ካብ ጀነራል ጆን መዲድ ወሊድኺ ዶ ? ፡ ዝተቐተለ ሓውኪ ከ ኣለኪ ዶ? ፡ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ድኪ ዘለኪ? 👉 ተጋዳሊት ብርቱካን 0904879707

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ካብ ጀነራል ጆን መዲድ ወሊድኪ ዶ ? ፡ ዝተቀተለ ሓውኪ ከ ኣለኪ ዶ? ፡ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ድኪ ዘለኪ? 👉 ተጋዳሊት ብርቱካን 0904879707
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 366

  • @user-gb4ex3wc4n
    @user-gb4ex3wc4n3 ай бұрын

    ሐቀኛ ተጋዳሊት ንፍዕቲ ሐቂ ይሃብኪ ዋዕሮ❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    ፅብቅቲ ፍጥረት ጀግና ዋዕሮ ♥️ ንኺድ ጥራይ ጸላኢ ኣንካይ እዚ ካልእ ይብል 🥰👌

  • @solomonteame8927
    @solomonteame89273 ай бұрын

    ነዚአ ጅግና ሓፍትና መልክዓ ሪኡ ዘይንብርከኽ አይክህሉን እዚ ወዲ ሓቲትዋ ስለዘይረኸባ ክልተ ብሓደ ጆን መዲድን ንእኣን ከፀልም ዝገበሮ ይመስለኒ‼️ሓድነትናን መረሕትናን ብኸምዚ እዮም ክሽርሽርዎ ዝደልዩ ሕዝውን አብ ቃልስና ህላወናን ነድህብ‼️🙏

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhin8187

    @medhin8187

    3 ай бұрын

    ብሓቂ

  • @haileabay4021
    @haileabay40213 ай бұрын

    ምልክዕትን ምዕትን ተጋዳሊት ብርቱኳን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame3 ай бұрын

    ተትወልድ እውን ጀግና ካብ ጀግና ይውለድ ወረ ፀላኢ ዘይምስማዕ❤❤❤❤

  • @loveyourself2406
    @loveyourself24063 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ዋይ ተጋሩስ ከመይ ቆናጁ ኢና ተወሳኺ ድማ ጀጋኑ ልዙይ እኮ አዩ ፀላኢ ልበዝሐልና አናቐንዑ።

  • @sembetey228

    @sembetey228

    3 ай бұрын

    ነንባዕልኹም ምሕስሳድ ተገዲፍክሞ ኣዝዩ ምበለጸ 🥲

  • @loveyourself2406

    @loveyourself2406

    3 ай бұрын

    @@sembetey228 ዋይ ወድዛ ዝሠረቑላ እትቕበል ናይማንድኺ ምህሳድ ደአ ከማኺ ከዳዕን ቐታሊ ነብሲ ባንዳ አንተኾይኑ አይነቕርብን ትግራዋይ ንትግራዋይ ህስድና አይብልናን እዙይ ናይ ኤርጥራዋውያን ወረርቲ ቐተልትን ካህዳማት አብ ዝበልዑሉ ፃህሊ ዝሐርኡ ደቀ ህግደፍ ሩጉማት ዘርኢ ስራህ አዩ።

  • @dejenbahre6642
    @dejenbahre66423 ай бұрын

    ሽኾርና ፍጥረት ኣይትገደስሎም ፀላእትና ሓድነትና ንምብታን ዝገብርዎ ሽርሒ እዩ💊❤️💛

  • @berihudagnhoy844

    @berihudagnhoy844

    3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ንፉዓት ቤተሰብ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንሙሉእ ስድራቤት ተጋዳሊት ብርቱኻን ንምነየልኩም!!! ጀጋኑ ወለድኹም ጀጋኑ ብምውላዶም ምሉእ ትግራዋይ ይኾርዓልኩም::❤❤❤

  • @zenawikebreab4799

    @zenawikebreab4799

    3 ай бұрын

    እንታይ 😂 ሓድነት ኣለኩም በል በዳናት ለመንቲ ህዝቢ

  • @TeumGher

    @TeumGher

    3 ай бұрын

    እቲ ንስኻ ትቐናኣሉ ሓድነት

  • @user-be5uq6mq8n

    @user-be5uq6mq8n

    2 ай бұрын

    ትክክል ብዝኾነ ጀጋኑና ነታባብዖም

  • @user-re5hv9nz3d
    @user-re5hv9nz3d3 ай бұрын

    ፁሩይ ፁሩይ ላዛ ትግርኛ ጡዑም ሰሚዒኻ ለይሙኖ ኣብ 70 ታት ልሰምዖ ልነበረ ናይ ሃገረሰብ ፅዋ ኣዘኻኺራትኒ ፅብቅቲ ጓል ትግራይና በርትዒ ጐብዚ ዕበይልና

