ተማሪኩ ተቐቲሉ ዝተበሃለ መርዓዊ ፡ ፍቅሪን ገድልን ሙቁር ዶ? ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሻዕብያ ይድውለለይ ? 👉ተጋዳላይ ስዓረ 0992356992

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ተማሪኩ ተቀቲሉ ዝተበሃለ መርዓዊ ፡ ፍቅሪን ገድልን ሙቁር ዶ? ፡ ኣዛዚ ሰራዊት ሻዕብያ ይድውለለይ ? 👉ተጋዳላይ ስዓረ 0992356992
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 434

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet31144 ай бұрын

    የቀንየልና ደሰታ ሸውዓተ !! አዞም ተጋደልቲ አብራምን ሰራን ይኾነልኩም አሜን

  • @Bahgi_
    @Bahgi_4 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጀጋኑ። ኩሉ ነገርኩም ደስ ይብል። ትግራይ ማለት ንስኻትኩም ኢኹም። ሓዳርኩም ይባረኽ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ❤ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ትግራይ።

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    4 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @AbrahamGebrehewot

    @AbrahamGebrehewot

    4 ай бұрын

    🥰🥰💛❤️👌🏼

  • @AK-ow2ps
    @AK-ow2ps3 ай бұрын

    Love and respect 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion44424 ай бұрын

    ዕልልልልልልልል ኢንካዓ ደስ በለክም ናይ ህዝብ ትግራይ ጀጋኑና ኢክም ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖😍😍😍😍😍

  • @user-ny5lj6gm8r
    @user-ny5lj6gm8r4 ай бұрын

    ሓዳርካ ይባረክ ጀግና💊💪💘

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin60584 ай бұрын

    ❤❤❤ፊቅሪኹም ይባረኽ ❤ክልተ ጀጋኑ ከዋኽብቲ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @shewitgeremedhin6058

    @shewitgeremedhin6058

    4 ай бұрын

    @@GenetChannel-uo3rv እሽኒ ክብረተይ

  • @abagaalem2864
    @abagaalem28644 ай бұрын

    ሓድርኩም ይባርኽ ጀጋኑ 💙💙💙💙💙

  • @YoDaha
    @YoDaha3 ай бұрын

    ❤ ውላድኩም የሪአና ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ፁቡቃተይ

  • @imissmama3978
    @imissmama39784 ай бұрын

    ብሉጻት ኣዝዮም "ለባማት" ጀጋኑና እቲ ናይ ልብና ተዛሪቦምልና ሕጂ መርዓ ፍሰስ ተፋሰስ ዝግበሮ ኣይኮነን ከምኡ ከኣ ክንገብር ኣይንደልን ኢሎም። ዝገርም👌 ናይ ልብና ተዛሪቦምልና❤ ብጣዕሚ ይምስግነኩም👑👌💟 ክቡራተይ።

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @imissmama3978

    @imissmama3978

    4 ай бұрын

    እዚ ቐሊል!

  • @FitawGirmay
    @FitawGirmayАй бұрын

    ሓዳርኩም ይባረኽ ጀጋኑና❤❤🙏🙏

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish29 күн бұрын

    ሳዓረ ጅግና ሰላምን ፍቅርን ይምነየልካ ኣታ ጅግና ተሰታዉሰን ዶ ታአሰሪና ከለና ሰልክ ሓቢኤ ነይረ ኣጆኩም ክንብለካ ከለና ኣጆኩም ትብለና ነይሪካ ካብቶም ብመንነቶም ታአሰሮም ዝነበሪኩ እየ መከላከያ ዝነበሪኩ በዚይ አጋጣሚ እንተ አንብብካዮ ፃሓፈለይ

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare19064 ай бұрын

    ደስታ ግን ንምንታይ ትስሕቀሎም ፍሬኖ ሓዝ ❤❤ ሰኑይ ሰኑይ ዕዳጋ ኔሩ ይራኸቡ ፍቅሪ ዓድና ከምኡ ኤዩ ❤❤ክልተ ጀጋኑ 💞💞💞💞💞💞

