ዋዕሮ ተጋዳሊት ሚዛን ኣብ ቀዛሕታ - Kezahta

Ойын-сауық

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 865

  • @britgraweyti
    @britgraweyti Жыл бұрын

    ቃላት የብለይን ጅግና ሓፍተይ♥️ ክብሪ ናዓክን ጀጋኑ ኣሕዋተይ🥺🙏

  • @user-ud1pw6so8s
    @user-ud1pw6so8s Жыл бұрын

    ሚዛነይ ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቃላትኪ ኣብቲ ግብ ዝበለ ፀልማት ጎሊህኺ ዝወፃእኪ ዋዕሮ ንዓኽን ንተን ከማኺ ዝባላ ዋዕሮታት ክብሪ ይግበአክን❤👌

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f Жыл бұрын

    ሚዛነይ ኣብቲ ግብ ዝበለ ፀላም ብርሃን ዘንፀባረቐት ጅግና❤❤😊

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki8513 Жыл бұрын

    ሚዛነይ ንኣስታት 3 ዓመት ጸልየልኪ ጾሎተይ ሰሚሩለይ ተመስገን ኣምላኽ ቀዛሕታ ብሂወት እንተልዮም እቶም ምስኣ ዝነበሩ ድማ ሓደ መዓልቲ ኣምጹኡልና thank you

  • @user-qn2vq4rv3p
    @user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын

    ሚዛነይ ካብተን ኣለዋና ንብለን ጀጋኑ ዋዕሮታት ሓንት እኽ ዴቅ ኣንእስትዮ ትግራይ ዋዕሮታት ክብር ይግበኣክን❤❤❤❤🎉

  • @user-vq7fl9nr7v
    @user-vq7fl9nr7v Жыл бұрын

    ሚዛነይ ብታሕጓስ ነቢዐ 😢😢ጓል ዓደይ ጅግና ለባም ዋዕሮ ክብሪ ይግበኣኪ❤❤❤❤❤

  • @elifreentertainment
    @elifreentertainment Жыл бұрын

    ሚዛን፡ ሚዛን ወርቂ ሚዛን፡ ሚዛን ሓቂ ሚዛን፡ መፍትሕ ጭንቂ ሚዛን፡ ሞራል ስንቂ ሚዛን፡ ሓይሊ ዕጥቂ ተጋሩ ኣሓተይ ኩልኽን ሚዛናት እንተ ትነግራሉ ትፀውያ ውዕሎታት ብስድርን ደቒቕን ነቲ ፍፃሜታት ሰነድ ምተሳእኖ ብርዒ ወረቐታት በቃ ምወሓዘ መዓልታት ዓመታት። ሚዛናት፡ በቲ ሓደ ትወልዳ ተዕብያ በቲ ሓደ ተጥቅዓ ተድብያ በቲ ካልእ ትመርሓ ትኣልያ ኩሉ ትኽእላኦ ሕሰም መጻወድያ ከመይ'ባ ነይሩ ብቐትርን ብለይትን ምስ ባህሪ ተፈጥሮ ምስ ደም ኣደታትክን ፅወያና ታሪኽ ኣይትድፈና ታሪኽ ምድፋን ምድፋን'ዩ ንዓና። ሚዛናት ❤❤❤

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ብርዕካ ይሰስን❤

  • @Mama-nu7it

    @Mama-nu7it

    3 ай бұрын

    Waw keep it up yes it is true she is a hero Thank you so much All of them are Heroes

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ ትገርም ዓቀኛ ትግራዎይነት ዝተላበሰት ጀግና ዎዕሮ አብክንዲ ንዓይ ንብፆተይ ትብል እግዚአብሔር ምሉእ ጥዕናኪ ክምልሰልኪ ብልቢ ይልምኖ ።