  • @user-wr5ym5qt3x
    @user-wr5ym5qt3x3 ай бұрын

    ❤❤❤ ወይ ፀላኢ ብኢዱን እግሩን ኣፉን ያሓዘልና ፈጣሪ

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    3 ай бұрын

    ኣሜንንንንንንንን❤ኣሜንንንን ኣሜንንን

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    3 ай бұрын

    👍🙏🙏🙏

  • @medhin8187

    @medhin8187

    3 ай бұрын

    አሜን በገዛ መሬትናን ዓድናስ ጉድ ረኺብናኮ ኣሕዋት😮

  • @user-bu5jd3lz9t
    @user-bu5jd3lz9t3 ай бұрын

    ጅግናን ተባዕን ትግራወይቲ ናይ ወለድኺ ታሪኽ ደጊምኪ በርትዒ

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane20683 ай бұрын

    ብጀጋኑ ጀነራላትና ተዘይቀለድኩም ይሓይሽ ፅቡቃት አሕዋተይ እቲ ዘለናዮ ግዜ እናመዘንኩም

  • @aregawiabrahambaria

    @aregawiabrahambaria

    3 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤😂

  • @aregaiw
    @aregaiw3 ай бұрын

    ጽብቕቲ ቃሕ በሃሊት በላሕ ወናም ትግራወይቲ መንእሰይ፥፡ሓበን ትግራይ።

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane20683 ай бұрын

    ጅግና ጓል ጅግና ኢኪ ፅብቅቲ፣ ሓቦኛ፣ ባዓል ታሪክን ኢኪሞ ነዊሕ ዕድመን ክብርን ንዓካትኩም

  • @BrhaneTadele
    @BrhaneTadele3 ай бұрын

    ሰብ ቡዙሑ እዩ ዝዛረብ ትርጉም ዘለዎ መልስ ምምላስ እዩ ዋናኡ ዋዓሮ ትግራይ ❤

  • @amarelucas9463
    @amarelucas94633 ай бұрын

    እቲ ዓቢይ ቁም-ነገር ካብዙይ እንታይ ንምሃር ኢዩ: ሓንፈሽቲ/ዕሱባት ክንደየናይ ርሕቐት ክኸዱ ከምዝኽእሉ ኢዩ:: እሞሲ ደቂ-ትግራይ ናብ ህዝባዊ ኣጀንዳና ተመሊስና ሓድነትና ኣጠናኺርና ናብ ቃልሲና ንዕሰል::

  • @MebrhtuKidane
    @MebrhtuKidane3 ай бұрын

    ብሓቂ ዋዕሮ በርትዒ ❤❤❤

  • @user-rz2mm4kk8c
    @user-rz2mm4kk8c3 ай бұрын

    ትግራዋይ ብባንዳ አይሰዓርይ

  • @Jonnye-rb7ei
    @Jonnye-rb7ei3 ай бұрын

    ንዞም ኸዚ ኸዚ ካብ ባንዳታት አጀንዳ ተወሂብዎም ጀነራላታትና ከፀልም ሕራስ ዝሳአኑ ትብፃሓ

  • @user-et1ls7pk8k

    @user-et1ls7pk8k

    3 ай бұрын

    ደቀንስትዮ መመሪጾም ይዕምጽወን ከም ዝነበሩ ርዱእ ኢዩ

  • @abebeh.8145

    @abebeh.8145

    3 ай бұрын

    @@user-et1ls7pk8kDo you have evidence?? Or You have nothing to do except coffee time gossip!!

  • @espressoenglish9686

    @espressoenglish9686

    3 ай бұрын

    ካብቶም ናብ ኲናት ዝኸዱ 900 ወተሃደራት 250 በቲ ሕማም ዝተለኽፉ እንትኾኑ 250 ድማ ብጀነራላትን ኮሎኔላትን ተዓሚጾም።

  • @user-zd6ob6ex9y
    @user-zd6ob6ex9y3 ай бұрын

    ጀጋኑና እሱ እዩ ቃልስ ሙቁር ክብረት የሃብክ ጅግናና !!!