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu18434 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክኩሙ ይባርክ ጀጋኑና እንካዓ ካብዚ ኩሉ መከራ ወፂኩሙ ናብዚ ኣብቀዐኩሙ ጀጋኑና ሰለ ኩሉ ነገር ክኣ ብጣዓሚ ኢና ነመሰግነኩሙ❤❤❤

  • @amanuelgebremesih2170
    @amanuelgebremesih21704 ай бұрын

    ጽቡቕ መደብ መጻኢ እዞም ጀጋኑ ይባረኽ ዘሕዝን ግን ሐደ ህዝቢ /ሐንቲ ስድራቤት ንሕድሕዳ ትጣፋእ ምህላዋ ኢዩ 😢

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @fgchffhfh9256

    @fgchffhfh9256

    3 ай бұрын

    መነ መን እዩ ሓደ ስድራኸ ሆ😡

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks4 ай бұрын

    Hadarkum ybarek jegnu ahwatey 💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo3 ай бұрын

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኩምልና ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @titinotitino2910
    @titinotitino29104 ай бұрын

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ጀጋኑና ምሉእ ሰላም የውርደልና አምላክ

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish29 күн бұрын

    ፍትሕ ንተፈናቀልቲ ትግራይ 😭😭😭😭😭

  • @user-lg1ij5zo6d
    @user-lg1ij5zo6d3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጀጋኑ ኩሉ ግዘ ትግራዋይ ጂግና እዩ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረኪ❤❤❤

  • @zelalemmihretaab2477
    @zelalemmihretaab24774 ай бұрын

    ከም ልበይን ሰዓረን ርሑስ ጋማን ዝተባረኸ ጉዕዞ ህይወት ይግበረልኩም፡

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet15114 ай бұрын

    እሰይ ተጋሩ ብዙ ተባዙ ምድርንም ሙሏት የጠፋውን ዘር ተኩልን

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish29 күн бұрын

    ወረሪቱ ሓይሊ ይዉፅኡ ካብ ትግራይ

  • @ShiwaGebre
    @ShiwaGebre4 ай бұрын

    ደሰታ እባክህ አንዲት ህፃን ልጅ ጀግና አባቷ ኮረኔል የነበረ የተሰዋ እሷ ደሞ በትግል አንድ አይኑዋን ያጣች ቤታቸው ሰለክላካ ወደ ሽሬ መውጫ ወፍጮ ቤት አጠገብ እሷን ልጅ ብታቀርብ ጥሩ ነው

  • @destadesta1432

    @destadesta1432

    4 ай бұрын

    ፅቡቅ በቲ ኣብቲ ምስሊ ዘሎ ስልኪ ኣድራሻኣ ቲርክስት ግበረለይ

  • @goiteomgezaei9066

    @goiteomgezaei9066

    3 ай бұрын

    ብ ትግርኛ ፃሓፍ።

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari4 ай бұрын

    ዋውው ብሉፃት ክቡራት ተጋደልቲ ኣሕዋትና እንቋዕ ነዚ ክብሪ እዚ ኣብቅዓኩም ጸገይትን ፈረትን ይግበርኩም ❤❤❤❤❤

  • @gualtigray6579
    @gualtigray65794 ай бұрын

    Thank you for your service our heroes and congratulations 🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💝💖💝💖💝💖💝💖💝💖

  • @user-is3xb8pi5c
    @user-is3xb8pi5c3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ኢኩም ሽኮራት ❤❤❤ ጀጋኑና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad22694 ай бұрын

    ዋዉ ጀጋኑና እንዃዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ

  • @DenemeDeneme-db8fi
    @DenemeDeneme-db8fi4 ай бұрын

    እንኳ ላቢዚ አቢቀኤኩም ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @jhonocbay693

    @jhonocbay693

    4 ай бұрын

    Unqo labzi abkotom 😂😂

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera92334 ай бұрын

    Des bahalo congrats yehwatey thanks for your service jeganuna ❤❤❤

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF4 ай бұрын

    ጀጋኑና እንኳዕ ደስ በለኩም ካብዚ ኹሉ ሓዊ ወፅኹም ኣብዚ ምብፃሓኩም🙏🙏 ጀጋኑና ሰላኹም ኢና እዚ ናይ ሰላም ሃወሃው ረኽብናዮ ዘለና❤️💛❤️🙏🙏