  • @mekdesg7658
    @mekdesg7658 Жыл бұрын

    አለቀስኩ የኔ ፍቅር እንደዚህ ተከራታችሁ ያተረፋችሆትን ሀገር እግዚአቤሔር ይባርክላችሁ

  • @user-zt3yc9or9m
    @user-zt3yc9or9m Жыл бұрын

    _ጅግና ተጋዳሊት ዋዕሮ ሚዛነይ ክብሪ ንዓክን ጀጋኑ ዘይርሳዕ ቅያ ሠሪሕክን ኢክን♥♥♥♥_

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 Жыл бұрын

    ቃላት የብለይን ሚዛነይ ናዓኪ ንምግላፅ ❤መርአያ ፅናዓት ሓቦ ጅግንነት ኮታስ ኩሉ ነገርኪ መርአያ ዋዕሮታት ተጋሩ ኢኪ ደው በልልና ❤❤❤በረከት ሓውናለ የቀንየልና❤❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮና ንስክን ከማኪ ኣእላፍ ዋዓሩ ን ኣናብስ ብፆትክን ብመስዋእቱኹምን መቁሰልቱኹምን ነዚ ጩራ ብርሃን ክንርኢ ዝገበርኹም ክብርን ምጎስን ንዓኹም።🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏

  • @user-gh7hx4wq1w
    @user-gh7hx4wq1w Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ናዓኺ ዝኸዉን መግለፂ የብለይን 💕💊✊

  • @yumunzemenay
    @yumunzemenay Жыл бұрын

    ኣነ ኤርትራዊ የ ግን ሓደ ካብቶም ዘድንቃን ብዘረብኣ ኣብ ስምዒት ዘእተወትኒ ክሳብ ሕጂ ስእላ ኣብ ፕሮፋይለይ ዩ ኔሩ ። እንቃዕ ብሂወት ራእኩኪ! ነዓኪ ዝወነነ ዕድለኛ ዩ

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    Жыл бұрын

    ❤👍

  • @selamabrhaa-iw3il

    @selamabrhaa-iw3il

    Жыл бұрын

    🥰🥰

  • @ghidenahabtegerghish2940

    @ghidenahabtegerghish2940

    Жыл бұрын

    Behakiiii TEGARUUU KEMITY AB ADENA NISEMIO BEAYNINA MISE REANA. MIREAY MEIMANE EU ELIMIOOO KIMAY AYNET JIGNENET EU ZALIEWEN 💖

  • @yemanehayleab

    @yemanehayleab

    Жыл бұрын

    yumun zem bhaki fleyti seb eya❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ኣቤት ፅንዓትኺ ጅግና ዋዕሮና❤💊😢😢

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 Жыл бұрын

    ሚዛን ኣምቀሲት ዋዕሮና ስለዘምፃእካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በረኸት ሓዉና ለባም ወዲ ህዝቢ ❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🥰❤💊🙏

  • @ove6164
    @ove6164 Жыл бұрын

    ንሶም ካብ ኣቦታቶም ኣይሐሹን፡ ንሕና ከኣ ካብ ኣቦታትና ኣይንንእስን። ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ኣንበሲት👸✨ከምዚ ጌርና ኣሕዋትና ንኣልሽ ዝግብኦም ክብሪ ድማ ንሃቦም😚💙

  • @tsritgoytom-zf2ei
    @tsritgoytom-zf2ei Жыл бұрын

    ዋዕሮ ተጋዳሊትና እንኮዕ ብሰላም መጻክና❤️💛🥰

  • @amanueldesta2110
    @amanueldesta2110 Жыл бұрын

    ሜዛን ዛሓፈተይ ከመይ ኣለኪ ጀግና ዋዓሮና ደሰታይ ኣይካኣልክውን ጀግናና ሚዛን ወሲዳ ትግራዊትይ

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын

    ጀጋኑ አሕዋትና ብትሕቲ ፈጣሪ ክብሪ ንዓኹም ዋዕሮ ሓፍትና ሚዛን እንዃዕ ብሰላም መፃኺ 🙏🕊❤️❤️❤️❤️ፍሊቲ ለባም ኢኺ ሚዛነይ ሂወትኺ ንህዝበይ ኢልኺ ዝወፃኢ ምክርኽም ዓበይ እዩ ሰላም ንዓኺ አብ ዘለክዮ 🙏🕊🕊

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Жыл бұрын

    ሚዛነይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኽ ክብረት ሓፍትና ብሓቂ ጀግና ጓል ዓበይት

  • @nigusseberhe1795
    @nigusseberhe1795 Жыл бұрын

    በረከት ማለት ካብ ብህፃንኻ ለባም መስተወዐሊ፣ መኽበሪ ሰብ ፣ምንባርካ ይፈልጥ በረከት ሓወይ ብጣዕሚ ካብ ዘድንቆም ጀጋኑ ተጋሩ ሓደ ትግራዋይ እኻ