  • @user-zd6ob6ex9y
    @user-zd6ob6ex9y3 ай бұрын

    ጅግና ሃፍትና ካብ ትድኤፍ አንይ ህዝብ ትግራይ እክይ ጅግናና ሃሸዉት አፎም የሃዙ !!!!

  • @tadeleasefaw
    @tadeleasefaw3 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ሕቶ ኣለኒ ንገዘብ ኢልኩም ንተጋደልቲ ምስጢር ኣይትውፁኡ በይዛኩም

  • @aregaiw
    @aregaiw3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ለባም ኣንደበተ ርትዕ ደስ ትብል ዋዕሮ

  • @Idamesfinkidane
    @Idamesfinkidane3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉god bless you my TDF

  • @user-dx9dy4is8q
    @user-dx9dy4is8q3 ай бұрын

    እግዚኦ እዞም ማሕበራዊ ምድያ ሓሸውቲ ምካኖም ሕጂ ፊሊጠዮም ግን ጅግና ኢኪ

  • @selam801
    @selam8013 ай бұрын

    ዋው ኧረ ይመቸኺ ጅግኒተይ❤😊 አቱም ሱቅ ኢልኹም ትሕሰው ሰባት ግን እጭ😮

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy37493 ай бұрын

    ጅግና ዋዓሮ መግለጺ የብለይን ጋል ዞም ጀጋኑ ሐቂ ይሃብ ንዞም ሐሰውቲ ጀጋኑና ንምፀላም ድቃስ የብለሙን ሓድነትና ንጽንዕ ተጋሩ ጅጋኑ ❤❤❤❤❤

  • @tomtom-qj4fv
    @tomtom-qj4fv3 ай бұрын

    ትገርም ተጋደልቲ ብርቱካን እግዚአብሔር ይባርኪ

  • @gebremedhintesfahun5247
    @gebremedhintesfahun52473 ай бұрын

    ብጣም ጹብቅ ፍርግራም እዩ ኣነ ዘለኒ ርእቶ እት ዝዓብይ እቶም ናይ ሎሚ ፖለትካኛታት እና ባሃልት ነት ጅጋኑ እንኮርዕሎም ጀጋኑና ንምፅላም ኮነ ታብህሉ ብ ፀላትና ዝትፋሓስ ቡዝሕ ገዘብ ኣፍስሶም ዝፍብርክዎ እዩ እና ጅግና ጠቅላስት ሓፍትና እውን እቅንይልና ንምቕረባይ ሓውና እውን ክብረት ይሓብልና እዝ ሃሰት እዝይ ምቅላዕ ንብዝሓት ሓሶት ምስትኽኻል እዩሞ ኣብካለኢት እውን እት ኑጹህ ህዝብና ክይዳናገር እሞ ብሓስት መራሕቱ ከይጸል እ ሓቐኛ ምብያ ወሳኒ እሞ ቀ ትጽለሉ 🙏🏼🙏🏼❤️🩷

  • @user-eo4on9xf8i
    @user-eo4on9xf8i3 ай бұрын

    ጀግኒት በሉለይ

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d3 ай бұрын

    ሓቂ ይስዕር!! አገንዒ ዋዕሮ ብርቲሽ ኣገንዕ ጀነራል ጆን መዲድ። ሕጅ እውን ጆን ንቕድሚት

  • @user-kd1co9cv2w
    @user-kd1co9cv2w3 ай бұрын

    ጀግና ጀገና አየ ዝወልደ አብዛ ሰደራቤት ርኢናያ ሰላም ጥዕና ነዛ ሰደራ

  • @habtomfesseha6089
    @habtomfesseha60893 ай бұрын

    መሕፈሪ እዮ አመራርሓ Tdf ንአመራርሓ ትግራይን ስም ንምጥፋእ ትግራይ ብዘይ መራሒ ንምትራፍ ዝግበር አብ ዓድን ወፃእን ተዋዲዱ ዝግበር ስም ናይ ምጥፋእ ናይ ፀላኢ ተልዕኮ እዮ ህዝቢ ትግራይ ደንበ ዝመስለኩም ወርደተኛታት ከም ሓሰማ ንከብዶም ዝነብሩ ጠላማት መግለፂ ዮ ተጋዳሊት ብርትካን ግን መራሕትና ነምርካብ ግዳይ ምዃንኪ ርዱእ እዮ አንቲ ጀግና ሓሳውን ስንቂን እናሓደረ ይፈኩስ እዮ እሞ ደስታ show ግን ነመስግን እግረኛ ዘውርዮ ፈረሰኛ አይምሉሶን ይባሃል እሞ ናይዞም ጠላማት ሓሰውቲ ተከታቲልካ ምፍሻል ቀፅልሉ ካብዚ ዝዓቢ ቃልሲ የለን