  • @marthabuluts3793
    @marthabuluts37933 ай бұрын

    Thank you for your service and congratulations 🎈🍾🎉🕊️💛❤️🥂🫶✅

  • @user-bf3zr3fj8k
    @user-bf3zr3fj8k3 ай бұрын

    ሓዳርኩም ይባረኽ ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g4 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍እንኩዕ ናብዚ ኣብፀሐኩም ጀጋኑና😍😍😍😍😍😍እስኪ ብኣኩም እካ ክንፅናዕናዕ ጀጋኑ TDFኣሕዋትና።ሓዳርኩም ይባረክ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meramera5211
    @meramera52114 ай бұрын

    እንዴ ልቤ እንቃዕ ደስበለኩም ክብሪ ንዓኩም 🙏

  • @mengegerami7124
    @mengegerami71243 ай бұрын

    ጀጋኑ Tdf thank you❤🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏

  • @mebryefshaye1110
    @mebryefshaye11104 ай бұрын

    ዕድመ ይሃብኩም ጀጋኑ ኩሉ ዝካኣለኩም ዝገበርኩም መንእሰያት ኢዩ ክትኮርዑ ድማ ይግበኤኩም❤❤❤❤

  • @amahatekue270
    @amahatekue2704 ай бұрын

    አበሳታት፡ጀጋኑ፡ደቂ፡ጀጋኑ፡እንኳዕ፡ነዚአብቀዔኩም፡ዘመንኩም፡ይባረክ።

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe46043 ай бұрын

    ኣንኳዕ ናብዚ ኣበቀዕኩም ጀጋኑና ፍሬትን ፀገይትን ኩኩን🙏🙏🙏

  • @binigmichael2117
    @binigmichael21172 ай бұрын

    Des zibil tarik jeganu and beautiful couples

  • @mebratgebre6573
    @mebratgebre65734 ай бұрын

    ዞም መላእኽቲ ትግራይ ህንደይ ድዮም ደስ ዝብሉ ❤❤❤

  • @user-mi1jm6ic3q
    @user-mi1jm6ic3q3 ай бұрын

    I Love my country my people ❤❤❤❤❤

  • @kkmm5988

    @kkmm5988

    3 ай бұрын

    Which country?

  • @selam801
    @selam8014 ай бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ጀጋኑ ኢኹም ፍቅርኹም ይብዛሕ❤😊

  • @jhonocbay693

    @jhonocbay693

    4 ай бұрын

    Ogame.bekulu mest germkum💊🇻🇳

  • @user-xj7lc2pj5q
    @user-xj7lc2pj5q3 ай бұрын

    እንቃዕ ደስ በለኩም ጀጋኑና ❤❤❤

  • @MulubrhanWoldemariam-oq8uy
    @MulubrhanWoldemariam-oq8uy4 ай бұрын

    ናይተ ጅግና

  • @user-fd6zs4lu7q
    @user-fd6zs4lu7q4 ай бұрын

    Tebareku jeganu❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85534 ай бұрын

    እሰይይይይይይ ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይ ኣደ ንዓኩም ወሊዳ ትምከን

  • @Sara-tk4ue
    @Sara-tk4ue4 ай бұрын

    ሓዳርኩም ይባረክ ጀጋኑ🙏🥰

  • @user-xj7lc2pj5q
    @user-xj7lc2pj5q3 ай бұрын

    ❤❤❤ ጀጋኑ

  • @medhin8187
    @medhin81873 ай бұрын

    ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈኩም ጀጋኑና ❤

  • @universityabraha8030
    @universityabraha80304 ай бұрын

    Thank you brother for showing us the Hero's . Bring them one by one My brother There are so many face TDF Heroes during the 2 yrs long war so we need them to be on show Thank you

  • @user-lv5rp4xf3h
    @user-lv5rp4xf3h3 ай бұрын

    ተናፈቅቲ ብፀተይ ጀጋኑ እካእ ብሂወት ተረፈኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ❤❤