  • @abrishlovetigray6851
    @abrishlovetigray6851 Жыл бұрын

    ስልኪ ቁፅሪ በጃካ ኣቅምጠልና ናይዛ ዋዕሮ ጀግና ቀዛሕታ ንዓካም ዓብዪ ክብሪ ኣለና

  • @user-jm5hz9oj8v
    @user-jm5hz9oj8v Жыл бұрын

    ሚዙ ምቅርቲ ኣብቲ ጸልማት ጊዜ ብርሃን ዘንጸባረቐት ዋዕሮ🥰💙💜

  • @almazhailu8748
    @almazhailu8748 Жыл бұрын

    ኡፍፍፍ ፅብቕቲ ሓፍተይ ብጣሚ ደስኢሉና ስለዝረኣናኪ እ/ር ይመሰገን🙏🙏 💪💪 ሚዛን ከምሹሚኪ ሚዛን ኢኺ ሽኾርርርርር 👌👏 🌹🌹🌹❤❤❤

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 Жыл бұрын

    ኣታ እዛ ጓል ከተዕብደኒ'ያ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሚዛን ሓፍተይ

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b Жыл бұрын

    ኣቤት ጅግንነት ኣቤት ልቢ ኣትሓሳስባ ዘይከምዕድሜንኣ ብሓቂ ተደኒቀኣብዚ ሐዚ ስዓት ንዓይ ነዓይ ዝበሃለሉ ሓገዝ ኣይደልን ትብል ከመይ ዝበለ ልቢ እዩ ፕእ ብቻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ትደልዮ ደረጃ የብፅሕኪ ሚዛነይ

  • @beniasbarok1411
    @beniasbarok1411 Жыл бұрын

    ብቃላት ዘይግለጽ ጅግንነት! ልህዝብካ ዝተከፈለ አቢይ እድሎት እዩ❤። ኩልና ተጋሩ ክንመሀረሉ ይግባእ።

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 Жыл бұрын

    ዝስመዐኒ ሓበን መግለፂ ቃላት የብለይን:: ዓይነይ ንብዓት ታሕጏስ ከቋርፅ የኽኣለይ!! ዋዕሮ ጏል ጀጋኑ!! 💛❤️💛❤️💝❤️💝❤️💪💪💪💪

  • @samueltesfay1042
    @samueltesfay1042 Жыл бұрын

    Mizaney❤❤❤ da wala Eritreawan 🇪🇷 tezarebti tigrna ina nkorala nay kulatna jgna eya mizeyney mkrti haftey tigraykum kemti tdeliwan tbhgwan tkunelkum ❤❤❤❤❤

  • @CrossSuuc-ns8xu
    @CrossSuuc-ns8xuАй бұрын

    መግለፂ ቃላት የብለይን ሚዛነይ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ፈጣረ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤🌷🌷🌷

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Жыл бұрын

    ቃላት የብልናን ዋዕሮታትና ናዓኽን ዘኸውን ክብሪ ናዓኽን ይኹን❤💞🙏

  • @gcsdxz1877
    @gcsdxz1877 Жыл бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ሓፍትና ቃላት የብለይ ንዓኪ ዝገልፅ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጀጋኑ ዋዕሮታት ትግራይ ክብሪ ይግበአክን ❤❤❤❤

  • @Robelhaile3152
    @Robelhaile3152 Жыл бұрын

    መግለፂ ቃላት የብለይን ጅግና ዋዕሮ ትግራይ 💛❤️💊😍😍😍

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y Жыл бұрын

    ሚዛነይ ዋዕሮና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ክብርን ምስጋናን ናዓክን ዋዕሮታት ትግራይና ናብዚ ብርሃን እዚ ዘበቃዕክናና🙏❤❤💪💪💪💪

  • @samyra3375
    @samyra3375 Жыл бұрын

    እንዕክ ረአናኪ ዋዒሮና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rigbyrigby5599

    @rigbyrigby5599

    Жыл бұрын

    💔💔💞💞💋💪

  • @user-on3uj6jk1j

    @user-on3uj6jk1j

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮😮😊😊😊😊

  • @gygstyftg2495

    @gygstyftg2495

    Жыл бұрын

    ​@@rigbyrigby5599 ❤❤❤❤❤

  • @mimitekulu7296

    @mimitekulu7296

    Жыл бұрын

    💞💊

  • @user-bc3be6on1r

    @user-bc3be6on1r

    Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @merafasgedom9208
    @merafasgedom9208 Жыл бұрын

