ቡሉጽ ኢኻ ኩሉ ጅግንነትካ the best smarter than young generation. God bless you and I wish you a long life.

  • @sporttime5745
    @sporttime57457 ай бұрын

    Eza gal nay bahaki lebam thti mekberit Kbret yhabki

  • @layneteshome7090
    @layneteshome70907 ай бұрын

    ህድሞና ነባሪት ንበሪ ከም ስምኪ ኣገናዕ መባራበሪት ስነጥበባብያዊያና ብፍላይ ናይ ዞም ክልተ ኮባኹብቲ ማስ ምስ ደርፊ ኣሰንዮም መማቅርቲ ኣመቂሮማ ነዛ መደብ ልክዕ ከምታ ስማ ኤፍ 5 ምስ ወዲ ክብሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏❤️🇪🇷

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay92367 ай бұрын

    ኩቡራይ ዓበይቲ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste39517 ай бұрын

    አሰይይይይያ እልልልልልልልል ዋይ ክትሽኩሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም። 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-xf1zo4oo3n
    @user-xf1zo4oo3n7 ай бұрын

    ሰላም ኤፉ ትማሊ ሪኤካ አብ ሁዱሞና በታ ሳጎኻ አለሌካ እዚ ኹሉ ክርኤካ አብ ድራማታት ኩሉ ጌዜ የፈልጦ እየ ጹቡቅ ጌረ ጥራይ አየ ዝሐልፎ ኔረ ንዓማ ረሲዐዮ አይፈልጥን ብጣዓሚ ሞቱ ሰሜዓ ሐዚነ ትማሊ ኻአ አዝኪርካና ናዓኻ ግን ኤፋይፍ ምስ መጸት ኩሉ መጺለይ አነ አለም ይባሃል ተሌፎንካ ረኺበ ክደዉል እየ ናይ ባሐቂ ንድሕሪት ተመሊሰ ተዳናፍቅና አምላኸ ብሰላም የራኸበና ❤❤❤❤❤❤

  • @user-jp6uh6xt3n
    @user-jp6uh6xt3n7 ай бұрын

    ሎሚ ልክዕ ከም ቀደመይ ሲሒቀ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ ንስራሕ ይከይድ አለኩ ከመይ ፈጣሪ ኩሉ ዘበንኩም ሐጎስ። ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። አወ ባህላዊ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ደስ ኢልና ድማ ንውዕል ነምሲ ንሐድር አሎና ሳላካትኩም ንበሩለይ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saratsegay1172
    @saratsegay11727 ай бұрын

    Hdmona nebarit nay F5 Dagmay remix ktgebrulu nay qedem derfu tesfa ngebr edmen tenan dma yhabkum deqi 🙏🙏❤❤🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j7 ай бұрын

    ኣንታ ኣሬ ክንደይ ይጥዕም መልሓስካ ሓወይ ሓፍተይ ትብል ቀጽሎ ከማካ የብዝሓልና

  • @mihretyemane7190

    @mihretyemane7190

    7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ብሩኽ ሰብ ዘኽብር ኣቀባጢሩ ዝጽውዖም ክብረት ይሃብካ

  • @beilulmehari5055
    @beilulmehari50557 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ረዘንትን ብሉጻትን ❤ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትና ❤❤❤❤❤ ከምዚኦም ኣምጽሉና በጃኩም

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle20467 ай бұрын

    አሰይ ክቡራት ጀጋኑ ተጋደልትና አንዲ ሕቆ ስነጥበባዉያን ሐገርና አዚና ነፍቅሮምን ነኽብሮምን ንበሩልና። ርሑስ ሐድሽ አመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ፍቅሪ በሉ ንኽልቴኹም ጽቡቅ እድል ።ሙቁር እላልኩም እንዳስተማቀርና ተወዲአ እዞም ጀጋኑ ተጋደልትና ረዚን ትርጉም ዘለዎ ደርፍታትዩ ዝደርፍዎ ነዚ ድማዩ መዋዕል ነባሪ ዝኸዉን ክብሪን ሞገስን ንጀጋኑና ይበል ዓኽብሮት ትኽትና ካባኻትኩም ብዙኽ ተማኺርና ♥♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-np1jn3se5d
    @user-np1jn3se5d7 ай бұрын

    ናይ ባሐቂ ሙቁር ዕላል ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alextom6372
    @alextom63727 ай бұрын

    Much respect for both of them and Hidmona Nabarit for the beautiful show ❤.