  • @nejilabrhane4271
    @nejilabrhane42713 ай бұрын

    ❤❤God bless u b happy 4 ever❤❤❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m4 ай бұрын

    ዋው ሳዓረ ጀግና ❤️🕊 እንዃዕ ደስ በለኹም እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ።

  • @salamsalam1464
    @salamsalam14644 ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu4 ай бұрын

    Wow Jigen congratulation❤️‍🔥⛱️💊🌹🌷🌹🌹🌷

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile81744 ай бұрын

    Hadarkum yibarek!❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y4 ай бұрын

    ተመስገን እንዃዕ ተረፍኩምልና ሓዳርኩም ክባርኽ ፈጣሪ🎉❤❤

  • @hewanhailu9276
    @hewanhailu92763 ай бұрын

    Tebareku joganu ahewatey

  • @user-dv5lp5of2d
    @user-dv5lp5of2d3 ай бұрын

    ጀጋኑ ፍቅርኩም ይባረኽ 🙏🙏

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy3 ай бұрын

    አሰይ ፁቡቃተይ ጀጋኑ አንኳዓ ናብዙይ አበቀዐኩም ሓዳርኩም ይባረክ 🙏❤❤

  • @user-ys2bl9vn5s
    @user-ys2bl9vn5s3 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ጀጋኑና እንካዕ ደሰ በለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewitfirst1759
    @shewitfirst17593 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑ ብጣዕሚ ደሥ ትብሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-fn2do5vp4h
    @user-fn2do5vp4h4 ай бұрын

    ኣሰይ ዞም ናተይ ፅቡቃት ❤❤❤

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-fn2do5vp4h

    @user-fn2do5vp4h

    4 ай бұрын

    እሺ

  • @tsegabrhanhafte4449
    @tsegabrhanhafte44494 ай бұрын

    ጀጋኑና🙏🙏🙏

  • @samnatu3828
    @samnatu38284 ай бұрын

    Wow nice brothers I am proud of you live for Long

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y4 ай бұрын

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም ይባረክ ጀጋኑና 🙏❤💘💘

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay77123 ай бұрын

    ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ጀጋኑኣ ኣሕዋትና❤🙏

  • @Mama-nu7it
    @Mama-nu7it4 ай бұрын

    Congratulations Both 🎉 Rhuse Gama

  • @Hadush-xd4ug
    @Hadush-xd4ug4 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኩም

  • @user-fn2do5vp4h
    @user-fn2do5vp4h4 ай бұрын

    ጓል ሓፍቲ ጅግና እንቋዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos38214 ай бұрын

    ጽቡቓት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane20683 ай бұрын

    ሰብ ስረን ጀጋኑን አሕዋተይ ኩሉ ሓሊፉ አብዚ ምብቃዕኩም ደስ ይብል ልቦናኩምን ስለ እቲ ነባሪ ህዝቢ ዘሎ ወድዓዊ ሓቂ ስለዘረዳኩምና የቀንየልና

  • @mami4135
    @mami41354 ай бұрын

    ዘማና ሽኮር ስለ እቲ ፀገም ዛላምበሳ ምዝራብካ የቀንየልና

  • @jhonocbay693

    @jhonocbay693

    4 ай бұрын

    Game is Over memhdar Addis Abeba 🇪🇹 wiogen 💊🇻🇳

  • @user-gj2jd8zl8n
    @user-gj2jd8zl8n4 ай бұрын

    ደስ በሀልቲ።ሽኮር ዝኮነት ተባዕ ተጋዳሊት።

  • @user-nn9ob3qz1l
    @user-nn9ob3qz1l4 ай бұрын

    Thanks TdF❤❤❤❤❤

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j3 ай бұрын

    ኣሰይ ብርሃናት ገፆም ደስስ ክብሉ ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም ፅሩያተይ🙏❤💛

  • @user-if3eq9iq4s
    @user-if3eq9iq4s4 ай бұрын

    ሓዲርኩም ይባረክ ጀጋኑና🎉❤❤

  • @raheldeata8542
    @raheldeata85424 ай бұрын

    Beautiful couples, God bless you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uu3fj4zq4s
    @user-uu3fj4zq4s4 ай бұрын