    "ሚዛን ትግራይ" ዶ ክብለኪ ብልጽቲ ሓፍተይ? አቤት ጽንዓት አቤት ጅግንነት አቤት ትሕትና❤️💛❤️💛 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተሓቢናልኪ ሚዛንዋ ንበርልና🫶🏽

  • @weldayteka9690
    @weldayteka9690 Жыл бұрын

    መግለፂ ዘይብላ ዋዕሮ ኣፍቲ ድቕድቕ ፀልማት ናይ ዓወት ባና ዘጋወሐት ሚዛን ሕሩን ቃላታ ትቱዕ ሓሙታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @teamearaya929
    @teamearaya929 Жыл бұрын

    ብኩሉ ነገራ ሚዛን ጅግና ርህርህቲ ሓላይት ርግእቲ ኣርሒቃ ጠማቲት ታይ እሞ ታይ እሞ ቃላት የብለይን ዓቅሚ ይሓፅረኒ እዩ ንዓኪ ክገልፅ ዕድመ ይሃብኪ ዋዕሮ ትግራይ

  • @freweynidesta
    @freweynidesta Жыл бұрын

    እዋይ ፅብቅተይ እምበር ሚዛን ሓልዮት ብፃይነት ጥንካረኪ ይገርም እንዃዕ ነዚ ኣብቀዐኪ ፈጣሪ በረከት ሓውና እውን ነመስግነካ በርተዐልና ፈጣሪ ይሓግዝካ ኣሜን።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    እሰይ ዋዕሮና እንካዕ ናብዚ በቂዕኪ ረአናኪ ዛወለላይ❤ ቃል የብልናን ንዓኪ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ መድሕን ሂወትና Tdfeyyy😘✊💛❤💛😘✊✊✊✊

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 Жыл бұрын

    ሚዚን ብጣዕሚ ከብደይ በሊዔትኒ ምንም ኣይደልን ምስበለት ኣምላኽ ዘመና ኩሉ ይባርካ❤

  • @KuwaitKuwait-sy3in
    @KuwaitKuwait-sy3in Жыл бұрын

    ዋዕሮ ሓፍትና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤

  • @hadishfeta9502
    @hadishfeta9502 Жыл бұрын

    ዝገርም ዩ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኣብ ዚ ዕድመ ዚ ብጻይነት እንታይ ምኻኑ ብተግባር ዘርኣየት ብልጽቲ ፍጥረት ጅግና ናይ ጀጋኑ መግለጺ የብለይን ፈጣሪ ሙሉእምሕረት ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 Жыл бұрын

    ተመስገን ኣምላኬ ገፅኪ ሪኢናኪ ከም ወርቂ ተፈቲንኪ 🙏ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑ ሰራዊት ትግራይ

  • @meronmeron3972
    @meronmeron3972 Жыл бұрын

    ኣብትይ ፀልማት ጊዜ ሓቦ ፅናዓት ዘራኣየትና ጅግና❤❤❤❤

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t Жыл бұрын

    በስመኣብ ብምንታይ ቃላት ንገልፀልኺ 😢❤❤ ቑስልኺ ቑስሊ ኸልቢ ይግበረልኺ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኺ ኽብርቲ ሓፍትና ንኹልኹም ተጋደልቲና ኽብርን ምስጋናይ ይብፃሕኹም❤❤🎉🎉

  • @ttyy7566

    @ttyy7566

    Жыл бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @askalutsegay9498
    @askalutsegay9498 Жыл бұрын

    ኣሰይይይይ ናትና ክብረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ በረኸት ዘርእኻ ይበርክት❤❤❤

  • @danigebra562
    @danigebra562 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤ እዛ ጅግናስ እቲ ቁጹዕ ቃላታስ ከትጥዕመላ ትሕቲ ትምክሕ ዘይትሪኣላ ናይ ባሓቂ ጅግና ኢኪ እንኩዑ ቢሂወት ተረፍኪ እዛ ኣንበሳ

  • @tekleytekley3470
    @tekleytekley3470 Жыл бұрын

    እበር ሚዛን ሚዛን ሓቂ⚖️ ሕፍረት እና ኣጋላልፃ ዘረባ ክእለትን እታሓሳስባ 💯ቅንዕና ልቦና 💯 እጆኪ ፍትሓዊት ትግራይ ተመስሪታ ምስ ብፆትኪ ብነፃ ትሕከሙላ ኮሪዕኩም ትነብሩላ ክትከውን ንምነ

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 Жыл бұрын

    ናትኪ ሕራነ ርኢና ብጣዕሚ ኢና ተሓግስና ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፅንዓተኛ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና ተጋዳሊት ሚዛን የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን : ሰላምን ራህዋን ንምነየልኪ!