  • @haderakelati1160
    @haderakelati11607 ай бұрын

    ኤፍ ፋይፍ ከምኡ ዊን ወዲ ኽብር ዝሃብኩሙና ዋዛ ጭርቃን ደርፊ ኣውሎ ምስ ዝተፋላለየ ናይ ቀደም ዝኽሪ ኣውራ ድማ ስውእ ዓማ ማለት ወደኸዛ ምዝካርኩም ቀንዲ ስውኣትና ክዝከሩ ስለዘለዎም ንኤፍ ፋይፍ ኣመስግኑለይ። ❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!

  • @user-zc4cl2ep9m
    @user-zc4cl2ep9m7 ай бұрын

    ሓቅኻ:ወዲ:ክብሪ:ባህሊ:ምኽታል:መዘና:የብሉን::ዕድመን:ጥዕደናን:ይሃብኩም::❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-gd4ym6jt3j
    @user-gd4ym6jt3j7 ай бұрын

    ንተክሊት ሰለሙን ባ ኣምጹኡልና ህድሞና በጃኩም

  • @BrhanHaki123-1
    @BrhanHaki123-17 ай бұрын

    ኣቤት ትሕትና ንአሽቱ ስነጥበባውያን ካብዙኦም ምምሃር ንመጻኢ ክጠቕመኩም እዩ።

  • @lulakiflemariam4258
    @lulakiflemariam42587 ай бұрын

    Wedi kebari he is right we need more Eritrean cultural movie 🇪🇷🇪🇷❣️❣️🇪🇷🇪🇷

  • @ኤርትራ
    @ኤርትራ7 ай бұрын

    ሕድሞና ነባሪት ናይ በሓቂ ፍትሓዊያን ኢኩም ከምዚ ዘርኣኩሞ ን' 2 ኦም ሽልማት ምሽላምኩም ምስጋናን ኣድናቆተይ ይገልጸልኩም ስለምንታይ ምስቲ ናይ ኣስናን ጸገም ከሙኡ ከኣ ብጾም ምክንያት ዘትረፍኩሞ ናይ ስጋ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ብዝተረፈ እቲ ዝሃቡና ዕላላት ብሓቂ መሃርን መሳጢ ነሩ 👍❤🇪🇷

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish20657 ай бұрын

    ህድሞና ንፉዓት አምላኽ ዘውጻእኹሞ ይተከአልኩም። ብዙሕ ኢና ከሳብና ካብ ተቅርብዎ ዘለኹም ፕሮግራማት። Thank you a lot

  • @alemaraya4000
    @alemaraya40007 ай бұрын

    መርሓባእ ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹💕💕💕💕🛳️

  • @fn7619
    @fn76197 ай бұрын

    እዛ ሄለን ውሕልል ዝበለት ደስ ክትብለካ ክብረት ዘለዋ ትዕግስተኛ አሮና ውን ካብናታ ብዘይፍለ ቀጽልዎ።💯💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-qf8ym4rv4q
    @user-qf8ym4rv4q7 ай бұрын

    ኣዚየ ዝፈትዎም ኣያታተይ ❤ቡሉጻት ግን ምስ ሰናይ ይቅረቱኡ ን መብርየ ሰሎሙን ❤ መንክር ኣምጹኡልና please😢

  • @helengmichael457
    @helengmichael4577 ай бұрын

    ✨ Thank you HDMONA for bringing our Heroes to the spotlight ✨ 🙏🏾 God bless Eritrea 🇪🇷

  • @user-mu4un2mx2w
    @user-mu4un2mx2w7 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ህድሞና ወዲ ምዘሎን ፍስሃየ ወርቅነህ ፍሽን ብሓንሳብ አባ ኣምጹልና

  • @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
    @እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ7 ай бұрын

    well know actors, the most amazing and loving kuburat aboutat, Niberulna. We love you❤❤❤

  • @user-ol2gb6wr3h
    @user-ol2gb6wr3h7 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ጀጋኑ ንፊዓት ኣቦታትና ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina20857 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት እንቖዕ ንክልቲኦም ሸላሙኹሞም ❤❤❤❤