    ዕድመ ይብኩም ጀጋኑ❤❤

  • @user-pu8nz1uq6u
    @user-pu8nz1uq6u4 ай бұрын

    Seare andegna melkam yetdar zemen yhunlachu❤

  • @mihretteklom54
    @mihretteklom544 ай бұрын

    ❤❤❤Seare hawey enkae hagosekum eta nay desye selka eye zzkra ms reakuwa nesnetka reye btsaemi nhazn nerna ankae abzi abtshakum haftkum ye Eritreawit

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di3 ай бұрын

    ❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባረክ

  • @user-ej6zp8qs6t
    @user-ej6zp8qs6t4 ай бұрын

    ለባማት ጀጋኑ ናይ አብርሃም ሳራን ይግበረልኩም

  • @abrehetlove6269
    @abrehetlove62694 ай бұрын

    እንኳዕ ደስ በለኩም ጀግናን ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰🎈🎈🎈🎉🎉🎉❤️❤️❤️

  • @zafuabraha1889
    @zafuabraha18894 ай бұрын

    Congratulations our heroes ❤🙏

  • @TGgf-vr1ly
    @TGgf-vr1ly4 ай бұрын

    እሰይይይ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበል ጀጋኑ ክልተ ኮዋክብት🙏🥰🥰🥰💊💊

  • @agnesmeskel1399
    @agnesmeskel13993 ай бұрын

    Wowww congratulations

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w4 ай бұрын

    ጀጋኑና ❤️❤️❤️🙏

  • @user-zs2uk2on4c
    @user-zs2uk2on4c4 ай бұрын

    ጀጋኑ ፍቕርኹም ይባረኽ። ኣብ ናይ ዛላምበሳ ምእታው ምውፃእ ግን ጥንቃቐ የድልዮ እዩ። መፍትሒ እስካዕ ዝርከብ ሪስክ ኣይትውሰዱ።

  • @tsfe4876
    @tsfe48764 ай бұрын

    ጀጋኑ🙏ዘክሉ ፀበባ ሓልፉ እንካዓ ናብዚ አብቃዓኩሙ ሽካራት❤❤❤

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti4 ай бұрын

    ጀጋኑዋይ ማዓረይ,ማዓዝያ ነጻ ትወጽኦ ዓድና❤😢❤❤

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh4 ай бұрын

    Mekseb Tigrayna congratulations ❤

  • @yeshem
    @yeshem4 ай бұрын

    እንኳእ ብሰላም አተኩም ጀጋኑና

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay73974 ай бұрын

    ጋዚጠኛ አብዘሕዝን ነገር አናነገሩካ አይትስሓቅ አሺ ብዝተረፈ ቀፅለሉ

  • @GenetChannel-uo3rv

    @GenetChannel-uo3rv

    4 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @mimtagrlis9555

    @mimtagrlis9555

    4 ай бұрын

    ዓፈና ስለዝኾነ ዩ ዝስሕቅ ደሎ

  • @bisrattsegay7397

    @bisrattsegay7397

    4 ай бұрын

    @@mimtagrlis9555 ናይ ምንታይ ዓፈና አዩ ንሳቶም ጀጋኑ ተቃለስቲ አዮም ንሃገሮም ንህዝቦም ብሓዊ ተፈትኖም, ንከምዝከማኩም ማንካ ድስት ግን አይምልከትን ዝገዛ አቱም ጨው አግሮም በሃማት

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r4 ай бұрын

    ጀጋኑዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤

  • @HdhdhdhdDbdhdhdhd
    @HdhdhdhdDbdhdhdhd3 ай бұрын

    ❤❤

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7eАй бұрын

    ❤❤❤

  • @HdhdhdhdDbdhdhdhd
    @HdhdhdhdDbdhdhdhd23 күн бұрын

  • @sisaykidane1154
    @sisaykidane11543 ай бұрын

    good job

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi4684 ай бұрын

    ዝገረም ዕላል አዩ አምላኽ አባሪኩም ብሕቂ አዚ 2+ህዝቢ አዚ ኳይኑ ዕድልና

Келесі