  • @ygyz5428
    @ygyz54283 ай бұрын

    አጆኺ እቱ ቆልዐ ከም ወለዱ ተጋዳላይ ከም ጀግና አቡኡ ጀነራል ከምዝኮኒ ብርግጠኝነት ልፈልጥ እንድየ። ህዝውን እላተጋደልኪ ጀግና።

  • @user-vl6ee8ee9y

    @user-vl6ee8ee9y

    3 ай бұрын

    አይወለድኩን እኮ ትብለካላ አይትሰምዕንዲካ

  • @TeumGher

    @TeumGher

    3 ай бұрын

    ፈለማ እቲ ዝተዛረበቶ ይሰማዕ

  • @chinaabrham6909
    @chinaabrham69093 ай бұрын

    ተጋርዋኒ ፈጣሪ ይቅረ ይበለና እምበር ጆን መዲድ ክንኾረዓሉን ክነኽብሮን እዩ ዝግባእ ሓደራኹም ዓጀው ጀው ንግደፎ

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj2 күн бұрын

    ተጋሩዋይ ❤️💛💊💊💊💊💊

  • @user-nc5wn3ou7z
    @user-nc5wn3ou7z3 ай бұрын

    ጅግና ሓፍትና በርትዒ እቲ ሓቂ ክንፈልጦ ስለዝገበርኪ ነመስግን።

  • @almaz.8056
    @almaz.80563 ай бұрын

    በጃኹም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ምስጢርኩም ምዝራብ ኣቋርጹ። ትግራይ ሕዚ እውን ሙሉእ ናፃ ኣይኮነትን።

  • @user-ez6pm4cg3q

    @user-ez6pm4cg3q

    3 ай бұрын

    ውላድካ ስለለይኮነት ድኻ?

  • @user-iz5ws3tz3t
    @user-iz5ws3tz3t3 ай бұрын

    ወለድና ብስራሕን ጅግንነትን እዬም ዝፍለጡ ናይ ሕጂ ዎሎዶ ግን ጠንካራታት ጅግንነቶም ዘመስከሩ እንተሃለው እኳ ዝተወሰኑ ተጋሩ ብለይብነት ፣ ሽም ምጥፋእ ይርከቡ

  • @beletu7041
    @beletu70413 ай бұрын

    ፅቡቅ ንሐሰውቲ ከምዙ ገርኩም ጥርሖም አውፅእዎም ግን ክንደይ ኢለካ ብዝኻ አለክምዎ አጋጣሚ እንተ ትቅፅሉሉ ፅበቅ ዩ ደስትሽ ዋእ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግኒት🙏❤💛

  • @user-pw2hl7qu6o
    @user-pw2hl7qu6o3 ай бұрын

    Bravo destishey ambesa

  • @hagostewolde8856
    @hagostewolde88563 ай бұрын

    ጅግና ጕል ጀግና ብጻየይ ጎይቶም በርትዒ

  • @arayaabai6989
    @arayaabai69893 ай бұрын

    ደስታ ሸው እቲ ተቅርቦ ፕሮግራም ብሓቂ መሳጢ እዩ።እቲ ዘለካ ቅንዕና መሲጡኑ ብዙሕ ደስ ዝብል አቀራርባ ህዝባዊን ሀገራዊን ኢኻ ቀፅለሉ።❤❤❤

  • @user-oc4tf1bo3o
    @user-oc4tf1bo3o3 ай бұрын

    ዋዕሮ ጂግና እምበይ ኽንደይ ተጋደልቲ ድየን ጠኒሰን ሕዚ ኣብ ጭንቂ ልግነያ ዝኔኤዋ የሕዋትና

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha70902 ай бұрын

    ጅግና ኢኪ ❤❤❤ 🎉 ፈቴኪ ኣለኩ ኩሉ ተዋሂብኪ አዩ ግን ሲንጊል እንተትኮኒ 😂😂😂

  • @aferakiros2257
    @aferakiros22573 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ ትክክለኛ ተጋዳሊት ሓቂ ምዝራብ ኩሉ ግዜ ካብ ሓቀኛ ተጋዳላይ ከም ዝወፅእ ሐዚ ካባኺ ተማሂርና