  • @lovemom8098
    @lovemom80987 ай бұрын

    ጥዑም ድምጺ ናይ ባሓቂ❤❤❤

  • @merhawityemane6494
    @merhawityemane64947 ай бұрын

    ጉሩማት አቦታትና ዕድመ ይሃብኩም

  • @nighistighebrekristos51
    @nighistighebrekristos517 ай бұрын

    Btaemi xbuq srah hdmona kibri yhabkum ygbom eyu ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈

  • @bahrangrmay9524
    @bahrangrmay95247 ай бұрын

    ሕዲሞና ነባርት ናይ በሓቅ ፍጣሓዊት ኢያ፡ነዚኦም ኩቡራት ኣቦታትና ከምዚ ገራ መፍናዋ ሓጎሰይ ምቁጻጸሪ ሲእነሉ፡Eritrawinet kuber mennet Hade libi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @mericall700
    @mericall7007 ай бұрын

    ደስ ዝብሉ ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉

  • @user-st4cu9zj1d
    @user-st4cu9zj1d7 ай бұрын

    ህድሞና ነባሪት ብታሚ ጽቡክ ገርኩም አጊዛቢሀር ዘዉጻአኩሞ ይተኪኣልኩም ኣቦታትና ብታሚ ንፈትወኩም ተዋሳአትና አኩም አድመ ይሃብኩም ❤

  • @medhanieyemane1611
    @medhanieyemane16117 ай бұрын

    Etom zfotwom kuburat Abotatey ❤❤❤ medamka thanxxxx

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey56287 ай бұрын

    🇪🇷WIRES TEWERARES🇪🇷 Thank you Hidmona for bringing our heroes and our fathers for this show 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🐪🐪🐪🌺🌺🌺👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebrahtuabay4339
    @mebrahtuabay43397 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘቡሉ ዓበይቲ ኣያታትና ግን ኣብ ምግቢ ዘይኾነ ኣብ ካልእ ተተዋዳድርዎም ንዓይ ደስ ምበለኒ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓወት ንሓፋሽ 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmaraasmara6930
    @asmaraasmara69307 ай бұрын

    መደብ ኣቅራቢት ንፍዕቲ ዲስፒሊን ኣለኪ ሞደሊስቲ ኢኺ ቀጽልዮ❤

  • @abebatecle9896
    @abebatecle98967 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ አዞም ኣውረስቲ ሙቁር ልዙብ ታረኢክ ስድራና ብምቅራብኩም ያመስግን ንበሩልና❤

  • @tekesteghere1437
    @tekesteghere14377 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ❤🎉

  • @habentesfankiel8985
    @habentesfankiel89857 ай бұрын

    Nay behaki des zbl bztekealekum gn interview gerkum nwh bzbele akrbulna kabzom abotatna bzuh tmhrtin tarikn tsewetan tmeharn tzenagaen Ruhus hadsch ametn beal ledetn ygberelna ❤❤❤

  • @genettekeste3951
    @genettekeste39517 ай бұрын

    ቢጣኢሚ ጽቡቅ መደብ ቢዚያዳ ነዚኡም ግሩማት። ትዋሳእትን ተላሃይትን ምምጻእኩም ዚያዳ ገሪሙን መቂሩን ።ክቢሪ ይሃቢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ዓመት ሰላምን ራህዋን ይምጻአልኩም ። ደቂ ኢረይ ጀጋኑ። 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MannaTecle
    @MannaTecle7 ай бұрын

    Very proud of ur program. Thanks for maintaining our Eritrean culture & heritage. Keep it up!!🎉❤

  • @kidantekle2443
    @kidantekle24437 ай бұрын

    Eweye des kebeleuka😊😊😊😊😊

  • @ribkaghebremeskel6548
    @ribkaghebremeskel65487 ай бұрын

    Thank you our heroes and great artists! May god bless you ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai74597 ай бұрын

    ኣንታወዲ ክብሪ ሓወይ ጽሓፎባ እዚ ማሰ ትደግሞ ዘለኻ!!!

  • @user-jp6uh6xt3n
    @user-jp6uh6xt3n7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕላል ከምኡውን ማሃሪ ክብሪ ይሃብኩም። You are absolutely elegant keep going girl ❤

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah46087 ай бұрын

    They are legendary. May God bless them.