  • @user-wl7ki5gr3d
    @user-wl7ki5gr3d Жыл бұрын

    ብሓቂ ጀጋኑ እክን ክብር ይግብኣክን 😍😍🥰🥰

  • @mebrhitmebrhit1264
    @mebrhitmebrhit1264 Жыл бұрын

    እንካዕ ብስላም መፃኪ ጅጋና ተጋዳሊት ምዛን❤❤

  • @mkm4736
    @mkm4736 Жыл бұрын

    ክብሪ ንዓኻትኽን ዋዕሮታትና❤🏖💊🙏

  • @STAMA123
    @STAMA123 Жыл бұрын

    ሚዛን ጅግና ናይብሓቂ ብኹሉ መዳይ ኢያ ቤኪ ምንም አይደልን ክትብልከላ እኮ ዘይድልያ ኾይኑ ዘይኮነስ ካባይ ንዝገደዱ ይኹን ማለታ ኢዩ ልቢ አዕብያ ተባረኺ

  • @temesegenamelakey4332
    @temesegenamelakey4332 Жыл бұрын

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ዋዕሮና ❤🙏

  • @KD-pw6hk
    @KD-pw6hk Жыл бұрын

    ኩሉሻ ኣብ ልብና ውሽጢ ኢኺ ሚዛነይ መዓረይ ጠቅሊሉ ፈጣሪ ይምሓርኪ ድማ❤❤❤❤❤

  • @goitomgerzgiher2006
    @goitomgerzgiher2006 Жыл бұрын

    ተጋደልቲ ኾይኖም ዘጨበርብሩ ተጋሩ ክትርኢ ከለኻን ከም ሚዛን ብልባ ንዓዳ ትውፈ ክንሕግዘኪ ተባሂለ ሓገዘይ ንትግራይ ትብል ክትረክብ ትፀናናዕ ካብ ዝገርም ኣብ imo ንልዕሊ 2 ዓመት ፕሮፋይል ገይረያስ ክቅይራ ይሓስብ ግን ምጭካን ይኣብየኒ ነይሩ እንኳዕ ርኣኹኺ ሚዛን ዓይነይ

  • @rtrt9276
    @rtrt9276 Жыл бұрын

    ቱ ምሰኣ ነበረ ፀልም ዝበለ ወዲ ዉን ኣምፁኡልና ቢሂወት ክህሊ ተስፍ ንገብር ኩሎም ምሳኣ ዝነበሩ ብፆታ ኣምፁኡሉና🙏🙏🙏

  • @bri7094

    @bri7094

    Жыл бұрын

    ዋላኣነ ኣብዝሓለፈ ኢለነይረ ኣምፅኡልና ብtdf ሽም ተገዲስኹም ኣልሽዎም😢😢😢

  • @rtrt9276

    @rtrt9276

    Жыл бұрын

    @@bri7094 ብጣዕሚ ብምርኣያ ተሓጊሰ ብፍላይ እሊ ዝያ ትግራይ ተኸቢባ መዋገኢ ብረት ኮ ዘይብላ ዝተቃለሱ ጀጋኑ እዮም ኣብ ዛ ዓይነይ እዮም ኩሉ ጊዜ🥰

  • @fderfeet7866

    @fderfeet7866

    Жыл бұрын

    ይህሉዉ ዶ ይኹኑ😢

  • @rtrt9276

    @rtrt9276

    Жыл бұрын

    @@fderfeet7866 ኣምላኽ ኣሎ ዝሓፍትና ኮ ተስፉ ዘይገነበርና መፅያትኒ🙏

  • @axsmawit
    @axsmawit Жыл бұрын

    ብጥዓሚ ኢኺ ጎበዝ ሓይልኪ ሓፂን ይኹን ዝሓፍተይ❤❤

  • @mebryefshaye1110
    @mebryefshaye1110 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ተጋደሊት ማለ ንስኪ ኢኪ ውለዲ ዝመዲ ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @saraxxx5046
    @saraxxx5046 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ጅግና ኣንደበታ ትሕትናኣ ደስትብል