  • @goiteomgezaei9066
    @goiteomgezaei90663 ай бұрын

    ጅግና ፅብቕቲ ዋዕሮ ❤❤❤

  • @WeldemariamWeldehaweria-ks8rs
    @WeldemariamWeldehaweria-ks8rs3 ай бұрын

    ጀግና ዋዕሮ ብስልቲ ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልኪ ደስታ ሾው ውን ሓቂታትን ጀግንነትን ገድሊ ንምብርትታዕን ጀግንነት ንምብዛሕ ንትገብሮ ኣበርክቶ የቀኒየልና ፀላእቲ ዓይኖም ይፍሰስ

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo93073 ай бұрын

    ጅግና ዋኣሮ ካብ ኣብ ውገአ ኣብ ስላም ግዚይ ቃልሲ አቲይ ዝሃይል አዮ።

  • @terhashailu9285
    @terhashailu92853 ай бұрын

    ጀግና ጓልጀግና ይሕበነልኺ አነ።❤❤❤🎉

  • @rahmamami3581

    @rahmamami3581

    3 ай бұрын

    አዋይ ተአዲልኪ ታብጀግና ተወሊድኪ እድል የደላድል ተአዲልኪ

  • @bereket8727

    @bereket8727

    2 ай бұрын

    By is😊​@@rahmamami3581

  • @ConfusedCake-rl8rl
    @ConfusedCake-rl8rl3 ай бұрын

    ፅርቲ ደስ ትብል ቆልዓ😊❤❤

  • @solomongebrewahd264
    @solomongebrewahd2643 ай бұрын

    ተጋሩ ጅግንነት ዝብል ቃል ዘይገልፀኩም ዋዕሮ ኢኺ ማዓረይ

  • @user-kg6kd2ht1w
    @user-kg6kd2ht1w3 ай бұрын

    ፈጣሪ ምህረት የውርደሎም ህማቅ ንዝዛረቡ አንቲ ዋእሮ ግን ሀቂ ያሀብኪ

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom32423 ай бұрын

    Thank you for your service, dear Brtukan. May the Lord God bless you and your entire family. I want to advice you: it is not good idea to ignore for any wrongly accusations. If you don't response, people will believe the wrong accusation.

  • @abrahamdesta230
    @abrahamdesta2303 ай бұрын

    Thank you for your service and for being a true hero your service to our country you have defended our freedom Thank you

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe3143 ай бұрын

    ዋዕሮ ጵብቕቲ ጅግና You are Beautiful brillant hero Proud of you ❤🧡👍👍👍👍👍👍

  • @sisayt1041
    @sisayt10413 ай бұрын

    Beautiful❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_3 ай бұрын

    እዞም ሓሰውቲ ብልፅግና ከምኡ እውን ዝተወሰኑ ደገፍቲ ግምት ዝመስሉ መጣቖስቲ ተጋሩን ክሓፍሩ እዮም።

  • @user-qj4vh2uq8s
    @user-qj4vh2uq8s3 ай бұрын

    ነዊህ ዓላማ ዘለዋ ዋዕሮ ❤❤❤ደስ በሃሊት

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp3 ай бұрын

    ብፂት ብርትኳን ንግሉፅ ቅንዕናኽን ሓቅነትክን ብእግዚኣብሄር ተኸሓሲ። ዝሓሰብክዮም ዕማማት ብዕውት ዛዚምኪ ኣብቲ ትብህግዮ ሽቶ ክትበፅሒ ድማ ልዑል ፈጣሪ ይሓግዝኪ 👑✔👑