  • @p.e.a7928
    @p.e.a79287 ай бұрын

    Gobezay 😢 it's emotional music, I remembered when I see him in Eri Tv years ago ❤

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m7 ай бұрын

    ኣኽራናት ገድሊ ❤👁👁🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ሁድሞና❤🙏

  • @Ma1991eri
    @Ma1991eri7 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🫶🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷

  • @sebirna7872
    @sebirna78727 ай бұрын

    Nezoum jegano gzie hiebkum interview gberulum🇪🇷💯♥️🇪🇷💯♥️

  • @teklemariamteklehaymanot
    @teklemariamteklehaymanot7 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉❤❤❤ selam selam kulatkum bzei afalalai kuburat abotat

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo43097 ай бұрын

    Wonderful night to see our beautiful actors father's we love you much respect ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💯✔️💯✔️💯✔️

  • @meazahabtemariam7966
    @meazahabtemariam79667 ай бұрын

    Edmen tenan yhabkum deki Erey mearey ❤❤❤

  • @welduyemane9067
    @welduyemane90677 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ናያታትናን ኣዳለውቲ መደብ።

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu18197 ай бұрын

    ❤መርሐባቦፐሮግራም ያሰላም ዓሽ እዎይ ደስ ኪትብሉ ትናፈቁ ሃገርና ህድሞና ሩስ ሐዲሽ ዓመት ንራህዎን ቅሳነት ይግበረልና 🙏 🌹🌹💪💪💪🌹🌹🐪🐪🌹🌹👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @deinemuta
    @deinemuta7 ай бұрын

    Germa eritrea xebkat abotatena edemen tenan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hw4uj2ny4e
    @user-hw4uj2ny4e7 ай бұрын

    Btaemi tsbuq gierkum nkltieum zehiegoskumom edmen teenan yhbkum rhus hadsh emet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏

  • @mihretyemane7190

    @mihretyemane7190

    7 ай бұрын

    Btami subuk hasab Ghirmay bako wn bsenki tsegem asnanu hantal hasywo eyu entezhasbulu

  • @nasraabdelkadir2653
    @nasraabdelkadir26537 ай бұрын

    Waaw🎉 nay bhaki xbuk firdi edmen tienan yhabkum 🎉🎉🎉🎉

  • @Makusigma-3n
    @Makusigma-3n7 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውድ ኣኽዛ ኣብታ ናይንጭ እየ ዝፎልጦ ብጭካነ እው ባረንቱ ንሃይኮታ ገጽ መርዓ ከርክብ ቆልዓ ሃርሙ ኣታሕዘዮ ክይድ ናይብሓቂ ለዋህ ብንብዓትጀብጂቡ ስም ንዘለኣለ ይዘከር

  • @kibreabhailselasi3883
    @kibreabhailselasi38837 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ክብሪ ዝግብኦም ኣቦታት ኣያታትና እዮም እሞ ደስ ኢሉኒ ብፍላያ ንክልቲኦም ቀዳሞት ምግባርኩም ዘይተበርበረ ታሪክ ኣያታትና እዩ ዘሎ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤❤❤❤

  • @edenmicael1889
    @edenmicael18897 ай бұрын

    ነዞም ታሪኻውያን ሰባት ❤❤

  • @haregukesete3154
    @haregukesete31547 ай бұрын

    Legends 🇪🇷🌹🌸 ❤️💕🇪🇷 Thank you.

  • @user-gz4tz1ud7r
    @user-gz4tz1ud7r7 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ቀጽሉሉ። እንተኮነ ግን ኣሮን ትህወክ ኣለኻ ምዝራብ ትኸልኦም ኣለኻ ።

  • @robatejohn2352
    @robatejohn23527 ай бұрын

    Adalewti medeb nfuat respect tereayuna alekum nfuat

  • @habtomghere9365
    @habtomghere93657 ай бұрын

    ክልተኩም 1ይ ወጺእኩም ጽቡቅ ውሳነ ❤❤❤❤❤

  • @trhasberhe5274
    @trhasberhe52747 ай бұрын

    Jeganu ayatatna kemu dima nihdmona nebarit kulatkum bitami des zibl medeb edmen tienan yhabkum ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ggmm2340
    @ggmm23407 ай бұрын

    Two of my favorite Eritrean artists who play traditional elderly fathers, along Solomon Teklit.