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮና እንኳእ ገጽኺ ረአና🥰

  • @Girmay2023
    @Girmay2023 Жыл бұрын

    ጥዕናኺ ሙሉእ ጌሩ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኪ ዋዕሮ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤

  • @abelbrhane-bu4bd
    @abelbrhane-bu4bd Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ ዋዓሮ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Жыл бұрын

    ውቅብቲ ፡ ኣብ እቲ ፈለማ ንትግራይ ወራር ዝተኸፍተሉ ፡ እዛ ስእልኺ ኣብ ፈቐዶ ቲክቶክ ብናይ ኣበባ ሃይለ "ኢራብ" እትብል ሕላይ ተሰንያ ትዝርጋሕ ነበረት ። እንቋዕ ብህይወት ሃለኺ 🖤

  • @woldusemhar8164

    @woldusemhar8164

    Жыл бұрын

    Nay eritreawit derfi abeba haile deyu

  • @danielkife3257
    @danielkife3257 Жыл бұрын

    ክብርን ሞገስን ንዘለውን ነስውኣትን ተጋደልት ትግራይ❤❤

  • @user-wh7xg5wm3y
    @user-wh7xg5wm3y Жыл бұрын

    መግለፂ ቃላት ስኢነልኪ ዋዕሮ ትግራይና

  • @salmaarga1877
    @salmaarga1877 Жыл бұрын

    አይ ኣሕዋተይ ጀጋኑ ዋዕሮታት ትግራይ በይዛ ህዝብክን ሂወትክን ከፊልክን 😘😘😘

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti Жыл бұрын

    ዋዕሮዋይ ብጣዕሚ እኪ ጽንዕቲ እግዚአብሄር አምላክ ብክብሪ የንብርኪ ንኩላትክን ዋዕሮታት ትግራይ ብልጻተይ♥️👏

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 Жыл бұрын

    ጀግኒት ኣቤት ትሕትናኺ መሪኣያ ፅንዓት ክብሪ ንኹሎም መስዋቲ ዝኸፈልሉና😍🙏

  • @user-hp1bv8nc7p
    @user-hp1bv8nc7p Жыл бұрын

    በረከት ሃወይ ናይታ ጅግና ተጋዳሊት ዋዕሮ ትግራይ ዝኾነት ሓፍትና ሚዛን አድራሽኣ (ስልክ ቁፅራ) ተሓባበረና ዘሓወይ from Gambella region

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 Жыл бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ሓፍተይ ንብፃይነት ዘለኪ ሓልዮት ፍሉይ እዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @inbram555

    @inbram555

    Жыл бұрын

    exactly !!!✊💛🕊❤🕊💛

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Жыл бұрын

    ስላም ቤተስብ ዋእሮታት ትግራይና አለም አዛሪብክንአ ጀጋኑ ንፈትወክን ነክብረክን ኢና

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 Жыл бұрын

    ዋዕሮታት ትግራይ 🙏❤️

  • @nguseyemane9170
    @nguseyemane9170 Жыл бұрын

    እንኳዕ ሰላም ተመለስኪ መራኣያ ጽንዕት ትግራትይ ኢኪ ሓፍተይ ናተይ ❤❤❤❤

  • @yordanos5186
    @yordanos5186 Жыл бұрын

    እንታይሞ ክንብል ንዓኺ ዝኸውን ቃላት የብለይን ናህና ጀግና በአኺ ኮሪዕና ብጅግንነትኪ ቀኒእና ንበሪ ሐፍተይ መዓረይ❤️ ፀፅቡቁ ንዓኺ

  • @vvvvzryg1991
    @vvvvzryg1991 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤

  • @edon7537
    @edon7537 Жыл бұрын

    ዋዓሮና😢❤❤❤

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 Жыл бұрын

    What an incredible hero! She is indeed a warrior and a very brave woman. I have so much respect and applaud for Mizan! and all the other heroic of Tigray, their love for their people so deep they are not afraid to die to protect Tigray.