  • @user-dw5rh7yy6s
    @user-dw5rh7yy6s3 ай бұрын

    Shikre tdf

  • @hntsaaraya5649
    @hntsaaraya56493 ай бұрын

    Thank you so much🙏 🎉❤ waerona💪💪💪

  • @BerheHadush-zd1wk
    @BerheHadush-zd1wk3 ай бұрын

    ባንዳታት ኣፎም ኣትሒዝኽዮም ኣለኺ ጀግና ዋዕሮ

  • @siltanbelay1679
    @siltanbelay16793 ай бұрын

    ሐቀኛ ተጋዳሊት ንፍዕቲ ሐቂ ይሃብኪ ደስታ ሽው እውን በርትዕ

  • @atchessman4825
    @atchessman48253 ай бұрын

    Wow, Brtukan, you have grown so much. You were always sharp.❤️💛🙏

  • @user-oo4ri9wv3o
    @user-oo4ri9wv3o3 ай бұрын

    ኣንቲ ጅግና ፂሒፈ ኣይፈልጥን ነረዋ ክፅሕፍ አገዲድክኒ ብሓቅነትኪ ቀደማይ ጀ እንተዝኸውን ውን ጅግና ካብጅግና እዩ ዝወልድ ካልኣይ ድማ ብገንዘብ ዝተዓሰቡ ዕሱባት እቲ ጀግንነቱን ሓቅነቱን ዝሀስስ መሲሉዎም ሳልሳይ ጆን መን ምዃኑ ዘይተረደኦም ብቀሊሉ ሸብረኽ ዝብል ዝመሰሎም ናይ ኣታሓሳስባ ድኽነት ዝተሸከሙ ን ኣብዝባኖም ዝነብርንዮም ራብዓይ ካብዕስባትን ሊያቡን ወሊደናሎም እኳ ከይሓፈራ ምስ ሕብረተ ይነብረለዋ ስለዚ ባዓል ሓዳር ኣቦቆለዑን ኮይኑምበር እንተዝወልደልኪውን እንትትወልድሉ ውን ሓበን ምተሰመዐና ኔይሩዋ ንሓቅነትኪ ክብሪ ይግበኣኪ ዕውት ግዘ ይኹነልኪ እናበልኩ ብዕራይ ወለደ ንቃለስ

  • @almaz.8056
    @almaz.80563 ай бұрын

    Good job my hero . Be strong we have lots of enemies.remember we have a lot of ባንዳ Tigrayn also.

  • @user-ci5ro4fg4w
    @user-ci5ro4fg4w3 ай бұрын

    አቱም ተጋሩ ጉዳይ ትግራይኩም ዘይተወደአ ብዙሕ አለኹም ካብ ሀለውለው ውጹ

  • @user-zu9hk2sn3x
    @user-zu9hk2sn3x3 ай бұрын

    Go on bro you are brave, truth finder!

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack3 ай бұрын

    Meskin ahwatey aboy Niskutikum ewin i terefekumun, God be with my heroes and heroines Tegaru. jeganu.

  • @user-cx9go2qq9n
    @user-cx9go2qq9n2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-be5uq6mq8n
    @user-be5uq6mq8n2 ай бұрын

    አቱም ጀጋኑ ❤❤

  • @user-es9be4rc1y
    @user-es9be4rc1y3 ай бұрын

    ኾነ ኢሎም : ነዞም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ : ፊት ንፊት ተቃሊሶም ከሸንፉዎም ስለ ዘይከአሉ ! : ብበለካ ለኽዐካ : ሽሞም ናፀለሙ : ርእሶም ንኸድንኑ ዝአልምዎ ዘለዉ : ብናይ ሐሶም ፀለመ : ዘሸንፉ ስለ ዝመስሎም ይመስለኒ ። እዚ ድማ ከንቱ ፃዕሪ'ዩ። ካብቶም ናይቶም ታሪኻዊ ፀላእት ዘይኮነስ : ካብ ቶም አብ ሕቁፊ ህዝቢ ዘለው ቆራዲድ ባንዳታት ንጠንቀቅ ። አጀኹም አጆና።

  • @gashemengstu
    @gashemengstu3 ай бұрын

    ባህልን ጨዋነትን ተጋሩ ናብዚ ደረጃ ምብፅሑ ክንሓፍር ን ክንሓስበሉን ይግባእ።

  • @gideytekay390
    @gideytekay3903 ай бұрын

    ጅግና ሓፍትና ዕድመ እና ይሃብኪ ❤❤❤

  • @adisuagame7619
    @adisuagame76193 ай бұрын

    ዝሮ ዝሮ እንተወለደላ እንተኮነ እንታይእዩ ምፍቃር ዕድመ ኣይፈልን ጅግና ተዝወልድኪ ጅግና ይከውን እንታይ እዩ ኣጀንዳ ምፍጣር ። ኬፍ ኪ ግበሪ