  • @zowdi810
    @zowdi8107 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏👍♥️♥️🕊🤴🤴you are amazing thanks you are haro for ertera people god bless to you 🙏 you are wow

  • @eritrea8133
    @eritrea81337 ай бұрын

    ባባ ርእሶም ብሓቂ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weinimuzelo9762
    @weinimuzelo97627 ай бұрын

    My brothers good job Eritrean peoples. Love you. God bless you merry Christmas. Happy new year.🙏🇪🇷💐💞👏🤝👍💯🌲💗☪️✝️✌️💪🩷🌹🌴💓💕👏👏👏💞💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🙏👍🫶💯🌲💗☪️✝️✌️💪🌹🌴💓💕

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray98857 ай бұрын

    ናይበሓቂ ዩ እዞም ኣዝዩ ሰሚዒካ ዘይሙኖ ባህላዊ ዕላሎም ኪብሪ ይግቦኦም ንመደብ ኣዳለዉቲ ህድሞና ነባሪት ካኣ ጹቡቕ መደብ ቀጽልዎ

  • @abrhayanet8342
    @abrhayanet83427 ай бұрын

    ❤❤❤ቀጺልዎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዋዛ ምስ ቁምነገር

  • @user-fl9np8sm4q
    @user-fl9np8sm4q7 ай бұрын

    ድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @daniamare-zp5ub
    @daniamare-zp5ub7 ай бұрын

    እምበር ወዲ ክብሪ ክብሪ ይግባኣኩም ኢዩ ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea62277 ай бұрын

    My favorite artist nay hagerena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @danielfessahatsion8126
    @danielfessahatsion81267 ай бұрын

    ናይበሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ኣጆኹም በርትዑ

  • @aslitesfu6736
    @aslitesfu67367 ай бұрын

    Bruk sembet deqi🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kem lomi ab mewedaeta tahagise ayfelitin kulu negerom misiom ab simieit xenihie ❤❤❤ edmen tienan yhabkum jeganuna nberulna

  • @yoditgebremedhin2030
    @yoditgebremedhin20307 ай бұрын

    edmen tenan yhabelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @beshirahmed3634
    @beshirahmed36347 ай бұрын

    ናይባሓቂ ጹቡቅ ፍርዲ

  • @fnanamanuel7847
    @fnanamanuel78477 ай бұрын

    እንዳ ደግያት እዩ ኣርእስታ ናይ ዓድና ፊልም ኣርእስታ ክብረት ይሃበልና ኩቡራት ኣቦታትና እንቃዕ ኣዛብእ ዓድና ኣይተጻወቱልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish20657 ай бұрын

    ወዲ ክብሪ ያታና ብጣዕሚ ንፉዕ በርትዕ።

  • @mihreteame6285
    @mihreteame62857 ай бұрын

    ናይብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እረይ 🙏🙏🙏🇪🇷❤️

  • @senaiaraya2310
    @senaiaraya23107 ай бұрын

    👋👋👋🙏🙏ኩቡራት ስነጥበባውያና ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ክበሩልና ንበሩልና ፡፡

  • @user-yi7gw9gt3o
    @user-yi7gw9gt3o7 ай бұрын

    Aron hawey ኩሉ መደብካ ጽቡቅ እንዲዩ ግና pls pls ቅሩብ ትሕወክ ኣለካ።

  • @John-mp9of
    @John-mp9of7 ай бұрын

    That was the best decision I love both actors and hodmoma keep it up😊❤

  • @zaidteklu3069
    @zaidteklu30697 ай бұрын

    Amazing job. Keep it up for Eritrean culture

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari7 ай бұрын

    Welcome the great artist eritrean❤❤❤

  • @rutasolomon7710
    @rutasolomon77107 ай бұрын

    🇪🇷☀️🇪🇷☀️🇪🇷 ኮዋኽብቲ ኤርትራና !!!

  • @Saymon360
    @Saymon3607 ай бұрын

    Please mebre amxuelna tiblu 👍

  • @aduliszula7991
    @aduliszula79917 ай бұрын

    I love you all very amazing work. Eritreans are friendly intelligent teachers. Our love among each ather is our strength. Merry Christmas and happy new year and wish you all the best.fir the year 2024.

  • @luchiaghebrezgabher7318
    @luchiaghebrezgabher73187 ай бұрын

    Thank ypu guys des zbl medeb

Келесі