  • @asfahakahsai6352
    @asfahakahsai6352 Жыл бұрын

    I’m Eritrean but I’m proud of her Gigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-of5kb6vl7q
    @user-of5kb6vl7q Жыл бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት 💊 ኣሰይይ እዛ ዋዕሮ ሰለ ዘርኣኻና ብጣዕሚ እየ ዝመስግነካ በረከት ሓውና ❤ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኺ ሚዛነይ ጽብቕቲ ❤💛

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4l Жыл бұрын

    ጅግናና እኽ ብጣዕም ኣብት ፀልማት እዋን ገልህኽ ዝወፃእኽ መርኣያ ደቅ ኣንእስትዮ ትግራይ እኽ ዋዕረና ብጣዕም ንፈትወክ ነኽብረክ ኹሉግዜ ማዓረይ ❤️👏❤️ ሓገዝ ግን ክትቅበል ኣለክ መትከል እግር 🥺❤️ በረከት ሓዉና እዉን ክብር ይግበአካ 👏😍

  • @KhanKhan-sg6hh
    @KhanKhan-sg6hh11 ай бұрын

    መግለፂ ዘየቡሉ ጅግንነት ዋዕሮ ተግራወይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤🙏🙏🙏

  • @sdtt8603
    @sdtt8603 Жыл бұрын

    ብሓቂ መግለፂ የብለይን ዋዕሮ ❤❤😢😢

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 Жыл бұрын

    ኣብ መጀመርታ ኣብ ኩናት ትግራይ ንመጀመርታ ግዜ ተወቕዓ ዝራኣኹዋ ካብ ደቂ ኣንስትይዮ ጅግና ተጋዳሊት ናይ ባሓቂ ለባምን ጀግናን ሓፍትና እንኳዕ ብሰላም ሃለኺ እግዝአብሔር ሰላምኪ የብዛሓዮ ክብረት ይሃበልና ቀዛሕታ'ውን ሰለ ዘቕረብካልና ነዛ ጀግና ተጋዳሊት ሓፍትና።

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 Жыл бұрын

    Waero Tigraweiti ❤Mizan❤ Enkue bhiwet neberki Yekenyelna🙏🙏🙏🙏💛♥️ Kbrn mogesn niswatna❤💛♥️💛

  • @HuH-gw2np
    @HuH-gw2np Жыл бұрын

    ዋዉ ብልፅተይ ጥዑምን ሰናይን ዝኮነ ልቦና❤🥰

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v Жыл бұрын

    መግለፂ ቃላት ሓፂሩኒ ሚዛነይ ዋዕሮና እንኳዕ ናትና ኮንኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊✊💪ክብርን መጎስን ኩሉኩም ጀጋኑና💪💪✊✊💊💊

  • @aminemekonen6588
    @aminemekonen6588 Жыл бұрын

    ተዓዲልኪዮ ሰብኣዉነት ሚዛን ከም ሽማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኮሪዕናልኪ ነብዕና ብቃላትኪ❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын

    ቃደማኪ እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ብሓቂ ዓባይ ሰብ ሰብኣዊነትኺ ልገርም እዩ🙏ክብሪ ንዋዓሮታትና❤💛

  • @salamahb8652
    @salamahb8652 Жыл бұрын

    ዋዕሮና❤

  • @user-fd3db4jv4m
    @user-fd3db4jv4m Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ጅግና ዋዕሮ ጋል ትግራይ ፅሪቲ ❤️💛❤️💛❤️💛🌹🌹🌹

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын

    ንዓኪ ዝገልፅ ቃላት እኻ እንተሳአኑኩ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ልዑል ፈጣሪ ዋዕሮ ትግራይና ትሕቲ ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ይግበእኩም ኩሉኹም ጀጋኑና

  • @nebi_natey
    @nebi_natey Жыл бұрын

    ፅርይቲ ሓፍተይ.... ዋዕሮ ትግራወይቲ ❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 Жыл бұрын

    ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ ክብሪ ይግባአኪ ምስ ብጾትኪ

  • @user-lw3mx9bc2v
    @user-lw3mx9bc2v Жыл бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና።

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 Жыл бұрын

    እሰይይይይ ዛሓፍተይ በእውነት ኣነ ልዕሊ ማንም ትሕትናኣን ህድኣት ዘረባኣን ማሪኩኒ ግብሪ ክርስትያን ኣብዛ ሓፍትና ተላቢሳቶ ኣላ ትዕድልቲ እዩ እግዛብሔር ጥበቡ ዓዲሉዋ እሰይይይይይ ኣጀኪ ዶሞ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኪ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lj1dh5yh9z
    @user-lj1dh5yh9z Жыл бұрын

    ማዘን ዋዕሮና💊💊💊❤❤❤

Келесі