  • @kevifkrr-pt9on
    @kevifkrr-pt9on3 ай бұрын

    ጀግና ጓልጀግና ይሕበንሎኺ አነ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp3 ай бұрын

    ሓቂ ይሃብኪ ጅግና ብፂት ፣

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari3 ай бұрын

    ጅግና ጓል ሓርበይና ዋዕሮ ጓል ኣምበሳ ንበርልና ክበርልና ንዂሉ ቅዱስ መስዋእትኺ ድማ የቐንየልና ዘሓፍየይ መዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤ ትግራይ ብኣኽን ከማኽን ዝበላ ዋዕሮታት ፀላእታ ስዒራ ነቶም ህዝባን መሬታን ዝደፈሩ ከዓ ትሕቲ መቓብር ደፊራቶም እያ እሞ ብኣኺ ክብሪ ይስምዓና።

  • @kdstiataklti-wz3yk
    @kdstiataklti-wz3yk3 ай бұрын

    ክፅብቅ ከ ቅጭን ❤

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qy3 ай бұрын

    ደስትሽ ፕሮግራምካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዘሎ ና ቀፅለሉ

  • @ZeluleYbeyn
    @ZeluleYbeyn3 ай бұрын

    ጀግናጓልአሉላእዲኺመንከሸንፋኪጀግና

  • @user-xh2kq7sp9i
    @user-xh2kq7sp9i3 ай бұрын

    ጅግና ዋዕሮ በርትዒ አጆኪ

  • @SALAMANSALMAN-gx4cw
    @SALAMANSALMAN-gx4cw3 ай бұрын

    ከምዚ ዝበለ መልሲ ደስ ባሃሊ❤❤❤❤

  • @EdyatTube-pm3vs
    @EdyatTube-pm3vs3 ай бұрын

    ደቂ ዓደይ ምዓረይ ሰብ ዶ የለይ...?? ሰብ እንተለንስ ሰብ ክምዘይብለይ ነዛ ገዛይ ንክትዓቢ ደምሩለይ ማ .... ከምልስ እየ

  • @amanielgebremikaelshire119
    @amanielgebremikaelshire1193 ай бұрын

    ጅግና ኢኪ ግን ኣሕዋተይ እዚ ምሽጥር እዩ ን ፀላእትና እቲ ብልሕኩም ኢኩም ትነግሩ ዘለኩም በዛኩም ክምዚ ነገር ተዘይ ዝረብ ይምረፅ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ዋዕሮ ብፂት

  • @user-dw5rh7yy6s
    @user-dw5rh7yy6s3 ай бұрын

    Cool

  • @frered3116
    @frered31163 ай бұрын

    Wow bless you our hero sister 🙏 ❤️ ❤❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm3 ай бұрын

    ደሰቲሸይ ሕቱ ኣተሒታትካ ፋሸክታካ ዋውው100%❤

  • @nigistibayna2016
    @nigistibayna20163 ай бұрын

    ይገርም ፀላእትና ዘግርም እዩ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22933 ай бұрын

    Beautiful Tigray Girl thank you for your service.

  • @friyatgmichael8891
    @friyatgmichael88913 ай бұрын

    ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ❤❤❤

  • @benyamasgdom4722
    @benyamasgdom47223 ай бұрын

    Burukan 🎉TDF WAERO

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe3143 ай бұрын

    Good bless you our hero Sweet ❤🧡👍👍👍👍👍👍

  • @user-dx5pq7ly4h
    @user-dx5pq7ly4h3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም ወፃኪ ብርቲሸ

  • @azmeratamene7068
    @azmeratamene70683 ай бұрын

    ጀግና ዋዒሮ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85533 ай бұрын

    ተንቤን ካብ ሓቂ ወይ ከ ፈተኽ ንዓዱን ማን ነቱን ዝስዋእ ጀግና ህዝቢ❤❤❤❤❤

  • @benyamasgdom4722

    @benyamasgdom4722

    3 ай бұрын

    Tenben? You must be bad Eritrean.or you are acting like looser Eritrean.

  • @MichaelHaftuAbrha
    @MichaelHaftuAbrha3 ай бұрын

    ሓቂ ኩሉሻዕ ሓቂ እዩ!

  • @kiflomgkidan4689
    @kiflomgkidan46893 ай бұрын

    ጎበዝ ዝሓውና ጀግና ቀፅለሉ

Келесі